ዕላል ምስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓላ መርማርን እሱርን ዝነበሩ ኣሕዋትና ሻድሻይ ክፋል // Part 6

  Рет қаралды 6,801

 TSA Media ጽላል ዓደቦ

TSA Media ጽላል ዓደቦ

Күн бұрын

Пікірлер: 60
@M-vr7zo
@M-vr7zo 10 ай бұрын
መንግስ ናይ ብሓቂ ብሱል ሰብ ኢኻ።ኣፍልጦኻ ደረት የብሉን።ከምዚ ኸማኻ ዓይነት ሰባት ኣብዚ መርሒነት ኽመጹ ጊዚኡ እዩ ነብሲ ስድራኻን ደቅኻን፡ከይወጻዕካ።
@Freeworld-k8r
@Freeworld-k8r 10 ай бұрын
Bhaqi
@tecleabraham5322
@tecleabraham5322 10 ай бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይምነይልኹም ኩቡራት ይሕዋት❤❤❤❤
@Ae91scd
@Ae91scd 10 ай бұрын
መንግስ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ! ከምናትካ አተሓሳስባን ልቦናን ዘለዎም ይብዙሑልና።
@fesahamuhur2500
@fesahamuhur2500 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ብሱል ሰብ ዝገርም እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !!!
@rimonrae1048
@rimonrae1048 10 ай бұрын
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ እዚ ቃንዛ ቃንዛና ዩ ኣብ ውሽጥና ክንደይ ዓቕርና ንኸይድ ኣለና ከምዚ ገርኩም ምግላጽኩም ከምተፈወስኩም ሕሰብዎ
@petrosdesta2102
@petrosdesta2102 10 ай бұрын
ና ሓቂ መሳጢ ኣቀራርባ ተክለ &መንግስ ንፉዓት ❤
@mekonenhaile5551
@mekonenhaile5551 10 ай бұрын
ተክለ ሐወይ በጃካ አብ መጽሐፋ ቀይሮ ናይክሊተኩም ጌርካ
@tekletewelde805
@tekletewelde805 10 ай бұрын
Selam selam mekonen I will try my best
@tirhashagos6666
@tirhashagos6666 10 ай бұрын
Well said brother Mengsteab God bless you with your family
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 10 ай бұрын
ገበነኛታት ብሂወት ደቂ ህዝቢ ዝሕተቱ ህዝቢ ክፈልጦም ይግባእ ክጋለጹ ዝሓሸ ይመስለኒ ይንዋሕ ይሕጸር ናይ ኢዶም ክረኽቡ እዮም ብግቡእ ይሰነድ።
@solomonliza
@solomonliza 10 ай бұрын
በርትዑ ይበርበር እቲ ታሪኽ 🙏💙🌿
@SolomonMeles-o2e
@SolomonMeles-o2e 10 ай бұрын
ተበዓት ታሪክ ሰነድቲ ኣጆኹም
@M-i8e
@M-i8e 10 ай бұрын
Enqae dehan mexakum ab mdkasey koyne ye zsema xbuq Medes💙💙💙💙💙💙💙💙🥰
@yklmno5617
@yklmno5617 10 ай бұрын
ከማኹም ሐቀኛታት እዬም ዘድሉና ክቡራት የሕዋትና ደቂ መለይ አጆኹም 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
@MinabTzagai
@MinabTzagai 10 ай бұрын
ሰላም መንግስ ነቲ ሕሱምን ዘጉህይን ታሪኽ ብጽፉፍ ቛንቋ ትግርኛ ተጠቒምካ ስለ ዝገለጽካልና ብዙሕ የመስግነካ።
@habteberhe4765
@habteberhe4765 10 ай бұрын
Mengs nice to see you after long time I have followed your interview wish you all the best I admire you I was the first person who meet you in Addis You are the voice of the voice less Well done Abba Habtemariam
@tesfamariamkelati
@tesfamariamkelati 10 ай бұрын
ሰላም ሰላም ኣሕዋት መንግስ ከምኡ እውን ተኽለ፡ ብመጀመርያ እንቃዕ ካብቲ ሽግርን ጸበባን ናይቲ ኣጽናቲ ስርዓት ብሰላም ወጺኹም ሽግርኩም ከተዘንትውሉ በቓዕኹም።ቀጺለ ኣነ ካብቶም ን ተኽለ ክመጽእ ከሎ ን ዓላን ከምኡ እውን ን ዓዲኻላ ኪከይድ ከሎ ኣብ ዓላ ዝነበርኩ ናይቲ ሽዑ እዋን እሱር እየ፡ ን መንግስ ኮ ክዝክሮ ኣይከኣልኩን፡ እዚ ናይ ተኽለ ዛንታ ግን እቲ ን ን@ይ ዓላ ቤት ማእሰርቲ ዝምልከት ዝበሎ ቅንጣብ ጎዶሎ ዘይብሉ ሓቀኛ ፍጻሜ ምኻኑ ክምስኪር ደስ ይብለኒ፡ ናይ ተኽለን መንግስን ናይ ምስናድ ብቕዓቶም ከኣ ብጣዕሚ የድቐኩምን የመስግነኩን። ነዚ ፍጻሚ ብግቡእ በቲ ዝነበረ ዝወረደኩም ጸቕጢ ከይተሰነፍኩም ንዕኡ በዲህኩም ነዚ ጨካን ስርዓት ኣብ ምቅላዕ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ትገብሩ ስለ ዘለኹም ብጣዕሚ ክትምስገኑ ይግበኣኩም። እሞ ሓው ተኽለ ካብቶም ብዙሕ ግዜ ኣብ ኣእምሮይ እንዳተመላለካ በቲ ተዕልሎ ዘለኻ ብዘይ በደል ናብ ዓዲ ኻላ ምስ ከድኩም ካብ ዓላ ፍርድኹም ነዊሕ ምኻኑ ብምግማት ብጣሚ ተበዲሉ እንዳበልኩ ትመላለሰኒ ዝነበርካ ሰብ ኢኻ እሞ ሎሚ ካብቲ ገሃነም ወጺኻ ዝሓለፍካዮ ከተዘንቱ ምብቃዕካ ደስ ኢሉኒ ብጣዕሚ፡ እታ ናይ ዓሊ ኣዋትና ዝሃደሙላ ምሸት ንጽባሒታ ፡ኣነ ንተኽለ እንታይ ኮይንካ ዘይሃደምካ ምስኦም ኢለ ሓቲተዮስ፡ 1፡ መጀመርታ ኣይፈለትኩን ኢሉኒ ሓቁ እዩ ሓድሽ እዩ ኒሩ። 2፡ ካልእይ ከእ ብምቕጥቃጥ ተዳኹሙ ምንባሩ ኣዕሊሉኒ.። ሓው መንግስ ግን ክዝክረካ ኣይከኣልኩን ምናልባት ኣብ 2007 \1 ንደሓር እንድሕር ኮይንካ መጺኻ ኣነ ብድሕሪት ምስቶም ኣብላት ኔርና 2 ሰባት ኣብኡ ኔረ ክዝክረካ ኣይከኣልኩን። ብዝኾነ ብጣዕሚ ጽቡቕን በቲ ሓደ ከኣ ብ ፍላይ እዚ ናይ ኣሕዋትና ህዝቢ ኩናማ ብጣዕሚ ዝሕዝን ጥራይ ዘይኮነስ ዘስደሚም ፍጻሜ ዕርቃኑ ኣውጺኩሞ ነዚ ጨካን ስርዓት፡ ብጣዕሚ የመስግነኩም። ኣብ መወዳእታ ሓው ተኽለ ክረኽበካ ምደለኹ ኣድራሻኻ ኣበይ ክረኪብ ይኽእል፡ ኣነ ኣብ ነርወይ ይነብር።
@tediwelehlase5391
@tediwelehlase5391 10 ай бұрын
ሰብ እንደግርና ከየጋግዩ ኣስማቶም ኣብዚ መድያ እንተዝግለጹ ስቡቕ እዩ። ኩሉ ስርብ ክጥንቀቐሎም
@godlovesme4015
@godlovesme4015 10 ай бұрын
ን6 ክፋላት ብዘሕዝንን ልቢ ጠልጠል ብዘብል መንፈስ ተኸታቲለዮ። ሓው መንግስ ምሉእ ጥዕናን ምሕረትን እምነየልካ። ተኽለ ተወልደ እንቋዕ ብሰላም ካብ ገሃነም መዳጎኒ ህግደፍ ብሰላም ወጻእካ። ፍቓደኛታት እንተዀይንኩም ቁጽሪ ተሌፎንኩም ወይ ከኣ ኢ መይል ኣድረስኩም ክትጽሕፉለይ ብትሕትና እሓተኩም።
@Ambes358
@Ambes358 10 ай бұрын
Btami xibuk medeb akile gena gin kifalat gerkum kitqxilwo ymhxenekum haw mengis ka mului mihret ygberelka btami busul seb buzuh seb alo zixbe kitqixlwo tesfa ygebr thanks!
@BETESEB1972
@BETESEB1972 10 ай бұрын
ሰላም መንግስ ወዲ ኣሃዶይ ነበር ንስካ ተበዲልካ እንበር ኣይበደልካን ፣ ሓቂ መራር እያ ንሕና ኤርትራውያን ዝጭፍጭፈና ኢና ንፈቱ ብዙሕ ይቅሬታ ኣይትበል ከም ከብዲ ኢድና ኢና ንፈልጠካ በቃ
@zewdigeb7067
@zewdigeb7067 10 ай бұрын
ሰላም የሐዋት ልብኻ ዝትንክፍ ዘረባ ኢዩ እቲ ብጽቡቅ ምረድዳኣ ንሕዝቢ መረዳእታ ኢዩ
@fkreykahsay5665
@fkreykahsay5665 10 ай бұрын
Aremtn taaremtn Kburat deqi ziega ekum naybhaqi. ❤🙏👏✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️ kbur haw Mengs Tenaka ymleselelka Luoul fetari 🏝🏝. Noakum hmaq zxhfelkum entehalyu eti zhameqe seb tray eu kkewn zelewo.
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 10 ай бұрын
Ajokum zemdekiy amlak yehgzkum xeboki tareki eye ajokum ajona zemdekiy awete newxe eye ajokum zemdekiy 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
@Freeworld-k8r
@Freeworld-k8r 10 ай бұрын
Bravo mengs hawna and kulukum bhafesha ❤❤❤
@fretatesfay343
@fretatesfay343 10 ай бұрын
ሰላም የሕዋት መጀመሪያ ንህና በርጌድ ንሀመዱ ስልጣን ንደሊ አኩናን ናበይ ናበይ ነው ነጀው ትብሉ ንህና ናይ አክሽን ኢና OK አብ ሀገር ክመጽእ አለዉ ኢልኩም ግርም ኩሙኡ ወይ ከይንቃወሙ ፋሕ ፋሕ አቢልና ንህና አብ ድጣዐመና ንህግደፍ ትንፋስ አንህቡን ኢና ንባዕልና ፈረጢጥና መጺና ንህዝብና አደራዕ ክንህቡ ጽቡቅ አኩነን ንቀጽል ጥራይ አትዐናቅፎና ሰላም ንዕኩም ❤
@hagosangosom6523
@hagosangosom6523 10 ай бұрын
ሰላም ኣሕዋት ኣብ መጨረሻ ኣብዛ ተክለ ሓውና ዝበላ'ሲ ኣነ 1199 ኣብ ትራክቢ ወርሒ ተኣስተ ነረ ፡ብዝኮ ኣብ ስዊዝ ዝስራሕ ገዛ ኣንደአ ዘይቡሉ የለን ፡ነቲ ኣንበር ክርኢ ኮሎኩ ኩሉ ጌዝየ ብሓሳበይ ናብ ትርክቢ ይምለስ ስለዚ ቀሊል በሰላ ኣይኮን ዘለዋ ክብል ዝለዝሰለኩ ንማለት እየ።
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 9 күн бұрын
መንግስቲን ተኽለን እንቋዕ ልዑል ኣምላኽ መዋጽኦ ሃቀኩም:: ጥዕናን ዕድመን ረኺብኩም ቁስልኹም ሓውዩ ድማ ንቡር መነባብሮ ከተስተማቕሩ እምነየልኩም! ኣበዚ መጺእኩም ተመክሮኹም ንህዝብኹም ምክፋልኩም አመስግነኩም::
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 10 ай бұрын
Ahe Ahe Ahe zemdekiy amlak yehgzkum feteh eye ajokum
@soraenatie4116
@soraenatie4116 10 ай бұрын
💙Kburat Aklilun Mengesen Teklen Ezy Nebahlu Teraby koynu bebkurub kabty kulu hesem-xor kem fulho zesakeyekum hara ketkonu nhakum teray zeykone nmlue hezby Eritra eyu ztekem kexlewo💙
@tecleabraham5322
@tecleabraham5322 10 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@binites7284
@binites7284 10 ай бұрын
Betami eyu zehzen natna neger mengs hawey melu tena yemnylka agka kuber hawna
@andukflay9134
@andukflay9134 10 ай бұрын
እዚ እሱርቤት ትብልዎዘለኩም ናይ ዓላ እንዳ 17 ዲዩስ ዋላ ኡሱርቤት ታሕቲ ዓላ ምክንያቱ ኣብ እንዳ 17 ዝጠፉኡ ሰባት ስለዘለኒ እሞካኣ ኣብኡ እንተነርኩም ብዛዕባ ሓደሰብ ማሓተትኩ
@fesahamuhur2500
@fesahamuhur2500 10 ай бұрын
ይቅረ ዘድልየካ ኣይኮነን ክቡር ሓው
@tamesweden123
@tamesweden123 10 ай бұрын
🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💙💙
@M-vr7zo
@M-vr7zo 10 ай бұрын
ካብዚ ዝኽፍእ ኣይምጻእ እናበልካ ስቕ ኢልካ ክትጸንት ስለዝደልዩኻ እዩም።ባርያ ዘይኮንካ ኸሞኦም እንዳትደሰቑ ዝስዕስዑ።
@mebrahtutsegay986
@mebrahtutsegay986 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 9 күн бұрын
ፍረወይኒ ገብረጻድቕ ሓፍቲ ካብ 1992 ዓ/ም ኣትሒዙ ናይ ፖለቲካ እሱር እሞ ብዛዕባ ኩነታቱ ህግደፍ ሓበሬታ ዘይሃበ ተኽለብርሃን ገብረጻድቕ (ወዲ ባሻይ) እየ:: ድሕሪ ብዙሕ ምፍታንን ፋሕ ብትንን: ምስጓግን ሎሚ ምስ ዓዲ የእቱዩ: ሃገራዊ ውድብ እዪ ኢለ ዝኣመንኩሉ ሓያሎ ውድባት ብምሕባር ዝቖመ ውድብ "ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን" ኮይነ ብዓቕመይ ይቃለስ ኣለኹ:: ንገለ ዓመታት ብምሉእ ዕግበት ምስ እዚ ውድብ እዚ እነጥፍ ኣለኹ::
@Titi-t4j
@Titi-t4j 10 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 9 күн бұрын
ኣኽሊሉ ዮሴፍ እውን የቐንየልና::
@MinabTzagai
@MinabTzagai 10 ай бұрын
ሰላም ንኩሉኹም ነጻ ወድ ሰብ ከምኡ እውን ተማሂረ እየ ዝብል ሰብ ብመሰረቱ ብልሳን እንኡ ምስ ዝዛረብ እዩ ነጻ ምኳኑ የመስክር።ሃገራትን ህዝቢ ኣፍሪቓ ቛንቁኡ ኣጥፊኡ ቛንቋ ገዛእቱ ፡ ጎይቶቱ እንግሊዝ ፈረንሳ ፓርትጊዝ ወዘተ ይጥቀምን ይዛረብን። ስለምንታይ ድኣ ንስኻትኩም ጉራማይለ ቛንቋ እንግሊዝ እንዳ ኣዘውተርኩም ትዛረቡ ፤ንህዝብኹም ዶ ኣይኮንኩምን ትዛረቡ ዘለኹም፥
@GidayBrhane
@GidayBrhane 10 ай бұрын
ኣብ ጸጸር ዝግበር ዝነበረ ኣፍልጦ ተለካክ ንመንግስ እያ እዛሕቶ ሰሰናዩ
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 10 ай бұрын
Ane ewene tefetina nere Amlak awexeni Eritreaw abe sheger eye zelo gene ajokum ajona zemdekiy
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc 10 ай бұрын
ብመጀመርያ ሰላም ክብለኩም ይፈቱ ኣብዚ ማሕበራዊ መድያ ዘወር እናበልኩየ ኣጋጣሚ ረኺበያ።ካብ ኣርእስቲ ጀሚረ መርማራይን እሱርን ዝነበረ ዝምድናን ቅርሕንትን ከመይ ይመስል ካብ መጀመርያ ክፋል ክሳብ ናይ ሎሚ ሻዱሻይ ክፋል ብጽሞና ተኻታቲለዮ ነቲ ብዕላልን ዛንታን ኣብ ገሊኡ ብዓይነይ ዝሪኦ ዝነበረኩ ካብ ኣዘንተዉቲ ናይዚ ታሪኽ ክትሰምዖ ከለኻ ኣዚኻ ትሓዝን።ተኽለ ብዘይ ዋዓሎን ብዘይ ገበሮን ንብዙሕ ዓመታት ብዙሕ ሰቃይ የሕሊፉ መንግስ ዉን ናይ ግበር ኣይትግበር ኮይኑዎ ብሰንኪ ፍትሓዉነቱን ንእሱራት ብዝገብሮ ዝነበረ ርህራሀን ኣብ ሰበይቱን ደቁን ነብሱን ክሳብ ናይ ጥዕና ጸገምን ብዝወረዶ ኣስካሓሕካሒ ግፍዕታት አዚዩ የሕዝነካ።ንመንግስ ሓንቲ ሕቶ ክሓቶ መደለኹ ኣብቲ ኡስርቤት ዝነበሩ ሓለፍትን እሱራት ኣብዝሃድሙሉ ግዜ ብተመልከተለይ ንዝቀተለዉምን ዝኣቁሰልዉሞን ዝሓተም ኣካል ኣሎዶ?
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 10 ай бұрын
ሓው መንግስ እተቕርቦ ፡ብሉኡም ኣገላልጻኻ ነመስግን፡እቶም ካብ እስራኤል ኣትዮም መሳርሒ ናይቲ ዓማጺ ኮይኖም ብስውር ዝሰርሑ ዝነበሩ ፡ገመድ ሑዞም ነቲ ቃልሲ ዝጎቱ ዝነበሩ፡ኣብዚ እዋን ብግሉጽ ኣብቲ መሳርዕ ባርነት ተሰሊፎም ዘለው ፡ኩሉ ክፈልጦም እንተዝጥቀሱ ጽቡ ነይሮም
@BINGO-u9c
@BINGO-u9c 10 ай бұрын
Bikedamnet nikulatkum yemesgi teketalikum eye bizikone abita menigis zibela yisasiu gidefiwom zibela bizey aflto nay birged nihamedu zitezareba zereba eye bilki kemey si eziom berau key sisiu ayi koninan birged nihamedu tewedibi abiu zigebro nay gosgas nay kinat neti melaki nay genzeb hagez bitewesaki alem eko tizeb eya bizikone zigeremeni tekile win ayestewalelan akile win terdetika ayi mesilenin bizikone akile birged nihamedu key sisiu diu zikawem abi 7 kifal meliselna yekeniyeley eta abi 30:00 zibela gin des aybeletini Kem birged nihamedu 1 key belka 2 aybehalin 10q
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 10 ай бұрын
ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ እጃምኩም ትዋጽኡ ዶ? ወላስ ነቐፍቲ ጥራይ ኢኹም። ኣባህላይ ኣብቲ ቃልሲ ተጸንቢርኩም ካኣ እቲ ዝመስለኩም ጃሳብ ሂብኩም ክትረዳድኡ እዩ
@tekleteare3363
@tekleteare3363 10 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏💪🩵🩵🩵
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 9 күн бұрын
ኣባል ናይቲ ነጉባኤ ዘእተወ ኮምሽን እየ ኔረ:: ከምቲ ዝርኣኻዮ ነቲ ውድባት ዝመርሑን ኣባላቶምን ነቲ ኮምሽን ጸብጻቡ ምቕራብ ከሊኦሞ: ዉሕ ዝብሉ ዕስለታት ሰሪሖም ጸኒሖም ዲሂሎሙናን ሃዲዶሙናን:: ኣይኮነንዶ ንብትግሃትን ብተወፋይነትን ዝክእሎም ሰሪሖም ክንድዚ ዝኣክል ህዝቢ ብዓቕሚ ህዝቢ ጉባኤ ዘእተዉ ሰባት ዋላ ንሓደ ሰሪቑን ዓሚጹን ዝመጸ ሰብ እውን ብኣገባብን ብንወድሰብ ዝግባእ ኣተሓሕዝን ኢኻ ትሕዞ:: እቲ ዝያዳ ዘጉሂ ድሕሪኡ ከምቲ ትፈልጥዎ ዳርጋ ነፍሲ ወከፍ ውድብ ሓደ ግዜ ጥራሕ ዘይኮነ ክልተ ሰለስተ ግዜ ተገማሚዑ::
@AmanuelMarkus
@AmanuelMarkus 10 ай бұрын
Behki manges arkay
@abrahamisak7011
@abrahamisak7011 10 ай бұрын
ስለትገብሮ ግሉጽነት ሓው መንግስ ነመስግነካ ቐጺለ ክሓተካ ደልየ ዘለኩ ወያኔ ኣብ ልዕሊ ደንበ ተቓውሞ ኤርትራ ዓቢ በደልን ዓንቐጽትን ከምዝነበሩ ይዝረብ' ዩ ኣብ ሞንጎኩም ኣትዮም ኣጀንዳኩም ይዕዘብዎን ይርኢዎ ሰጋብ ወኪሎም ኣብ መእከልኩም ይሳትፍ ከምዝነብውረ ብወገንካ ከመይ ትገልጾም
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 10 ай бұрын
Slezy berged n'hamedo eznukum degeyfow yesmakum alow " yeblekum alow awedadobakum amarareyou aleyet; awraja ; haymanot n'deyhreyt gedeyfkum nay habar hade gebel slezelena nabow neknei aseibo wun ezy bedengola mecheyfchaf wolakoudaa degefty youkunu ember n'kemakha ab dege tesedeydo nezneber woxei fegeyekha zemxow lewty yelen ety xelaey ab Asmara eyou zelow yeblekum alow.
@amanuelmulugeta4475
@amanuelmulugeta4475 10 ай бұрын
Ezom deki kunama beal michiale zbehal msay tealimom bzuhat nerom Ab kurmunae smom resiayom ember michiale gna newih xeguru tekle tzkro tekonka
@amanuelmulugeta4475
@amanuelmulugeta4475 10 ай бұрын
Ab 2010 Ab kurmunae bzuhat eyom nerom kab adiQala esrubet eyom mexiomna tekle
@AdayHiwet
@AdayHiwet 10 ай бұрын
ብዓል መለስ ንመንግስቲ ኤርትራ ክቕይሩ ኣይደልዩን እዩም ዋላ ኹሎም ህውሓት፡፡ ትግረዎት ናት ኤርትራ ዝግድሶም ኣይኮነን፡ እንተዝኸውን ኔሩ ነቶም ኩሎም ስደተኛታት ኣብ መዓስከር ዶኪኖም ናይ እቶት ምንጪ ካብ UN እዩ ነይሩ። እንተ በርጌድ ንሓመዱ ምስተጋሩ ሓዋዊስካ መቶም ትማሊ ትግራይ ትዕወት እንዳበሉ ስጋብ ዝሳዓሩ ህዝቢ ዘጽምሙ ዝነበሩ ኾንካ ምስራሕ ተቓባልነት የብልዎ ምን።ከምዚ ስለዝኾነ ከኣ እቲ ህዝቢ ናብ ህግደፍ ተመሊሱ። ዝኾነ ውድብ ምስ ተጋሩ ዝስራሕ ኤርትራውያን ክጥንቀቁ ኣለዎም።
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 10 ай бұрын
Dembe enkelil nesekum fethi ketemxeu .berged dongola resi .ab kalsi kelekum mes beretkum zeyfetahkum beret asegiekum mesikum ab wesai fethi ketemxeu.abey kedka fethi ketemesie .zeyteamekumo wudeb alo diyu.kedey amet shekolel.gelia begenzeb gelia beawuraja.junta degifkum hager keteshetewa.helmi nay beles haki fetewu.mes junta konka fethi kerekeb Game over
@M-vr7zo
@M-vr7zo 10 ай бұрын
ሕቶይ ንመንግስ እዛ ኢሰያስ ዝደርበያ ቑዋም እዘን፡ደንበ ተቃዉሞ ተዝጥቀማላስ ዓዲ መእተወትና ዶ።ምኽንያቱ 1 ህዝቢ ኤርትራ ተካቲዑላን ሃገራዊ ባይቶ ዉን ኣጽዲቑዋ እዩ። 2 ኣብዚ ጊዚየ እዚ ካብኣ ዝበልጽ ሕጊ ስለዘየለ እንደገና ኣብደገ ዉን ብዉዋም ዝምእዘዝ መንግስቲ ክትተክል ስለዝኽእል 3 ስጋብ ቀዋሚ፡መንግስቲ ዝመጽእ ጊዚያዊ፡መሰጋገሪ ኮይና መገልገለት ካብ ዘየድሊ ደም ምፍሳስ ዉን መድሓነት። ምልስኻ ብኣኽብሮት ይጽበ።
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 10 ай бұрын
😢😢😢😢😢
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 139 М.
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН