KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
lisan tewahdo web TV: ነገረ ማርያም 2ይ ክፋል
1:08:38
lisan tewahdo web TV፦ ትምህርቲ 'ምሥጢረ ሥጋዌ' (1ይ ክፋል) ብመም. ኤፍሬም ቀሲስ ተስፋሚካኤል
52:51
小路飞和小丑也太帅了#家庭#搞笑 #funny #小丑 #cosplay
00:13
[BEFORE vs AFTER] Incredibox Sprunki - Freaky Song
00:15
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:33
Қайрат Нұртас - Не істедің (Cover) Roza Zergerli - İstedim
02:53
lisan tewahdo web TV: ነገረ ማርያም 1ይ ክፋል
Рет қаралды 25,527
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 37 М.
Lisan Tewahdo
Күн бұрын
Пікірлер: 121
@YonasMelake-zq8ci
Жыл бұрын
ቃለ ሰናይ❤
@merongebrahans2784
4 жыл бұрын
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ንህነሰ ኣልብነ ዘአንበሌክሙ ኣበው ኣልብነ ዘአንበሌኩም ሊቃውንት ኣልብነ ዘአንበለኩም መምሃራን፡ ወ ንህነሰ ንተልው አምነት ኣበዊነ በኢተወላውሎ በከመ ማሃሩነ ኣበዊነ ሃዋርያት ፡ ወይአዜኒ ኣበዊነ ጸልዩ በአንቲኣነ ከመ ንኩን ንቁሃነ ለጸሎት። ወስብሃት ለአግዚኣቢሄር ኣሜን።
@ክብሪንኣምላክ
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃልክሙ ርቱዕ ውእቱ።
@tewelde8618
4 жыл бұрын
ኣማን በኣማን ንህነሰ ንተሉ ኣሰሮሙ ከመ ዘነገሩነ ኣበዊነ
@fiyorihabte2637
4 жыл бұрын
ኹቡራት ማማራና ዕድለኛታት ኢና ኣምላኪና ናዓኩም ዝሃበና ንዓና ዓዪነ ልቦናና የብሪሃልና ናዓካትኩም ኪኣ ጸግኡ ዪብዛሓልኩም ሃዩማኖትናን ሄገራናን ሂዝባን ዪባሪክ
@nebyatmarch5185
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏⛪👏🙏👏⛪🙏
@makiabrham5344
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዓልና ክብራት ኣቦታትና ልቃውንቲ ናይ ዘመን ዕድመኩም ይብርኽልኩም ፈጣሪ
@filmonkehase7525
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ነረከት ናይ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና፡
@yosiefmengsteab5462
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና።ልሳን ተዋህዶ ኣዴና ንዘልኣለም የንብረልና፡ምእንቲ ንዓና ክሕሸና፡እግዚኣብሔር ን መምሃራና ናይ ኣገልጉሎት ግዜኢም ይባርኽ
@shamsamule610
4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና መምሃራን ኣቦታትና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@rahelguesh7680
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለሂወት የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ሊቓዉንቲ ኣቦታትና💒💒💒
@petrosnegash6428
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ዘበን ኣጎልጉሎትኩም ኣምላክ ይባርኸልኩም ኣቦታተይ
@wintatemesgen3894
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን:: ቃለ ሂወት የስመዓልና:: በረኸት ናይ ፈጣሪ ኩሉአለምን ቅድስቲ ድንግል ማርያምን ንሊቃውንትና::
@mehariwedi7553
4 жыл бұрын
ድንቂ ዝኮነ መረዳእታ እዩ ጸጋ የብዝሓሎም ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኦም ይቀድሰሎምን ይበርኸለምን ኣሜን።
@ferewenitesfay4945
4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealna abotatena nay agelglot zebenkum ybarek 🤲🤲🤲
@እግዚብሄርጋሳየይኢዩ
4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmana nay agelglot zemenkum ybarek abotatna nakum memharan zedalewe egziabhier zkeberen ztemesgenen ykun
@robelghirmay6400
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna nay bhaki senay tmhrti ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@mulugetaaraya2362
4 жыл бұрын
አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ነቦታትና ብሐቂ ሂወት ዝህብ ምስጢር ቤት ክርስቲያና ንደቃ ብከምዚ ክትምግቦም ዓቢ ሃፍቲ ኢዩ እሞ ነቦታትና ብጸጋን ብጥዕናን ይዓቅበልና አሜን ስብሐት ለእግዚአብሔር አምላክ ወለወላዲቱ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ወለመስቀሉ ክቡር አሜን ።
@ክብሪንኣምላክ
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ሊቃውንትና ቤትክርስትያንና ነዓኩም ብምፍራያ ቀሲና እያ።እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንሕና ክንረብሕ።ካብ መንጠልቲ ተሃድሶ ኣምላክ ይሓልወና።
@milateok1435
3 жыл бұрын
A
@Eritrea-First177
4 жыл бұрын
ኣነ ከም ሎም ተሓጉሰ ኣይፈልጥን ኢየ ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ብጣዒም ኢና ነመስግነኩም እግዛብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም
@natna645
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዓልና
@azmeraazmera6210
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ
@tewelde9778
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ይስምዓልና መምህራን ኣቦታት ኣምላከቅዱሳን ጸግኡ የብዝሓልኩም
@michaelteklay2105
4 жыл бұрын
"ርቱእ ውእቱ ቃልክሙ ሊቃውንቲ ኣቦዊነ።"
@ድንግልኣደይዋሕስሂወተይ
4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna Abotatna amlak Nay agolgulot zemenkum ybark bereketin amaladnetan Nay eme amlak ms kulatna yukun
@lemlemsengal2290
4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna Abotatna edmen tenan yehabelna
@merhawizereslasie8862
4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna kuburan memahranan abotatnan
@andomgebru5969
4 жыл бұрын
ቃለሂወት ይስማልና ሊቃዉንት. Kemziom abotat eziom yebizihalana mis senay tihitinom.
@yruruhdhdhd4708
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦታትና ናይ ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላኽ ኣማላድነታን በረኸታን ኣይፈለየና
@ሕልሚኣለኒክርስቶስሳምራ
4 жыл бұрын
ኣሜን /3/ ቃል ሰናይ የስምኣልና ኣቦታትና
@rusomkahsayembaye1643
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@TesfitMihretaeb-oy4ti
11 ай бұрын
ኣሰይይይ ቃለ ሂወት የሰመዓልና ክቡራት ኣቦታር ድንቂ ዝኮነ መረዳአታ አዩ ጸጋ የብዝሓሎም ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኦም ይቀድሰሎም ይበርክለም ❤❤❤
@sami891
4 жыл бұрын
Amen amen amen Qal hiwet yesmealna
@keshiteklehaimanot7544
4 жыл бұрын
Enkae bselam mexaakumna likawntna
@mulueteklay469
4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna
@merhawigirmai7830
4 жыл бұрын
*ቃለ ሂወት የስመዓልና ።*
@teweldetesfay2794
4 жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna likawnti Abotatna!!!
@issackgebremariam8645
4 жыл бұрын
ቃል ህይወት ኡአስመዓልና ክብራን ኣበው
@habtomyemane9995
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦታትና ሊቃውንቲ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ዘበን ኣጎልጉሎትኩ እመ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ንቅዱሳን ኣቦታትና ዝባረኸት ትባርኽኩም ብሓቂ ደስ ትምህርቲ ኣብ እምነትና ኸጽንዓና ናይ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ቅዱስ ፍቃድ ይኹነልና።
@fekadufisahaye
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ሊቃውንቲ ኣቦታትና በረኸት ናይ ድንግል ማርያም ኣይ ፈለየና
@bahrantekie7663
4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yemalna egziabher amlak ab lbna yehdro
@elnatanbubu9759
4 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስማዓልና ክቡራት መማህራና። ወኢነሓውር እንከ ገሃነም ፣እለ ንተልዎ ለዘፈጠረነ፣ ወከመዝ ንሜጡ ነፍሳቲነ ውስተ እዴሁ።
@semeretewelde9232
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kali hiwet yesmalen
@abebatesfay1985
11 ай бұрын
Amen amen amen yhbru kal hiwet yesmalna abotatna ❤🌹🥰💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇳🇴🙏🙏🙏
@AbebayyurtBetrom
4 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmalna Liqawinti Abotatna egzabher tsegu yebzhalkum egzabher nhagerna nbetekristyana nmahberna nhiwetna yhalwena
@askaluteweldebrhan3608
4 жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmalna
@RahiwaMerhawi-ct3yz
Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 kalehiwet yesmalna 💕💕
@elsaande6928
4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna amen
@yohannsaminadab2509
4 жыл бұрын
ብመጀመርያ በዞም መምህራን ገይሩ አኣብ ዕለቱ ንዝምግበና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ክብርን ምስጋናን ይኹኖ ። ከምኡ ውን ኩሉ ግዜ ምእንታና ምሕረት ንእትልምን ንጽህተ ንጹሃን ድንግል ማርያም ኣዴና ክብርን ምስጋናን ይኹና ፡ ንቅዱሳን መላእክትን ንእግዚኣብሔር ከስምሩ ዓለም መኒኖም ኣብ በረኻታት ሰፊሮም ኣኽሊል ዓወት ዓወት ዝተጓናጸፉ ኩሎም ቅዱሳን ክብርን ምስጋናን ይኹኖም ። ነቦታትና መምህራን ከኣ ምሂሩ ዘይልሕትት ጎሮሮ፡ ገሲጹ ዘይርብብ ልሳን ፡ ጐዩ ዘይርብርብ ሕልና ይዓድለልና ። ብፍላይ ኣብዚ ዘለናዮ ሃዋኺ እዋን ፡ ብዘይ ናታትኩም ኣባታዊ ምኽርን ሓቀኛ ትምህርትን ሂወትና ትርጉም ኣልቦ ዩ ። ጐይታና ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ “ንስኻትኩም ጨው ምድሪ ኢኹም...” ( ማቴ 5፡13 ) ከም ዝበሎም ን ቅዱሳን ሃዋርያት ፡ ሂወትና መቐረት ዝህልዎ ብናታትኩም ትምህርትን ጸሎትን እዩ እሞ ፡ እቲ ንትንሓግና ጥዑም ዝኾነ ወለላ መዓር ( ምሳ 24፡13 ) ፡ እረ ካብ ወለላ መዓር እኳ ዝምቕር ቃለ እግዚኣብሔር ( መዝ 19፡20 )፡ ከከም ኣድላይነቱን ከከም ወቕቱን ንዓና ኣብ ምምጋብ ኣይትሰልክዩ ። ነቲ ዝወሃብ ትምህርቲ ከኣ ዘስተውዕል ኣእይንተ ኣእምሮ ዓዲሉ ከምቲ ኣብ ጽቡቕ ምድሪ ዝተዘርአ ሞ 30 60 100 ዝፈረየ ካዕበት ክንፈሪ ፡ ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና ። ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና !
@tsigeweynibetrom2934
3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmeana abotatna
@חוריטוולדה
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
@suzitekia9261
4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna egziabhier xegeu yebzhalkum
@samuelokubu9206
4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna kuburat abotatna 🙏🙏🙏⛪⛪⛪
@AdiEto
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና መምሃራን ኣቦታትና ዝማሃርኩምና ኣብ ልብና ይሕድሮ።
@niattekle4690
4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና፡ ዘመነ ኣገልግሎትኩም ኣምላኽ ይባርኽ።
@hagostesfa2416
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦታትና
@ካባኻዪትጽቢተይ
4 жыл бұрын
ቃል ሂወት ይስመዓልና መምሃራን ሊቃውንቲ ኣቦታት
@habteabeyob7391
4 жыл бұрын
amen amen amen kal hiwet yesmalena abonatany bahki des zebal amlak zey weda adema tenana yehabum
@lunaghebredingle8570
4 жыл бұрын
kale hewet yes malna
@kidusm351
3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና.
@helentesfaldet4196
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Qale Hiwet Yesmealna Egzabeher Amlak Xegeu Ybzehalkum Liqawunti Abotatna ❤️⛪❤️✝️🙏🙏🙏
@trtetintr5120
4 жыл бұрын
Amen
@ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ
4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna liqawuntna edmen tienan yahabelna fetariii ztemaharnayo ab lbna yehdrelna
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
4 жыл бұрын
Betaemi kbret yhabelna tebareku bzhulna sesnu.
@AmlesetWerede
7 ай бұрын
Amen ❤amen ❤amen kal hiwet yesmalna egziabher xgu yebzhlkun
@luwamteklay4001
4 жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmalna abotatna nay agolgulot zemenkum ybarkelkum AMLAK
@የማርያምልጅ-ጀ7ጨ
3 жыл бұрын
Amen ቃለ ሂወት የስማዓልና ንንጽህቲ ኣዴና ካኣ ምስጋና ይኩና
@lusa6109
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐና
@genetteclu4317
4 жыл бұрын
Amen Amen. Qal hiwet yesmealna Abotatna
@natexamanuel
4 жыл бұрын
ንሕና እየሱስ ክርስቶስ ዝመሃረና ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስን ዘይተወልደ ኣይድሕንን እዩ ኢሉና እምበር ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስን ዘይነጽሀ ኣይበለን ስለዚ ኣቦታትና ቅኑዕ ኣለው፡፡
@haleka1
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራት መብራህቲ ቤተክርስትያን ሊቃውንትና። ልዑል እግዚኣብሄር ኣገልግሎትኩም ይባርኸልና። ዝመሃርኩምና ቃል ልዑል አምላኽና ኣብ ልብና ሓዲሩ ፍረ መንፈስ ቅዱስ ከነፍሪ ሰናይ ፍቓዱ ይኹነልና።
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
4 жыл бұрын
Temesgen fetari kulu alem medhanie alem ybarkum nay eme amlak amaladnet ms kulna ykun.
@robelkifle
2 ай бұрын
Qal hewet yesmaalna Egziabher xeguu yebzahalkum abotatey
@ghebremeskeltesfaldet2392
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኣቦታትና።ኣብ ልብና የሕድሮ።
@teweldemedhinbrhane4689
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ሊቃውንቲ
@amunaweldesellassie2783
4 жыл бұрын
Qal hiwet yemealna
@zerayestifanos2677
4 жыл бұрын
Egziabhier agelglotkum ybarki abotatna kal hiwet yesmalna
@betelmeqdes1672
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምአልና!!!!!
@yonitsegay5542
4 жыл бұрын
Behaki kemzi gerom zeridu likawiti xuruy nay tewahdo mirikabena ezi nay hiji weldo edilenatat ena behaki ab gezaeka keleka bezey gele dikam eminetena kinifelit tixieru zelekum newih edme yihabkum likawiti official Eritrean tewahdo church. Adena kidiste kudusan misakum tukun!
@tadeseyonas9130
4 жыл бұрын
atum burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey belu amlak msakum ykun bahaki amien
@dgg5167
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስማዓልና።
@theotokos9636
4 жыл бұрын
Aman beaman kal hiwet yesmialna abotatna likawntii.
@nebyatsemere3969
3 жыл бұрын
Assssssy egziabiher yemesgen xega yebzahalkum abotatna kubrat
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
4 жыл бұрын
yekbrelna
@zahramohamed8677
4 жыл бұрын
amen amen amen💒💒💒🎤📖🕆🕆🕆👍👍👍🕯🕯🕯
@natexamanuel
4 жыл бұрын
ዮሃንስ 3 (John) 5፤ኢየሱስ መለሰ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ካብ ማይን መንፈስን እንተ ዘይተወልደ፡ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣቱ ዚኽእል የልቦን።
@KibromKibrom-ok1ow
Жыл бұрын
❤❤❤
@tesfaldetghebredingle1245
5 ай бұрын
🙏🙏🇪🇷
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
4 жыл бұрын
10q kburatey
@asmeraeratra4793
3 ай бұрын
❤️❤️❤️🙏🙏🙏🌿🌿🌿🇪🇷💐💐💐
@eritrea7449
4 жыл бұрын
Dihri 2000 amet hadish timhrti. Timket deamo tirgum yeblun. Silemntay gin zihalefu kudusan abotat zixehafuwo amxkum zeytmhrna ? Bizaeb timket zitexahfu buzhat mexhafti alewu. ( ETI WULDNET nirekib) men zetfao wuldinet eyu?
@deaconkibrombeyene9072
4 жыл бұрын
Selam Pls check the difference between original sin and ancestral sin .
