ለካ ሰብ'ስ ኣብዛ ምድሪ 'ዚኣ ፈጣሪ እዩ! | ይርጋ ገብረእግዚኣብሄር| Spark Forum | Episode 6 | 2025

  Рет қаралды 2,312

Spark Forum

Spark Forum

Күн бұрын

Пікірлер: 30
@michaelnegasi7991
@michaelnegasi7991 Сағат бұрын
So deep and Profound. Thank you for sharing such insightful lesson.
@ፍቕሪይሕሸኒ
@ፍቕሪይሕሸኒ Сағат бұрын
Betami des zebel medeb 🇪🇷 haweka keep going buddy.
@ብርሃንንሂዝበይ
@ብርሃንንሂዝበይ 3 сағат бұрын
Yes we can create any thing , bibel said we have a christ mind too , tx Yirhish
@temesghenmehari2057
@temesghenmehari2057 Күн бұрын
ብጣዕሚ ዝነኣድ ናይ ሂወት ልምዳዊ ተመኩሮ። ሕብረተ-ሰብ ክሓዊ ክነቅሕ ኣለዎ። ክነቅሕ ድማ ክነብብንት ክሓትትን ኣለዎ።
@destafluent548
@destafluent548 8 сағат бұрын
ብጣዕሚ ፍሉይነት፡መንፈሳዊነት፡ርህራሀ፡ ሰብነት፡ለባዊነት፡መስተውዓላይነት ዝሓዘለ ብሉፅ ሰብ እዩ! **ብዙሓት ሰባት ብውሑዳት ብሉፃት ሰባት እዮም ማዕቢሎም!! ኩሉግዘ ካብ ልበይ እየ ዝከታተሎ ።
@Azme-w4x
@Azme-w4x 6 сағат бұрын
Hemeka leble ye be,hiy great men
@Azme-w4x
@Azme-w4x 7 сағат бұрын
Thank you so much
@ኣስቴር
@ኣስቴር 17 сағат бұрын
ዋው በስመአብ ከምዚ ዓይነት ሙሁራት ክበዝሑና ኣለዎም ንሕናውን ክንነቅሕን ክንመሃርን ዘድልየና ግዜ እዩ❤።
@SenayAregawi
@SenayAregawi 14 сағат бұрын
Great talk. Beautiful ideas.
@paulosh6916
@paulosh6916 5 сағат бұрын
Yirga, To your point, Winston Churchill once remarked when he said, “the only time my education was interrupted was when I was in school.” Equally, the notable American novelist Mark Twain quipped when he said, “I have never let my schooling interfere with my education.” Of course, the take home point being, formal schooling would prepare us for the real and I might add competitive world but as you have aptly put it, life time learning on our own volition broadens our horizon and makes us a better person as well.
@hiluftadesse1540
@hiluftadesse1540 11 сағат бұрын
yergeshey My 🌍.... much respect.👏👏👏👏
@FshaMahari
