lisan tewahdo web TV: ገዳምን ገዳማዊ ሕይወትን ካልኣይ ክፋል

  Рет қаралды 22,478

Lisan Tewahdo

Lisan Tewahdo

Күн бұрын

Пікірлер: 136
@amanmz28
@amanmz28 3 жыл бұрын
ናይ ሕጂ ኣቦና ናይ ቀደም መማህርቲ ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ ኣብ ከምዚ ደረጃ በጺሕኩም ነዓና ክትምህሩና ዝበቃኩም ክብሪ ን ኣምላኽ ይኹኖ፡
@aserqdusanliqawnt8287
@aserqdusanliqawnt8287 3 жыл бұрын
አሜን ቃለ ሰናይ የስማዓልና ኣባ ከምኡ ድማ ሃፍተማርያም ሓውና ኣጎልጉለትኩም ይባርኽ እግዚአብሔር ሓይሊ ይሃብኩም ንስኹም ብጸሎትኩም ንሕና ብንዋይ ካብ ቅዱስ ገደም ገዳማውያን ኣቦታትና በረኸት ክንቅበል እግዚአብሔር ንጸድቀሉ ኣእይምሮ ይዓድለና።
@michealeabrham6756
@michealeabrham6756 3 жыл бұрын
አመሠራርታ ገዳማትና እንተዝግለጽ ጽቡቕ እዩ። ኩሉ ሕዝብና ኣብ ገዳማትና ዘሎ ኣፍልጦ ብጣዕሚ ትሑት እዩ።
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 3 жыл бұрын
tsbuk re'eyto
@ክብሪንኣምላክ
@ክብሪንኣምላክ 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቅራቢ መደብን ኣቦናን ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብን ትንታኔን ብዓቢኡ ኣስፊሕኩም ብዛዕባ ኣብ ሃገርና ዘሎ ገዳማት ተወኪስኩም ኣቦታት ዓዲምኩም ክትመጹና ከኣ ክንጽበየኩም ኢና ።
@mihreteabandebrhan9742
@mihreteabandebrhan9742 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና ኣቦና ኪዳነ ማርያም ደስ ዝብል ትምህርቲ ቅዱስ እግዚኣብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ዓቂቡ ኣብ ዝለዓለ መዓርግ የብጽሕኩም። ህዝብና ምስኪን እዩ ብቅድስና ኣይተወልደን ብቅድስና ኣይዓበናን። እዚ ማለተይ ሓደ ኣቦ ስክራም እንተ ኮይኑ ካብኡ ዝውለዱ ደቑ ምስ ዓበዩ ናይ ኣቦኦም መንፈስ እዩ ዝሕዞም። ሓደ ኣቦ ዘማዊ እንተ ኮይኑ ነቶም ካብ ብዙሓት ደቒ ኣንስትዮ ኣታሊሉ ዕድለን ሰቢሩ ዝወለዶም ቆልዑ ምስ ዓበዩ እንታይ ከም ዝኮኑ ርዱኡ እዩ እምነት ኣልባ ይኮኑ። ስለዚ መራሕቲ ሃይማኖት ህዝብና ካብ ኣምላኽ ዝራሓቀ እዩ። ስለምንታይ ይመስለኩም ወንጌል ኣይተማህረን። ዝተማህሮ ጓይላ ዝተማህሮ ብዝሙት ሕጊ እግዚኣብሔር ጥሒሱ ምውላድ እዩ። መብዛሕትና ብርኩስ መንፈስ ተኣሲርና ከም ዘለና ስራሕና ይገልጾ እዩ። ስለዚ ቅዱሳን ኣቦታትና ጸሎት ገበሩ። ቅዱስ ዳዊት ከም ዝበሎ እግዚኣብሔር ንእሱራት ይፈትሖም።መዝ 146፥7 እዩ ዝበለ ኩላትና ካብ እስራትና ይፍትሓና። ፍቓድ ጎይታ ይኩን ገዳማትና ክንሃንጽ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ይልኣከልና በርትዑ ኣቦታትና ኣብ ጎድንኩም ኣለና። በረከትኩም ኣይፈለየና ቅዱሳን ኣቦታትና ኣሜን።
@asmaitghirmay1987
@asmaitghirmay1987 3 жыл бұрын
ምሕረትአብ ሐውና አይ ቅሩብ ከ መን ደአ ሐሊዩ አጽኒሕልና ሃይማኖት ??ህዝብናስ ንዓለም ድሕሉ ጸሎተኛ ደአ በሎ ለኻኺምና አይንዛረብ እዞም አቦና ሀብተማርያም ሐውና ከምኡ ካበይ ድዮም? ወንጌል ደአ ቅድሚ ኩሉ ምበር ረተማሂርዎ ህዝብና ካብ ጋይላን ዝሙት ይሰውረና ።
@mihreteabandebrhan9742
@mihreteabandebrhan9742 3 жыл бұрын
@@asmaitghirmay1987 ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኹን ኣስማይት ሓፍትና ወንጌል እንተ ንፈልጥ ነይርና ነንሕድሕድና ኣይምተባላዕናን፡ ወንጌል ክንዛረበሉ ጥራይ ኣይኮነን ተነጊሩና ብተግባር ክንፍጾ እንበር ንምንታይ ኢኪ ናይ ውልቅኪ ትሓስቢ እቶም እቶም ብሰንኪ ኣፍልጦ ኣብ ክሕደት ኣብ መናፍቅነት ዘለው ኣሕዋትኪ ኣይኮኑን? እቶም ናይ መስተ ግዙኣት ኮይኖን ሕይወቶም ዘይፈልጡ ኣሕዋትኪ ኣይኮኑን እቶም ኣብ ዝሙትን ጓይላን ተዋፊሮም ኣምላኽ ዘሕዝኑ ኣሕዋትኪ ኣይኮኑን? እስኪ እቶም ኣብ ቤት ኣምላኽ ኣለና እንብል ከ ስለምንታይ ኢና ክንወናጀልን ክንካሰስን እንውዕል ዘለና። ቅዱስ ኣምላኽና እኮ ጸላእትኩም ኣፍቅሩ እዩ ዝበለና። ምስ ኩሉ ሰብ ብሰላም ንበሩ፡ ንዝጸርፍኩም መርቁ እዩ ዝበለና። ኣስማይት ሓፍተይ ውድቀት ናይ ኣሕዋትና ናትና ውድቀት ምኻኑ ንሕሰብ፧
@asmaitghirmay1987
@asmaitghirmay1987 3 жыл бұрын
ስላም ንሱ ደአ ትንቢት እንድዩ ትንቢት ክፍሰም ከአ ግድን እዩ ፣እዚ ዘንቲልካ ህዝቢ ህዝቢ ኩሉ ከምዚ እዩ ኢልካ ምባል ግና ንሱ እዩ እዩ ክንሓስበሉ ዝግበአና ኣብ ኤርትራ ናይ ዘሎ ማለተ የ ዚ ኩሉ ዲያቆን ካህን መምህር ዝፈሪ ዘሎ ኽ?
@asmaitghirmay1987
@asmaitghirmay1987 3 жыл бұрын
ቅዱስ ምድሪ ኤርትራ ቅዱሳን ከፍሪ ዩተፈቲሩ ህጂ ውን አይተጋንን ከም ሎሚ ካ አይፊረየን ፣ኩሉ ክፋእ ምቅላስ ካብ ነብስና ንጀምሮ አይነጋንን የለን ማለት አይኮነን ግን አይተጋንኖ ፤ከምናትናስ ንኩሉ።
@temeketuazeria8722
@temeketuazeria8722 5 ай бұрын
Amen Amen Kalehiwet yesmeana🙏🙏🙏
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 3 жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስመዓልና ክቡር ኣቦ፡፡ እግዚኣብሔር ፍጻሜ ዘመንኩም ይባርኽ፡፡ ነዞም ኣብ ዓለም ዘሎና ደቅኹም ከኣ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና።
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና ኣቦና ጸጋኩም የካፍለና እግዚኣብሄር ኣምላክ💒💒💒
@Elrio1314
@Elrio1314 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራን መምሃራና አግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏ጸሎትኩም ኣይፈለየና ንዓና ከኣ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና 🙏🙏🙏
@star.forever816
@star.forever816 3 жыл бұрын
Amen 🙏Amen 🙏Amen 🙏 Qal hiwet yesmalna Bhaqi des zbl ablbna yhdro xelotkum ayfeleyena.
@michealeabrham6756
@michealeabrham6756 3 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዓልና አቦና ፡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ርቱዕ አንደበት
@entenfakersientaykonmukena9654
@entenfakersientaykonmukena9654 3 жыл бұрын
ክፍሊ ሚድያ ልሳን ተዋሕዶ ኣባ ቃለ ሂወት ብጸሎት ንደቅኹም ደግፉና ። ብጣዕሚ ኣመስጊና ንመስጋናይ ሂብናኩም እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም።
@weinekassa3875
@weinekassa3875 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልል ቃል ህወት የስምዓና ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ. ምሳኹም ይኹን 🙏 መምህር አባ ኺዳነ ማርያም ዕድመን ጥዕናን ጸጋን ይዓድሎኹም ናይ አገልጎሎትኹም ዘመን ይሃብኹም🙏🙏🙏 እወ ብሐቂ አዝዩ ሰፊኃን ዓሚቁን ናይ ስርዓት አኸያይዳ ናይ ገዳማትና ገሊጽኹምልና እሞ ኽብረት ይሃበልና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏❤❤❤💖💖💖💝💝💝💘💘💘💜💜💜💕💕💕
@atakilty
@atakilty 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር የኽብረልና ኣቦና ጸለትኩም ኣይፈለየና
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ Ай бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና❤
@awetsamuel814
@awetsamuel814 Жыл бұрын
ቃለ ህወት የስምዓልና ኣቦታትና ጸጋ ይዓድል 🙏🙏⛪️⛪️⛪️🙏⛪️✝️✝️
@tekleweinmebrahtu5976
@tekleweinmebrahtu5976 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qalehiwet senay yesmalna Abona Egziabher sega yebzhalkum
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ጸጋኹም ኣየፈለየና ክቡራት ሊቃውንቲ መራሕቲ ሃይማኖትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
@weynihagos5835
@weynihagos5835 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣባኹም ሓዲሩ ነዚ ኩሉ ዘደንቕ ምስጢር ዝምህረና ዘሎ ይኽበር ይመስገን ክቡር ኣባ። ልሳን ተዋህዶ ብጣዕሚ ክትምስገኑ ይግብኣኩም።ብዘይመጠን ደስ ኢልና ደስ ዘብል ይሃብኩም እግዚኣብሄር ኩቡራት መኖኮሳትና።ኣብ ልብና የሕድሮ ርእስና ይኽፈተልና ኣምላኽ ሰማይን ምድርን። ገዳማትና ይሰስና።
@luwamteklay4001
@luwamteklay4001 3 жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmalna Abona
@ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ
@ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ 3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna abatachin xolotkum ayfelyena alem neakatkum kbl ymhara fetariii enber nhnas abza azeqti zkonet alem nhnbs ena zelena
@simonzeakiya
@simonzeakiya 3 жыл бұрын
ኧረ ክንደይ ይጥዕም ቃልኩም ኣቦና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@kubromkahsay5024
@kubromkahsay5024 3 жыл бұрын
Amen kubrat liqawunti abotatna qale hiwet yesmalna xeletkum ayfeleyena
@kidistiamaniel6524
@kidistiamaniel6524 3 жыл бұрын
Abouna kale hweit yesmalna amlkay amen amen amen
@azamitabraham8648
@azamitabraham8648 3 жыл бұрын
Amen kal hiwet yesmialna
@bereketrustom3207
@bereketrustom3207 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@rahwahabtetsion4368
@rahwahabtetsion4368 3 жыл бұрын
Aseyyy kale hiwet yesmalna, Egziabihier Amlak edmen mlue tenan yhabkum, ab tselotkum zekurna.
@sabanugusephonetastic8432
@sabanugusephonetastic8432 Жыл бұрын
ቃለ ሂ ወት የስምዓና ናይ አጎልጉሎት ዘመንኩም እግዝአብሄር ይባርከልኩም
@rusomkahsayembaye1643
@rusomkahsayembaye1643 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሄር ፈጣሪ
@ኪዳንኪአየኣደይ
@ኪዳንኪአየኣደይ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስማዓልና ኣባና ጸጋ የብዘሕልካም ነዕይ ሕጠና ወዲካም ኣብ ጸሎትካም ዘክረና
@bineyfukadu3182
@bineyfukadu3182 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና ኣቦና።
@mhrtabyosief290
@mhrtabyosief290 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen.
@astertesfai91
@astertesfai91 3 жыл бұрын
Kle kidan ysmelna amen amen amen
@tsegamebrahtu2395
@tsegamebrahtu2395 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ጸጉኡ የብዛሓልኩም ጎይታ
@tsegaanday2089
@tsegaanday2089 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣባ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💒💒💒
@ድ.ደጀንዳዊት
@ድ.ደጀንዳዊት 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት ይግበረልና ኣባታችን ኣብ ፍጻሜ የብቅዕኩም
@ምቅናይጽብቅ
@ምቅናይጽብቅ 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሉእ ሃይሊ ይሃብኩም ንኣና ክህሸና እንቲ ኣለም ኢኩም ብፆምን ፅሎት ትገብሩልና ደለኩም ነዚ ፀጋ እዚ ደይ ካኣልና ድማ ብንዋይ ብተልእኮ ክንህግዝ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን 🙏🏻
@delinamekonen5819
@delinamekonen5819 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና በረኸትኩም የካፍለና እግዚኣብሄር
@adiamissac896
@adiamissac896 3 жыл бұрын
ኣዚዮ ግሩም ግሩም መደብ ምእመናን ኣጠቃላሊ ምስሊ ምንኹስናን ክብሪ ምንኹስናን ክፈልጡ ዝሕግዝ መደብ እዮ :: ልዑል እግዚአብሔር ንገዳማትና ክንሕግዝን በረኸት ክንረክብ ክንሳለምን ጸግዑ ይኣድለና ::
@ኣሱተመሰገን
@ኣሱተመሰገን 2 жыл бұрын
AmenAmen 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@merhawizereslasie4059
@merhawizereslasie4059 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቂለ ሕይወት የስምዓልና ብሓቂ ስለ ቃሉ እግዚኣብሔር ዝከበረን ዝተመስገነን ይኹን ። ብጣዕሚ ኣባ ሓለዋ ጸለትኩም ንሃገርና ኣይፈለያ እግዚኣብሔር ዕጽፍን ድርብን ገይሩ ጸግኡ የብዝሓልኩም ።
@temnithaile1471
@temnithaile1471 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kallhewit yesmalna abona
@temesgen2182
@temesgen2182 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen aba kidane mariam qale hiwet yesmalna xelotkum ayfeleyena.
@zenaytes8770
@zenaytes8770 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልን ኣቦና ብሓቂ ደሃይ ገዳማትና ክንገብር እተን ዘለዋ ካብኡ ንላዕሊ ክብርትዓ እተን ተስዊረን ወይ ጠፊኤን ዘለዋ ድማ ኣመተን ከንገብር ብኹሉ ካብ ቶኻሉ ክንሕልወን እግዚኣቢሔር ይሓግዘና ቀሊል ኣይኮነን ብሓቂ ንሕና ዕድለኛታት ኢና
@helentewolde5451
@helentewolde5451 3 жыл бұрын
ቃላ ህይወት የስመዓልና ኣቦና የቀንየልና ።
@lemlemsengal2290
@lemlemsengal2290 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qalehiwet yesmalna
@robelgrmay596
@robelgrmay596 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet ysmalna nay bhaki senay tmhirt
@tesfalemfsahaye3675
@tesfalemfsahaye3675 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna
@tsegeweinihabtomhaile9639
@tsegeweinihabtomhaile9639 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna abona 🙏🏽💒
@amyfrezgy4198
@amyfrezgy4198 3 жыл бұрын
Aba u r so blessed to have this life. Very clear message, amazing information. Thank you for posting this interview. Aba betelotkum hesebuna.
@adeymariam7899
@adeymariam7899 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna abona edmen tenan yhabkum ketsiluwu tsbuk medb u gedamatat eritrean kemu gerkum amtsuluna amlak yihagzkum
@efremzerabruk3188
@efremzerabruk3188 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ንዓና ንድኹማት ደቅኩም ድማ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና።
@nigistiengida1046
@nigistiengida1046 3 жыл бұрын
Amen Amen kele Hiwet yesmalna shona 🙏🏼⛪🌿
@yruruhdhdhd4708
@yruruhdhdhd4708 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣቦታትናን ገዳማትናን ይባርኸልና አግዚኣብሄር ✝️✝️✝️💚⛪️⛪️⛪️💚
@medhanietesfamariam7768
@medhanietesfamariam7768 3 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna abona bmenfes knbrte ab xelotkum zekurna Egzieabhier amlakna nab gedamawi hiwet ymrahan kem fqadu ykun .
@jelaniandom2824
@jelaniandom2824 3 жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ይመስገን እዛ ቅድስቲ እምነት ከማኩም ተካእቲ ኣቦታት ዘለኩማ ኣቦና ኣባ ኪዳነ ማርያም ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላኽ ቅዱሳን ብዕድመን ጥዕናን ይዓቅበልና
@frwetfrwet429
@frwetfrwet429 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
@mamnatey690
@mamnatey690 3 жыл бұрын
Amen amen amen Kali hiwet yesmalena abona ab xelotkum zekurna nikelukum ezghabher amlak nay agolgltukm yebark
@wegahtarezene6385
@wegahtarezene6385 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmialna abona bereketkumn xeletkumn ms kulna hzbe kristiyan ykun Amen.
@kibrommajor5551
@kibrommajor5551 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna amlak edmen tienan yhabkum .
@asmerethadera9185
@asmerethadera9185 3 жыл бұрын
Amen Kalehiwet yesmalna ab xelotkum zekuruna kburat Abotatna.
@madeadibo9393
@madeadibo9393 3 жыл бұрын
ኣባ ቃለ ሂወት የስመዓልን ጸሎትኩም ኣይፈለየና እግዚኣብሄር ከኣ የፈጽምኩም የፈጽመና ኣሜን
@akberetkidane1393
@akberetkidane1393 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና አባ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መብርሂ ክብሪ ንአምላክ ንዓኩም ዝሃበና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዛሐሎም። 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@mengedisemayat3569
@mengedisemayat3569 9 ай бұрын
❤❤❤ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦናን ከምኡ'ዉን ኣዚና ነክብረካ ኽቡር ሓዉና። የቀንየልና ኣዳለዉቲ ልሳን ተዋህዶ መደባትኩም ከም ሽምኩም እዩ ዘሎ። ብጣዕሚ ዘሐጉስ እዩ። ክብረት ይሃበልና።
@henoksirak2421
@henoksirak2421 3 жыл бұрын
Kale hiwot yesmealna abatachn
@godseidank6522
@godseidank6522 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna ab xelotkum zekruna
@bahtateame7535
@bahtateame7535 3 жыл бұрын
Egziabher amlak orthodox tewahdo nzelalem tnber qalehiwet yesmealna Egziabher amlak edmen Tenan yhabkum
@deyakontekela4384
@deyakontekela4384 3 жыл бұрын
Amen ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሰይ ጸሎትኩም ኣይፈለይና ኣባ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሰይ ደስ ክበል ዕልልልልል ልበይ ብሓጊስ ተመሊኡ
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona ab xeletkum zekurna
@beti7996
@beti7996 3 жыл бұрын
ኣባ ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ ፈታሪ ጸሎትኩም ከኣ የስመዓልና
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 жыл бұрын
Medhanie alem nay agolgulot ybark edmen tienan yhabkum
@hanatesfazghi1772
@hanatesfazghi1772 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Abona
@ጋልወያኒት
@ጋልወያኒት 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 💒💒💒🙏🙏🙏
@danielmisgna4063
@danielmisgna4063 3 жыл бұрын
ኣሜንንን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣብ ልብና የሕደሮ ንሂወት ድማ ይግበረልና
@እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ
@እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና
@ዓለምሓላፊት
@ዓለምሓላፊት 3 жыл бұрын
Amen kale hiwet zemen agolgulotkum ybarek
@tsegaybereket7168
@tsegaybereket7168 3 жыл бұрын
Amen amen amen.
@zienakelete4278
@zienakelete4278 3 жыл бұрын
ኣምልክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና
@halezgigebremedhin4781
@halezgigebremedhin4781 3 жыл бұрын
amen amen amen qalhwe ysmalna abetna.
@andomtesfandrias6329
@andomtesfandrias6329 3 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስማዓልና ኩብራት ስድራ እግዚአብሔር ጸጒኡ የብዝሓልኩም ።
@bereketrustom3207
@bereketrustom3207 3 жыл бұрын
💒💒💒🙏🙏🙏
@berihubahlbi4175
@berihubahlbi4175 3 жыл бұрын
Amen amen amen qalhiwet yesmealna
@חוריטוולדה
@חוריטוולדה 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦታትና
@muluebrhanhaile5468
@muluebrhanhaile5468 3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዓልና ኣባ ኪዳነ ማርያም፡ ሓውና ሃብተማርያም ድማ ጽቡቅ መደብ ብሓቂ ርቱዕ ቃል።
@فارسحامد-د5ج
@فارسحامد-د5ج 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤👍👍👍
@teweldemedhinbrhane4689
@teweldemedhinbrhane4689 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦና ከምኡ ውን ኣዳለውቲ ልሳን ተዋህዶ ዘኤርትራ እግዚኣብሔር ብጸጋ ይኸልልኩም
@teamehaile7097
@teamehaile7097 3 жыл бұрын
Amen kale hiwet ysmalna abona egzabher xegakum yebzhayo abona ab xeletkum zekurna nana dukumat dekkum
@ትግራይ-ዘ7ሠ
@ትግራይ-ዘ7ሠ 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲💒💒💒
@yeibotewelde6616
@yeibotewelde6616 3 жыл бұрын
ኣሜን (3) ቃል ሕይወት የስምዓልና ኣቦና
@abrhiwadebru2401
@abrhiwadebru2401 3 жыл бұрын
Qal hiwet yesmealna egziabehr bxegeu ygberelkum abonatn
@museteklehaymanot7864
@museteklehaymanot7864 3 жыл бұрын
Amen kal hiwet yesmealna abona
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና አቦና ❤️🇪🇷🙏🏽
@azebmedhin1949
@azebmedhin1949 5 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏
@31antorey
@31antorey 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩና
@merhawitgoiteom8896
@merhawitgoiteom8896 3 жыл бұрын
kbri negzabiher ikun nakum zhabena kale hiwet yesmalna kubur abona xelotkum bereketkum aifeleyena bmhret egziabiher
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 жыл бұрын
Welcome back kburat sdrana, and thank you abona
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 3 жыл бұрын
Egzabher ymesgen.Kale hiwet yesmalna
@letinayebiyo2192
@letinayebiyo2192 3 жыл бұрын
kal hiwet yesmiana egzabiher ab mefesemta yebsihkum
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 3 жыл бұрын
ቃለ ሄወት ይስምዓልና ኣቦና።
@amlakzelealem3486
@amlakzelealem3486 3 жыл бұрын
ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ኣቦታትና ።
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20
He bought this so I can drive too🥹😭 #tiktok #elsarca
00:22
Elsa Arca
Рет қаралды 59 МЛН
ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ፡ መርሃዊት ስብሃትለኣብ
53:45
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 134 М.
ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሩፋኤል
35:51
መኣዲ ሂወት
Рет қаралды 137
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН