KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
''ዕላል ምስ ኣገልጋሊት ወ/ሮ ኣጸደ ፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (3ይ ክፋል)
45:53
ጸሎት ሰይፈ ሥላሴ ምስ ተኣምር ናይ ዓርቢ xelot syfe slasie Friday Eritrean orthodox tewahdo church prayers
19:15
VIP ACCESS
00:47
Каха и дочка
00:28
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
伪装成一棵树整蛊妹妹,结果妹妹当场怀疑人生竟要揍我?【两只马儿-恶搞姐妹】
00:57
''ዕላል ምስ ወ/ሮ ኣጸደ ገ/መድህን፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (2ይ ክፋል)
Рет қаралды 137,314
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 130 М.
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Күн бұрын
Пікірлер: 543
@Fnoteabewmedia
3 жыл бұрын
ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada 🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸 🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 ኣ ውሮጳ / Europe 🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪 🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇳🇴 ገብረሊባኖስ ገብረሂወት( ኖርወይ ) +4740957240 🇳🇴 🇳🇴 🇳🇴 🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ኖርወይ) 45555906 🇳🇴 🇳🇴 🇳🇴 🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ(ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺 🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ(ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹 🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰 🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ዓዲ ዓረብ / Arab countries 🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪 🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦 🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼 ኣፍሪቃ / Africa 🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም(ቤተ ክርስትያን መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): 251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇹 ጸጋ (ኢትዮጵያ) : 251 914682210 🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇹 ወልዳይ(ኢትዮጵያ): 251 963471190 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ
3 жыл бұрын
እሺ መምህረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ በረከቶም ረዲኦቶም ምስ ኩላትና ህዝበክርስትያን ይሕደር ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏
@tesfalemfsahaye3675
3 жыл бұрын
Ab israel zelo wekil daniel zbhal telefenu itserhin zela kasahun hawina bejeka ba gele gber degagme dewile teaxiya ala gkreta gin ashegreka.
@adyaboyoutube2481
3 жыл бұрын
ድባይ ኣይርከብን ወኪል የቡልኩምን
@Fnoteabewmedia
3 жыл бұрын
Selam amlak msaka yikun Tesfalem. Ok kihatelka eye 👍
@Fnoteabewmedia
3 жыл бұрын
An Dubai ekua aymeslenin, ztehababer seb ente rekibom gin kizirgihwa yikeal eyu. Kin kihatom eye.
@zemetuyosef7741
2 жыл бұрын
በረከት ረዲኤት ናይ ቅዱሳን አቦታት ምስኹልና ይኹን አዴና ብጣዕሚ ዑድለኛ ኢይኺ ቃለ ሂወት የስምዓልና አሜን ክብር ሓዉና ካሳዉን ፆሎቶምን በረኮቶምን ኣባ ዘወንጌል ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን::
@MarYam-gs3xt
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት ይሰማዓልና 🙏
@ዮዳሄ-ለ3ዸ
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክብርቲ ኣዴና ፀግኡ የብዘሕልክን እድመን ጥዕናን ይሓብክን እድለኛ እየ ቃልክን ምስማዕይ መምሕረይ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ እድመን ጥዕናን ይሓብካ🙏
@abrehettekleab9473
9 күн бұрын
Amen amen amen Kale Hiwet Yesmalna🙏🙏🙏
@brhaneabrha2989
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ፆሎትኪ ይማላለአና ምኽርኺ ኣይፈለየና ወላዲትና
@silvanamesfin5264
Жыл бұрын
ክብርቲ ኣዴና ጽጉእ ይብዝሕልኪ ኣምላክ
@helenmulubrhan8964
2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምኣና AMLAK XEGU YBZHALKUM
@አሰኳልመሓዛመድህን
3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ናይ ዘመን አገልግሎትኩም ይባርኮ ክቡር መምህርና አሜን
@frehiwettesfay8337
3 жыл бұрын
ኣነስ መጽሓፍ ደልየ በጃኩሙ ኣብ America አየ ዘለኹ 🇱🇷 🙏🙏🙏🙏
@sofyaaesufyflyheky9613
9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🌿⛪✝️🌿
@ksanetmehari208
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዕልና በርክት መምህርናን ኣደናን ጸጋ ይብዝሕልክም ናይ ኣበና ዘወንግል በርከት ረድአት ኣይፈልየን ኣሜን፡፡
@tesfalemghebreslasie6621
2 жыл бұрын
ቃለ ሂወይት የስማዕልና ዞምሕዋተይ።
@chdvdcbddgs9531
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የሰምዐና በረከት ናይ ኣቦ ዘወንጀል ኣይፈለየና
@ንጉስወዲኣፅቢ-ቈ5ለ
2 жыл бұрын
ናይ ኣቦና ዘወንጌል በረከቶሙን ሬድኦቶሞን ምስ ኩልና ሃይማኖት ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@senaittesfaye6461
Жыл бұрын
መላክ መንክራት መማህር ግርማ ዉንደሙ የእዉናት ተክከል እግዚአብሔር የስጡን አባት ንችዉ አባ ዘዉንጌል በረከታችዉ የደረበን❤❤❤
@setisemhar265
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም ምስጢር እዩ ።ጎይታናን መድሓኒናን ከም ዝበሎ ካባይ ንላዕሊ ታኣምራት ኪትገብሩ እኩም ከምዝበሎ እዚ ውን ውህበት ኣምላክ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እዚ ኩሉ ቅዱስ ታሪክ ኣብ ዓድና ዓዲ ዃላ ሰሚዐዮ ዘይ ፈልጥ ኣብ ስደት ኪሰምዖ በቂዐ ነብዩ ኣብ ዓዱ ሕሱር እዩ ነገሩ።
@weinikeleta3461
3 жыл бұрын
Nay behaki
@simonfsha4425
2 жыл бұрын
Me too
@yonaskahsay6347
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐና በረከቶም ናይ ኣባ ዘወንጀል የካፍለና 🤲✝️📚
@lave9644
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀሎቶም ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንገል ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ክብርቲ ኣዴና ወይዘሮ ኣፀደ አግዝኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ 👏👏👏
@chdvdcbddgs9531
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀግኡ የብዝሐልኩም
@ተዋህዶመሆንመታደልነው
3 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmelna kbur memhrna kbrti adena
@teklithagos5481
3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ዘስመዐልና አዴና አፀደ ገብረመድህን እግዚአብሔር ዕድመን ፀጋን አብዚሑ ይሃበን
@merigebre457
3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmelina kebrti adena kubur hawuna🙏🙏🙏
@fae2537
2 жыл бұрын
ኣሜን (((3)))🙏 ቃል ሂወት የሰመዕና ክብርቲ ኣደና ፅገኡ የብዝሐልኩም ንክልኩም
@temsgenkaamlakeyy4408
3 жыл бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏 kalei hiwet yesmalni admen tenan yehabelni fetri mama azedeteyy
@iloveadey6110
3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና 🙏 ፀሎት ኣባ ዘወንጌል ዝበጽሓን ይብጻሕኩም እናበልኩ ኩቡራት ደቂ ተዋህዶ እናበልኩ እዞም ኩቡር ኣቦና እቲ መድሃኒት ዘይብሉ ሕማም ክመጽእ እዩ ተባህሉ መጽዩ እዩ መንከራ ኢትዮጵያን ኤርትራምን ሕጂ ክመጽእ ንስሃ እተዉ ትባሂሉ እቲ መንከራ ከኣ ንሪኦ ኣለና እዚ ደኣ ካበይ መጽዩ ኢልና ክንሓስብ ኣለና ይብል 🥰ወትሩ ፀሎቶም ኣይፈለየና 🙏
@kbromhabtemariam5426
2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna 🙏🏼kubur hawna 🙏🏼 agelglotkum ybarek
@ተዋህዶእያእምነተይትግራወ
3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣደዋኒ ኩሉ ግዜ ታሓቂ ካባክን ኣይትኪድ #ኣነስ ኩሉ ግዜ እየ ምስ ሰብ ብዛዕባ ንጉስ ቴድሮስ ክመጽእ እዩ ዝበሉ #ቅዱስ #ኣባ ዘወንጌል እዮም ናበለ ሰብ ይናገር ኣምሓሩ ዝተዛረብዎ ናብ ትግርኛ ናተርገሙ #ኣባ ዘወንጌል እዮም #ዝበሉ ናበሉ ይናገሩ እግዚአብሔር ዓይነ ልበነኦም የብረሃሎም #ኣደዋኒ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን #መምህር ካሳሁን ብጣዕሚ እና ነመስግን ነታ ሓቂ ዘረባ ክምስክራ ነዘን ኣደና ዘምፃእካልና
@rrww2982
3 жыл бұрын
ቃለ ህውይት ያስማልን እናታችን አፀደ እዲሁም መምህራችን ፀጋውን ያብዛልህ በቤቱ ያፅናህ የአግልግሎት ዘመንህ ያርዝምልን እግዚአብሔር ።
@mellinebermrim3553
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwate yesmalna
@tigraweyti7855
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል ትምህርቲ ናይ ኣቦና ኣቦ ዘወንገል ፆሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና
@hiruttsehaye4610
3 жыл бұрын
ኣደይ ማዓረይ ትሕትናክን መዳርግቲ የብሉን. ኣምላኽ ይባርክክን.
@hanayemaryam12
3 жыл бұрын
በረከት ረዲኤት ናይ ቅዱሳን አቦታት ምስኹልና ይኹን አዴና ብጣዕሚ ዑድለኛ ኢይኺ ቃለ ሂወት የስምዓልና አሜን
@gdtdggxgetthese2105
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለህይወት የስመዐልና በረከትረዲኤቶም ናይአቦና አይጸለየና
@ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብርቲ ኣዴና ከሙኡ ደማ ክብር ሓዉና ካሳዉን ፆሎቶምን በረኮቶምን ኣባ ገወንጌል ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@merakhan9199
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርናን ሓፍትናን በረከቶም ናይ ኣባ ዘወንጌል ኣይፈለየና
@God-db9vp
3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ምሳና ይኩን ኣሜን፥ እታ መጽሓፍ ብከመይ መንገዲ ክንረክባ ንክእል።
@alwaysgreattoany1900
3 жыл бұрын
kab zkon hager nmrkab no tel nay kulu hager sbzi link aleki habteyy
@ጋልተዋህዶእየ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣዴና ጸጋኡ የብዘሓልክን ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል በረከቶም ይሕደረና አሜን መምህር ሰባኬ ወንጌል መምህር ካሳሁን ቃለ ህይወት የስመዓልና ብሓቂ ጸጋኡ የብዘሓልኩም ልዑል እግዚአብሔር
@fyorigerie4073
3 жыл бұрын
Amen amen amen kabzi kfue zemen yewuxaena
@dargieabatetube797
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስማዕልና ናይ ኣቦና ኣባ በወንጌል በረከቶም ይሕደረና
@merhabameksenkoreda1026
3 жыл бұрын
amlak edmen tenan yhabki habtna kale hiwet yesmalna
@letayhabteghergis2037
3 жыл бұрын
ኣምላኽ መንፈሱ ነቶም ዝመረጾም ኣብዚሁ ዘፍስስ እዩ ኣሞ ናይ ብሓቂ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ቃል ቁዱሳን በረኸቱ የብዝሓኩም
@meronkibrom2523
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@hayataaa4050
2 жыл бұрын
ብሐቂ ቃል ሂወት የስመዓልና
@johnbelay1998
2 жыл бұрын
Kale hewet yesmealna🙌 🙏
@fitsumiassayas996
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ካብ ማርን ጠስምን ዝጥዕም ቃል እግዚኣብሄር ኣስሚዕኩምና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይወስኩም ኣምላክ ከምዚኦም ዛመሰሉ ቅዱሳት ኣቦታት ኣይክላና ካብ በረከትኩም የሳትፈና ሰለ እዚ ዘሎ ህልው ኩነታት ካ ጸልዩልና
@zainazaina2750
3 жыл бұрын
እግዝኣቤር ናይ ዘመን ኣገልግልትኩም ይባሪኮ ኩውር መምህና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@godsavemeamen2878
3 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ምስክር ሓውትና በዓልቲ ጸጋ ኣምላኽ ዘስማዕካኒ። ብሓቂ ናይ ኣምላኽ ኢኺ። የቀንየልና ኣካፋሊ እዚ ምስክር ካሳሁን ሓውና።
@mellinebermrim3553
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwate yesmaĺna
@wedishuk6664
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማማ መዓረይ
@ትግራይዓደይሓዘንክን-ረ1ጠ
2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና እባኣር ኣብዚ ሕሱም ዘመን እዉን ከምዙይ ዝበለ ፀጋ ኣምላክ ዝተዓደለ ኣሎ እዩ እግዚኣብሔር ስሙ ልዘለኣለም ይመስገን
@hanaphoto1646
3 жыл бұрын
ጽብቅ ዛንታ ክብርቲ ሐፍቲ የቀንየና ብፍላይ ብዛዕባ (( ቡን))
@ጋሻየንኹሉ
3 жыл бұрын
ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ርጉጽ ሓበሬታ ሂብኩም ኣረጋጊእኩምና
@አብየጋልትግራይ
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ተመሰገን ልዚ ቃል ዝሰምዕ ዘለኩ ዕድለኛ አየ ሕጥያተኛ አየሞ አበ ፅለትኩም ዘክሩኒ😥🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@ababhabrhle2196
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ሰየ መዐ ልና
@mebrahtomweldeslassie4495
3 жыл бұрын
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም፡ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣባ ዘወንጌል ጸለቶም ኣይፈለየና፡ ምስትውዓል ይዓድለና።
@مرحبامرحبا-د5ع5و
3 жыл бұрын
አግዚአብሔር ይመስገን አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ድንቂ አዩ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብራተይ አሜን 👏👏👏
@wedishuk6664
3 жыл бұрын
እዝጋብሄር ይመስገን ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣምላክ !!!¡
@gabrielnaizgi8198
3 жыл бұрын
ናይ ኣቦና በረከቶምን ጸለቶምን ኣይፈለየና
@abilegebre5941
3 жыл бұрын
Amen amen amen kalhiwet ysmalna
@TWIN21
3 жыл бұрын
ንዝሃብኩምና ትምርቲ ቃለ ሂወት የስመዕልና!
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
3 жыл бұрын
ኣሜን፫ ቃል ህይወት የስመዓና ክብርቲ አደና ነይ አቦና ፀሎት በረከቶምን አይፈለነ ንኩቡር መምህርና ነይ አገልግሎ ዘመንካ ኣምላክ ይበርከልካ ድንግል ማርያም ትሓልካ ኩቡር መምህርና ናዓ ንድክምቲ ሓፍቱኩም አብ ፆሎትኩም ዘክርና ኩቡሪት ህዝቢ ክርስትያን ኣሜን፫🙏🙏🙏
@fghghuh7974
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ngstigriegs6775
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@eritreaadey3338
2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna
@AaAa-wx8fj
3 жыл бұрын
በረከትኪ ይሓደረና አዴና
@happylifeg8994
3 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንመድሃኒኣለም ይኩን 🙏 ቃለ ህይወት የስመዐልና 🙏
@bsratbs6688
3 жыл бұрын
ኣስይይይ ኣደዋኒ ፅሎትክን በረከትክን ይሕድርኒ አስርክን የኽትልኒ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልውልና እግዝኣብሔር ኣምላኽኣስይይ ኣደዋኒ ምኣረይ 💗💗💗 መምህርና ውን ኣምላኽ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልውና ፅጉኡ የብዝሕልኩም ኣምላኽ ቅድሳን ክቡር መምህርይ 💗
@almazhabtom658
3 жыл бұрын
ኣሜን ናይ ባሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ።ኣዴና ከኣ አግዛቢሄር አድመን ጥዕናን ይሃብክን
@samuelhabte5431
3 жыл бұрын
ኣሜን አሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ዝተመሃርናዩን ዝሰምዓናዮን እግዝኣብሄር ኣብ ጽላት ልብና ይጽሓፈልና
@yodittesfu6125
3 жыл бұрын
ኦ ጎይትይ ብዝህ ሰላምካ ሃበና
@habtemikaelsolomon4053
3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ጥዕም መንፈሳዊ ትምህርቲ ምህርኩምና ሰምዕካዮ ዘይምኖ ጸሎት ኩሎም ቁዱሳን ምሳኩም ምስ ኩላትና ይኩን (ኣሜን)
@letish3773
3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣደዋኒ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ያሃብኪ መምህርና እግዚአብሔር የክበርልና ብሓቂ እቲ ሓቂ ክንፈልጥ ንኣዴና ዘምፃኸልና 👏👏👏 እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይላኣከልና 👏
@ማዕተበይአይበትኽ
3 жыл бұрын
Kalehiwet yesmalna adena Atsede tebareki memhr kalehiwet yesmalna
@solomontesfamariam6266
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ነዴና ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ኣምላኽ ፡ መሳጢ ዝኮነ ብዛዕባ ቅዱስ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ቃለ ምስክርነትን ኣስተምህሮን፡ ንዓኻ መምህር ሓውና ድማ ብተቕርቦ መደባት ብጣዕሚ መሃርን ደስ ዝብልን ኢዩ ሞ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ።
@paolodariogadaleta4421
3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ናይ አቦና ዘወንጌል ታሪክ ዝፅህፍ ስለዘሐበና ብጣእሚ ነምስግኖ። አዲና አፀደ ምስ አቦና አባ ዘወንጌል ዘመንኪ ስለ ዘህለፍኪ ብጣዕሚ ኧድለኛ ኢኺ በረኸቶም ይብፃሐና።
@ezazmelake4842
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ክብርቲ ኣዴና ክብረት ይሃበልና ንዓና ድኹማት ድቅኺ እቲ ደቂ ስለ ዝነገርክና ብዛዕባ ኣባ ወንጌል ነመስግነኪ በረኽት ቅዱስ ኣቦና ኣይፈለየና ከሳፎን ሓወይ ድማ ካብ ብልቢ የመስግነካ ኣጆኻ በርትዕ ኣምላኽ መስጢሩ ይግለጸልካ ዝሓወ ካባኻ ቡዙሕ እየ ተማሂረ።
@ጋልራያትግራይ
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐና
@mashaodesta2201
3 жыл бұрын
በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@freweinitekle9179
3 жыл бұрын
Amen amen amen Kal hiwet yesmalna kibirti haftna edilena eiki bejaki sle Eritrea hagherna ktselyu leminyom
@mehariweldegebriel9578
3 жыл бұрын
ብሓቂ ብሓቂ ደስ ዝብል ኣስተምህሮ ፡ የቐንየልና ፡ ሓፍትና ድማ ጾሎት ግበርልና !!!
@mlaytakele7018
Жыл бұрын
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏
@gideyemane3701
3 жыл бұрын
God bless you adien habtna adme yhabKiy neziqal abina zimeskerkn
@kindsolyanashow3612
3 жыл бұрын
Nay behaki zegrm tark eu Kal hiwet yesmalena 🤲🏼🤲🏼🤲🏼🤲🏼
@rahwatekle8281
2 жыл бұрын
Kal hiwet yemalna
@tesfamariam250
3 жыл бұрын
ኣሜንንን ቃል ሂወት የስምዐልና መ/ር ካሳሁን ንጽበዮ ስለ ዝመለስካልና ብድጋመ ቃል ሂወይ የስምዐልና
@መንበረፍቕሪYouTube
3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመሥገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር መምህርና ክብርቲ ወላዲትና ብሓቂ ቃለህይወትየስምዐልና ፀግኡ የብዝሐልኩም ናቦና ኣባዘወንጌል ፆሎቶም በረከቶም ኣይፈለየና
@m.k4370
3 жыл бұрын
Amen amen amen!
@newuaq1125
3 жыл бұрын
ቃል ህይወትት ያስመዐልና ብሓቂ ኤቲ ሓቂ አብ ባይታ ለሎ ሰለላስማዕኻና አዲና ወይዘሮ አፀደ ውን ያቃንየልና 🙏🙏🙏
@kiflegebremariam4562
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጸጋኡ የብዛሓልኪ ጸሎት ናይ ኣቦና ኣይጋደፈና
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም አድናለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማማየ
@hiwigaltigray8564
3 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealena
@ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዘሓልኹም ክቡራተይ ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣባ ዜወንጌል ፆሎቶምን ሬዴኤቶምን በረከቶምን ምስ ኹላትና ህዝበ ክርስተያን ይኹን ኣሜን
@najatk889
3 жыл бұрын
ኣሜን እግዚአብሔር ኣምላክና ዝተከበረን ዝተመስገነን ይኩን ናይ ኣቦና ኣባ በወንጌል በረከቶም ይሕደረና ኣሜን እዛመፅሓፍ ኣብ ስዑዲ ዓርብ ዘለኩም /ክን ተሓባበሩና ብስም ቅድስት ድንግል ማርያም።
@samirh.70sir19
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዛሓሎኩም
@MK-rg1og
3 жыл бұрын
ኣሜን(3)ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም
@loveyoutigray3680
3 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና አደና አፀደ ⛪⛪⛪🙏🙏🙏በረከትኮን አይፈለየና
@yriga
3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል በረከቶም ይሕደረና አሜን ፫
@KhanKhan-rx9fj
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ
@KhanKhan-rx9fj
3 жыл бұрын
ብሓቂ ናይ አገልግሎትዘመንኩም ይባርክ እግዚአብሔር አምላክ
@wedigash2590
3 жыл бұрын
Qal hiwet ysmealna Mama Axede nay Bahaki egzabhier amlak edmen tann yhabkin
@astermehari6206
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመኣና ኣምላክ ጸጐኡ ይብዚሃልና
@jrfhhrg6438
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሐልኩም መምህና ካሳሁን ብሓቂ ተገዲስኩም እቱ ሓቂ ክንፈልጦ ይግባእ ኢልኩም ንክብርቲ ወላዲትና አጸደ ገብረመድህን ሓቁ ንከብርሃልና ንዝገበርኩም እግዚአብሔር የክብረልና ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም መምህርና ቀፂለ ንክብርቲ ወላዲትና አጸደ ገብረመድህን ደሞ ድምፀን ክንሰምዕ እግዚአብሔር ዝፈቀደ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፀግኡን ጥበቡን የብዝሐልክን ክብርቲ ወላዲትና
@ሚጣነኝየተዋህዶልጅ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልክን ማማይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን የሃብ ንመምህር ከዓ
45:53
''ዕላል ምስ ኣገልጋሊት ወ/ሮ ኣጸደ ፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (3ይ ክፋል)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 114 М.
19:15
ጸሎት ሰይፈ ሥላሴ ምስ ተኣምር ናይ ዓርቢ xelot syfe slasie Friday Eritrean orthodox tewahdo church prayers
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Рет қаралды 285 М.
00:47
VIP ACCESS
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
00:28
Каха и дочка
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
00:38
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
00:57
伪装成一棵树整蛊妹妹,结果妹妹当场怀疑人生竟要揍我?【两只马儿-恶搞姐妹】
两只马儿—恶搞姐妹
Рет қаралды 44 МЛН
41:41
''ዕላል ምስ ኣገልጋሊት ወ/ሮ ኣጸደ ፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (4ይ ክፋል)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 94 М.
27:48
Jan 3,2025-ተጠንቀቁ ኩላትኩም ኤርትራውያን |ሓሶት | ብሃሳስ ላባም ከይፈለጡ | ኣገዳሲ ሓበሬታ |
Solo Media
Рет қаралды 3,5 М.
14:47
መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ ህጻናት 1 ክፋል Eritrean#Orthodox#Tewahdo#Church
ገነት ኤዶም OFFICAL TUBE
Рет қаралды 253
52:21
#ዕረፍቲ ዝህብ ንግሆን ምሸትን ዝስማዕ ኦርቶዶክሳዊ እኩብ መዝሙራት #eritrean orthodox collection mezmur#non stop mezmur#duet
Kiryalayson TV ኪርያላይሶን
Рет қаралды 287 М.
52:31
lisan tewahdo web TV: ስብከት “ ስለ ጽዮን ስቅ ኣይክብልን እየ ”ኢሳ. 62፡1
Lisan Tewahdo
Рет қаралды 2,7 М.
37:04
'' ኣባ ዘወንጌል ብዛዕባ 2015 ዓ/ም/ግ ኢሎሞ ዝተባህለ፣፣ '' (መብርሂ ብኣ/ገ ኣጸደ ገ/መድህን)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 194 М.
41:30
ሂወት እንታይ እያ ሓደ ሰብ ቢሂወት ክነብር እንተኮይኑ?@EfremznabuKahsay-rj2we @refugiomental6032 @mind_warehouse
Hirani Tube ሂራኒዩቱብ$
Рет қаралды 1,9 М.
38:59
''ዕላል ምስ ኣልኣዛር: ብዛዕባ ላም መሪሓ ናብ ስፍራ ቅዱሳን ዘእተወቶ ሰብኣይን ካሊእን... '' (2ይ ክፋል)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 56 М.
1:11:56
"ቤተ ክርስቲያን ኣብ ትሕቲ ቄሣር" ቃለ ምልልስ ምስ ቀሺ ሓለፎም
TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
Рет қаралды 2,4 М.
1:07:47
''ዕላል ምስ ኣገልጋሊት ወ/ሮ ኣጸደ ፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (6ይ ክፋል)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 230 М.
00:47
VIP ACCESS
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН