KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ሻዱሻይ ክፋል || PART 6
23:18
✴️➛ጀነራል ምግበይ ሃይለ ፣ ኤርትራዊ ኣቦ ኣብ ኣብ መንገዲ ባቡር ____03.12.2024
What type of pedestrian are you?😄 #tiktok #elsarca
00:28
Noodles Eating Challenge, So Magical! So Much Fun#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:33
BD556+ Smoke Silencer.Who needs this for Christmas? #toys #gelblasters #gelblasterguns #airsoft
00:37
Чистка воды совком от денег
00:32
ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ሓሙሻይ ክፋል || PART 5
Рет қаралды 34,927
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 57 М.
Hordata Media
Күн бұрын
Пікірлер: 162
@teklia3701
10 ай бұрын
እዚ ተጋዳይ ክጥዕም ዕላሉ😍😍🇪🇷
@tsehayetekeste6753
10 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ሓርበኛታት ፍቅርን ሰ ንህዝብናን ሃገርናን ዘልኣለማዊ ንሰማእታትና
@Matiastsegay8910
10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ ጅግና አቦና ብዙሕ ፍልጠትን ልቦናን ጅግንነትን ዝተዓደለ።
@luulwoldemariam5740
10 ай бұрын
Thank you G. Abrahaley for good to share your story. And please continue like this for our hero's story.❤
@zemichalkahsay5970
10 ай бұрын
ጅግና ክቡር ብሪጋደር ጀነራል ኣብራሃለ ክፍለ፡ ምቅሉል ኣታራርኻ። ዕድመ ይሃብካ፡ ኣይትደንጉዩና፡ እቲ ክፋላት ኣስዕብ ኣስዕብ ኣቡሉልና።
@weldenegodguad4974
8 ай бұрын
ኣብ ምንታዩ እዩ ሙቑሉል ትብሎ ደለኻ ኣታ ጭራ ፍጥረት
@eritrea700
7 ай бұрын
@@weldenegodguad4974 ብታሪክ ኣርካናት ኣቦታትና እንሕበን እንኮርዕ ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ኣሰሮም ሲዒብና ሕድሮ ተሰኪምና ሃገር ተከላኪልና ኣማዕቢልና ናብ ወለዶታት ነመሓላልፍ ደቆም ኣለና ስለዚ መን ኢካ ብዘየገድስ ቡዙሕ ጸላዕላዕ ኣይበልካ። ወትሩ ሃገረይ✊🏾🇪🇷
@weldenegodguad4974
7 ай бұрын
@@eritrea700 ጨለ ዘረባ እዩ ናይ እማን እንታይ ድኣ ኾንካ ተሰዲድካ ወደይ??? ደቆም ወረስቶም በለ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@frewengelmesfn1637
7 ай бұрын
@@weldenegodguad4974yhalm eyu zelo nay zereba tray eyu.hzbi eritrea kab hji nlaeli zkefie hiwet yeblun
@amanuelgebre2285
8 ай бұрын
ኣናታ መንጌ በጃኻ ንኪሉም ተጋደልቲ ኣምጻኣዮም ታሪኽና ክንፈልጥ ከይሓለፉ ሒዘሞ ከይቅበሩ።❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅👑👑👑💪💪
@dawitmebrahtom3680
10 ай бұрын
ሰሚዕካ ዘይምኖት ኣዝዩ መሳጢ ታሪኽ ክቡር ብርጌደር ጀነራል ኣብርሃለ ክፍለ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ብዙሕ ብዛንታ ዝፈልጦ ዝነበርኩ፡ ፍጻመታት ሓቅነቱ ኣረጋጊጹለይ።
@akilehab377
10 ай бұрын
Eritrean struggle, history 1-0-1. Glory to our beloved martyrs. We follow their footsteps till our last breath.
@Asmerinoo
10 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቤላ ታሪክ ግን ትሓጽረና ኣላ nd ንህንጠያ ኣለና ትድንጉየና ኣላ ❤❤❤ጥዕና ይሃብኩም
@ከሙኡዩዘሎትወረ
10 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጀነራል ወዲ ክፍለ❤❤❤❤
@Ama-pq3tx
10 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ኣገዳሲ ታሪኽ ቀጽልዎ ግን ግዜ ንውሕ ዘትብል ብውሑዱ ናይ ሓደ ሰዓት 🏆🏆🏆🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@petroszekarias7045
10 ай бұрын
Thank you general Abrahaley for willing to share your story openly,,,how others will do
@mickaelmoi4393
10 ай бұрын
ጅግና አቦና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይኀብካ
@asmaratimes3140
10 ай бұрын
I admire the journalist.
@AmanielTemnewo
10 ай бұрын
ብጣእሚ ታሐጊሰ እዞም ሐርበኛ አቦታተይ ከለዉ ንገሩና ሐደራኩም አቦታተይ💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🌹🌹🫶🫶🕌🫶⛪️🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
10 ай бұрын
ኣጆና!!!!💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mahariyohannes7561
6 ай бұрын
Thanks for your service general
@embayetewelde7417
10 ай бұрын
መርሓባ ብ/ጀ ኣብርሃለ ክፍለ ኣቦ ሰውራ ኤርትራ ንበር ክበር ❤❤❤
@Hiyba123
10 ай бұрын
Jeganu abotatena Edmen tenane yehabkum fetari aboy ❤️ 🥰 🇪🇷 ❤️ 🥰 🇪🇷 ❤️ 🥰
@musazghiasfha8361
10 ай бұрын
Welcome deqi eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍🇪🇷
@yodit1991
10 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ዋርሳይ ፋርስ፣ እዚ ታሪኽ ጅግንነት ኣብ መጽሓፍ እንተዝሰፍር ከመይ ጽቡቕ ነይሩ ሃየ ደረስቲ ኢደኢድካ በሉ፣ ክብርን መጎስን ንኣርካናት ገድልና ዘይትድገሙ ጀጋኑ❤❤❤
@tesfainegash9846
10 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ተስፋ ንገብር መጽሓፍ ክጽሕፎ
@selemawittekle5890
10 ай бұрын
Well come our hero ❤we love you
@naelfrezghi3499
10 ай бұрын
Xbuk tarik nay bhaki tanks general nay kiltiu tarik sle zkone gazetegna nfu anbesa eka gn edmeka nieshtey eka tarik timlealu aleka aflto aleka kexlo ajoka
@mussieawate2749
10 ай бұрын
ዘይቃልዓለማዊ ኣቀራርባ ሕሉፍ ተመኩሮ ሰውራና። ክብረት የሃበልና
@danielkidane1258
10 ай бұрын
Thank you 🇪🇷🇪🇷xbuk medeb btaemi 👍
@girmaiandemariam2345
9 ай бұрын
Thank you for sharing the forgotten history with the new generation.
@fisehayegeorgis271
9 ай бұрын
Eritrea is built by the blood of many younger both men and women.
@Eri-Post
10 ай бұрын
Thank you for your service General 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@DENDEN-MEDIA-NETWORK
10 ай бұрын
ጹቡቅ መደብ ኣባላት ሆርዳታ " የቀንየልና ግን በጃኹም ካብ ጽባሕ ንግሆ ምስ ታሪኾም ዝኸዱና ካብ ሕጂ በብሓደ ቃለመሕትት ይተግበረሎም ❤
@dehabtekle4643
10 ай бұрын
Nay Eritrawi grhnas ksab meas au azom rugumat kll adme abahagotatnan abotatnan ayatatnan yehwatnan kesaqu ynebru rugumat zere??? Ereyyyyy edu yenbrelki fetariy hzbn mengstn ybark fetariy 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@harounekubal8436
6 ай бұрын
ሆርዳታ ሚድያ ምስ ጀነራል አብርሀለይ ነመስግነኩም ። ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
@bereketrussom9444
8 ай бұрын
Ybel Agelalxa kubur G. Abrehaley kfle. Edmen tenan yhabka.
@asmarananatna5817
10 ай бұрын
ኩብር ሓላፊና ፈልፍ❤ሊ ታሪኹ ዘይምኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@amangirmay7027
7 ай бұрын
Gele aynet tarik anagagra especially nay doctor Fuxum msmaey des elny he was brilliant 👍
@alganeshhabte7432
10 ай бұрын
It's very nice history we need more please 🙏
@SMOOVExNOOB
10 ай бұрын
Welcome welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@henokhiyabu9981
10 ай бұрын
ጀሚረ ወዲአያ።።ንጽበ።።
@nakfadenden5904
10 ай бұрын
Jgna bergedel jeneral Abrahale Kfle edmen tenan yahabka fetari 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
@onedayeriy1991
8 ай бұрын
❤❤❤❤ ኩሎም ኣምጻልና ፡please
@freselamberhe8125
10 ай бұрын
Bitaemi xubuq gin tiduguna alekum edegena haxiruna et❤❤❤❤
@peacefuleri1805
10 ай бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም በሃንቀዉታ ክንጽበየኩም ጸኒሕና
@alganeshhabte7432
10 ай бұрын
Waw edmen tenan yehabka jegna
@rtkmaaa
10 ай бұрын
Welcome JIGNA Tegadalay wedi Hager 🇪🇷♥️💪🇪🇷
@asmaratimes3140
10 ай бұрын
Brave soldier you r.
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
9 ай бұрын
Eti tarik kemzi temali zetfexm geriu ketsem kelka eti belhu yegermka🇪🇷❤
@geriegerie503
10 ай бұрын
ኣያ!
@berketpeace2021
10 ай бұрын
ይበል ኣዘናትዋ 6ክ ክፋል ኣይትደንግዮና 🙏
@ጆጋር
10 ай бұрын
6ይ ክፋል ማሌትካ ዲዩ?
@semeresamuel8063
10 ай бұрын
መጀመርታ ጽቡቕ ስራሕ፡ ብምቕጻል እዚ ዝመስል ቃለ ምሕትት ከም ተኸታታሊ ፊልም ኣብ ሰሙን 30 ደቒቕ ጥራይ ምስዳድኩም ቂር የብል። እቲ ምንታይሲ ምሉእ ታሪኽ ብሓደ ክትሰምዖን ክትመሃረሉን ኣድማዒ ይኸውን።
@Ourvision971
10 ай бұрын
Bella haqegne zanta ❤❤❤❤❤
@henokbrhane9415
10 ай бұрын
ብሉጻትን ዘይትድገሙን ኣርካናት ኤርትራ ነዓና ክጥዕመና ምሉእ ሂወትኩም ዝተቃለስኩምን ትቃለሱ ዘለኹም ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ የቀንየልና.
@AboIkram182
10 ай бұрын
❤❤❤
@isaacabraha9481
10 ай бұрын
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@eri-dairyeritrea1377
10 ай бұрын
ጀነራል ኣብርሃለ ክፍለ ዘይረገጻ መሬት ኤርትራ የላን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ዓቕሊ ናይዚ ሓታቲ ግን ኣድንቖተይ ወሰን የብሉን። ምቕሉል ቃለ ምሕትት ። ቀጽልዎ በጃኹም።
@eseyaswerede6052
10 ай бұрын
Welcome❤
@sgrbietna374
7 ай бұрын
Setayi dem
@MatiasBeyene-ui3qg
7 ай бұрын
ቆንዳፍ ዓጋመ ኪድ ተሰወር
@sgrbietna374
7 ай бұрын
ድፉን ሓንጎል። እዚ ሰታዩ ደም ክንደይ ንጹሃት ከም ዘሕቀቐ ኣይፈለጥካን ካብ ዶክቶር ፍጹም ጀሚርካ።
@fitsumgebrehawariat1193
10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebrahtuaregay3520
10 ай бұрын
ዘገርም ታሪኽ ትብዓትን ጂግንነትን❤❤❤ እንተኾነ ግን ናይ ቅድሚ 50 ዓመት ዛንታ ክንሱ ሕጂ ዝብል ቃል እንዳተዳጋገመ ነቲ ዛንታ ንኡን ትሕዝትኡን ተሓዋዊስን ካብ ጀነ /ኣብራሃለ ብዙሕ ንጹሩነት ዘለዎ ታሪኽ ንጽበ እዛ ሕጂ ትብል ቃል ግን ምስትውዓል የድልያ ኮይኑ ይስማዓኒ❤❤❤። Thanks a lot
@Dasmara97
10 ай бұрын
Informale ሕጂ/ሽዑ ንምባል እዩ ደሓር ከኣ መጽሓፍ ኣይኮነን ዕላል እዩ
@eri-dairyeritrea1377
10 ай бұрын
ባዕልኻ ሓቲትካ ባዕልኻ መሊስካያ ኣለኻ።ሕጂ ከም ርዱእ ውሰዳ(ሽዑኡ) ኢልካ ኣርማ።❤
@hanestesfagabr1931
10 ай бұрын
ሰላም ኣዳለውቲ ናይዚ ሕቶ ጽቡቅ ኣቀራርባ በብ ዓመተምህረቱ ፈሉኩም እንረትቅርብዎ ዝያ ምበርሃልና።
@henokhiyabu9981
10 ай бұрын
ታሪክና ክንግር ኣለዎ።ንመስግን ጀነራል ኣብራሃለይን መደብኩምን።መደብና እዩ።
@Ourvision971
10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@habtomrussom3689
10 ай бұрын
Welcome deneral
@naebtewelde499
10 ай бұрын
ነዛ መድያ ንዕብያ ደቂ ኤረይይይይ ተምጾም መደባት ኣዝዮም ማሃርቲ
@dl4055
10 ай бұрын
Asey ezi jgna abona tegadakay kthem ezi elalu,tarik mzntaw edmen tena yhabka fetari
@Adam-h2t3i
10 ай бұрын
ንዉሉድ ወለዶ መወከሲ ዝከዉን መሳጢ ታሪክ። ግን ግዜ እንዳሓጸረ ንኩለፍ ኣለና ንውሕ እንተዝብል ጽቡቅ ነይሩ።
@amanghirmay386
10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@brktirezene5144
8 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@teklemarimbekit116
9 ай бұрын
የቐኔልና ክቡር ብ/ጀ/ አብርሃለይ ክፍለ እዛ ታሪኽ ናይ ስውእ ደ/ር ፍጹም/ገ/ስላሰ ብጌጋ ሐበሬታ አገባብ መስዋእቱ ገሊጸሙልና ኔሮም ሕጂ ግን ብርህቲ ጌርካያ ግዜ ንኹሉ መምህር እዩ።
@hermonmelake2024
9 ай бұрын
ንፍዕ ጋዜጠኛ ቅድሚ ቃለ መሕት፡ ጹቡቕ መጽናዕቲ ገርካ ነቲ ትሐቶ ሕቶ ምቅርራብ ምግባርካ ክትምስገነ ይግብአካ። ቀጽሎ ኑፍዕ ጋዜጠኛ። ለበዋ መደብ ክትጅምር ከለኻ ሽምካ አላልየና።
@paul3901
10 ай бұрын
Nay behaki tsebuk tarik u kibret yehabelay nikulukum, kem retio gin eti giza newh entezebil tekefafali koynu mitsebay kefina ⭐⭐
@eritreanamazon9877
10 ай бұрын
ቀታሊ ዶ /ር ፍጹም ኢካ ታሓታቲ ኢካ ጽባሕ
@MatiasBeyene-ui3qg
7 ай бұрын
ሮክራኽ 😂
@Mewarsti123
9 ай бұрын
እዚ ሰብኣይ ሲ እቲ ደም ኣከለጉዘቶት ምስዳድ ኣብይዎ እዩ መስለኒ ባዕሉ ይለፋለፍን ይናዘዝን ኣሎ 😔🤔
@abrahmhaileslase5127
10 ай бұрын
እድመን ጥእናን ይሃብኩም እዚኩሉ ሃልክን ስቃይን የሕሊፍኩ ኢኩም እሞ እንካእ እታትምነይዋ ወርቃዊት ሃገርኩም ብኣይንኩም ራእኩማ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪
@danidaniel7685
10 ай бұрын
Kinxibeya ko kenina merhaba enka mexakumina aytdinguyina deki rimey
@tsegunor5862
10 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪💪💪
@sarajoh313
10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@mussieyohannes1603
10 ай бұрын
Bizaba dr fitusm ba gele nigerena men iyu hiluw diyu siwu
@yerusalemmihreteab3695
10 ай бұрын
🇪🇷💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🇪🇷
@netsawalta9078
9 ай бұрын
ምስ ፍጹም (ምሳኻትኩም፡)ርክባት ገይሮም ብረታዊ ቃልሲ ትግራይ ዝጀመሩ ተጋድሎ ሓርነት ትግራይ ብዝብል ስም እዩ ነይሩ። ንመዘከርታ ክሕግዘካ።
@tesfayaradom6857
10 ай бұрын
መሓርን አገዳስን መደብ
@tesfayaradom6857
10 ай бұрын
መሃርን
@Mewarsti123
10 ай бұрын
ደምብያ ለዛይ ኸልቢ ዶንቆሮ ሑሱር ፍጥረት 😔🤔
@peacefuleri1805
10 ай бұрын
ኣንታ ደንቆሮ ዲኻ እንታይ ዝኾንካ ብዕጉግ ኢኻ ካብ ትጻረፍ ዘይትመሃር
@eyobtesfay
10 ай бұрын
ቆንዳፍ
@ertedi9470
10 ай бұрын
ወዲ እዞም ሸየጥቲ መርድእ ተከወል እስከ
@danielkidane1258
10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🌹🌹🌹
@azazplayzyt4496
10 ай бұрын
Natatkum gifte ygedid
@dawitabraham8637
10 ай бұрын
Bezebea Doctor fisium hetiteo kemaye eyu amawetiue waye akateilieu
@awettareke9353
10 ай бұрын
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@robelyoseph8963
10 ай бұрын
Edmen tinan ayana
@ሻም
10 ай бұрын
ኣይ ጋባ በሊዕካ መቅጻዕቲ 😂😂😂
@adekidan1536
10 ай бұрын
Ketsilwo Tarik yiberber
@teklaygebremariam4168
7 ай бұрын
ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ንጉጅለ 15 ኣሕሊፉ ዝ ሃበ ቅድሚኡ እውን ብጾቱ ኣሕሊፉ ናይ ምሃብ ታሪኽ ዘለዎ ንኣብነት ብ1990 ዓ/ም 'መራሒ ብርጌድ ኣብዱራሕማን ሓሽም(ወዲ ሓሽም ወዲ ባፅዕ) ድሕሪ ምሕራር ባፅዕ ብስርሒት ፈንቅል ንምንታይ ተቐቲሉ ኣብርሃለይ ክፍለ ዉጩን እንታይ እጃም ነይርዎም ኣብ መቕተልቱ
@2468justinbieber
10 ай бұрын
መን ኢዩ እቲ ኣልኮል፡ ዝጨልጠ ?
@rigmeb3294
10 ай бұрын
አንቱም ደቂ ኤረይ በጃኹም እባ ቃለመሕተት ክትገብሩ ከለኹም ማይ ቀሪብኩም ግበሩ ምስርናቅ አሎ ጎሮሮ ምንቃጽ አሎ ነዊሕ ሳዓት ስለ ትገብሩ አገዳሲ እዩ።🎉🎉🎉🎉🎉
@Shabay_mender
10 ай бұрын
እዚ ታሪኽ "ዚ ተራ ዕላል ኮይኑ ከይተርፍን ከይርሳዕን ንወለዶታትና መወከሲ ንክኸዉን መጽሓፍ ክጽሓፍ ይግባእ 'ዩ ። ታሪኽ ኣቦታትና ናይ ተሓኤ ይኹን ናይ ህግሓኤ እቲ ብሉጹን እቲ ድኹምን ጎድንታቱ ብዘየገድስ ክስነድን መምሃሪ ክኸዉን ዓቢ ስራሕ የድልየና ኣሎ ። ነዚ ታሪኽ እዚ ክንስንዶን ከነዘንትዎን እንተዘይክኢልና ግን ንፍቶ ንጽላእ ጸላእትና በቲ ንሕና ዘይንደልዮ ሸነኽ ክጽሕፍዎን ከዘንትዉዎን ክጅምሩ 'ዮም ።
@hadishanan695
9 ай бұрын
abrhaley kefla jegenu tegdalti tegdelo harenet eritra jasus nay iseyas koynu ketilu neabenet dektor fexuf ab asmera keman fedayen bedhrit koynu zekelxela beal hedray fesha bezuh tezaribom bezaba tenkolatu
@WarsaYYikealo1249
10 ай бұрын
✊🏿🇪🇷🐪
@samielyohans8942
10 ай бұрын
ጉዑዙይ ታሪኽ ተመሓላልፍ ኣለኻ፡ መእሰሪ ዘይብሉ ዘረባ። ንጀብሃን ህወሓትን ንምንእኣስ ዝተገብረ ፊልም ። ደም ዶክተር ፍጹም ግን ኣብ ዝባንካን ዝባን ደቅኻን እዩ ዘሎ።
@መድሃኔወልዳይ
8 ай бұрын
ጀብሃን ወያነን ደኣ ካብ መዓስ እየን ደስ ዘብል ታሪኽ ዘለወን ከዳዓት ዓጀው ጀው ገዲፍካ ስማዕ ።ናብዚ ሰፈር ጀጋኑ ከ መን እዩ ገዲዱ የእትይካ
@fixumnet
10 ай бұрын
9:35 ሓንቲ ዓባይ ሰበይቲ ሆላንዳዊት ተመርዑ ኣውኡ ኣሎ ክክክክ። አንታይ ኣምጽኦ ድኣ ብ ዝርዝር መልሲ፥ ንዕቀት ዱ ዝኸውን ዘሎ። ጀነራል ዶ ዘይበልኩሞን።
@Robeltk
9 ай бұрын
ተሰፍሳፊ ጀሪካን ክብሉ እዮም:: እዚ ሰብኣይ ጢት ተባሪቃትኒ'ዶ ተባሪዓትኒ ኢሉ ንDr ፍጹም ገብረስላሰ ዝቐተለ'ዩ::
@Eriboy
10 ай бұрын
ጀነራል ኣብርሃለይ ! ሓርበኛ ተቓላሳይ ! እዚ ታሪኽ ረዚን ብፍላይ ከኣ እቲ ዘይተተንከፈ ታሪኽ ተሓኤ ምኳኑ :: ብመጽሓፍ ደኣ ዝያዳ እንተሰፍሐ እምበር : ጉምዝይ - ጉምዝይ እዩ ዘብሎ ዘሎ :: ታሪኽ ብዓል ፍጹም : መልኣከ : እስራኤል : ኣቦይ ኣፈወርቂ ስቕ ኢሉ ሕልፍ ይብሎ :😉ጋዜጠኛ ከኣ ስቕ ኢልካ ተሕልፎ ኣሎኻ .. ምናልባት ኣብ ዝቕጽል ክፋላትእግለጽ እንተኾይኑ ንሪኢ ::
@bererahwaesu3179
10 ай бұрын
ዘይንየት ሰሪሕና እምበር ሰሪሓ ዘይብል ወለዶ ።ኩሉ ሰሪሑ ዘይንየት ገድሊ ንበሩ ።እንቃዕ ውልድኩም ገበረና ።ኤርትራ ወናኒት ዘይነዝፍ ታሪኽ ።
@dolcevita1324
10 ай бұрын
Nezi si zeymezerab mehashe hebreteseb & welqe seb keteqes kelo kebret zeybelu zereba adlayi aykonen zeternefena ember fah zebelena aywehaden sorry anyway thank you for your service general
@ሻም
10 ай бұрын
ኣይ ቅልውላው ኣንታ እንታይ ማለትካ እዩ እቲ ካርቶን ኣብቲ መንድቅ ለጥፍካዮ ዋእ
23:18
ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ሻዱሻይ ክፋል || PART 6
Hordata Media
Рет қаралды 29 М.
✴️➛ጀነራል ምግበይ ሃይለ ፣ ኤርትራዊ ኣቦ ኣብ ኣብ መንገዲ ባቡር ____03.12.2024
Alena Walta Hager
Рет қаралды 107
00:28
What type of pedestrian are you?😄 #tiktok #elsarca
Elsa Arca
Рет қаралды 42 МЛН
00:33
Noodles Eating Challenge, So Magical! So Much Fun#Funnyfamily #Partygames #Funny
Family Games Media
Рет қаралды 77 МЛН
00:37
BD556+ Smoke Silencer.Who needs this for Christmas? #toys #gelblasters #gelblasterguns #airsoft
LKCJ
Рет қаралды 167 МЛН
00:32
Чистка воды совком от денег
FD Vasya
Рет қаралды 5 МЛН
27:12
ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ሻዉዓይ ክፋል || PART 7
Hordata Media
Рет қаралды 30 М.
45:33
ዕላል ምስ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም-ምድምሳስ ግምባር ደንካልያ -DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Рет қаралды 80 М.
5:15
ሰራዊትና ሰራዊት ንህቢ
Nakfa Press
Рет қаралды 6 М.
33:02
EMN - ልዕበት | ሰሎሙን ድራር - Eritrean Media Network
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 36 М.
1:05:58
ERISAT 2: 1993 ኣድማ ተጋደልቲ ክልተ ምኽንያት ኣበጊስዎ| 1ይ ክፋል| General Tekeste Haile
ERISAT ENTERTAINMENT & EDUCATION
Рет қаралды 29 М.
5:34
ሰመያዊ ኣይኮነን - ህጻን ቤትኣብ ፍቕረየሱስ | semeyawi aykonen - Poem by Bietab Fikreyesus - ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 138 М.
30:22
ዕላል ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ቀዳማይ ክፋል 1
Hordata Media
Рет қаралды 62 М.
28:02
ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ራብዓይ ክፋል || PART 4
Hordata Media
Рет қаралды 34 М.
27:51
ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ሻሙናይ ክፋል || PART 8
Hordata Media
Рет қаралды 31 М.
24:10
ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ዓሰርተ ሓሙሽተ ክፋል || PART 15 - Brigadier General Abrehaley kfle
Hordata Media
Рет қаралды 38 М.
00:28
What type of pedestrian are you?😄 #tiktok #elsarca
Elsa Arca
Рет қаралды 42 МЛН