@eritrea7449
4 жыл бұрын
@R.robiel okubazgi. ሓሳባተይ እንተደኣ ተረዴኩምኒ ኮንኩም፡ ብጥቀት ውልድነት ንረክብ፡ እንድዩ ዝብል ወንገል። 1፣ መን ዘትፋኦ ዉልድነት? 2፣ ስለምንታይ ህጻን ቕድሚ ምቅራቡ ይጥመቕ? 3፣ እቲ ማይ ጎቦ አንታይ እዩ ስርሑ? 4፣ እግዝእትነ ማርያም ኣብ ሒቖ ኣዳም ከም ዑንቒ ተብርህ ነበረት ፡ ንጽህቲ ስለ ዚነበረት። ንሕና ከ ወላ ከም ናታ ኑጹሃት ኣይንኩን፡ ኣብ ሕቖ ኣዳም ኣይነበርናን ዲና፥ ወላስ ቢድሕሪ ትንሳአ ኢና ተሃሲብና? 5፥ ኪንጥመቕ ከለና ኣብ ማይ ኒጠሊክ፡ ምስ ሞትካ ኒሓብር ንብል፡ ስለምንታይ ምጥላቕ ወይ ሚሕባር ተደልዩ? ከየንውሖ፡ መልሲ ደልየዮ ዘለኩ ጊን፡ ዲሕሪ ዕርገት ጎይታና ዚተጻሕፉ ቢዛዕባ ጥምቐት ቡዙሓት ኣለዉ ካብኡ መወከሲ ገርኩም መልሱልና፥
@eritrea7449
4 жыл бұрын
@Deacon Kibrom Beyene . እቲ ፍሊልዩ ደኣ ፡ ባዕልና ዚገበርናዮ ናብ ካህን ከድና ንንሳሕ እሱ ናይ ካህን ስልጣን ማለት እዩ፡ አቲ ቢጥምቐት ኒረክቦ ኒስሓ ጊን ፡ዘርኢ ኣዳም ስለ ዚኮና፡ ኣብቲ ክርስቶስ ዚወዓሎ ፡ጥንሰቱ፡ጥምቐቱ፡ ደሙ ምፍሳሱ፡ ዚወዓሎ ውዕለት ፡ ብጎኑ ዚፈሰሰ ማይ፡ ኩሉ ነናቱ ምስጢር ዘለዎ፡ ብ ጢምቐት ሚስኡ ምስ ሓበርኩ ዚረክቦ ዉልድነት ( ኣዳም ዘጥፍኦ ዉልዲነት) ቢ ጥምቐት ዪረክቦ።
@leteslasehaile6421
4 жыл бұрын
G
@ablelhagos6127
4 жыл бұрын
ወነኣምን በአሃቲ ጥምቀት ለስርየተ ሓጢአት። ሓጥያት ብዝስረየላ ሓንቲ ጥምቀት ንኣምን። በሳላሳ ክረምት በዮርዳኖስ ተጠምቀ ከም ያንጽሐነ እምኃጥአት በሕጽበተ ዳግም ልደት። ቅዳሴ ኤጲፋንዮስ። ጥንተ ኣብሶ ኩላትና ኣብ ሕቆ ኣዳም ስለዝነበርና መርገሙ ናብ ኩላትና ሓሊፉ እዩ ነዚ ክንድምስሶ ድማ,ነቲ ክርስቶስ ዝፍውጽውሞ ናይ ድሕነት ስራሕ ብጥምቀት ምስ እንካፈሎ እዩ። እዚ ትምርቲ ኢኦርቶዶክሳዊ እዩ። ምስቲ መጽሓፈ ጥምቀት ዝጋጮን ምስ ኩለት ኦርየንታል ክፈልየና ዝክእል ኣዝዩ ሓደገኛ ዶግማ ፡ምፍራስ፡ምካኑ ብንጹር ክትፈልጡ ይግባኣኩም ልሳነ ተዋህዶ ።
@shamsamule610
4 жыл бұрын
ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ጥንት ኣብሶ የብላን መርገሙ ውን ኣይለገባን ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን እያ. ንስካ ኢካ ክትፈልጥ ዝግብኣካ ዝ ሓወይ ጹቡቅ ጌሮም እይም ሚህሮምና ሊቃውንቲ ኣቦታትና ።
@ክብሪንኣምላክ
4 жыл бұрын
ዝሓወይ ክርስቶስ ንምንታይ ክድምሥ ድዩ ተሰቒሉ።ነዓይ ሓሊፉኒ ኔሩ ብጥምቀት እዩ ተደምሲሱለይ ትብል እንተኮንካ ትምህርትካን ክሕደትካን ነዓካ።
@michaelfishatsion7685
4 жыл бұрын
ኣንታ ሎምስ ገለ ክንሰምዕ ኢና እሞ እቲ ኣዳማዊ ሓጥያትና እንድሕር ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ እንድሕር ዘየንጺህዎ ዳኣ ንምንታይ ኢዩ እሞ ኣብ ሩባ የርዳኖስ ከይዱ ተጠሚቑ ንምንታይ ከ ኣብ ዕጸ መስቀል ተሰቒሉ ወይ ጉድ ናዓ ዳኣ ሓወይ ዳሓ ተመለስ
@michaelfishatsion7685
4 жыл бұрын
ወንኣምን በኣሃቲ ጥምቀት ለስርየተ ሓጥያት ዝብል ዘሎ ድማ ንሓደስቲ ኣመንቲ ኢዩ ዝምልከት ኣቦትትና ዳኣ ንሕተት ከይንህውትት
@angesomabrahale5684
4 жыл бұрын
@@michaelfishatsion7685 ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓው!
@kiflayhabtu1290
3 жыл бұрын
ልሳነ ሓሶት
@demkaweldie5413
5 ай бұрын
❤❤❤❤
1:08:38
lisan tewahdo web TV: ነገረ ማርያም 2ይ ክፋል
Lisan Tewahdo
Рет қаралды 16 М.
52:51
lisan tewahdo web TV፦ ትምህርቲ 'ምሥጢረ ሥጋዌ' (1ይ ክፋል) ብመም. ኤፍሬም ቀሲስ ተስፋሚካኤል
Lisan Tewahdo
Рет қаралды 15 М.
00:13
小路飞和小丑也太帅了#家庭#搞笑 #funny #小丑 #cosplay
家庭搞笑日记
Рет қаралды 17 МЛН
00:15
[BEFORE vs AFTER] Incredibox Sprunki - Freaky Song
Horror Skunx 2
Рет қаралды 19 МЛН
00:33
Smart Sigma Kid #funny #sigma
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 37 МЛН
02:53
Қайрат Нұртас - Не істедің (Cover) Roza Zergerli - İstedim
Kairat Nurtas
Рет қаралды 1,8 МЛН
53:52
New Eritrean Serie Movie 2024 - Welodoy part 66 //ወሎዶይ 66 ክፋል By Memhr Weldai Habteab
Star Entertainment
Рет қаралды 23 М.
55:44
ቡን ምስታይ፡ዕጣን ምጥቃም ሓጥያት ድዩ?/bun ms etan hatyat dyu/niestali ortodox youtube channel
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 77 М.
5:35
ዕልልልልል ዝሕጉስ ብስራት ካብ ቱርክ #ኦርቶዶክስ_ተዋሕዶ #ተዋህዶ
Vot Tewahedo Media ድምፀ ተዋህዶ ሚድያ
Рет қаралды 810
19:43
ብልፅግና ከሶማሌላንድ ወደ አሰብ?፣ የጌታቸው ጉዲና ጦርነት፣ የላሊበላው ሰልፍና አመራሮች ግድያ፣ የታዬ ደንደዓ መልዕክት፣ ሙላቱ ተሾመና ሙስጠፋ በሃርጌሳ|EF
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 36 М.
41:39
ሰፊሕ ሰነዳዊ ፊልም ገዳም ደብረ ቢዘን ኣቡነ ፍሊጶስን ኣብ ዘመነ ጥልያን ንዝነበሩ ኣገረምቲ ተኣምራቱን @datlove
HIRUT TV
Рет қаралды 23 М.
10:36
ዶብ ኤርትራ ከፊትና፡ ኩናት ምስ ኣቢ! ጌታቸው። ሎሚ ክልተ ዓቢ ፍጻሜታት ዓሰብን ኣስመራን። ሕጂ ውን ሓቂ ፕ/ኢሰያስ። ሓሙስ 12 ታሕሳኣ 2024
Fenql eri media (ፈንቅል ኤሪ ሜድያ )
Рет қаралды 2,2 М.
1:27:14
lisan tewahdo web TV ዜና፣ ስብከት፡ ቅድስት፣ ዐውደ ዘተ ብዛዕባ ቅድስት ምስ ዜማ 1
Lisan Tewahdo
Рет қаралды 16 М.
23:03
ገድሊ ክርስቶስ ሠምራ eritrean orthodox tewahdo church 2019
Mahberemariam Israel
Рет қаралды 169 М.
53:46
lisan tewahdo web TV: ዓውደ ዘተ፣ በእንተ ነገረ መለኮት ወነገረ ማርያም
Lisan Tewahdo
Рет қаралды 15 М.
1:07:53
lisan tewahdo web TV፥ መልሲ ብዛዕባ ጥንተ ኣብሶን ጥምቀትን (ራብዓይ ክፋል)
Lisan Tewahdo
Рет қаралды 29 М.
00:13
小路飞和小丑也太帅了#家庭#搞笑 #funny #小丑 #cosplay
家庭搞笑日记
Рет қаралды 17 МЛН