Hailay Meles - Ambaley | ዓምባለይ (Official Video) Tigrigna Music 2020

  Рет қаралды 459,792

Liham Melody

Liham Melody

Күн бұрын

Hailay Meles - Ambaley | ዓምባለይ / New Tigrigna Music 2020
subscribe ► goo.gl/e32poa
Facebook ► / lihamelody
Instagram ► / liham_melody
Google+ ► plus.google.co...
► / lihammelody
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2019 Liham Melody
#LihamMelody #LihamTigrigna #ሊሓምሜሎዲ #LihamEthiopianMusic

Пікірлер: 315
@user-fv4bz5kf7x
@user-fv4bz5kf7x 4 жыл бұрын
ዋውው ሁራ ሰለስተ ባህሊ ኣፅቢ ወምበርታ ብጣዕሚ እዩ ምቁር ደስ በሃሊ ቀፅልሉ አዐሪኩም ስርሕሉ ሃይልሻ
@user-ji3lm4zk7f
@user-ji3lm4zk7f 4 жыл бұрын
ወዲመለሰ
@user-qv4gu3wv9x
@user-qv4gu3wv9x 4 жыл бұрын
ትግራይትግራይ
@hilftiasmelash1031
@hilftiasmelash1031 6 ай бұрын
?
@selamselam6497
@selamselam6497 4 жыл бұрын
❤tegaru ❤ab መንጎ የመን ና ሰዑዲ ዘለው ኦሑዋትና ፀሎት ንግበረሎም 😢😢😭
@user-oc4up5dm3k
@user-oc4up5dm3k 4 жыл бұрын
😢😢😢😢
@Letsehyoutube1214
@Letsehyoutube1214 2 ай бұрын
​@@user-oc4up5dm3k😊፩፩❤፩
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p Жыл бұрын
ዋው ይበል አነ ጋል ራያ እየ ግን ብጣዕም ዘኹርዕ ባህል እዩ ዘለና ዋው 😍😍😍😍😍❤❤💛
@user-up6qm2lb7v
@user-up6qm2lb7v 4 жыл бұрын
ኣለኹምዶ ደቅ ኣፅቢ ኢድኩም ንላዕሊ ኣውለዐየ ሱራ ለይለየ ንዑየ ኣውለዐየ ደቂ ኣፅበየ ንዑየ ዝዓበኹሉ መረበተይ ጎልጎል ዓደይ ምስ ረአኹስ .....
@user-up6qm2lb7v
@user-up6qm2lb7v 4 жыл бұрын
ውይ ኣታዮ ወዲ ኣፅቢ ዓደይ ክንደይከ ትድምፅኻ ይምቅር ባህሊ ዓደይከም መዓር ወለላ ክጥዕም ዓደይ እምበር ናፊቀያ ከዓ ዓመት ልዓመት ይቆርኩም ደቂ ልደት ሽኮራት ከምዚ ገይርኩም እስኪ ላብ ዓለም ኣፉልጥዎ ቱሙቁር ባህልና ክቡራተይ
@user-fh8sj5ch9d
@user-fh8sj5ch9d 4 жыл бұрын
ሰይ ኣፅቢ ዓደይ ማዕብልለይ ሰይ ሰይ ሰይ l Lovo ኣፅቢ ወንበርታ😍
@user-ss9ub4du2u
@user-ss9ub4du2u 4 жыл бұрын
ማዕቢላ እያ ኣዞሽ
@user-io9qe6wi9g
@user-io9qe6wi9g 4 жыл бұрын
@@user-ss9ub4du2u ጓል ዓደይ ንጸሊም ጽርጋ ዘይተዓደለት ዓዲ ምዕባለስ ኣይረኣኹላን ካብ ሕጂ ተስፋ ኣለኒ እምበር
@eyerusaraya8656
@eyerusaraya8656 4 жыл бұрын
ዋዉ ደስ ዝብል እስኪ ብትግራዉነትኩም ትሕበኑ ብላላይ ግለፁ👍👍👍😍😍😍ደቂ ዓደይ
@user-qz4nj2og3f
@user-qz4nj2og3f 4 жыл бұрын
ደስብሃልቲደቅዓደይማዓረይ
@user-mj7mo9sj2p
@user-mj7mo9sj2p 4 жыл бұрын
Eyerus Araya
@meresaetahazen8383
@meresaetahazen8383 2 жыл бұрын
My beautiful people are like this, wish you peace and safe from dictator and bad drone attacks against my people ohihih exuding nihizbey mitegebeaka wayyy. Tigray Tiewet as soon as possible dhahan
@user-gb9wc3gw4e
@user-gb9wc3gw4e 4 жыл бұрын
ሀይልሽ መታዓብየተይን መማህርተይን እንኳዕ ናብዚ ደረጃ ኣብፀሐካ ክብለካ ይፎቲ። እዛ ጥበብ ካብ ብቆልዓኻ ተከራኺርካ ፍፁም ብተስፋን ሓቦን ፃዕርን ተሓንጊጥካ ናብዚ ምብፃሓኻ መርኣያ ብዙሓት ኢኻ። በርትዕ ደስታ እየ ካብ እሶት
@user-yb8mx2sx6r
@user-yb8mx2sx6r 4 жыл бұрын
👍👍👍
@user-io9qe6wi9g
@user-io9qe6wi9g 4 жыл бұрын
ሽም ኣቦኻን ኣቦ ሓጎኻን የድሊ እዩ😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃
@user-gb9wc3gw4e
@user-gb9wc3gw4e 4 жыл бұрын
@@user-io9qe6wi9g ፈሊጥኻኒ ኢኻዋ የትረብሽ
@user-xd8jm6yh1g
@user-xd8jm6yh1g 4 жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ሙዚቃ❤ንልደት ዓመታዊ ባዓል እንኳዕ አብፀሐኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ አብ ሰደት ዘለኩም እግዚአብሔር አምላክ ካብ ኩፉኡ ነገር ይሓልወና ስደትና የሕፅረልና 🙏🙏🙏ቤተሰበይ ከመይ ዝናፈቁኩም ላይክ እስኪ ሃብኒ👍👍
@user-jr8gj4hk6d
@user-jr8gj4hk6d 4 жыл бұрын
ኤልሳ የቅዱስ ሚካኤል ልጅ Amen 3🙏❤mekrti
@amanamansabya1098
@amanamansabya1098 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@herisis2863
@herisis2863 4 жыл бұрын
Amennn
@user-kp3ok7wh6i
@user-kp3ok7wh6i 4 жыл бұрын
አሜን❤
@user-jj9gj4rz8b
@user-jj9gj4rz8b 4 жыл бұрын
አሜን
@user-lz4jx5sm7v
@user-lz4jx5sm7v 4 жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ዓደይ ኩበሩ ንበሩ ከመይ ከመይ ዲኩም መቅሳናት መክበርቲ ባህሎም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ደቂ ጀጋኑ ደቂ መዓር ፀባ ቡሩኩ ቅንያት ልደት ይግበረልና ካብ ሕማቅ ይሰውረና ካብ ስደት ይጋላግለና ፈጣሪ ኣምላክና
@user-ej6bf7ov6q
@user-ej6bf7ov6q 4 жыл бұрын
yes
@mickeysahle5007
@mickeysahle5007 Жыл бұрын
Mmxmxxbxbxcccjjkg 😅😅uughh😮 Qjjcjjhhhri deA I or PCeo
@kiduiloveu2631
@kiduiloveu2631 4 жыл бұрын
👍👍😍ሁራ ሰለስተ ኣብ ኣፅቢ ወንበርታ ዝፈለጥ ፅዋታ ብጣዕሚ ደስስ ይብል ኾሪዐልኹም ሃይሉሽ ሓወይ የቀንየልና ቀፅለሉ❤😍😍
@user-ot9bq5en3x
@user-ot9bq5en3x 4 жыл бұрын
ኣታ ዙባህልና ደስ ክብል ኣነስ እንካዕ ካባካትኩም ኮንኩ ደቂ ዓደይ ሓላላት ፀል ዓይንኩ ይፍሰስ ኣብስደት ዘለና ውን ስደትና የሕፅረልና ምስቶም ምጭዋት ስድራ ቤትና ውን ዓይኒ ልዓይኒ የራእየን
@user-jn5pf5ee1z
@user-jn5pf5ee1z 4 жыл бұрын
እሰይ ጀጋኑ ትግራይ ዓደይ❤ ሩሑሰ ኣዉደኣመት ይግበሩልኩም ንመላእ ህዝበ ክርስትያን ❤
@kinfehadush2244
@kinfehadush2244 4 жыл бұрын
ጀግና ዓዲ ወዲ መለስ ጀግና እንኳዕ ንልደት ብሰላም ኣብፅሓኩም ከኣ ፍቅርና የሰስኖ
@user-ir6xt5wh9o
@user-ir6xt5wh9o 4 жыл бұрын
ኣሰይ ሃይሉሸይ ማዓረይ ደስ በሃሊ ፎታዊ ዓዱ ወዲ ቶም ጀጋኑ ትግራዋይ ባዓል ሰረ ወዲ ኣፅቢወንበርታ ዓዲ ጥሕሎ ዓዲ ግዕዝም ዓዲሜስ ዓዲሰብ ስረ ደቂ ኣፅቢወንበርታ ኣበይ አለኩም ላይክ ሃቡለይ ኣስኪ
@akopxsgy3362
@akopxsgy3362 4 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 4 жыл бұрын
ርሑስ ብዓል ልደት ደቂ ዓደይ ሽኾር😍😘😘 ኸምዚ ንዓመታ ይዕቆረና ጌታ
@user-jr8gj4hk6d
@user-jr8gj4hk6d 4 жыл бұрын
ኣስይይይይ ደስ ክብል ደቂ ዓደይ እንኳዕ ንልደት ብርሃን ኣብፀሓና ኣብፀሓኩም 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪👈🌷🌹🌹🌻🌹🌻🌹🌻🌷❤💘👍
@user-zk5wt1qg2v
@user-zk5wt1qg2v 4 жыл бұрын
💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💋💋💋💋💋
@user-ss9ub4du2u
@user-ss9ub4du2u 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@AliAli-cc7kt
@AliAli-cc7kt 4 жыл бұрын
@@user-ss9ub4du2u ኣሰይይይይይይይ
@gualaragure8784
@gualaragure8784 4 жыл бұрын
እሰይ ወዲ አፅቢ ወምበርታ ጎቢዝኩም በቃ ሰደት የብቅዕ አሕዋት ብፍላይ አፅቢ ወምበርታ
@zufanabraha2824
@zufanabraha2824 4 жыл бұрын
ኣሰይ ባህልና ባህሊ ትግራይ ክጥዕም ኣቱም ለባማት ኩርዓት ህዝበይ ካባኩም ምፍጣረይ እነ ሻዕ የሕጉሰኒ ❤️💛❤️
@BarnabasVorreiter
@BarnabasVorreiter Жыл бұрын
The Erope of Tigray Have a Safe Hanukkah 🕎 and a Safe Merry Christmas 🎄 2023 Tigray for Your Just Victory Will be Attained in Due Time …
@user-up6qm2lb7v
@user-up6qm2lb7v 4 жыл бұрын
ሁራ ስለስተ ባህላዊ ፅዋታ ኣፅቢ ወምበርታ ብመልክዕ መርዓ ክትስርሐልና ንፅበየካ ወዲ መለስ ጅግና
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 4 жыл бұрын
ሁራ 3 ጥዕምቲ ባህልና 5 ንባዶ ትመርሕ ኣላ ኣብዚ ሰሙን
@fedarelfedarel4085
@fedarelfedarel4085 4 жыл бұрын
በሽና
@user-bk4dx1oi9z
@user-bk4dx1oi9z 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ድቂ ትግራይ ግርማይ መቀረተይ በዘይ ባእኩም ሲ
@genetsibhatu9844
@genetsibhatu9844 4 жыл бұрын
ኣሰይይ ደስ ልብል ባህሊ ትግራይ ኣፅቢ ወንበርታ እንካዕ ልበዓል ልደት ኣብፀሐና
@kiduiloveu2631
@kiduiloveu2631 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ኣታዮ ክንደይ ደስስስ ይብሉ እዮም ፅሩያት ፍጥረትትት መን ከም ባህሊ ትግራይ!!! ገብሪኤል ኣቦይ ይሓሊኹም ኣብዘለኹም ሃሊኹም
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 жыл бұрын
እስይይይይይይይይ ትግራይ ዓደይይ ደስስ ክትብሉ ኡፍፍፍፍፍፍ ታይ እሞ ብዚይ ናሐረሪና ብዚይ ናተሓጉስና ዶ ኮይኑን መናኣስይ ተጋሩ ተወድኦም ኣብ ይመን 😥😥😥😥😥😥😥😢😢😢
@freweynifetyeyo9448
@freweynifetyeyo9448 4 жыл бұрын
ዋው ደቂ አፅቢ ዓደይ እይተካእልኩምን
@user-yb8mx2sx6r
@user-yb8mx2sx6r 4 жыл бұрын
ዕድ መን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ትግራይ ማዓራት😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@tigray1221
@tigray1221 2 жыл бұрын
@@user-yb8mx2sx6r አሜን አሜን አሜን ዝያዳይ♥️♥️♥️♥️💛💛💛💛🕊🕊🕊🥰🥰
@hhdjigg7279
@hhdjigg7279 4 жыл бұрын
ደስ ብሃሊ ደቂ ዓደይ ሰናይ ቅንያት ባዓል ልደት ይግበረልና ብዓድን ብ በረኻን ይሓልወና ፈጣሪ
@BRHANBrhan-uu8tt
@BRHANBrhan-uu8tt 3 жыл бұрын
ውይይይ ኣታዮ ቱ ድምፅካ ክንደይ ይጥዕም💋💋💋💋ዓመት ል ልዓመት ይዑቀርኩም ፈጣሪ❤💘💘💘💘💘💘💘😘💋💋💋
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይ ባህሊ መለት ኣብዙይ ኣሎ
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 4 жыл бұрын
ሜዳ ዔራ ሰብረዓለ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
100 ክሳብ 100 ዔራ ዓደይ
@mebrahtuyilma8356
@mebrahtuyilma8356 4 жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ሙዚቃ❤ንልደት ዓመታዊ ባዓል እንኳዕ አብፀሐኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ
@plazaplaza6670
@plazaplaza6670 4 жыл бұрын
ሃይሉሸ
@plazaplaza6670
@plazaplaza6670 4 жыл бұрын
Aselllll
@Mnbar6095
@Mnbar6095 8 ай бұрын
ቃል ይሓፅረኒ ይበል ደርፊ ከምዚ ዪ ባህልና ❤❤❤❤❤❤❤❤
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
መዳም ተይረኣየትኒ ሰማዓ ገይረ ሁራ ይረግፅ ኣይይይይ ኣነ ብዝኾነ ቆንጆ ደርፊ
@user-oc4up5dm3k
@user-oc4up5dm3k 4 жыл бұрын
ዋውውውው ባህሊ ኣፅቢ ወምበርታ 👍👍
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 4 жыл бұрын
ጎል ዓደይ እንካዕ አብፀሐኪ
@user-oc4up5dm3k
@user-oc4up5dm3k 4 жыл бұрын
ኣሜን ምቅርተይ እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና 😘
@azmeraggggi9496
@azmeraggggi9496 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ዝባህልና ምጥዓሙ ርሕስ ባዓል ልደት ደቂ ዓደይ ምዓረይ
@gigimimi105
@gigimimi105 4 жыл бұрын
ሕዝም ትግራይ ዓደይ መለይ
@zafuhabesha2954
@zafuhabesha2954 3 жыл бұрын
ፅሩያት ተጋሩዋይ ዓይኒ ፀላኢኹም ይደፈን ኮላይ እታ ጭራኻ ደሰ ምባላ ምስ ባልደራኣ።
@user-wh2km3sd4v
@user-wh2km3sd4v 4 жыл бұрын
ኣስይይይይ ደቂ ዓደይ ከመይ ዲኩም መቅሳናት ወዲ መለስ እንኳዕ ንልደት ብሰላም ኣብፅሓኩም ሓላለት
@timtikahsay5643
@timtikahsay5643 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ደቂ ሩባይ ኩርዕቲ እየ ብኣክም ቀፅልሉ እስኪ ዓይኒ ፀላኢኩም ድፍን ይበል ዋ ዓመት ንዓመት ከዓ የፅነሐና የፅሕኩም ደቂ ትግራይ ደቂ ጀጋኑ ደቂ ሓላል መሬት ፍትውትውውው
@tigriansinaz172
@tigriansinaz172 4 жыл бұрын
ፅቡቕቲ ባህላዊት ደርፊት እያ። ግጥሚ ግና ይውሕዳ እዩ ዝተወሰኑ ቃላት ጥራሕ እዮም ዝደጋገሙ። ንቐፃሊ በርትዕ
@user-ig9xo1xj3e
@user-ig9xo1xj3e 4 жыл бұрын
ውይ ኣታ ሃይሉሽ መዓስ ዓቢካ ንእሽተይ ዶ ኣይነበርካን ውይ ፍልይተይልካስ ፍልይ miss u ወዲ ሩባይ
@user-io9qe6wi9g
@user-io9qe6wi9g 4 жыл бұрын
ልዋመይ ኣበይ ከባቢ እዩ ሃይሉሽ
@user-ig9xo1xj3e
@user-ig9xo1xj3e 4 жыл бұрын
@@user-io9qe6wi9g ኣፅቢ እዩ ዳብር ዝበሃል ዓዲ
@user-kp3ok7wh6i
@user-kp3ok7wh6i 4 жыл бұрын
አሰይ ደሰ ክብል ባህሊ ትግራይ ልበይ
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 4 жыл бұрын
እንዃዕ ንደልት ባዓል አብፀሐኩም ደቂ ትግራይ ማዓርይ ስላምከም ይብዛሕ
@galhagrisib4482
@galhagrisib4482 4 жыл бұрын
የዒስ ባህልና ጥዑም ኡፍፍ ስደት ሑስም ዓደይ ናፊቀ
@destahaileslassie1867
@destahaileslassie1867 4 жыл бұрын
እሰይይይይይ ሃይልሽ ሓወይ ባህልካ ብደንቢ ገሊፅካዮ ኢካ ቀፅሎ ኣታ ጅግና
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
ኣሰይ ኣፅቢ ዎለሎ ዓድዞም ጀጋኑ ተኪስም ዘይስሕቱ
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 4 жыл бұрын
ዋውው ደቂ ኣፅቢ ዓደይ ማዓረይ
@abihile4642
@abihile4642 4 жыл бұрын
እሰየ ደቅዓደይማዓረይ ደስትብል ባህሊትግራይና ደርፊ ዋውውውውውውውውውውውውውው
@user-ss9ub4du2u
@user-ss9ub4du2u 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ዋይ ስደት ልዓመታ ምሳኩም ክውዕል እየ
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 4 жыл бұрын
እስይይይይ እንካዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ
@user-jd1ii4nd2b
@user-jd1ii4nd2b 4 жыл бұрын
እስይይይይይይ ትግራይ ዓደይ
@gawit8602
@gawit8602 4 жыл бұрын
ተጋሩ ሰብ ክብር ባህሊ።
@rina9706
@rina9706 4 жыл бұрын
እሰይይይይይ ክጥዕም ዝባህልና ሽኮራት ደቂ ዓደይ ደስ ክትብሉ
@user-dy9tv3rb7c
@user-dy9tv3rb7c 4 жыл бұрын
ደቂ ዓደይ መዓረይ ፅቡቃት ኣጆኩም ዓድና ኮ ዓባይ ያ ቡዙሕ ዘይተነገረሉ ሰብ ዘይፈለጦ ታሪክን ባህልን ኣለና 💔
@user-xn7kc1zp3s
@user-xn7kc1zp3s 4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ወርቂ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ደቂ ዓባይ ኣፅቢ ወንበርታ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪
@user-qn6lx1zb4e
@user-qn6lx1zb4e 4 жыл бұрын
አስይ ትግራይ ዓደይ እንካዕ ካባኩም ተፈጠርኩ
@user-ir8rf9ve2v
@user-ir8rf9ve2v 4 жыл бұрын
ኣይይ እዞም ደቂ ዓደይ ትረአኩስ ለለ ጀመረኒ እበይ ናፍቆት ኣይ ስደት
@tseqaygoeay6871
@tseqaygoeay6871 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልል ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ብጣዕሚይ ደስ ክትብሉው
@yyfgnfjjfg4550
@yyfgnfjjfg4550 4 жыл бұрын
ርሑስ በዓል ልደት ይግበረና ደቂ ትግራይ
@hrhrujruf2038
@hrhrujruf2038 4 жыл бұрын
ዋውውውውው ትግራይ
@akcbfvczfdfgff7046
@akcbfvczfdfgff7046 4 жыл бұрын
ዋዉዉዉዉዉዉ 😍😍😍😍😍😍😍🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤❤
@user-fi7nj5ko2l
@user-fi7nj5ko2l 4 жыл бұрын
አስይይይይይ ❤❤❤ደቂ ትግራይ ዓደይ ደስ ትብሉ👍😍😍😍😍💋💋💋 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏
@albadralvadr4322
@albadralvadr4322 4 жыл бұрын
ዋውውውው ሃይሉሸይ ፈታዊ ባህሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኮሪዐልኩም ደቂ ሩባይ መን ከማኩም ቀፅልሉ
@yebitgraweyti8489
@yebitgraweyti8489 Жыл бұрын
መን ኣሎ ከማይ 2015 ለለ ደጊመ ይሰምዓለኩ🥰ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ🥺🥺🥺💛❤️💔😪
@user-pt3dh4zb3y
@user-pt3dh4zb3y Жыл бұрын
ኣፅቢ ዓደይ ልምሰ ናፍቆት በዝሑ💔😥
@hewan1291
@hewan1291 2 жыл бұрын
Esey esey ata elelelele!!! Jegna hezbi!!!! Ufffffffff!!! Ayene tselatekum yetefa!!! Tegaruwani love you so much!!!!❤️❤️❤️❤️❤️💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾👏👏👏
@user-zg4vv5gw7b
@user-zg4vv5gw7b 4 жыл бұрын
አሰይአሰይ ባሂሊ ትግራይናሲ ፊሉይ ተወህቦ እዪ፡ኮ እንካዕ ይግራወይቲ፡ኮንካ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ኣትም መክበርቲ ባህሎም
@fmhabeshawit5079
@fmhabeshawit5079 4 жыл бұрын
ተጋሩ ኣበይ ኣለኹም ንዑ እስኪ ሓባ ሓባ ላይክ ሃቡለይ ብሓቂ እየ ዝብለኩም ክንደይ ዘይተዳህሰሰ ባህልን ቅርስን ኣለና ንዓይ ከዓ #ሳብስክራይብ ፀፊዕኹም ሕለፉ ❤💛
@zd6493
@zd6493 4 жыл бұрын
ብትክክል፣ቡዙሕዝቀረየነገርእንዮ፣ኣብሁራሰለስተ፣ካብዙይዝበለፀ፣ሁራሰለስተንፅበ፣ሰስኑደቂዓደይ።
@tesfaywelday6614
@tesfaywelday6614 4 жыл бұрын
♥♥
@tsigehagoshagos5418
@tsigehagoshagos5418 4 жыл бұрын
wowwwww
@zafuhabesha2954
@zafuhabesha2954 3 жыл бұрын
ኣለና ድምምቕ ዝሙቁር ባህልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ድቂ ሓላል መሬት
@heucgsyx5609
@heucgsyx5609 4 жыл бұрын
ብባህሉ ዝኮርዕ Lilk
@ethiopianloveletsh4790
@ethiopianloveletsh4790 4 жыл бұрын
ዋዉዉዉዉዉዉዉዉ እሰይይይይይይይ ደቅቶሞ ጀግኑ ❤❤😘😘😘💋
@yemaryamlij2282
@yemaryamlij2282 4 жыл бұрын
Asey Deki Tigray Adey Marey Selamkum Yebzahyo🙏🙏🙏💖💖💖👌👌👌👌
@user-en7xk5tw7w
@user-en7xk5tw7w 4 жыл бұрын
ኣጀካ ባህልይ ዓዲይ ዝፈቲይ
@destugaltigray7928
@destugaltigray7928 4 жыл бұрын
ዋውውውው ሃይሉሸይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንመላእ ህዝቢ ❤❤❤❤
@user-dk5sn4oz9y
@user-dk5sn4oz9y 4 жыл бұрын
ባህልና ኣመዓሪግኩምን ዓጅብኩምን ኣብዚ ስራሕ ንዝተሳተፍኩም ዓበይትን ኣናእሽተይን ብምልእኩም ከመስግናኩም ይፍቱ ብፍላይ ከዓ ንኣኮይ ኣለም ገብረመድህን ክክክክክ ግን ይቅርታ ንዐኦም ብቻ ስለ ዘለለኩ እየ
@user-xd2xw6cp9m
@user-xd2xw6cp9m 4 жыл бұрын
ሃይ መዓረይ ሰላም ድኪ /ካ ኣበይ ከምዘለኪ ትነግርኒ ደልየ ነይረ ኣብ ሱዑዲ እንተኮይንኪ ስልኪቁፅርኪ ፅሓፍለይ ማለተይ ብዉሽጢ ክንነጋገር ተተካኢሉ ምቅርተይ ምስ ይቅርታ ጋል ዓድኪ እየ
@user-dk5sn4oz9y
@user-dk5sn4oz9y 4 жыл бұрын
0559490393
@user-xd2xw6cp9m
@user-xd2xw6cp9m 4 жыл бұрын
thankyou marrrrr
@yednglmaryamlijnegnvcbf3548
@yednglmaryamlijnegnvcbf3548 4 жыл бұрын
Ewiyyyy atum mukurat ftret kamey dikum des ktblu sesnuley deki adey ❤❤❤❤❤❤❤
@zufangrmay249
@zufangrmay249 4 жыл бұрын
እዉይ ዓደይ ወለላይ ከመይ እዩ ዝበለኒ ከበደይ መፃኩ ዓደይ መዓረይ ዓምባለዎየ ኦሆየ አየኩም ደቂ አፅቢ ናተይ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ደቂ ልደት
@mesigaltigray9778
@mesigaltigray9778 4 жыл бұрын
Aseyyy asibi❤ adey des ktbulu mukurat wudddddddd ❤❤❤❤❤❤❤
@filimonberhe8434
@filimonberhe8434 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጥዑምን ሰሓቢን ስራሕ እዩ:: ጎይታይ ቀፅልሉ 👏🏽👏🏽👏🏽
@ejyrfccseubcsefyrdgd9398
@ejyrfccseubcsefyrdgd9398 4 жыл бұрын
ዋውውውውውው ደቂ ዓደይ መዓረይ
@dearmom2633
@dearmom2633 4 жыл бұрын
እዋይ ዙ ጎልጎልን ዙዓድን ደስ ክብለካ
@user-ov2vc2xu8y
@user-ov2vc2xu8y 4 жыл бұрын
እልልልልልል ደቂ ትግራይ ዓደይ ሓላለተይ
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 4 жыл бұрын
አንታዮ ገዝም ዶ ልደትስ የሀዚ ዶ አውይ ዓደይ ማዓረይ
@gelsastudio7403
@gelsastudio7403 4 жыл бұрын
አስይ ደቂ ደቂ ዓደይ እማርትGood Job ትግራዋይ ማለት ኹርዓት
@user-qz4mo3rv2w
@user-qz4mo3rv2w 4 жыл бұрын
ውይ ስደት ካብ ባህለይን ካብ ደቅ ዓደይን ፈሊኻኒ😥😥 ኣክ
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ብርብረየ ሆይ ለለ ኣሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ዝባህልና ክንደይ ይጥዕም
@goyteomgermen
@goyteomgermen 4 жыл бұрын
ሁራ ሰለስተ ይበል ፅቡቅ ስራሕ እዩ።
@user-jn8th4tg5q
@user-jn8th4tg5q 3 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ አምላክ ስላም አውርደልና ሙዚቃ ክስምዕ ከለኩስ ብክየይ እዩ ዝመፀኒ ማአዝ ኮን ይኮን ሙዚቃ ሃገርና ነስተማርቆ አታ አምላክ አቦይ ዘበንና ቀይርልና አሜን ልሃገርና ትግራይ ባርከልና ሰላም ሃበና ስደትና አሕፀርልና
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 8 ай бұрын
me too😢😢
@MB-sj7xm
@MB-sj7xm 4 жыл бұрын
Love you tigray adeye adi lebam hzbi❤️🙏🏽
@user-qs9op4of5l
@user-qs9op4of5l 4 жыл бұрын
Wawwwwwwww eta zsbeya zneberku abey alekum tegaru
@wuue7385
@wuue7385 4 жыл бұрын
Desss kibllll men kemtigrayyyyy
@abrhaberihu7149
@abrhaberihu7149 4 жыл бұрын
ኣሰይ ጥዑም ባህሊ ዓደይ!
@rona7755
@rona7755 4 жыл бұрын
ዘይትፈልጡታ፡ ሁራ ሰለስተ ማለት እዚኣ እያ።
@user-dk5sn4oz9y
@user-dk5sn4oz9y 4 жыл бұрын
ንኩሉኩም ሰዓብቲ ሃይማኖት ክርስትና ሰናይ ብዓል ልደት ንኩከነልና ትምኒተይ ይገልፅ
@emnet93
@emnet93 4 жыл бұрын
Eseyyyyy❤️👍👍👍
@almasaeeeslmase7152
@almasaeeeslmase7152 4 жыл бұрын
ኣሰይ ኣጽቢ ዓደይ ፍሊቲ ፍጥረት
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 6 ай бұрын
እዙ ባህሊ እዙይስ ዓዲ ሓሞይ ክከውን አብ መርዓይ ሁራ ናረገፁ ክአትው ዓድና አብ ዳስ ጠጠው ኢሉ ክግረም ነይሩ ትምኒተይ ግን የሰመረለይ ናይ 9 ዓመት ፍቅሪ ኮንቱ ተሪፉ😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤
@sabiyagag4643
@sabiyagag4643 4 жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ
@tsadkanambaye3623
@tsadkanambaye3623 3 жыл бұрын
E/r yehalikhum wedi Akoy Meles Atsbi Adey mulu beteseb ❤💛❤🇻🇳🇻🇳🙏🙏
@salamgaberlul8451
@salamgaberlul8451 4 жыл бұрын
Wowww 💔💔💔💔💖
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 16 МЛН
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 24 МЛН
ባህሊ ትግራይ #new #music  ፅራይ ዝበለ
9:34
KAHSANA (ካሕሳና) MUSIC
Рет қаралды 6 М.
Tsegazeab GebreSlasie - Ezomadi - tigrigna music
6:59
Nadona Entertainment
Рет қаралды 1,2 МЛН
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 16 МЛН