@FshaMahari 12 сағат бұрын
እግዛብሄር ይሃበልና
@HntsaTsegay
@HntsaTsegay Күн бұрын
ኣብ ትግራይ ከምዚ ዓይነት ምንቕቓሕ ኣገዳሲ ኣብዝኾነሉ እዋን ንርከብ ። ኣይተቋርፁ የቐንየልና ይርጋ
@የኪዳናምህረትልጅነኝትግ
@የኪዳናምህረትልጅነኝትግ 3 сағат бұрын
👌👌
@EdenGebremariam
@EdenGebremariam 11 сағат бұрын
Yerga you are the best person.
@dawitgirmai5523
@dawitgirmai5523 12 сағат бұрын
Yerga the great
@NewPhone-k5b
@NewPhone-k5b 11 сағат бұрын
Good job yirgsh
@wedijeganu7307
@wedijeganu7307 11 сағат бұрын
wow amazing life view👏👏
@haleka8776
@haleka8776 5 сағат бұрын
ፅቡቕ ኢልኻ ይርጋ ሓወይ። ፅዋኻ ሀም ቐደሙ ጥዑም እዩ። ታይ ክወፆ። ሰብ ዓርሱ ክፈልጥ አለዎ፣ እተን ሰለስተ መንነቱ አጠዓዒሙ ክነብር ኣለዎ ልበልኻዮለ ፅቡቅ እዩ። እዚ ኾይኑ ግና ልሓዋሩ ተኣሪምኻየን ልኣኻለ ልሰዓብትኻለ ክጠቐማ እየን ዝበልኹወን ሪኢቶታት እኒሆ። 1. ናቲ መደረ ዒላማ ኣቐዲምኻ ተቲገልፆ። ወዮ ጨዋታኻ ጥዑም ኾይኑበ እቲ መደረ ካበይ ተልዒሉ ላበይ ሀም ልኸድ፣ ዒላምኡ ወቒዑዶ የወቕዐይ ልምፍላጥ ኸቢድ እዩ። 2. ሐሳባትኻ ምሁራዊ ይኹኑ መንፈሳዊ ልምፍላጥ ኣፀጋሚ እዩ። በዝሒ ሓሳባተኻ ስነ-ሞገት (logic) ለይብሎም ይመስሉ። ልኣብነት ሰብ ልፈጣሪኡ ልመስል ልምዃኑ ልምርኣይ ለቕረብኻዮ ሞገት ስሕተት (fallacy) ለለዎ እዩ። ካብ ለይትፈልጦ ነገር (ፈጣሪ) ላብ ልትፈልጦ ሰብ ልሰሓብ (deduce) ስነ-ሞገት የለን። ብእምነት፣ ካህን ተኾይንኻ ይከኣል። ሀም ምሁር፣ ፬፻ መፅሓፍ ካብ ለንበበ፣ ግን ልኾን አይመሰለኒይ። ሀም መንፈሳዊ ሓሳባት ከይንወስዶም እንደገና መፅሓፍ ቅዱስ ጠቒስኻ ተይኾነስ ሀም ፈላስፋ “ልተረደአኒ” እላበልኻ ኢኻ ትናገር። ሀም መንፈሳዊ ወይ ሀም ፈላስፋ ክትናገር መሰልኻ እዩ። ኣብ ሓደ መደረ ግን ሓዲኡ ተትኾን ሰዓብትኻ መሪፆም ክሰመዑኻ ይገብር ዶ ይኾን ይብል። 3. ብዛዕባኻ ልትብሎም ነገራትለ ንኡሽተይ ተቲፍትሾም። ልኣብነት፡- ሀመይ መንበባይ ሀመ ልኾንኻ ልመርዳእ የግዲ ላብ ወለድኻ ትኸድ ለለካ አይመስለኒይ። ወዲ ምሁር ፡ ምሁር፣ ወዲ መሃይም፡ መሃይም ክኾን የብሉይ። ለጋስ፣ ለባም፣ መስተውዓሊ ምዃንኻ ደስ ይብል። ፈላጥ ምዃንኻለ። ነገር ግን ፈላጥ፣ ለባም፣ ለጋስ ልምዃን ሓደ ሰብ ፬፻ መፅሓፍ ከንብብ ለለዎ ትብልለኻ ትመስል። ምንም ለይተምሃሩ ለባማት፣ ብዙሕ ልተምሃሩ ግብዛት ሀምልተፈልጥ ተስፋ እገብር። 4. ምጥቃስ ወይ ምምስጋን ሰብ ሓሳብለ ተቲለምድ። መፅናዕታዊ ፅሑፍ ሀምለይ ኣቐረብኻ ይርደኣኒ። ግና አብ ሞንጐ ጨዋታኻ “ኣነ ልተረደአኒ” ካብ ምባል “ኣብሓደ መፅሓፍ ሀም ለንበብኽዎ” ምባል ተቲኽእል። በዝሖም ሓሳባትኻ ሰብናይ ለለዎም ምዃኑ ልሰዓብትኻ ምንጋር ሀም ልምዲ ምውሳድ ልቲ ታተ ልብል መድረኽ ሓሳብ ትግራይ ፅቡቕ ይመስለኒ። የቐንየልና።
@fevina-334
@fevina-334 20 сағат бұрын
Wow 😮 interesting idea 😊keep it up dear brothers ❤
@zsgwuapozcs
@zsgwuapozcs 21 сағат бұрын
Im already a fan❤
@tsehayedmtsu5531
@tsehayedmtsu5531 22 сағат бұрын
Second Zeraiayakob
@Hggfdhfk
@Hggfdhfk 13 сағат бұрын
የቀንየልና ቀጽልዎ
@kahsayaregay9856
@kahsayaregay9856 12 сағат бұрын
ኣሜሪካ ምምፀአይ ካብ ዝፈጠረለይ ዕድል ሓደ ሰፊሕ ናይ ምንባብ ግዘ ክረክብ ምኽኣለይ እዩ ንፀዓዱን ኣዕሩኽተይ I’m a self taught guy ኢለ ብትምክሕቲ ፈፀፅ ይብሎሎም ሓሊፉ ተሪፉስ ገለ ገለ መዓልቲ ኣሎ ዝእርሞም!! ገለ ኣብ ዓዲ ዘለዉ መቕርብ መሓዙተይ ብትግርኛ ክፅሕፍ ምስ ዝሪኡኒ ኣንታ ንስኻ ኣብ ኣሜሪካ100+ years ጌርካስ ፊደላት ትግርኛ ኣይረሳዕኻዮን ኢሎም ይሕጩጩኒ ካብ ትግራይ ምበር ትግራይ ካብ ውሽጠይ ምዕይ ኢላ ኣይወፀትን ይብሎም እዚ መደብ ኣብ ደገ ምስ ዝነብሩ ትግራዎት 'ውን ሕውስ እንተተብልሉ ምመቀረ ይብል::
@hadushgidey2108
@hadushgidey2108 15 сағат бұрын
ሰብ ዓድና ፡ ሰኣን ሚዛን ክብሩ ብውነ ምርድኡ ፡ ብፈጣሪ ዝተፈጠረ ፈጣሪ ፀቡቅ ምኳኑ ግርታ ስለዝሰዓሮ ፡ ብዙሕ ኣደዳ መንገዲ ፀጋም ክኾን ፤ መንእሰይ ንሱስን መስተን ፡ መጥፍኢ ነብሱ ንዕፃት ክመሓዘ ፤ ምህላው ቁሳዊ ሃፍቲ ምስ ሃይማኖቱ ብከመይ የመሓዝዮ ብንቡር ከይርዳእ ፤ ኣብያተ ፍርዲ ዓድና ካብ ጓኖት ተካሲሶም ቀረባ ዘመድ ተካሲሶም ክካትዑ ክንርእይ ፤ ነውሪ ተስዒሩ ፡ ዘይንቡር እንትፍፀም እግዚኦ! ክንብል ዋና ምክንያት ዝኾነ ከምዚ ዝበለ #ፎረም ኣብ ዓድና ሓራም ኮይኑ ስለዝፀነሐ እዩ እሞ ፡ ቀፅልሉ ፡፡ #ይርግሽሽሽ ለ ፡ ካብ #ሰብ #ዝኾነ #ሰብ ዝመንጨወ ልባዊ ምህሮኻ የቀንየልናናና ፡፡
@lemlem1974
@lemlem1974 Күн бұрын
አብራሀኩቸ ወዲ 15 ቀበሌ እዩ እኑኡ ማማ ማሚቲ ይባሀላ
@ኣድማሳዊት
@ኣድማሳዊት 17 сағат бұрын
ኣነስ ከምዚ ዓይነት ቪድዮ ኣብ ትግራይ ልምንታይ እዩ ለየለ ላቨልኹ ነይረ ኣለዉና እዮም እባ 😮
@gideonasress7484
@gideonasress7484 10 сағат бұрын
I have great respect for you doctor Nega. You should get doctorate when they were giving it to Donkeys, Bulls and Monkeys
@AlphanaOmega-c5b
@AlphanaOmega-c5b 21 сағат бұрын
ዝድነቕ ትምህርቲ ከሉ ግዜ ክንጥቀመሉ ዝግብኣና ኣካይዳ ምንምባር
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 146 М.
ቅድሚ ሕዚ ዘይተሰምዐ ቃል ወዲ ዜናዊ
8:13
Rara Media - ራራ ሚድያ
Рет қаралды 77 М.
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.