KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ዛዕባ ሎሚ ዉዕል ፕሪቶርያ ከም ዉዑል ኣልጀርስ ከይቅበር
2:00:51
የዐቢይ ልመና ለትራምፕ በዓለ ሲመት፣ "ወገቡን ሰብረነዋል" ዘመነ ካሴ፣ የመቀለ ሰልፍና የአክሱም ውሳኔ፣ አሜሪካ ስለድርድሩ ድጋፍ| ETHIO FORUM
17:12
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
Правильный подход к детям
00:18
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:32
ሌላ ምስ ዳዕሮታት ሰገነይቲ
Рет қаралды 20,610
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 346 М.
Fnan App Infotech
Күн бұрын
Пікірлер: 170
@senaytenafaqi5769
6 жыл бұрын
Segeney meley miss sgeneyti znafeke like gberuley eske
@judithjudithna5254
6 жыл бұрын
Gaul segeneyti aykonkun gn segeneyti mchwti ketema eya btami des tbleni💟
@johnmanunitedreddevel1856
6 жыл бұрын
Kemy da zey nfetwa abinalwu endina
@tediteklat3496
6 жыл бұрын
ከባቢ ሰገነይቲ ዝኮንካ #like ሃባ
@kubromselemuna
6 жыл бұрын
ፍናን ሓውና ናይ ብሓቂ ተዘኩሮታት ገርካልና ኣነ ኣብዚ ዳዕሮ ከባቢኡን ከባቢ 10 ዓመት ገይረ ከም ወታህደር ኮይነ ኣብዚ ዳዕሮ ሓሙሽተ ማራ ኢዩ ዝምስጠኒ እዚ ከባቢ 4 ዓመት ገይረ ኣለኩ ካብ ዝፍለዮ ካብዚ ቦታ ኢየ ካኣ ስግረ ዶብ መጺኢ ናይ ብሓቂ ናፍቆት ኣለኒ ሰገነይቲ ዓዲ ኣንጎፎም ደግራ ክርስዖ ኣይክእልን ኢየ ህግደፍ እንዶ እሞ ደፊርዋ እዚ ቦታ ሕጂ ተቆሪጹ ዳርጋ ተወዲኡ
@yoditkbrom8368
6 жыл бұрын
Segeney shikor i miss you 😘thank you fani hawey 😍
@zerhansdebesay181
6 жыл бұрын
ናይ በሃኪ ፍናን ሓወይይይ ቢጣዕሚ ጽብቅ ኣቀራርባ ኣምላክ የሃግዝካ ኣጆካ በርትዕ። ጽንዓደግለ ዓደይ ናፍቀ ። ብከመይ ኪረክበካ ፍናን ሓወይይይ ገለ ክብለካ ደልየ ነረ ፒሪቫት ።
@fnanappinfotech
6 жыл бұрын
0031684122124 my whatsapp
@zerhansdebesay181
6 жыл бұрын
+Fnan App Infotech የከንየለይ ፍናን ሃወይይይይ
@hailzgihailway5248
6 жыл бұрын
Segeneyti daero hamushte. Ah segeneyti adey i Love you
@wedibelih7205
6 жыл бұрын
ሰገን ዝዓደይ ከላ ኣዘኪርካና thanks bro.
@efremtesfay2284
6 жыл бұрын
thanks fana hawey segeney zemxakaley 💝
@tesfayemarimadlen4506
3 жыл бұрын
Segeneyti Berkti Adey Amlak Yehaleki🙏⛪🛐➕❤🌸💐💮🌺
@robelpetros3300
6 жыл бұрын
ሰገነይ ጻዕዳ ናፊቀኪ እምበር ንሰገነይ ዝናፍቅ እስኪ ላይክ ይግጨወኒ
@Aman.go123
6 жыл бұрын
Segenay Ewa yak belasa ayxgeb dauro ayxgab hzba ayxgeb 💖💖 love segenayti
@sebkedem3897
6 жыл бұрын
Kab bahri bchlfa eka azentika emo keyemesgenkuka khalf aydeln thanks fnan app
@T.Michael-e1k
6 жыл бұрын
ባህልና ምልልይካ የቀንየልና ወትሩ ነመሰግን
@ኣዶሊስናናትና
6 жыл бұрын
I love segeneyti
@fete6157
6 жыл бұрын
ዋዋ ታኣምራት'ዩ ታሬኽ ሃገርና ብጸሞና ሰሚዖዮ ደስ ኢሉኒ thanks fnan app
@Manohotewe
6 жыл бұрын
Thanks habibi xbuq Tarik eyu fnan hji nay mariam dearit keren deleyelna eka 😘
@NebiatOgbamichael-uo2di
8 ай бұрын
ተዓወት ተዓወት ብዙሕ አዘካክርካና ❤
@kemalemey8545
6 жыл бұрын
Segen shikor 👌🏾👏🏻👌🏾🤙🤙🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@robeluzi929
6 жыл бұрын
Hji aheguskana kemzi gerka ms mennetna alalyena, nhna natna mennet keyfeletna nay xeadu heros or famous people felitna turgum zelewo koynu ayreayenn mknyatu zyada kab mennetna bahlnan nknhadm ygebrena alo, ezi wedehankum tnx!!!!
@samiwedifnotetbeb5248
6 жыл бұрын
Tnx fnaney mukur
@awetyosief2605
6 жыл бұрын
ዓደይ ዓዲ ኣባጥመር ባህታ ሓጎስ፡ ሙሴ ተስፋሚካኤል፡ወዲ ፍላንሳ፡ወዲ ሃይለ፡ወዲ ፈንቅል፡ሃይለ(ድሩዕ) ጀጋኑ ሰብ ስረ። ዓደይ ዓዲ ዳዕሮ፡ጋባ፡ምልዖ፡ዓየ፡ተባሃጊ ሙቁር(በለስ)፡ሕሞር፡ተምሪ፡ምጥሖ፡ካዝሜር፡ኣራንሺ፡ፓፖዮ፡ኮሚደረ፡ኣውሒ። ዓደይ ዓዲ ሽሻይ ኩሉ ምሉእ እኽሊ ብ ዓዲ እኽሊ ብ ባሕሪ 2 ወቕቲ እትሓፍስ። ዓደይ ዓዲ መድሃኒኣለም ብርኽቲ። የቐንየልና ክቡር ሓው ፍናን ኣምላኽ ይባርካ። ሓንቲ መዓልቲ ከኣ ግዜ እንተ ረኺብካ ተራ ናይ በለስ ኣብ ከባቢ ሰገንይቲ ን ህዝብን ን ማልን እንታይ ይመስል እንተ ተቕርበልና ኣዝዩ ደስ ምበለና? Thank you so much again and again!!!
@ሕጊሓሉኣማንመታንክትድሕን
6 жыл бұрын
ዱሩዕ ሰገነይቲ ዲዩ
@awetyosief2605
6 жыл бұрын
እወ ብሩኽ
@yosiefhbtzghi3921
6 жыл бұрын
@@ሕጊሓሉኣማንመታንክትድሕን በራቂት ዓባይ ከባቢ ሰገነይቲ እዩ ዓዱ።
@saimonmedhane9584
4 жыл бұрын
abrham tewelde resiekayo mesrati hzbawi gnbar jgna wedi segeneyti
@saimonmedhane9584
4 жыл бұрын
@@ሕጊሓሉኣማንመታንክትድሕን drue ewe wedi segeneyti yu ane wedi adi keyh eye segeneyti kem adey yu kulu ye zfelto
@solomuntesfit9776
6 жыл бұрын
Wawwwww kexelo fnan abi seb Tsegatate hagerna bezeyada meflati yedelna alo
@kidunhabtemariam9024
6 жыл бұрын
WOW thank you so much kubur haw
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ
6 жыл бұрын
ኣብዚ እነህልካ ስርዓት እዳ-ባ ከምዝ ሎሚ ከይኮነ ህግደፍ ሰራቒ ሽፍታ ፋሕ ፋሕ ከየበሎ ብዘይ ካርሸሊ ብዘይ ፖሊስ ዝማሓደር ዝነበረ ሕጊ እዳ-ባ ግን ካኣ ኩሉ ሰብ ሕጊ ኣኺቢሩ ዝኸይድ ዝነበረ
@iloveulife6114
6 жыл бұрын
Thank you kibur haw fetawi behlu
@fw8452
6 жыл бұрын
Bzuh daero resieka aleka gn thankyou
@EriTop
6 жыл бұрын
wawww tanke fnan aps nice history About Our contre
@entertainment-yf7je
6 жыл бұрын
ገለ ዶ ክንብል ጽባሕና ከይከፍእ ብ ሮቤል ምኪኤል ዎ ደቂ ዓደይ ዎ ደቂ ሩባይ ኩልና ብሓበራ ኣስላማይ ክስታናይ ከመይ ኔርና ከመይ ኣለና ከመይ ንኹን ኢልና እንዶ ንዛተ መመሰል ኣይንኹን ምዉንጃልን ምጉጅጃልን 'ዩ ጠንቂ ናብራ ኣብ ጸላም ብዕርቅን ሕድገትን ጥራይ ያ እትግዛእ ሰላም ባህግና ክሰምረልና ሰላም ምስ ንደሊ ካባናን ንሕናን ሓሊፉ መን ክኾነልና ሸምጋሊ ንናይ ሕሉፍ ቂምታ ሕድገት ዩ መደምሰስ እቲ ጽልእን ህልኽን ብፍቅሪ ይደበስ ብልሳኑ ዘጥቅዕ ሕንዙ ነነዚሑ ቅኑዑን ዘይ ቅኑዑን ኣነ ዝብል በዚሑ ግና ደቂ ዓደይ ኣብዚ ድዩ ዝምርኮስ ትርጉም ሃገርን ህዝባን ጽባሕና ካይከፍአ ንኣርግ ኣለና ብዘረባን ሃባን ጽባሕ ከይሓስመና ንናትና ከም ናትና ምእማን ዩ ወሳኒ ጽባሕ ካይሓስመና ምጽያን ዶ ሎ ዩ ኣብ ምውሓጥ ደም ስኒ ንዉሓሓጥ እምበር ካልእ ከይዉሕጠና መመሰል ከይንኸዉን ጽባሕ ከይሓስመና ክፋእን ተንኮልን ኣኽቲትና ሰራዊት ሓድሕድ ካብ ንባላዕ ከም ደቂ ኣራዊት ካይተጻያየና ዕርቂ ንኣውጅ ንኽኣሎ ሰብ ምኻን ዝረስሐ ክዳን እካ ቅድሚ ጽሩይ ማይ ዝዉጃሕ ብርኻን ከመይ ኔርና ከመይ ኣለና ከመይ ንኹን እንዳበልና 'ዶ የሕዋት ንዛተ መመሰል ኣይንኹን ጽባሕ ከይሓስመንና ንናትና ከም ናትና ምእማን ዩ ወሳኒ ጽባሕ ከይሓስመና ምጽያን ዶ ሎ ዩ ኣብ ምዉሓት ደም ስኒ ንዉሕሓጥ እምበር ካልእ ከይዉሕጠና ኪኖ ዚ ዝኸፍእ መመሰል ከይንኸዉን ጽባሕ ካይሓስመና ጽባሕና ከይከፍእ ካይንሕረም ብርሃን ጽባሕና ከይከፍእ ካይከዉን ዘይድሓን ጽባሕና ከይከፍእ ቅስምና ካይስበር ጽባሕና ከይከፍእ ኣብ ቂምታ ኣይንንበር ጽባሕና ከይከፍእ ሓመድ ሒዛ ያ ትትስእ ስጋ እንትወዲቃ ዛንታና ካይምሰል ተሓጺብካ ኣብ ጭቃ ኪኖ ነድርን ረስንን ዝድመጽ ብዓዉታ ፍቅሪ ዩ ሰዓሪ ድነ ጸላም ሰይሩ ዘበስር ወጋሕታ ጽባሕና ከይከፍእ ኣብ ሎሚ ንስራሕ ጽባሕና ከይከፍእ ብፍቅሪ ንመራሕ ጽባሕና ከይከፍእ ካይንኾን ንዛንታ ንዕርቅን ሕድገትን ነድህየን ብዓዉታ ከመይ ኔርና ከመይ ኣለና ከመይ ንኹን እንዳበልና ዶ የሕዋት ንዛተ መመሰል ኣይንኹን ጽባሕ ከይሓስመና ንናትና ከም ናትና ምእማን ዩ ወሳኒ ጽባሕ ከይሓስመና ምጽያን ዶ ሎ ዩ ኣብ ምዉሓጥ ደም ስኒ ንዉሓሓት እምበር ካልእ ከይዉሕጠና ኪኖ ዚ ዝኸፍእ መመሰል ካይንኸዉን ጽባሕ ካይሓስመና ጽባሕና ከይከፍእ ካይንሕረም ብርሃን ጽባሕና ከይከፍእ ከይከዉን ዘይድሓን ጽባሕና ከይከፍእ ከይኮን ዝበኣሰ ጽባሕና ከይከፍእ ምንባርና ከይህሰ ጽባሕና ከይከፍእ ሓመድ ሒዛ ' ያ ትትስእ ስጋ እንተ ወዲቃ ዛንታና ከይመስል ተሓጺብካ ኣብ ጭቃ ኪኖ ነድርን ረስንን ዝድመጽ ብዓዉታ ፍቅሪ ዩ ሰዓሪ ድነ ጸላም ሰይሩ ዘበስር ወጋሕታ ጽባሕና ከይከፍእ ኣብ ሎሚ ንስራሕ ጽባሕና ከይከፍእ ብፍቅሪ ንመራሕ ጽባሕና ከይከፍእ ከይንኾን ንዛንታ ንዕርቅን ሕድገትን ነድህየን ብዓዉታ ቶማስ ኣልኣዛር ኣይንፈላለ ኣንቱም መሳጊድ ትመላለሱ ኣንቱም ኣብያተ ክርስትያን ትመላለሱ እዚ እዋን ከይከብድ መሊሱ መምስ ከበደኩም ናብ ቤቱ ኣይተላጉሱ ቅድም ከምቲ ዝብሎ ንኹን ሽዑኡ ንለምን ግብርና ከፊኡ ከይከዉን እምበር ካሕኩሑ ክኽፈተኩም እንድዩ ዝብል ንፋቀር ድሎና ንተሓላለ ወይስ ነሓድሕድና ንተሃሳሰ ንዳጋገፍ ደሎና ንመዓራረ ሓደ ኢና እሞ ኣሕዋት ኣይንፋላለ ኣባይና ይፈለ ኣይንፋላለ ንሕና ፍልልይና ነጽብብ ጛኖት ከይከስቡና ግዲ ኣርሒቅና ካብ ሰናይ ግብረተ ናይ ልቢ ድከ ኣይኮነን ዝጾምን ጾለተ እንተስ ሉውሃት ኣህዲሙ ከብድና ይምልሰልና ሎ ንሰምዕ እንተ ሊና ይነግረና ሎ ነስተውዕል እንተ ሊና ጽልኢ ክንዲ ፍቅሪ ጥልመት ክንዲ እምነት ቂምታ ክንዲ ይቕረ እናኮነ ትንከዶ ነዝስ ዓይኒ ዝፈጠረ ኣይርእን ዶ ዓደየ ዓደየ ትብል ኣላ ሃገር ኣይትፈላለየ ዓደየ ዓደየ ኣይትፈናተቱ ከይቆረኒ ንዓየ ዓደየ ዓደየ ትብል ኣላ ሃገር ሞፍቶ ጛና ኣይንኩን ዓደየ ዓደየ ከምቀደምና ደኣ ሓደ ልቢ ንኩን ኣንቱም መሳጊድ ትመላለሱ ኣንቱም ኣብያተ ክርስትያን ትመላለሱ እዚ እዋን ከይከብድ መሊሱ መምስ ከበደኩም ናብ ቤቱ ኣይተላጉሱ ቅድም ከምቲ ዝብሎ ንኩን ሽዑኡ ንለምን ግብርና ከፊኡ ከይከዉን እምበር ካሕኩሑ ክኽፈተኩም እንድዩ ዝብል ንፋቀር ዶለና ንተሓላለ ወይስ ነሓድሕድና ንተሃሳሰ ንዳጋገፍ ዶለና ንመዓራረ ሓደ ኢናሞ ኣሕዋት ኣይንፋላለ ኣባይና ይፈለ ኣይንፈላለ ንሕና ፍልልይና ነጽብብ ጛኖት ከይከስቡና ግዲ ኣርሒቅና ካብ ሰናይ ግብረተ ናይ ልቢ ዶከ ኮነን ዝጾምን ጾሎተ እንተስ ልውሃት ኣህዲሙ ከብድና ይምልሰልናሎ ንሰምዕ እንተሊና ይነግረናሎ ነስተውዕል እንተሊና ጽልኢ ክንዲ ፍቕሪ ጥልመት ክንዲ እምነት ቂምታ ክንዲ ይቕረ እናኮነ ትንከዶ ነዝስ ዓይኒ ዝፈጠረ ኣይርእንዶ ዓደየ ዓደየ ትብል ኣላ ሃገር ኣይትፈላለየ ዓደየ ዓደየ ኣይትፈናተቱ ከይቆረኒ ንዓየ ዓደየ ዓደየ ትብል ኣላ ሃገር ሞፍቶ ጛና ኣይንኩን ዓደየ ዓደየ ከምቀደምና ደኣ ሓደ ልቢ ንኩን ንሓድሕድና ንጠማመት ዘይምጥምማት ንየዕንቲ ኣይጠቀመን እቲ ምንታይ ንኩሉ እናረኣያ ንሓድሕደን ከይተራኣያ እቲኣ እንተዐረት ነቲኣ ኣይንታያ ከምኡ ኣይንኩን ከምዚ ሎሚ ከም ቀደምና ደኣ ከምታ ዓሚ ከምኡ ኣይንኩን ከምዚ ሎሚ ከም ቀደምና ደኣ ከምታ ዓሚ ሓድነት ቀደምናዩ ስምረት ቀደምናዩ ስኒት ቀደምናዩ ሚስጢር ህላወ ሎሚ ዓደየ ዓደየ ትብል ኣላ ሃገር ኣይትፈላለየ ዓደየ ዓደየ ኣይትፈናተቱ ከይቆረኒ ንዓየ ንሓድሕድና ንጠማመት ዘይምጥምማት ንየዕንቲ ኣይጠቀመን እቲ ምንታይ ንኩሉ እናረኣያ ንሓድሕደን ከይተራኣያ እቲኣ እንተዕረት ነቲኣ ኣይንታያ ከምኡ ኣይንኩን ከምዚ ሎሚ ከም ቀደምና ደኣ ከምታ ዓሚ ከምኡ ኣይንኩን ከምዚ ሎሚ ከም ቀደምና ደኣ ከምታ ዓሚ ሓድነት ቀደምናዩ ስምረት ቀደምናዩ ስኒት ቀደምናዩ ሚስጢር ህላወ ሎሚ ዓደየ ዓደየ ትብል ኣላ ሃገር ኣይንፈላለየ ዓደየ ዓደየ ኣይትፈናተቱ ከይቆረኒ ንዓየ ዓደየ ኢኣደየ ትብል ኣላ ሃገር ሞፍቶ ጛና ኣይንኩን ዓደየ ዓደየ ከምቀደምና ደኣ ሓደ ልቢ ንኩን ዓደየ ዓደየ ትብል ኣላ ሃገር ኣይትፈላለየ ዓደየ ዓደየ ኣይትፈናተቱየ ከምቀደምኩም ደኣየ
@ሕልናቆሪራኣዝማሪኖ2007
6 жыл бұрын
ፍቅሪ entertainment you are smart boy god bless you ma bro
@danielmekonen6031
6 жыл бұрын
bravo
@amlakmaharenibetilwuhatka6832
6 жыл бұрын
ቀጽሎ ንፉዕ ፡ ከምቀደምና ክንከዉን ኢና ኣጆካ።
@ermiassium1337
6 жыл бұрын
ናይ በሎው ኮሎው ሰንዓፈ ከኣ ገለ በለና ታሪካዊ ቦቶ ከይፈለጥናዮ ወጽና ፍናን ሓወይ ተገድስካ ። ስለ ኩሉ ትገብረልና ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን
@mussiesultan3434
6 жыл бұрын
Nfue Fani,, Kemeu elka kea! Beal Golgol Hazemo/ kulu nay Eritrea meret endahatetka N abeyti sebat akrbelna. Thanks
@ሓጎስጸዋር
6 жыл бұрын
እወ ኣዘኪርካኒ ዳዓሩ ሰገነይቲ ን ከባቢኣን ከምዚ ገርካ ምግላጽካ ብጣዕሚ ነመስግን
@tedrosfkadu9893
6 жыл бұрын
tanks fnan
@meraafye3086
6 жыл бұрын
fnan hawna mejemerta sle eti tgebro zeleka abi srah nemesgneka ane wn ab zahalefe zanta temeriaweni eba xihifelka nere eye kemzi aynet nay adna tarik agabzena ele sa thanks
@gebrehiwetteklehailemicael8091
6 жыл бұрын
Thank you fenan .is new tree Dahero planted now a days?
@genetgeryeiamproudoftigray3032
6 жыл бұрын
Welcome fnan shikor ኤሬ ፃዕዳ በተለይ ገደም ደብረ ሲና ቀይሕ ባሕርን ብዙሕ ዝተፈላለየ ቦታት ሪእ ሰገነይቲ ከይረኣክዋ ተመሊሰ መፃኢ ክሪኣ ተስፋ ኣለኒ
@mussietn1966
6 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕሕ ካብዚ ኩሉ ዝበልክዮ ዋላ ሓንቲ ከይረኣኹ ስደት ወጽየ i hope ገዛና ንምለስ ንኸውን
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
6 жыл бұрын
በየን ዲኪ ሓሊፍኪ ሰገነይቲ ከይረገጽኪ ድኣ ጋለይ
@samuelabraham4724
6 жыл бұрын
Genet Gerye yakob dawit & fnan app ውስጤ ናቸው Debare Cina Adey Mariam ❤🇪🇷
@genetgeryeiamproudoftigray3032
6 жыл бұрын
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ ሰበይ ሪአዮ እውን ክከውን ይክእል ሰገነይቲ ዝፈልጥ ሰብ ኣይነበረንን ምሳይ ኩሉና ገና ሓደሽቲ ኢና ኔርና ንኤሬ ትምኒተይ ግን ሰሚሩለይ ንገደም ደብረሲና ንምስዓም ዝተመነክዎ እዩ ነይሩ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
6 жыл бұрын
@@mussietn1966 ሞዛዛይ መዓረይ ኣይዞኳ i hope one day ጥራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኳ እምበር
@michealitelos6332
6 жыл бұрын
mjemereiya selam nukulukum, ezeikea Iyfeleteinayoin nerna beitaemei sebuke yekeneiyelna keep it up,
@Zemen182
6 жыл бұрын
Deki segen xaeda
@robelshambel8973
6 жыл бұрын
Adey Alemey t@ys
@alembrhane6325
3 жыл бұрын
ane wedi zoba debub kenesey kulu Eritrea reayo enterfo Senafe segeneyti adi keyreakwen wetsie 🥰🥰🥰🥰
@gherieshmendi3659
6 жыл бұрын
ሰላም ፍናን ብተቕርበልና ኣዝየ እናመስገንኩ፣ ድምጺ ግን እናተሓተና ቁሩብ። መደባት ግን ኣዝዩ ደስ ዘብል‘ዩ። ደስ ስለዝብለና ኸኣ ኣዚና ክንሰምዖ ስለእንደሊ ኢና ድምጺ ይትሕተና ኣሎ ንብል ዘሎና። ይብል ዘሎኹ ንምባል‘የ። ንነብሰይ ጥራይ ክውክል!!
@sagi_fnan0125
6 жыл бұрын
Deki segeney gele eske beluni wedi segen iye
@hermonlittleforest1581
6 жыл бұрын
Welcome
@gezaetweldemedhin1521
6 жыл бұрын
Great job thank you bro
@hagosmkem5468
6 жыл бұрын
ሰላም፡ ክብረት ይሃብካ ፍናን ሓወይ! ቡዝሕ ኣላልኻና፡ ኣብ ዝመጽአ ካኣ ብሃንቀውታ ንጽበ።
@naodtsegay1763
6 жыл бұрын
ፍናን ፍናን ዓቢ ሰብ የቀንየልና፡ ኣብ ቀጻሊ ድማ ዳዕሮ ሰንዓፈ ከተምጽኣልና ንጽበ ፡ ካብ ጭልፋ ግን ወስ ክብለካ ዳዕሮ መጠራ ፡ እዛ ዳዕሮ 12 ጨንፈር ኣለዋ፡ በብወርሃ ድማ ንጻድቃናት ሶርያ ትምግቦም ነይራ፡ ኣብዚ ከይሃጽረኒ ከይጽይቆ ኣብ ቀጻሊ ምሉእ ታሪክ ከተምጽኣልና ድማ ንምህጸን ፡ ናይ ሃገርና ምጅማርካ ድማ ኣዚና ኢና ነመስግነካ , ህግደፍ history ኢናበሉ ታሪክ ጃባን jaban ክምህሩ ታሪክና ስለ ዘይመሃሩና ኣዚና ኢና ነመስግነካ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓና ክህሸና ፍናነይ ።
@Fache.
6 жыл бұрын
welcome fann app u are smart bro
@ibelongtojesus9465
6 жыл бұрын
Hey Fnan sle ti tgebro aberkto kemesgneka yfetu. Bmkxal nay (Suzinino) back ground gda zeyttehababerena Greeting 2 Pac 💗
@teamemerhawi7731
6 жыл бұрын
Hagerka zey mflat shgr yu.kndzi daru kem zelo lomi felite enteti qdm gn bzieka ablogo anseba debri adihansn kebabian ember ab kale botatat kndzi bzhi alo ele ygmt ayneberkun. Fnan dma betgebro zeleka xaertat adna nmlaly azye yemesgneka. Thanks.
@menkem7438
6 жыл бұрын
Geza Banda iye Abzi bota kedmi 10 Amet ms hade wedi gezawtna Azekirkani Ab 5 nakfa Zella daro kbexha 10:06 :2008 I am not forget ,this time!!
@jonenafakiselam6377
6 жыл бұрын
Waw fnan app lomi yehgskni 👍🏽💯
@Okbit
6 жыл бұрын
Wawww bro btami yekenyelna. Ane ka bgdey gele kbleka mdeleku, zkeal entekoynu tarik nay bal harbeya tegadalay haile drue kemu wn btsetun ktseme btami eye zdeli, yekenyeley.
@hiyabzekarias9043
6 жыл бұрын
Wawww bravo
@ከምዚኢልካስናብራኣይኮነን
6 жыл бұрын
Adi jeganu eya segeneyti
@segenm950
6 жыл бұрын
🌹❤️❤️segen xaeda
@tekluhabtom8356
6 жыл бұрын
thank you so much my brother I'm proud of you
@zadigtewelde6270
6 жыл бұрын
Segen xaeda i Love you
@yemaneaman701
6 жыл бұрын
Thanks hawom
@n2nati609
6 жыл бұрын
Kbret yhabka🧡
@yowhanestekle1203
6 жыл бұрын
ዝመጽእ ከኣ ካሊእ ታሪካዊቦታታ ሒዝካልና ክትመጽእ ተስፋ ንገብር
@mussieadhanom4906
6 жыл бұрын
Keep up bro
@selam841
6 жыл бұрын
merhaba fnan hawey mejemerya ab hiwetka tana ab srhaka asalto ygberelka sleti hanaxi zkone akararbaka key mesgenkka khalf aydeln kabueu kexi bezaba desetat kndey mkanen Asiaten kea zkale entekoynu ketekerbelna nlabo
@m.h7246
6 жыл бұрын
የቀኔልና ፍናን ቡሩክ
@zigurigentian8541
6 жыл бұрын
Waww
@temuzgiselomon7493
6 жыл бұрын
nice akuriekani ata wedi 😘🤗😊
@yorsalemfitsum5418
6 жыл бұрын
Segeneyti shkor ❤💞
@frezgirussom6052
6 жыл бұрын
Fnan hawey wetru yednkeka bflay nay nezi weldo tarik hageru kfelt abisrah texemdka ktsrh ymhxeneka abtgebro srhatka bukua srah eu gbu ajoka kexloooo🔭🔭🔭🔭🔭👏👏👏👍👍👍👌
@paulomenkem4254
6 жыл бұрын
Good job bro
@berhegebray1531
6 жыл бұрын
Nice sebuk lela euo euo ato fnan
@abelbereket1759
6 жыл бұрын
Wow, nice one Histroy .
@fw8452
6 жыл бұрын
Thanks azekakirkana gn daero aboy gered gn resikaya
@ሕጊሓሉኣማንመታንክትድሕን
6 жыл бұрын
የቀንየልና ኩቡር ሓውና ፍናን ጆጋኑ ሰብ ስረ ብዓል ኣባጥረግ ባህታ ሓጎስን ካልኦትን እቲ መስርሕ ከመይ ተካይዱ ኣበይ ተካይዲን እንተ ተቅርበልናስ ክንደይ ደስ ምበለና ከም ደክተር ዓቢ ብዓል ስረ የድልያ ኣሎ ሃገርና ቶሞክሮ እንበር ባዕለይ ናጻ ከውጻኣኩም እየ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ በብዘለናዮ ንሰልጥን ትንሳኤ ሃገርና ቀሪቡ ኣሎ ቶዳሎ ወገን ቶዳሎ ተባዕ ባዓል ስረ የድሊ ኣሎ ።
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ
6 жыл бұрын
ኣዚና ኢና ነመስግነካ fana app ብርዕኻ ይሰስን
@lovegod7874
6 жыл бұрын
Hji kea dnsh karneshm ketemxalna tesfa ygebr ☝️☝️☝️☝️☝️
@filimonmahari5736
6 жыл бұрын
የቀኔልና ፍናን ዓቢ ሰብ
@ግዜፈራዲ
6 жыл бұрын
Btaemi xbuk tebegso fnan bro kexlo
@segenm950
6 жыл бұрын
Yeqeneyelna❤️
@fethawifesshaye1739
6 жыл бұрын
Nic job finann bro.....
@torontosenafes7024
6 жыл бұрын
Nay metera senafe ke entay teblena wegeney 💋❤️👍
@samiwedifnotetbeb5248
6 жыл бұрын
Segeney we😘😍
@samuelfrezgi1177
6 жыл бұрын
Daro 5 tiqa adey ala akurur(Russia )zinafeqe ento alo like &segeneiti like aytewihdu
@mussietn1966
6 жыл бұрын
*ዳዕሮ ኣብ 5ተ ናቕፋ ዘላ ዘኪረ 😂😂like ኣግርጭው*
@saidahmedhash7528
6 жыл бұрын
ክክክክክ
@gulgeralta9450
Жыл бұрын
ዳዕሮ ጣዕዋ ምለስ! ነኪር እዩ ስራሕ እግዚኣብሔር
@holyland6613
6 жыл бұрын
welcome fane
@segenm950
6 жыл бұрын
Sham me too
@efremhagos5401
6 жыл бұрын
Dehri bayta nay Gareth bale zeytemxelna geday
@semereabhabtom9163
6 жыл бұрын
Nay behaki des zebl aglaltsa
@johnmanunitedreddevel1856
6 жыл бұрын
Betabi des zebel merdata fnan hawena etom Liv ketriwan tedlyou ka ab nayi korchach derfi hankekely tebel kemu wen abrham alem ketriwen tekelu kikum beztrfi selam we senay nakum kab hawekum wedi segnyeti 😀😀💖💖💖💖👍🖐🖐🖐🖐🖐🎅🎅🎅🎅💌🤚🤚🤚🎅😀💖👍
@ጻዕዳ10የኽስበካ90ከኣየኽስ
6 жыл бұрын
በጃኻ እባ ዳዕሮ ናይ መጠራ ኣምጸልና 12 ጨናፍር ዘለዋ ዓመት ምሉእ ከየቃረጸት ትበስል ማለት ሓንቲ ጨንፈር ሓደ ወርሒ በብእብረ ይበስላ ብተወሳኺ ታሪኽ በሎው ከሎው ኣዝዩ ዘደንቅ ተርእዮ ፈለማ ፊደላት ቲግርኣኛ ዝተመስረተሉ ውሽጣውሽጢ ካብ ሰንዓፈ ናብ ኣኽሱም ዝኸይድ ውሽጣውሽጢ መንገዲ ኣሎ ብጠወሳኺ ኣብ ጫፍ እምባ መጠራ ዝርኸብ ኣዝዩ ዓቢ መስቐል ናይዝን ካልእን ኣብ ቀጻሊ ከተቅርበልና ብተስፋ ንጽበ ፋኒ ኣስሊ
@ጻዕዳ10የኽስበካ90ከኣየኽስ
6 жыл бұрын
@@2008wednesdaymarch kkkkk abshrka kqyro eye sebey
@meleymeley8215
6 жыл бұрын
Btami xbuk hasab nay hagerna tarikawi krstata telalyena zeleka
@Merifit
6 жыл бұрын
Segenyti shekor
@danielkidane7839
6 жыл бұрын
Nummer 2 fkrawiii
@fadamichael
6 жыл бұрын
Fkrawitey yene marr❤❤❤
@adhanomtesfai3869
6 жыл бұрын
Hiiii fann private number Kemey gern nifetha
@danielkidane7839
6 жыл бұрын
@@adhanomtesfai3869 ketedanagr do kia delika ata leba bro kkkkkkkk
@Ab-wm6uv
6 жыл бұрын
Segen yahooo
@danigebretnsae3136
6 жыл бұрын
Kedamay like zgeberku seb ye like ahfs abilkum habni neay kea
@wilized8584
6 жыл бұрын
ዳዕሮ ሰገን ከም ዝገለፀካያ ኮይና ዳዕሮ ተኣመራዊት አምባ መጠራ ሰንዓፈ ድማ ገሌ አንተ ትብል ደቂ ሃገረይ ብትእምርቲ ዳዕሮ መጠራ ምፈለጡን ምተማሃሩን ።ንኣብኔት ዳዕሮ መጠራ ብግዜ ክረምቲን ሓጋይን ወትሩ አያ ፈርያታ ትህብ ብዘይ ምቁራፅ።ዝተሬፈ ንታሪኻ ዝምልኬት ናባኻ ይገድፎ።
@abrahamebayhigen4984
6 жыл бұрын
Segeneity ewe yak hzba halal merita lemlem
@godknowstomorrow8270
6 жыл бұрын
Btaemi des .zebl agelalxa eta nay mmxae megzaeti tlyan qdmi 500 ametat etbl gn temeliska reaya bzterefe aqerarbaka wuhlnet zelewo bzey may zwerd
@metanxbahkhayesihkablomisa959
6 жыл бұрын
Fnan nay bhaki ዓቢ ሰብ ኢካ ምኽኒያቱ ናይ ሰብ ስሚዒ ብቀሊሉ ኢካ ትርዳእ ብዚ ኣግጣሚ ውን እነ ሓደ ሕቶ ሓቲተካ ነይረ ናይ ኣብርሃም ኣፈወቂ ታሪክ ህወቱን ኣማውቱን ከሙ ኮይኑ ግን ካብ ዓቅምኻ ንላዕሊ ከም ድኸነ ሓቢርካኒ ነርካ ብዚ ኣጋጣሚ ካብ ልቢ ክመስግነካ ይፈቱ
@fnanappinfotech
6 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ሓወይ ወይ ሓብተይ ናይ ኣብርሃም ኣፎርቂ ኣብ ናይ ጆሲ ቻነል ወሪዳ ስለ ዘላየ ገዲፈያ
@metanxbahkhayesihkablomisa959
6 жыл бұрын
@@fnanappinfotech ok Tankss fani hawey sle eti tgedasneyka
@samuelteklemichael5749
6 жыл бұрын
Sur daero buwhd 50 m eyu
@danielmekonen6031
6 жыл бұрын
metan xbah khayesih kab lomi sami sami ewe ya keman bzey hto kekrbelna ygbo.
@kidunhabtemariam9024
6 жыл бұрын
Ezen kulen daru abti zabekulu bota zelewa msmkanen nafkotey kemzestemark gerkani
@Merifit
6 жыл бұрын
Number 1
@solomundebesay2684
6 жыл бұрын
Ich danke dir Du bist sehr intelligent Ich bin stolz auf dich
@Amanuel.Kidane12345
6 жыл бұрын
እንተ ኪእልካ ፍናን ሓወይ ብዛዕባ ናይ በለስ ታሪክ ክትነግረልና ብትሕትና ይልምነካ ምክንያቱ ሰባት በለስ ጥልያን ከም ዘምጽኦ ኢዮም ዝኣምኑ ኣብ ኤርትራ መግዛጢ ጥልያን ኣይኮነን በለስ ኣምጺዎ ሓደ ስብ ኢዩ ኣምጺዎ ንሱ ከኣ ኣቡነ ያዕቆብ ኣጎስጢኖስ ኢዩ ዝብሃል እንተኪእልካ ክትነግራልና ነቶም ዘይፈልጡ የሕዋትና
@wedishambel1626
6 жыл бұрын
fanan hawna btami xbuk agelalixa u, zkal ente koynu ka bzaba emba metere asfih abilka eti tarik ktgelxelna mdelena
@ዓለምብአኮነሚክዶስብቓልኣ
6 жыл бұрын
አዋይ አወ
2:00:51
ዛዕባ ሎሚ ዉዕል ፕሪቶርያ ከም ዉዑል ኣልጀርስ ከይቅበር
Fnan App Infotech
Рет қаралды 12 М.
17:12
የዐቢይ ልመና ለትራምፕ በዓለ ሲመት፣ "ወገቡን ሰብረነዋል" ዘመነ ካሴ፣ የመቀለ ሰልፍና የአክሱም ውሳኔ፣ አሜሪካ ስለድርድሩ ድጋፍ| ETHIO FORUM
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 88 М.
00:24
99.9% IMPOSSIBLE
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН
00:18
Правильный подход к детям
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
00:26
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
00:32
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
Family Games Media
Рет қаралды 55 МЛН
1:35
الوزير الأول السنغالي يغادر نواكشوط بعد زيارة صداقة وعمل لموريتانيا
الوكالة الموريتانية للأنباء AMI
Рет қаралды 885
16:19
ሎስ ኣንጀሎስ እቲ ዝወደቁ መላእኽቲ ዝነግሱላ ናይዚ ዘመን ጎመራ
Fnan App Infotech
Рет қаралды 48 М.
16:54
ሰበር ሰበር - አሜሪካ እሳቱ የባሰ እየመጣ ነው ኢትዮጵያዊቷ ከእሳቱ ስፍራ ያስተላለፈችው መልእክት
Abel Birhanu
Рет қаралды 15 М.
ቁሉዕ ደብዳበ ናብ ኮለነላት ፥ ዳህሳስ መድያ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 1,2 М.
16:58
ሓድሽ ምስጢራዊ ቫይረስ ቻይናን ሓድሽ ምዕባለታቱን
Fnan App Infotech
Рет қаралды 6 М.
19:01
ንሳንካራ ዝቀተለ ብለስ ኮምፓውሬ ልዕሊ 25 ዓመታት ንቡርኪናፋሶ ዝመርሐ ዲክታቶር
Fnan App Infotech
Рет қаралды 75 М.
6:10
Jstudio ፍናን ኣዳል፣ ገሬ ኣብርሃ፣ "ወሎደይ"
Jstudio
Рет қаралды 35 М.
15:05
ጠንቂ ባርዕ ሎስ ኣንጀሎስን ኣሜሪካ ክትቆጻጸሮን ዝጸገማን ምኽንያት ቁጠዐ ፈጣሪ ስለዝኾነዩ
Fnan App Infotech
Рет қаралды 56 М.
18:30
Ethiopia - “ቁጭ ብለን አናይም” የፈልድ ማርሻሉ፣ የመቀሌው ተቃውሞ 2ኛ ቀን፣ ለመንግስት ፈታኝ ጥያቄ ቀረበ፣ በመተከል አዲስ ጥቃት
Feta Daily News
Рет қаралды 84 М.
8:14
Ethiopia - አሜሪካ ለመጀመሪያ ጊዜ ተረታች | እሳቱ ተባባሰ ከተማዋ ተከበበች
Feta Daily
Рет қаралды 197 М.
00:24
99.9% IMPOSSIBLE
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН