Life history of Abraham Afewerki ታሪኽ ሂወት ኣብርሃም አፈወርቂ

  Рет қаралды 302,802

Abraham Afewerki Music Channel

Abraham Afewerki Music Channel

Күн бұрын

Eritrea music Abraham Afewerki Life history of Abraham Afewerki ታሪኽ ሂወት ኣብርሃም አፈወርቂ
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር
Abraham Afewerki was an Eritrean well-known songwriter, composer and singer. He also played Krar, guitar, and percussion on stage, and included keyboards in the studio. He has become one of the most famous Eritrean artists.
Subscribe now: / @abrahamafewerkimusicc...
Find us on facebook: / aamusicc
/ abraham.afewerki.9484

Пікірлер: 741
@user-rw2ob7pw6m
@user-rw2ob7pw6m 5 жыл бұрын
ኣብርሃም ኮኾብና ❤️ ኣብርሃም ህያብና ❤️ ኣብርሃም ሞዴልና ❤️ ኣብርሃም ወርቅና ❤️ ኣብርሃም ንብረትና ❤️ ኣብርሃም ትኣምራትና ❤️ ብጣዕሚ ኢና ነፍቅረካ ንሕና ኤረትራውያን የሕዋትካ ኣብርሃም ሓውና!
@user-nr7ev1ow6e
@user-nr7ev1ow6e 5 жыл бұрын
ርግኣት ጋል ኢሰያስ ኣማአትኡ ድማ ግለጽልና ኢኩም ። ሰብ ደከ ወደይ ምስ ቀተልቲ ሓው የጣቅዕ ኢዩ ። ኣብራሃም ሓበን ኤርትራ ኣብ ገነት የንብርካ ዓለመይ ።
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@user-nr7ev1ow6e ኣብርሃም ኣቀታትሉኡ ኩሎም ብቀረባ ዝፈልጡ ገሊጾሞ እዮም ' ብፍላይ ሓይሊ ባሕሪ ዝነበሩ ብ ወዲ መምህር ዝተጻወደ ውዲት ጌሮም ከም ዘጥፍእዎ ኩሉ ይፈልጥ እዪ ' ምበር ቀይሕ ባሕሪ ዳ ካብ ምዓስ እዪ ምውት ባሕሪ ዝኮነ ' ን ኣብርሃም ጥራይ ዝወስድ ባሕሪ ጉዳም እዪ ናይ ህግደፍ ጽንጽዋይ ግዳ ጽባሕ ዝቃላሕ ምስጢር እዪ
@benyamasgdom9182
@benyamasgdom9182 5 жыл бұрын
If you love Abereham Afewerqe ንዘጥፍኦ አጥፍእዎ Aissaya Afewerqe killed him while he speaking for you freedom,How long you guys killing by dictatorship ,is it not enough 50 years,ንአና ለኪምኩምና
@mussietesfay8165
@mussietesfay8165 4 жыл бұрын
Ymelaalka
@majorbrhane5891
@majorbrhane5891 4 жыл бұрын
Nay bhaki hawey Natey entay eom alem godelo eya
@tesfaymehari3761
@tesfaymehari3761 5 жыл бұрын
ኣብረሃም ኣቦ ፍቅሪ ኣብረሃም ኣቦ ተስፋ ኣብረሃም ኣቦ ራኢ ኣብረሃም ሰብ ከይንብሎ ብዙሕ ትንቢታት ተዛሪቡ፡ብፍላይ ከኣ ኣታ ሰማይ አትብል ደርፉ ፡ዓለም ባሕሪ ምካና አንተ ዝፈልጥ፡ክሕንብስ ዘይ ክአል ንከይ ጥሕል ትብል ኣርአስቲ ፡ንዓይ ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመኒ ።መቸም ዓቢ ኮኮብ ጠፊአና።ኣብረሃም ተስፋ ንዝቆረጸ ተስፋ ፡ፍቅሪ ንዝሰኣነ በቲ ውሕሉል ኣገላልጹን ጥዑም ዜሚኡን ብፍቅሪ ከም ትነብር ዝገልጽ ሃዋርያ ናይ ምድርና ኢዩ።
@a7tes864
@a7tes864 5 жыл бұрын
እናሓደረ ዝምቕር ፍርያትን ፡እናሓደረ ዝናፈቕ ሰብን ፡እጹብ ድንቒ ኢዩ ኣብርሃም ኣምላኽ ኣብገነቱ ይቐበሎ ።
@daniwedieri741
@daniwedieri741 5 жыл бұрын
Abet akmi Abyet gtmi 🌟 Abeyt hrmet 🌟 Abyet stmet🌟 Zeybers hawelti💐😍😍💒Ezgabher mengstu yewrska halal wedi halal meryet💒
@user-qy9lu1hy5e
@user-qy9lu1hy5e 5 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕሕ ኣቱም ሰባት ወርቅ'ስ ካብ ሓመድ ፊሒርካ ተውጽኦ እንበር፡ ናብ ሓመድ'ዶ ፊሒርካ ተእትዎ ኢኻ፡ ኣብሪሂሞ'ኮ ወርቂ'ዩ ወርቂ ኸማን እንዳወሓዶ
@emteemte3985
@emteemte3985 5 жыл бұрын
entay mo kingebr tiezaz fetari koinu abraham zeymeharo seb eritrawi kone tigraway yelen ata werki keman whidwo kesirna ena ko ata ezi ko fluy eyu kemzom nay hji lokmaxat derefti zeykone fxum seb neiru
@fyorikesete215
@fyorikesete215 5 жыл бұрын
💔😥
@llovemama5813
@llovemama5813 4 жыл бұрын
you are right
@etcetera3282
@etcetera3282 4 жыл бұрын
"...n'wer'ki do fihirka nab hamed t'mel'so eka"....nay b'haki zereba...Seytan fikri des zey'blo te'tsa'bi'ewo.
@suleimanseid7551
@suleimanseid7551 3 жыл бұрын
Nay behaki
@user-ef8su2jj3v
@user-ef8su2jj3v 5 жыл бұрын
ኣብርሃም ኣቦ ስነ-ጥበብ ኹሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ ኣብ መዓሙቕ ልብና ተኺልካዮ ዝናረይ ዘይ'በርስ ሓወልቲ
@merawediandat6238
@merawediandat6238 5 жыл бұрын
ኣብርሽ ንስኻ ሓላል ኢካ... ህያው ኢኻ ብሓቂ ነባሪ ታሪኽ እምበር ነባሪት ህይወት የለን ብሃቂ
@jesuisfierdenoir9430
@jesuisfierdenoir9430 5 жыл бұрын
*abraham nay lbey kulu gize ab lbna neaka zkwen qalat yebleyen❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏*
@MM-yi4dg
@MM-yi4dg 5 жыл бұрын
ኣብ ስቴጅ ናይ ሳዋ ንኣብርሃም ሕንቕ ኣቢለ ዝሰዓምክዎ ምሸት ኣብ ሂወተይ ዘይርስዓን ብፉሉይ ዝዝክራን ኢያ , ባባ ኣስመሮም ደስ ዘብል ትንታነ .. ኣብርሸይ ወትሩ ኣብ ልበይ ኣለኻ .. ኣብዛ ጽምዋ ነርወይ ዜማታትካ ተመጊበ ይነብር ኣለኹ ❤️🙏
@frehiwethaile6612
@frehiwethaile6612 4 жыл бұрын
Abey krisa elkayo eka Klu gize ab lbina Abitey
@user-tr7iq5fb9c
@user-tr7iq5fb9c 2 жыл бұрын
ዕድለኛ ኢኻ ብሮ
@geni3064
@geni3064 5 жыл бұрын
*ኣብርሸይ ኣብ ገነት የንብርካ ናዓካ ዝገልጽ ቃል የሎን ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢካ ብደርፍታትካ ንጽንናዕ ኣሎና ኣብኡ ይጥዓምካ በጣም እወድሀለው😢*
@mamaeritrea7988
@mamaeritrea7988 5 жыл бұрын
Neska eba halal Abraham memher kulu Nezi kseme kelku ay hagos ay bekyat ykewin alka aymetkan ata kokob 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👈
@JohnEnterteiment-2
@JohnEnterteiment-2 5 жыл бұрын
ዓክ ልበይ ተተንኪፈ ..................ufffff
@TekilaWedidermas
@TekilaWedidermas 5 жыл бұрын
ኣብራሸይ መምህር ሂወተይ። ኣምላክ ኣብ መንግስቱ የስፍርካ! እስከ ነብረሃም ከምዚ ከማይ ግርኩም ካብ ልብኩም ትፈትዎ ጥራይ #ላይክ በሉኒ!።
@eritreaneertrawian9778
@eritreaneertrawian9778 4 жыл бұрын
Game Over woyAnus
@amaerigermen7404
@amaerigermen7404 4 жыл бұрын
@@eritreaneertrawian9778 entay maletka eyu game over
@amaerigermen7404
@amaerigermen7404 4 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍
@wediabraham9624
@wediabraham9624 3 жыл бұрын
Wawww
@TekilaWedidermas
@TekilaWedidermas 3 жыл бұрын
@@amaerigermen7404 ዓጋመ ስርሖም ይሰርሑ ኣሎው ስኻ ግን ዓገም ክትብል ጸሓይ ክተዓርበኻ። ደሓር ከኣ ልዕለይ ኤረትራዊ ክትኮውን ኣይትፈትን ዘዓርከይ! ደሓር ከኣ ህዝብን መንግስትን ፈላሊኻ ረአ ነባሪ ህዝቢ በር ነባሪ መንግስቲ የሎን ደድሕሪ መንግስቲ ክትከይድ ጸሓይ ዓሪባትኻ ምሽኪን ሓወይ ይርደኣኻ
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 5 жыл бұрын
*ነባሪ ታሪክ እምበር ነባሪ ሰብ የለን legend ወትሩ ኣብ ልብና 😭🙏*
@danielmehretab5223
@danielmehretab5223 3 жыл бұрын
Nay bhaki Aman Habibi
@robeleritrea4448
@robeleritrea4448 5 жыл бұрын
Medhen nay Alem Jusus kurustos abtihti Fetari Medhen Eritrea Abraham Afewerki Rest in peace Abrihimo we will not be forgotten you are love
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 5 жыл бұрын
ነሕና አና ተዓድልና ናትና በምኻንካ ኣብርሃም አንዕቃ ሕጅአ ኣይትርና በድሕርካ ኣይትዓመናን ፋሓ ፋሓ አልና ገልና አብ ስኣህራ ገልና አብ በሕሪ ገልና በኣውርጃ ተጎጃጅላ ነሕድሕድና ነቓተል ኣለና ነክሉ ገዜ አብ ሂወት ኤርትረዊ alka ነወለድ ወልዶ
@user-rp7ow5uv2h
@user-rp7ow5uv2h 5 жыл бұрын
ናይ ኩቡር ኣብርሃም ኣፎርቂ ደርፊ ክሰምዕ ከለኩ ኩሉ ጊዜ ንብዓት ይስዕረኒ ከማይ ኣሎ ዶ ዝነብዕ ኩሉ ደርፉ መስ ኩሉ ምንባር ኣብዚ ምድሪ ዘሎ መስርሕ ሂወት ደሪፉዎ ከይዱ መንግስቲ ሰማይ የዎርሶ ደገምና ክንብሎ
@ክላመዶእየቶሚ
@ክላመዶእየቶሚ 4 жыл бұрын
መግለጺ ዘይብሉ 👑💪🎤👈
@yordanostsfay5201
@yordanostsfay5201 5 жыл бұрын
ኤርትራ ከምቲ ንደልዮ ኮይና ኣምላኽ ተርኢና ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ኣብ ኤርትራ ኣብ ኩለን ዓበይቲ ይኹና ናኣሽቱ ዓድታት 3 ሓወልቲ ክስራሓለን ምሓተትኩ ናይ ባርያ & ኣብራሃም& ቢተውደድ ጽቡቅ ኣለኹ ዋላ ተጋግየ ?
@hlnasqorira5139
@hlnasqorira5139 5 жыл бұрын
Yes xbuq aleka kkewn eyu dma!!!!!
@bitewededking7837
@bitewededking7837 5 жыл бұрын
Mislal Maashow entay maletka eyu fullstop beteweded ewe jgna abo muxat eritrawyan beteweded ab nefsi wekef lebi eritreawi hawelti alewo.
@ghirmayabraha8807
@ghirmayabraha8807 4 жыл бұрын
ኩሎም ብዓል ወዲ ዓሊ ብዓል ድርብ ሓሞት ፡ጴጥሮስ ድሩዕ ብርሃነ ጀነራል ዕቅበ ኮታ ኩሎም ኣርካናትና ሓወልቲ ክስረሓሎም ኢዩ።
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 4 жыл бұрын
Haqi bhaqi bhaqi Eritreawi walta hagern huzbn yom selezi haqi u abehahlaka degafitkayea
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 4 жыл бұрын
@@ghirmayabraha8807 yes it's correct
@semeretafere
@semeretafere 5 жыл бұрын
ሰላም ይሕዋት እቲ ታሪክ ሂወት ናይ ጥበበኛ ኣብርሃም ኣፍወርቂ፡ ብትክክል ማለት እቲ ዝበዝሕ እኮ፡ እቲ ጽቡቅ ናቱ እንተ ዝረጋሕኩሞ። ግን ብከመይ ምክንያት ከም ዝሞት፡ ጽቡቅ ገርኩም እቲ ታርክ ሂወቱ ኣስፊሕኩም እንተ ተምጽእዎ ድስ ምበለና ነይሩ።
@MY-im9wi
@MY-im9wi 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ya haqka aleka br
@hello-je2kd
@hello-je2kd 4 жыл бұрын
ያ ሓቅካ (ጅግና)
@Mky330
@Mky330 4 жыл бұрын
Semere Tafere amawteu da atfiwo wd medhin berad lewti km zemxe felitwo akedimu seb km zetrnef felitu kmzi hji seb fah keyble awrjay do hymanotey dabele
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 4 жыл бұрын
Semere Tafere HGDF ketlomo mantan Seb kaman ka NRobel ka msu lekmomo😭Abrham mhnbas xabuk geru ayu zkal
@kiduberye8648
@kiduberye8648 4 жыл бұрын
They killed him. Isayas is the one responsible for his death. Gena,, Men Emo Terifu,,,
@AdamMehari
@AdamMehari 6 ай бұрын
30min ኣብ ገለዓይነት ስሚዒት ጸኒሐ፡ ክቡር ስነ ጥበባዊ ኣብርሃም ኣፎርቂ ወትሩ ኣብ ልብና ኣለካ💝🇪🇷
@happytime3372
@happytime3372 5 жыл бұрын
Great star we never for get you. We love everyone 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@Arsemaeri
@Arsemaeri 5 жыл бұрын
my hero kulu Gezi ab lbna ❤❤ Nhna enber teadilna Abraham natna mqanka,,,,,,,,,,Memhr fkri. ❤❤ Our star btami ena nefqreka Alem godelo. 😭😢😭😭😭😭
@habtitfreedom4947
@habtitfreedom4947 5 жыл бұрын
ሎሚ አብረሃም ሚሳይ ከም ዘምሰየ ገረ እየ ዝቖጽሮ።
@imissmama3978
@imissmama3978 5 жыл бұрын
ኣብራሃመይ ወርቂ ንስኻ ነዓይ ኣብ ዓለም ምሉእ መወዳድርቲ የብልካን r.i.p
@selammedia4349
@selammedia4349 5 жыл бұрын
Abrshey nsika du tfleyena ahhh 😭😭😭😭😭😭
@hawimekseb6332
@hawimekseb6332 5 жыл бұрын
Abraham of the King for Ertirean
@davo528
@davo528 3 жыл бұрын
ኣብርሃም ኣፍወርቂ ብኣካል እምበር ተፈልየና ብምፈስ ወትሩ ምሳና አዩ ❤🇪🇷
@namisielay3811
@namisielay3811 5 жыл бұрын
ዓለም ጎደሎ ሞት ሰብ ለካ ትመርጽ እያ ደፍታትካ ፍርያትካ እዮም ሰማዕትካ ኣድነቅትካን ከኣ ደቅኻ እዮም ኣብርሃም ስፍራካ ገነት ይኩን!!!!
@Azig830
@Azig830 5 жыл бұрын
Abrham afewerki star of this world You're amazingly talented and lover. Never forgotten you ❤❣❤❣❤❣☂️☔☂️☔
@mulyetamzgi6979
@mulyetamzgi6979 5 жыл бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣብርሃም ኣቦ ስነ ጥበብ
@ሃብቶምየማነ
@ሃብቶምየማነ 5 жыл бұрын
መን ሞ ከማካ ሓላል ፍጥረት ኣቦ ተስፋ ሓቦ ገርሂ ሎቡ ምስ ኩሉ ልኡም ኣክባሪ የሕዋቱ ኣፍቃሪትካ መንነቱ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣብ ገንቱ የምብርካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@brhaneokubay6481
@brhaneokubay6481 5 жыл бұрын
Abreham shkor
@storetmobile6455
@storetmobile6455 6 ай бұрын
I am from Ethiopia and would like to thank Abraham for the beautiful and unforgotable music he deliver not only to Eritrean but to the world.He is an amazing ,talented and gifted singer.May his soul rest in peace.😄
@lovelove-mz2nn
@lovelove-mz2nn 5 жыл бұрын
My king ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@blackstar7660
@blackstar7660 5 жыл бұрын
ሓላል ፍጥረት ኩሉ ይሃርፎ ሰብ እኳ ዝሃረፎስ ፈጣሪኡ ውን ከመይ ዘይሃርፎ ኣብራሃም ሓላል። በጃኹም ኩሉ ኮንሰርቲ ዝተጻወቶ ኣውርዱልና
@user-qm8fp4jx8u
@user-qm8fp4jx8u 5 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ንስካ ሓላል፡ንስካ ለዋህ ንስካ ፍቅሪ፡ንስካ ዜማ፡ግጥሚ ኮትስ ትበብ ኢካ ኣቦ ፍቅሪ፡
@user-of3xq2zp3d
@user-of3xq2zp3d 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ኣብርሃም'ዶ መይቱ'ዩ ዘይ ሞተ ከመይ ገይሩ ክመዉት ስግይ ጥራሕ'ዩ ተፈሊና ዘሎ እምበር መንፈሱ'ሲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰብ እዩ ዞሎ ስለዚ ክንኮርዓሉ ክንሕበነሉ ጥራሕ'ዩ ዘለና።
@semharhaile675
@semharhaile675 Жыл бұрын
Abrish memhr fkri nkulu tesfa hibka derfka ab aemro kulu seb tewekitu eyu ❤️❤️❤️❤️
@user-wv2dr1tf3j
@user-wv2dr1tf3j 5 жыл бұрын
!!!♥♥♥ኣብራሃም★✍✔ ኣቦ ጥበብ ብተስፋ ዝነብር ብልቢ ቅኑዕ ናይ መጻኢ ዝነግር ራህዋ ሰላም ኢሉ ዝዝምር ሃብታም ኣታሓሳስባ ሰብ ዝዝክር ምሉእ ሰብ ዝበለጸ ምሁር ኣብራሃም'ዩ ንጉስ ጥበብ ፈታዊ ሃገር ፈታዊ ሰብ ወርቃዊ ቃላቱ ክትሰምዕ ኣለዎ መክሰብ ርህራሀ ሓልዮት ተስፋ ዝቅለብ ቂምታ ዘይብሉ ብሕልናካ ዝጥለብ ፍቅሪ ክደሊ ይሃድም ካብ ጽልኢ ሽግር ሓሊፍካ ራህዋ'ሎ ይብል መጻኢ ክቅጽልየ ዝሓሸ ናብራ ክርኢ ታሪካዊ ንጉስ ጥበብ ተሰማዒ ኣሎ ኣይመተን ቃላቱ ኣብ ዓለም መንገድና'ዩ ጥበቡ ዘልኣለም ለውሃት ሓልዮት ሕልና ዝዳጋገም ይብለና ነይሩ ተስፋ ስንቀይ ንቀደም ሰለም ዘየብል ንሂወት ክገልጽ ማሕበራዊ ጥበቡ ቅንዕና ዝመርጽ ይጽበ ንፍቅሪ ብቅኑዕ ሕልና ዘይዕምጽ እኩል ገሊጽዎ ንሂወት ንምንባር ዩኒት'ዩ እንኮ ንሱ ብሰማዕቲ ምስትምቃር ደረት ናይ ጥበብ ሓወልቲ ረዚን ደርፊ ዓቢ መልእክቲ ተመኒካ ዘይርከብ ብሉጽ ርስቲ ይንገስ ዘልኣለም ብኩሎም ሰማዕቲ፡፡ ♥♥♥ወትሩ ኣብ ልበይ Abraham
@malikyemani1198
@malikyemani1198 4 жыл бұрын
Abrham afewerki haku eyu "alem alem godolo ya arakibatna kem thali afakira dma tfelali " you are always in my heart !!!
@shishaygebrelibanos3340
@shishaygebrelibanos3340 4 жыл бұрын
Abrish was a father of love! rest your soul peacefully in heaven. We don't forget you our legend.
@rezenehabtemichael4526
@rezenehabtemichael4526 5 жыл бұрын
King of music Abrsh.we can’t forget you Abrish..your memories lives forever in many generations come.Wed berad atfihuka . No words can describe our deep pain for what’s they did on you .time will revels the truth .Abrimo our heartbeat .im lack of words to describe of you ........you guys contentious pls pls
@kentebtab7178
@kentebtab7178 5 жыл бұрын
እዚ ዝዛረብ ዘሎ ሃደ ካብቶም ቀንዲ ካድረታት ህግደፍ እዩ ኣብርሃም ብ ህግደፍ እዩ ተቀቲሉ እታ ሃቂ ኣውጽዋ እዛ ብወሰን ትውለድ ሓፍቱ እየ በሃሊት ርግኣት እቲ ሓቀኛ ኣማውታ ኣብ josistudio ንከይዝrጋሕ ዝኣበየትን ንበዙሃት ቻነላት ደለይቲ ፍትሒ ንአብነት ናይ ፍረሰላመ ሙሴ ኣብ life ዝተጻወታ ብዘይ መተንቀቅታ ናብ youtube ከሲሳ ካብ ስራሕ ወጻኢ ዝገበረት ዕስብቲ ናይ ህግደፍ እያ RIP Legande abrish
@abrhamafwerk341
@abrhamafwerk341 5 жыл бұрын
አብርሃም :ጠቢብ:ብጹእ:ትንቢትን: ሰብ እይካነን መላእክ እዩ thanks Abrham good blues you
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 4 жыл бұрын
ኣብርሸይ ኩልግዜ ኣብ ዉሽጥኻ ንነብር ኣሎና ኣብ ልብና ከኣ ኣለኻ😥
@yordanosteklu3148
@yordanosteklu3148 4 жыл бұрын
Ur such a beautiful human being, loved and missed by all over fans the world 💞💞💞💞💞💞💞💔💖💔💞💞😢💞💞😢💞💞💞😢💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞👑
@abadieri8870
@abadieri8870 5 жыл бұрын
ነብሰ ይምሓር እበር ንዓናስ ኣይገደፍካልናን ናይ ሂወት መምህር ንእሽተይ ነቢ
@rozitgraweyti6632
@rozitgraweyti6632 3 жыл бұрын
Abrehamey ziyada kulom
@brhanelayne8345
@brhanelayne8345 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ኣቦይ ኣብርሃም መግበይ ድራር ናይ ሊበይ ምግለጺ ሲነልካ ዝኩለፍ መልሓስይ ንዓካ ሰሚዑ ዝፍረሽ ሓንኮለይ ተስፋ ይገብር ኣቦታካ ኣትየ ብስምካ ክዝምር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mahmudsaid132
@mahmudsaid132 3 жыл бұрын
One of the Best Eritrean Artist and Amazing all of them
@binilove8069
@binilove8069 4 жыл бұрын
መምህር ሂወት በቃ ንስካ ሓሊፍካ ንሕና ኣለና ንስካ ውን ኣለካ ኣብ ሂወትና ኣለካ ስደት መሪርና ክብድ እንክብለና ተስፋ ዩ ስንቀይ ንብል፡ ብተስፋ ድማ ንጋዓዝ። ትርጉም ምንባር ድንግርግር ክብለና እንከሎ ምንባር ሓያል ምኻን ጸዋር ንብል በቃ ኣለካ ፡ ካባን ኣይተፈልካን ።
@muzitabraham2644
@muzitabraham2644 4 жыл бұрын
I still can’t accept the fact that he is gone, and I would never
@ybt1216
@ybt1216 7 ай бұрын
He will for ever be missed ❤😢❤
@ftwihadish6162
@ftwihadish6162 5 жыл бұрын
Abrish ab fkri amlak byemanay edu ykeblka kulu geze ab libna aleka ❤️❤️❤️
@alwayslookingforward8640
@alwayslookingforward8640 4 жыл бұрын
Abraham afeworki the legend and an phenomenal eritrean artist there is no words to describe Abraham may God rest your soul in heaven
@zelalemzoe7780
@zelalemzoe7780 5 жыл бұрын
😭😭😭😭 U r a legend luv u and big respect Abraham.
@alaiai3236
@alaiai3236 5 жыл бұрын
ኣብርሃም ኩሉ ናትካ ደርፊ ከሰምዕ እናሻዕ ይነብዕ ኣብራሃም
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 жыл бұрын
ንዚስ ከመይ ጌርካ ከምዞም ሰብ ስቡ ዩ ክትብሎ ትኩእል ኩሉ ዝጸቡቀሉ እንተነጠረ እንተሳሓቀ እንተሳዕሰዐ ኩሉ ሙሉኡ በቃ ለባም ፍቃር ትሑት ሰብ ንስካ ነቢ ህያብ ኤርትራ እካ ኔርካ እንታይ እሞ ንስካ በይንካ እንተትህሉ ክንደይ ለዉጢ መመጸ ነይሩ ናይ ለዉጢን ሓቦናን ሰብ እካ ዘይትሕለለ ሓላል
@yonasgebrehanes4822
@yonasgebrehanes4822 5 жыл бұрын
ነብስ ይምሓር መምህር ሂወት
@mussiearaia5956
@mussiearaia5956 4 жыл бұрын
We'll never forget you ❤️Abraham Afewerki❤️🎼🏆🥇 ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር❤️🇪🇷🕊️
@user-xs7zi6ll6j
@user-xs7zi6ll6j 5 жыл бұрын
ኣለኩም ዶ ደቂ ሳዋ ኣብ ዚ ላይክ ሳብስክራይ እባ ነዕብያ ነዛ ቻነል ናይ ኣብሪሽ።
@yohanagetahun7801
@yohanagetahun7801 Жыл бұрын
Memhrey halefa aleka ab lbey kulu gize msay eka nsika malet neay memhrey eka men mkaney zefletkani amlak ab genetu yenbreley 🤴🎸🎤
@reemmohammed734
@reemmohammed734 5 жыл бұрын
Abraham memhir hiwet Eka emo amlak ab genetu yenbreka😢❤️❤️
@aarongmariam9611
@aarongmariam9611 4 жыл бұрын
What a loss - God bless you Eritrea The mother of resilience
@danizpsycho7633
@danizpsycho7633 5 жыл бұрын
ኣብረሸይ ንፍቕርኻ ዝገልጸሉ ቃላት የብለይን😭😭😭 በቃ ነዓይ መምህረይ ምርኩስ ናይ ህይወተይ ኢኻ😭😭😭😭
@merhawitatsbha
@merhawitatsbha 3 жыл бұрын
Kmhir elu ztefetere Abrishey Legend and king we love you ❤🙏🏼
@bebizelenayoabraham1014
@bebizelenayoabraham1014 5 жыл бұрын
መን ከም ኣብራሃም። ፈውሲ ልቢ መምህር ፍቅሪ
@kidanetekle2475
@kidanetekle2475 5 жыл бұрын
Mengste semay yewarska ember entay ygeber. Aye Abraham beal rae.
@DrBin-em5hv
@DrBin-em5hv 4 жыл бұрын
RIP🙏🏿💒 Wedi halal merat Nzelalem ab lbna kubur
@mebrahtom6063
@mebrahtom6063 5 жыл бұрын
Abrishey kulu gizie ab Lbi ertirawi aleka kemaka bhji kndenay i love you so much 4 ever
@natuzekarias9757
@natuzekarias9757 5 жыл бұрын
Abrham Afwerki malet wedi seb koynu hageru bselamn fkri kria zdeli SEB eyu neyru. Abrham kulu zfelt seb Eye manle trgum hiwet. Hiwet Entay mukana gn etay emo kgber lomi ertrawan megedi Nay hiwet sihitna hiwet entay mukana resiena. Hiwet Ka hanti hasar megedi eya nihna Gn zefalalyena negerat ndeli abza hasar hiwet
@neonnostradehxh
@neonnostradehxh 5 жыл бұрын
Bellissimo video!!!
@samiasli1124
@samiasli1124 5 жыл бұрын
Zirsae seb aykonen abraham afworki msay zsememae like please I love abraham Afworki ❤️
@kibromzekarias8671
@kibromzekarias8671 4 жыл бұрын
Mengste semay yewarska abraham halall nskas ktmewt ayneberkan antay amo fkad nay amlak koynumber!
@iloveyoumama640
@iloveyoumama640 4 жыл бұрын
Abrshey Meglexi eko sinelka I love you so mach ❤️❤️❤️💋💋🌹🌹😘😘😘
@bhlnamnbar8222
@bhlnamnbar8222 2 жыл бұрын
Abraham afewerki you are Golden
@saymonandey5469
@saymonandey5469 4 жыл бұрын
ኣሕ ኣብርሽ ሽኮር
@Herimon514
@Herimon514 4 жыл бұрын
5' 6 May 2020 *my best dey Abraham Afewerki* hore *You are my King Legend*
@filmonamaniel5273
@filmonamaniel5273 5 жыл бұрын
ኣብርሽ ኣቦ ፍቅሪ
@user-wr8ci6nd5v
@user-wr8ci6nd5v 4 жыл бұрын
ኣብርሸይ ዘይርሳዕ መመሊስካ ዝፍቶ ደርፍታት ኢካ ገድፍካልና ኣይክንርሳዓካን ኢና ካኣ
@kelenanfaqer6960
@kelenanfaqer6960 5 жыл бұрын
ኣብረሃም ነዓና ን ኤርትራዊያን ብ ኣምላክ ዝተዋህበና ህያብ ዩ ከም ደስ ዝበለና ኣብ ደስ ዝበለና ቦታ ክንሰምዖ ኢና ናብ ሓንቲ ፐጅ ምእካብኩም ጽቡቅ ዩ ግን ደርፊ ኣብ ዝኮነ ኮንሰርት ከይድረፍ ትክልክሉ ኣለኩም እዚ ከኣ ቅኑዕ ኣይኮነን
@tesmsghina3588
@tesmsghina3588 5 жыл бұрын
Hawey aytekelkelen ab concert video record gerka ab you tube mxean eu eti kulkul, ezi kea fthawi ymesleni mknaytu neti srehatu xbuk aykonen, kaleay b,copy right wn fkud aykonen, abrish nfetwo ena enda belka sheket ab you tube gn gbue aykonen
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
@@tesmsghina3588 እሞ ንሶም ከ እቲ ዝተጻወቱዎ ብ ቪድዮ ክቅድሓሎም የብሉን ማለትካ ድዪ ' እንድሕር ዝተጻወቱዎ ዘይቅዳሕ ኮይኑ ዳ እንታይ ክደርፍሉ ስለዚ ደርፍታቱ እዛ ሓብቱ ተህስሶ ኣላ ካብ ህዝቢ ትንጽሎ ኣላ
@tesmsghina3588
@tesmsghina3588 3 жыл бұрын
@@user-of9fg7fi9e ምቅዳሕ ዝከልከሎም የለን፡ ኣብ ዩቱብ ግን ክጽዕንዎ መሰል የብሎምን።ብሕጊ copyright. ብፍቃድ ናይቲ ወናኒ ጥራይ ኢዩ ክከውን ዝክእል
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
@@tesmsghina3588 ህዝቢ ዳ ኣብ ምንታይ ከይዱ ክርእዮም ' ስለ ዝተቀድሐ ዶ ኣይኮነን ናይ ኣብርሃም ኣብ ዪቲብ ዝረአ ዘሎ ' ስለዚ እንድሕር ኣብ መራከቢ ብዙሓን ዘይጽዓን ተኮይኑ ዳ ንምንታይ እዮም ክጻወቱዎ ' ናይ ብዓል ባርያ ናይ ዝኮነ ደራፊ ኣብ ኮንሰርት ይጻወቱዎ እዮም እቲ ጓይላ ዝተጻወቱዎ ክኣ ኣብ ዪቲብ ይጺንዎ ' መርዓ ተኮይኑ ከ ኣይትጽዓኑዎ ድዮም ክብሃሉ ብዝኮነ ን ኣብርሃም ታሪኩ ይቀብርዎ ኣለው ስድራቤቱ ኢና ብሃልቲ ' ካብ ኩሉ ኣጊደሞ ይርከቡ
@henokgeremeskel8798
@henokgeremeskel8798 5 жыл бұрын
ንሕናባ ታዓዲልና ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ተስፋ ኣቦ ዓቅሊ
@abduali8652
@abduali8652 4 жыл бұрын
ኣብርሽ ኡናቃዕ ሎሚ ኣይትርአየና ፋሕ ፋሕ አልና ዎሎዶና ይጥፊአ ኣሎ ኣሕ ኣሕ
@emteemte3985
@emteemte3985 5 жыл бұрын
abraham tsruy hiwetey zkeyere nderfka enasemaeku nsdret asenife timhrtey enaxinaeku 4 hize bhagos zzazemku abrhimey ab hiwetey zexeleleni zmkihalu getamay zeyamay lewah temayayati thut hagazi xgumat mhur nay mhurat btaemi smart I dont know what I have to say you are unique beka nska fluy eka .tiengrti fetari abka zyada yigolih
@fyorigdey912
@fyorigdey912 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ኣቦ ጥበብ ኣቦ ጽንዓት ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ተስፋ ኣብ ምድሪ ኣይከበርካን እሞ ኣምላክ ኣብ ጎኒ ኣብርሃምን ያቆብን ዮቁምካ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብርካ !!!
@yonietifekaradam5864
@yonietifekaradam5864 5 жыл бұрын
*Abitey desta lebey* *ዓቢ ሰብ* *tesfa hiwet* *qemem hiwet* *guzo selam* *Beka kulu eika* *kulu gizye abe lebena memher fiqri* *bhaki heyab fetari eika naana❤* *ድሙቅ ኮኾብ*
@samrihadera5632
@samrihadera5632 5 жыл бұрын
Aburish eko bugzabiher ztewahbukana abi kburi eyu please naekbo derftatu kae manm sebu ktrgmon kdegmon aynefkd deki kfri
@romanromi6501
@romanromi6501 4 жыл бұрын
ኣሕ ከብድኻ ይበልዕ ዓለም ጎደሎ ነብስኻ ኣብ ገንት ይንበር ኣብራሃም
@user-bf1rv3mo1f
@user-bf1rv3mo1f Жыл бұрын
King of Musik..
@proudsemayawi9052
@proudsemayawi9052 5 жыл бұрын
Abraham Afewerki you're still alive with us with your music. You'll be remembered forever. Love you so much Aberish!!!!
@ሚረደላዪሰላም
@ሚረደላዪሰላም 5 жыл бұрын
ዘይ ትካእ ሰብ ኢና ከሲርና
@meratv618
@meratv618 4 жыл бұрын
tkkl bro
@abrhimolove8673
@abrhimolove8673 4 жыл бұрын
Abirshay strong boy I love you anbikani kelu geza abe lebay
@samineimeritran3887
@samineimeritran3887 5 жыл бұрын
Abraham bro tibeb Abraham lewah Eritrean Abraham tesfa hizbi Abraham abo habo Kota Abraham luåk fetari eu Bahaki eka Eritranwi konka abafey halaley Bhji ke kemaka yisedelena do fetari abafey Bahaki ane nabraham sened alem kublo a walawn bmntay kemzglto kalat wihidin abafeyyyyyy Ab wegahata asmera ab geme ab debena Ab zazata kuri shena edabelna......... Samiel Mebraham kem kulu Eritrawi humum a babraham afewerki bahaki des telatukum laykkk🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lemlemtewe7293
@lemlemtewe7293 2 ай бұрын
Ah abraham shukor ,znebir tark enber znebir seb yelen kbehalsi😢.
@awetsolomon6344
@awetsolomon6344 5 жыл бұрын
Aberhimo be akal tefluna alo menfesun serhun gen kulu geze mesana alo.
@semerebrhane3701
@semerebrhane3701 5 жыл бұрын
Bsenki wedi tenben hizbi Eritrea tsenitu
@biniammisgina9372
@biniammisgina9372 5 жыл бұрын
Neska fekri Neska lewha Neska halal Neska madi Neska tesfa Neska Lemelm Neska kokob Neska Meley Meley (Abrshe I love you ❤❤❤❤❤like negbre deki Abraham Afewerki)))
@terryhenry5046
@terryhenry5046 5 жыл бұрын
ኣብ ሃገርና ንናጽነት ዝተከፍለ ዋጋ መግለጺ የቡሉን ግን ብሰንኪ ህገድፍ ኣብ ዓለም፡መዳርግቲ ኣልቦ ሕማቅ ታሪኽ ተሰኒዱ ብሰንኪ ሓደ ሰብ ኩሉ ሰብ ኣብ ጉድጋድ ሰፊሩ ሂወቱ ሲኢኑ ኣብ ስደት ሰፊሩ እንቓዓ እቶም፡ንኛጽነት ኣብ ዕሸል ዕድሚኦም ሂወቶም፡ዝከፈሉ ኣይሪኡና ምተጣዓሱ ኔሮም ብሓቂ ሕማቅ ታሪኽ ተሰኒዱ ኣብ ግዜና ነንሕድሕድና ምብላዕ ኮይኑ ከም፡ዓሳ ባሕሪ እዋይ ኤርትናውነት ወዲ መድህን በራድ ባሓቂ ኣብራሃም ቢሂወት ተዝህሉ እንታይ ኢሉ ምደረፈልና ነዞም ደቂ ዳሕረወይቲ ሰነፋት ኢና ሕማቅ ታሪኽ ።
@גורגפאיזייב
@גורגפאיזייב 5 жыл бұрын
Ezi zgeltseo zelo kabome eyu asmerom
@filihayle9123
@filihayle9123 4 жыл бұрын
Kindey mhazenu nezi elom dma kalay gziye hiwetom metfu hawey natey
@eritreaneertrawian9778
@eritreaneertrawian9778 4 жыл бұрын
Game Over woyAnus
@mbrhtomtmelso258
@mbrhtomtmelso258 4 жыл бұрын
Abrhame ahe 🇪🇷🎹
@semerehaile8031
@semerehaile8031 4 жыл бұрын
Ja ney bhaki abraham alo aymeten ab lelu Eritrea alo
@danielmehari3803
@danielmehari3803 3 жыл бұрын
I love you Abraham afewerki 😢😢❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Mnbar/ምንባር Official Audio Video
7:20
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 8 МЛН
Люблю детей 💕💕💕🥰 #aminkavitaminka #aminokka #miminka #дети
00:24
Аминка Витаминка
Рет қаралды 1,4 МЛН
POV: Your kids ask to play the claw machine
00:20
Hungry FAM
Рет қаралды 12 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki - Abela/ኣቤላ  Official Audio Video
7:07
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 7 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki   - Meley/መለይ  Official Audio Video
8:00
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 4,2 МЛН
Abraham Afewerki Music Channel -  Bebizelenayo በቢዘለናዮ -(Official) Video Clip
11:17
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 6 МЛН
Abraham Afewerki Interview ቃለ መሕትት ኣብርሃም ኣፈወርቂ
28:43
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 451 М.
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Shikor/ሽኮር  Official Audio Video
7:08
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 1,7 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki - Sdray/ስድራይ  Official Audio Video
7:08
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 2,9 МЛН
Люблю детей 💕💕💕🥰 #aminkavitaminka #aminokka #miminka #дети
00:24
Аминка Витаминка
Рет қаралды 1,4 МЛН