ሌላ ገዳም ኣባ ስምዖን ሰፋዬ ጫማ ( st. simon the tanner Monastry Egypt) Eritrean Orthodox Tewahdo 2020

  Рет қаралды 86,318

ቢታንያ bittanya tube

ቢታንያ bittanya tube

Күн бұрын

Пікірлер: 453
@bittanyatube3085
@bittanyatube3085 3 жыл бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን፡፡ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ እንጦንዮስ ግብጺ ካይሮ። ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልኹም ይኹን፡ ፍቑራትን ፍትዋትን ስድራ ሕያው ኣምላክ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ሕዝበ ክርስቲያን፡፡ መጀመርታ መንፈሳዊ ሰላምታና ብምቅዳም ናይ ኤርትራ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካይሮ ግብጺ ከም ፍቃድ ኣምላክ ንዓኩም ምሕጋስን ጠለባትኩም ምምላእን ነቶም ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ዘለኩም ሕዝበ ክርስትያን ናብዚ ዓዲ መጺኩም ቅዱሳት ቦታታት ክትበጽሑን ክትመጹን ትደልዩን ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ ኣንጦንዮስ ግብጺ ካይሮ፡ ኢዳ ዘርጊሓ መርሓባ ኢላ ክትቅበለኩም ምካና ብሓጎስ ተበስር፡፡ ስለዚ ንኩሉ ኣብዚ ዓዲ ትደልይዎ ቀረባት ካብ መደቀሲ ጀሚርካ ክሳብ ትራንስፖርትን ኣብ ቅዱሳን ቦታታት ምብጻሕን፡ ካልእ ትደልይዎ ቀረባት ከምዘሎ ክንሕብረኩምን ከነበስረኩምን ምካና ብትሕትና ንሕብር፡፡ ስለዚ ንዂሉ ትደልይዎ ሓበሬታ ይኹን ሕቶታት በዛ ቀጺላ ዘላ ተሌፎን ብውሽጢ መስመር ክትረኽቡና ከምትኽእሉ ብትሕትና ክንሕብረኩም ንፈቱ።ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን። ቁጽሪ ቴለ ፡ 00201159367225 imo, viber,whatsapp ክትረኽቡና ትኽእሉ። ስብሃት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም ወለመስቀሉ ክቡር፡፡ ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡፡
@meld569
@meld569 3 жыл бұрын
Egziabher zemen agelglotkum ybark .bereketkum ykfelena
@tedrostekie3108
@tedrostekie3108 2 жыл бұрын
Eza telphonkm. Mesrahe abeatne
@nebyattesfazgi3423
@nebyattesfazgi3423 10 ай бұрын
Amen (3) qalehiwetu yesimialina bereketu xelotu nay abona Simon sefayi chama aye feleyena
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 27 күн бұрын
❤❤❤❤
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
እቶም ከምዚ ከማይ ክትሪእዎ ትምነዩ እግዚኣብሄር ኣብዚ ቦታ ክንበጽሕ የብቅዓና 🙏
@tigrayeyuadey5917
@tigrayeyuadey5917 4 жыл бұрын
Amen amen amen mearey
@fyorihayle9269
@fyorihayle9269 4 жыл бұрын
ኣሜን
@samuelhailu4402
@samuelhailu4402 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ኣይኮነለይንዩብዘይካኺድን
@ኣይኮነለይንዩብዘይካኺድን 3 жыл бұрын
Amen mussie hawen emo amalke enateyy yasena 🍀🍀🍀🍀🤲🤲🤲🙏🙏
@erieritrea6645
@erieritrea6645 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ታሪኺዩ እዛ ማሕበር ኦርቶዶክሳዊት ተሃህዶ ቤተክርስያን ካብ ናይ ኢትዮጵያ ቤተክርስትያን ምስ ናይ ግብጺ ማሕበር ኦርቶዶክስ ጥቡቅ ዝምድና እንተትገብር ዝያዳ ምተማህረትን ምማዕበለትን። ካብዛ ናይ ኢትዮጵያ የዋህዶ ካብ ደብተራታትን ጠንቆልትን እንታይ ክትመሃር ኢላ ኢያ። ካብቲ ዘገርም ናይ ግብጺ ማሕበር ኦርቶዶክስ ብጣዕሚ ኢያ ማዕቢላ።
@godislove1755
@godislove1755 4 жыл бұрын
ኣሜን ብሓቂ በረኸቶም ይሕደረና፡ ክብረት ይሃበልና ድማ ኣሕዋት፡ ከም ፍቃድ ኣምላክ ኣብ ግብጺ ዘለኩም ኩሉ ቅዱስ ቦታ ገዳማት ከምዚ ገይርኩም ከተቅርቡልና ብትሕትና ንጽበየኩም፡ እቶም ባኣካል ክንሳተፍ ዘይከኣልና ብከምዚ ተቅርብዎ በረከት ክንሳተፍ ስለ ንኽእል፡
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 4 жыл бұрын
Wowow Amen Amen💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏🙏➕➕➕➕
@meronkasahun3047
@meronkasahun3047 4 жыл бұрын
ሰላም ኤርትራውያን ወንድሞቻችን እንወዳችኋለን ። እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ።
@dilbantefentaw4825
@dilbantefentaw4825 4 жыл бұрын
ሰላም ኤርትራውያን ወንድሞቻችን እንወዳችኋለን ። እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ።thanks this ones hoily vido
@semra5955
@semra5955 4 жыл бұрын
በረኸቶም ኣብ ልዕሊ ኩልና ድቁ ይሕድር ኣሕዋት ገዳም ኣቦና ኣንጦንዮስ ከኣ አባ ኣላልዩና ከሙኡ'ውን ኣቦና ቅዱስ የስጦስ ታሪኾም ብዝሰፍሐ ክንፈልጥ❤
@solomonlaine9366
@solomonlaine9366 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwat yasemaln zhawey begaka eba bzh amxalna nay gdamat gbexi.
@danieltesfay2830
@danieltesfay2830 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna Egzabhier Amlak xegkum yebzhlkum Berktane redaten abtaten yekflna
@wintamebrahtu2505
@wintamebrahtu2505 4 жыл бұрын
ብሩኽ ሓውና በሓቂ በረኸት ኣካፊልካና ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ ናብዚ ከብጽሕ ሓይልኻ ሃበኒ
@peaceforall2405
@peaceforall2405 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣጆኺ ብርኽቲ ሓፍተይ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝሳኣኖ የለን ከም ትምኒትኪ ክገብረልኪ ኢዩ ።
@bitereyowhanabitereyowhana8565
@bitereyowhanabitereyowhana8565 4 жыл бұрын
🙏🙏🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@zaidkuhlay9995
@zaidkuhlay9995 4 жыл бұрын
ናይ ብሓዊ ዕድለማታትት እኩም ምክንያቱ ኣብዚ ክፉእ ዘመን ናብ ናይ ቅዱሳን ስፍራ እግዝአብሔር ስለ ዝመራሓኩም ንዓኩም ይማስለና
@gulasmeraxaedaengland1869
@gulasmeraxaedaengland1869 4 жыл бұрын
ግብጺ ሺኮር ተናፋቂት ኢኺ ድያቆናትና ኸኣ ጽቡቅ ሐሳብ ሓሲብኩም ተስፋ ይገብር ንኹሉ ገዳማት ከተምጿኡልና ገዳም ቁስቁም ኣባ ኣንጠንዮስ ኣባ ቡሸይ ኣባ ሺኖዳ ማር ሚና ድሚያና ኣባ ኣባኖብ ኮታ ኩሉ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓሳባትኩም የስምሮ ኣብቀጻሊ የራክበና
@shamsamule610
@shamsamule610 4 жыл бұрын
ኣሜን (((3))) ቃለ ሂወት የስማልና ንኩልኩም ኣማላድነት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈልየና በረከት ናይ ኣቦና ስምኦን ሰፋዪ ጫማ ይክፈለና ፍቃድኩም እንተኮይኑ ካልኦት ገዳማት ክኣ ኣላልዩና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ።
@luwammedhanie4032
@luwammedhanie4032 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna berktkum mes kulena yekun nay aglglot zebnkum ezgabher yebrek🙏💒🙏
@alaamplu8237
@alaamplu8237 3 жыл бұрын
ካለ ህይወት ያሠማልን በጣም ያምራል ታድለህ ይህን ቅድሥት ቦታ መርገጥህ መመረጥ ነው በረከትህ ይደርብን እባክህ ሌላ የማርኛ ቲዬብ ከፍተህ ሁሉንም ያወረድከውን ቢድዮ ደግመህ አውርድልን ሦል በትህትና አጠይቃለሁ።ያበርታህ ወንድሜ ተባረክ።
@bemnetnkhu5423
@bemnetnkhu5423 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና የህዋት በረከት ጸሎትን ምልጃ ቅዱስ ስምኦን ምስኩላትና ይኩን ኣሜን
@godislove9683
@godislove9683 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmeoalna bereket kudusan abotat msana ykun amen
@fkuroykidane4609
@fkuroykidane4609 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎቶም ጸጋ በረከቶም የክፍለና ንገበሪቲ ሰናይ ተግባር ከምዚ ጌርኩም በረከቶም ክንካፈል ዝገበርኩሙና ጸጉኡ የብዘሐልኩም።
@ሓቂተዛረብ
@ሓቂተዛረብ 4 жыл бұрын
ደስ ዘብ በረከት ናይዚ ቅዱስ ገዳም የካፍለና ድያቆን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣጆኩም በርትዑ ቀጽልዎ
@andomweldekidan3720
@andomweldekidan3720 4 жыл бұрын
ነዚ ዝገበረ እግዝኣብሔር ክብርን ምስጋናን ይብጻሓዮ ንኩሉኩም ኣሓዋት ኣቅረብቲ ናይዚ መደብ ካኣ ብልቢ የምስግነኩም። ናይ እምነትና ፍረ ጽንዓት ኣብታትና ዘራክምና በርከቶም ምስ ኩሉና ይኩን።
@bahlbibrhane8394
@bahlbibrhane8394 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
@tsegagebrehiwet7157
@tsegagebrehiwet7157 4 жыл бұрын
Amlak ybarkum des zebl kudus tarik. Egziabiher tsegaeu yebzehalkum Kale hiwet yesmealna
@bahabelomokubqzgi895
@bahabelomokubqzgi895 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmeAlna ezgabiher Amlak xegu yebzhalkum
@aregayhabtemariam4779
@aregayhabtemariam4779 4 жыл бұрын
qal hiwet yesmealna egziabher amlak
@thomasaraya6691
@thomasaraya6691 4 жыл бұрын
Hawey Natey Aziyu Des Zebl Eyu Amelak Tsegeu Yebzhalkum Kbrn Msganan N'goytanan Medhaninan Ykun AMEN ( 3 ) 💒❣💒❣💒❣🙏
@abrehetnuguse6955
@abrehetnuguse6955 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kalhiwet yesmalna aba bereketam msana ykun
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረከት ጸጋ ረዲኤት ናይ ኣቦና ስምኦን ሰፋይ ጫማ ምስ ኩላትና ይኩን ንዓኩም ከኣ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን።
@hanakubrom7615
@hanakubrom7615 4 жыл бұрын
Amen tselotomn bereketomn ykfelene kale hiwet yesmalna zemen agelglotkum ybark💌💌💌💌💌
@merhawiabrham2244
@merhawiabrham2244 4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna Ezgabher amlak berkatu abona semon yekfalana amen. Nakum ka Ezgabher amlak xega aba resi xega yedelkum ajokum nehezbkum kemu gerkum anqiqehu Ezgabher amlak ab emnaten yexenan amen💒🙏!!!
@meronyemane2970
@meronyemane2970 4 жыл бұрын
amen kal hiwet yesmalna dyakon haben hawuna xegu yebzhalka
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር በረኸት ጸሎት ቅዱስ ኣቦና ስምኦን ሰፋኢ ጫማ ይኽፈለና።ከም ፍቃድ ኣምላኽ ብሂወት እንተለኹ ንዓመታ ካይሮ ከመጽእ እየ ኣብዚ ገዳም ክበጽሕ እየ በረኸት ክካፈል ኣብ ጸሎትኩም ዘኩረኒ ወገናተይ ወልደሙሴ ኢልኩም ።
@ተዋህዶናይዘለዓለምቤተይ
@ተዋህዶናይዘለዓለምቤተይ 4 жыл бұрын
Mussie Teklit Be selam mexa hawena
@awetgirmay1496
@awetgirmay1496 4 жыл бұрын
amen amen amen bereket nay Abona Simon mis kulhana hzbe krstyan ykun🙏🙏🙏🙏🙏
@alazarshow2905
@alazarshow2905 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘድንቕ ዘደስትን ቤተ ክርስትያን ኣርኹምና የሕዋትና፡ሉዕል እግዝኣብሄር እምላኻ በረኸቱን ጸጉኡን የብዛሓልኹም ፡ከምኡ ውን ነኣና።
@wedigrmay9124
@wedigrmay9124 4 жыл бұрын
ኣሜን ሓቡ ሓወይ ቃል ሂወት የስመዓና
@sabaleake7114
@sabaleake7114 4 жыл бұрын
Amennn tebareku mhretu redietu menfese kudusu bereketu nay egzabhier abe lielkum yefsese Abe tekdewo kulu dema kekeidemkum yehlef. betami dema des ilena 👏👏
@abiefrem2568
@abiefrem2568 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna Edmen tenan yhabkum habu hawey
@God-db9vp
@God-db9vp 4 жыл бұрын
እግዚኣብሄር በረከትኩም የብዝሓዮ፡ ናይ ግብጻውያን ኣሰር ክንክተል ኣለና ክንዓቢ።
@ወዲ78ኣስመራ
@ወዲ78ኣስመራ 4 жыл бұрын
ይቅሪታ ደኣ እምበር ናትና ኸኣ ንምንታይ ዘይንኽተል ኣብ ግብጺ ስለ ዝቅመጥ እየ።
@God-db9vp
@God-db9vp 3 жыл бұрын
@@ወዲ78ኣስመራ ሐራይ ዝሓወይ ኣነ ግብጺ ኣይቅመጥን ኢየ ፡ ኣብ ጀርመን ሓደ ናይ ግብጺ ገዳም ኣሎ ኣብኡ ከይደ ኔረ፡ ብእምነት ሓደ ኳ እንተኮና ኣብ ተግባር ግን ብዙሕ ፍልልይ ረኪበ ንሳቶም ኩሎም ቅዱስ ቁርባን ይወስዱ ኢዮም ኩሉ ግዜ ድልዋት ኢዮም ንሕና ከኣ ምስ ዓበና ዓለም ምስ ጸገብናያ ዓለም ምስ ጒሓፈትና ነርከበሉ ኢና ንብል፡ ካልእ ንሳቶም ኣዝዮም ዝፋቀሩ ኮይኖም ረኪበዮም ንሕና ከኣ ጳጳስ ምስ ጳጳስ ቀሺ ምስ ቀሺ ዲያቆን ምስ ዲያቆን ኣማኒ ምስ ኣማኒ ብፖለቲካ ተፈላሊናን ተባኢስና ንነብር ኣለና፡ እዚ ኣነ ዝተዓዘብክዎ ንውሑዱ ኢዩ፡ በዚ ብዝተዓዘብክዎ ከኣ ኣሰሮም ምክታል ይሓይሽ ኢለ ካብ ከም ዘለናዮ ምቅጻል። ንስካ ከኣ ኣብኡ ስለ ዘለካ ርኢቶካ ሃበኒ።
@Agape_media2024
@Agape_media2024 3 жыл бұрын
ኣብ ግብጺ እንትኣሊኻ እሞ ካብቲ ኣብኡ ዘሎ ናይ ኤረትራውያን ባእስን ዕግርግርን እንታይ ኢካ ክትመሃር ወይ ክትስዕቦ እትምነ? ኣነ ኸኣ ካብ ግብጺ ኢየ?
@freweyniteklemariam1247
@freweyniteklemariam1247 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen brekt redieat nay bona smuon ms kluatna ykun xga yebzehalkum yhwatey mearey
@ኦርቶዶክስተዋህዶሃይማኖቴ
@ኦርቶዶክስተዋህዶሃይማኖቴ 4 жыл бұрын
amen amen amen kal hiwet yesmeina
@senaitsenait6430
@senaitsenait6430 4 жыл бұрын
Amen3 kle hiwote yasamalen yadegele mareym leje egzebher amen
@teweldemedhinbrhane4689
@teweldemedhinbrhane4689 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ንዘማሪ ዝማረ መላእክት የስምዓልና ብሓፈሻ ንኩላትኩም ማሕበር እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ርሑስ ቅንያት በዓልን የሓንስ መስቀልን ይግበረልና
@shewityontan3548
@shewityontan3548 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረከት ረዲኤት ናይ ቅዱሳን ኣቦታት ኣይፈለየና ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም
@mengsteab7387
@mengsteab7387 4 жыл бұрын
ጸጉኡ የብዘሐላካ የቀንየልና
@mkilpnttuv7670
@mkilpnttuv7670 4 жыл бұрын
ፀግኡ የብዘሐልካ በረከቶምን ረድኤቶምን ምስ ኩላትና ይኩን:: ልኡል እግዝኣብሄር እዚ ክንርኢ ዝፈቀደልና ይክበር ይመስገን
@tmsgnamlake7349
@tmsgnamlake7349 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሄር አምልኽና ንዞም ናይ ሀይማኖት አቦታት እድመን ጥናን አብዝሁ ያሀቦም ክቡር ሀወና ዘይንፈልጦ ቅዱስ ቦታ ስለዘፍለጥካና. በእውነት ብጣእሚ ነመስግነካ የቀኔልና ተባርኽ እድመን ጥእናን አምኽ አብዝሁ ያሀብካ።
@TewahdoTube26
@TewahdoTube26 4 жыл бұрын
በረከት ናይ ኣቦና ስምኦን ሰፋይ ጫማ ምስ ኩላትና ይኹን " ነዚ ዘቅረብክሙልና የሕዋት ካኣ ብጣዕሚ ነመስግን
@habtegargishmehari5178
@habtegargishmehari5178 4 жыл бұрын
Amen amen amen qalahiwat yasmialna. Xalatomn barakatomn ayfalayana
@almazkahsay9779
@almazkahsay9779 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna 😍😍😍🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 4 жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስመዓልና፡ክቡራት ኣቦታት ከም ኡ እውን ነዚ መደብ ዘዳለኹም ኣሕዋት፡፡እግዚኣብሔር ኣቦና ስምዖን ሰፋይ ጫማ ይኽፈለና፡፡
@teklemaryamhiwet6794
@teklemaryamhiwet6794 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ጾሎቶምን ጸጋ በረከቶምን ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ኩቡር ሓውና ነዚ ጸጋ እዚ ዘስማዕካና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ!
@abgzetube8646
@abgzetube8646 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዛቢሄር ኣምላክ ይሓግዝኩምን ይባርኩምን ኣዴና ድንግል ማርያም ባዕላ ትምረሓና ነዚ ቁዱስ ዶታ ክንበጽሕ፡ ኩቡር ሓውና ድማ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ብልቢ
@sabaghumbot5485
@sabaghumbot5485 4 жыл бұрын
በረከት ናይ አቦና ስምኦን በረከት አይፈለየና
@crazyme.4953
@crazyme.4953 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melaekit qal hiwet yesmalena hawuna des zebel
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 4 жыл бұрын
በጣሚ ደስ ዝብል ገዳም እዩ በጣሚ ነመስግን ኣውና ስለ ዘፋለጥካና ዕድመን ጥዕናን ንኩም ደቂ ተዋህዶ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tesfomberhe5329
@tesfomberhe5329 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩ በርኸት ቁዱሳን ዘውትር ኣብ ዙርያና ይኩን
@heniandkiya1835
@heniandkiya1835 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓበን ሓውና ጸሎቶም በረከቶም ናብ ኣቦና ስምኦን ይክፍለና እግዚኣብሔር ኣምላክ
@mebrahtuberhe2342
@mebrahtuberhe2342 4 жыл бұрын
Aman Amen Amen bereketom redietom nay kdusan abotatna mes kulena hezbe krstiyan yikun
@theotokosmt3249
@theotokosmt3249 4 жыл бұрын
Amen bereketom yhderena.xegiu yebzhalkum ahwattt.
@tslatsoony6869
@tslatsoony6869 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ባሕቂ እስኪ ነዛ ቪድዮ ትካታተሉ ዘለኹም የሕዋት በረኸት ስምኦን ሰፋዪ ጫማ የኻፍለና ቀጽልዎ የሕዋት እዚ ቀሊል እዩ ካባኹም ብዙሕ ንጽበ ኣለና
@እግዚኣብሄርንኣቡነሰላማዝ
@እግዚኣብሄርንኣቡነሰላማዝ 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ስምኦን ፍቅሪ በረከት ይሕደረና
@tsigehalafi1755
@tsigehalafi1755 4 жыл бұрын
ይትባረክ አምላከ አበዊነ አምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር ይሴባሕ በረከትን ረዲኤትን ናይ አቦና ቅዱስ ስምኦን ሰፋዪ ጫማ ይሕደረና። ፀግኡ የብዝሐልካ የቀንየልናክቡር ሓውና ነዚ ቅዱስ ቦታ አብ ዘለናዮ በረከት ክንካፈል ስለ ዝገበርካ አሕዋተይ ደቂ ተዋህዶ ❤
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 4 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmeana KBR hawuna xega egziabhier amlak yabzalk
@beti7996
@beti7996 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና በረከት ናይ ኣቦና ስማኦን ኣይፈለይና ይቀንየልና ነዚ መደብ ዝዳለኡም ቀጽልዎ ሓደራ ፨
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 4 жыл бұрын
Bereket nay abona Simon ayfeleyena egziabher amlak xegau yehabena ni hageren eritrea selam u mehret yewrdelena fetari Tanks zhawey egziabher amlak edemen teanen yhabka
@bereketgoitom9017
@bereketgoitom9017 4 жыл бұрын
ኦርቶዶስ እኮ ፍልይቲ ያ ቃለ ሂወት የስመዓልና💒💒💒🙏🙏🙏
@kesetehadas1797
@kesetehadas1797 4 жыл бұрын
😍😍
@awetteame2816
@awetteame2816 4 жыл бұрын
amen amen amen kale hiwet yesmealna Egziabiher Amlak nay xadeik abona Smeon sefayi chama berekt yekaflena
@berketpeace2021
@berketpeace2021 4 жыл бұрын
Orthodox church for ever and ever
@lidiahabte3354
@lidiahabte3354 4 жыл бұрын
Qale hiwet yesmalna... EGZABHIER agolylotka ybark dyaqon haben
@seniattesfamichael7330
@seniattesfamichael7330 4 жыл бұрын
Tamrat nay fetari azyu zgerm eu xegeu yebzhalka hawey natey
@fesehagerezighar9662
@fesehagerezighar9662 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏🏽🙏🎚🎚🙏🏽🙏🏽🎚🙏🙏🏽
@yruruhdhdhd4708
@yruruhdhdhd4708 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስዓልና በረኸትን ኣማካድነትን ናይ ቁድይስ ስምኦን ኣይፈለየና
@ማርያመይብርሃንሂወተይ
@ማርያመይብርሃንሂወተይ 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Kubur ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ የክብረልና ክብረት ይሃብካ ተገዲስካ ነዚ ዓቢ ነገር ምግባርካ ኣምላክ ዘይውዳእ ጸጋን ጥበብን ይዓድልካ ወላዲት ኣምላክ ምሳካ ትኩን
@habtomwediande438
@habtomwediande438 4 жыл бұрын
ጸጋኡ የብዝሓልኩም ብሩኻት ኣሕዋት፡ በረኸት ናይ ቅዱስ ስምኦን ሰፋይ ጫማ ምስ ኩልና ይኩን፡ ዝተረፉ ገዳማት ከተላልዩና ናይ እግዚኣብሄር ቅዱስ ፍቃዱ ይኹን፡፡
@koki-kr6vf
@koki-kr6vf 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸገኦምን በረከተሙን ይሕደረና ክቡር ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
@TFBk-gq5sx
@TFBk-gq5sx 4 жыл бұрын
Amen hawena yekenelna seleti zelaleekana ...
@dimanamelake654
@dimanamelake654 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓበን ቡሩክ ጸጊኡ የብዘሓልካ ዚሓወይ
@filmawithadera7583
@filmawithadera7583 4 жыл бұрын
Ayamnin eye anta Amlak aboy 💗 bteam eye lbey tehagise
@kikidebesay48
@kikidebesay48 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna xolotan bereketan nay emebrhan quduste qudusan nay adyna dngel maryam mskulna ykun kemeu win xolotomen berkte nay abona smon mskulna ykun
@tube-me5mo
@tube-me5mo 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሕዋት ጽቡቅ ጌርኩም በሓቂ ቀጽልዎ ኣላልዩና ደኣ ከሙኡ ጌርኩም ድንግልለይ ምሳኩም ትኩን
@gueshhabteab9652
@gueshhabteab9652 4 жыл бұрын
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስማዕልና ሓዉና በቲ ሰናይ ሓሳብካ እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዛሕልካ ናይ ኣቦና ስምኦን ሰፋይ ጫማ በረከቱ ምስ ኩላትና ይኩን
@hanibalyemane9930
@hanibalyemane9930 4 жыл бұрын
ታንክስ ኣምላኽ እድመን ጥእናን የሃበካ ፈጣሪ
@sarahwoldegebriel
@sarahwoldegebriel 3 жыл бұрын
Egezyabher yetemesegen ukon Temesgen Temesgen ✝️✝️✝️🤲🏼🤲🏼🤲🏼
@asmeretberaki300
@asmeretberaki300 4 жыл бұрын
Bereketu yhderena nay abuna Simon, naka win xegeu yebzh goyta ybarka tack 😍🇪🇷❤🌺🌺🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@astertzeggai7572
@astertzeggai7572 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna abotatnan idmen tiinan yihabkum 🙏🏽✝️❤️🙏🏽✝️❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽✝️💖🙏🏽✝️💖🙏🏽✝️💖🙏🏽💒💖🙏🏽✝️💖
@michaelhabte656
@michaelhabte656 4 жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna hawna kea xegeu yebzhalka 💒🙏🙏🙏
@dingleywahsey9318
@dingleywahsey9318 4 жыл бұрын
Amenn xegiu yebzhalkum.
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 4 жыл бұрын
Egziabhier amlak xegeu yebzhalkum brukat ahwatey ❤️❤️❤️
@bretube3240
@bretube3240 4 жыл бұрын
ያባታችን ስምኦን ጨማ ሰፌው በርክቱ ይድርሰን ይደርብን በቁራራጠውም ሰማውት
@semerefishaye5668
@semerefishaye5668 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ቀጽልዎ
@genetmisgna2943
@genetmisgna2943 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@andomabreham8342
@andomabreham8342 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና ዲያቆን ሃወይ ናይ ብሃቂ ደስ ዝብል ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩ ፈጣሪ ንኩሉኩም ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ
@SM-bi6eq
@SM-bi6eq 4 жыл бұрын
Dn.hawna btaimi nemesgin qal hiwet yesmealna ab zmexie gzie dma knxbe ina iti lieul amlak xegieu yebzhalka amenn
@bereketkidane1462
@bereketkidane1462 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም:: ፍቁራት የሕዋትና:: ከም ፍቓድ ኣምላኽ ገዳማት እንዳበጻሕኩም ከትዝርግሕላ። አመላኽ ዓስቡኹም ይኽፈልኩም።
@ظبتبتيميوييخانيي
@ظبتبتيميوييخانيي 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ፀጉዩ የብዘሐልኩም ፍቅራት አሕዋተይ
@tesfazghigebremkael6194
@tesfazghigebremkael6194 4 жыл бұрын
amen kal hiwet yesmalna diyaqon hawey
@1ቆሮንጦስ1614
@1ቆሮንጦስ1614 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ናማሕበር ኣብዚሑ ክባርኽ ፍቃዱ ይኹን ኣሜን፨
@gedionendalkachew12
@gedionendalkachew12 4 жыл бұрын
Kale hiwet yasemaln🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 4 жыл бұрын
ቃልህወት የስመዓልና
@temesgenfetari6586
@temesgenfetari6586 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም ከምዚ ገይርኩም ከታላልዩና ከተፍሉጥናን ንላቦ እመ ብርሃን ምሳኩም ትኩን
@almazhailu16
@almazhailu16 4 жыл бұрын
ብኣማልድነት ድንግል ማርያም ጸጋ ጸሎት ለምንልና ኣሜን
@selamfessaha1261
@selamfessaha1261 4 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmana
@hosaenatekeste6066
@hosaenatekeste6066 4 жыл бұрын
Amen beraktiom ayfelyana amlak xegiu yebzhalkium yehwat
@rigbetiselam
@rigbetiselam 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna hawuna komu wen with abona zellokumna betami ena nemsgn ab xelotkum zekurna abotatna
@rabtak3275
@rabtak3275 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም:: ከምዚ ዓይነት መደብ ብምስራዕኩም ናይ ብሓቂ ዓስቢ ካብ እግዚአብሔር ኣለኩም:: ንዓና ንመንእሰያት ድማ ከምዚ ኣይነት መደብ እዩ ዘድሌና ቀጽልዎ:: በረኸት ናይ ኣቦና ስምኦን ሰፋይ ጫማ ድማ ምስ ኩላትና ይኹን::
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,6 МЛН
Yay, My Dad Is a Vending Machine! 🛍️😆 #funny #prank #comedy
00:17
Всё пошло не по плану 😮
00:36
Miracle
Рет қаралды 4,1 МЛН
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 118 МЛН
🛑New eritrean orthodox tewahdo mezmur 2024 zemari eyoel tedros "knegr'ye" #kabtsion
7:04
Kab tsion official spritual tube ካብ ጽዮን
Рет қаралды 11 М.
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 519 М.