Live ነሹ መጸ መጸ/ ኣረጋይ ተመሊሱ/ ንኣወል ኣዋሪድዎ/ ምስጢር ይወጽእ ኣሎ/ ባእሲ ብኣውራጃ ደገፍቲ ባዕሎም

  Рет қаралды 51,994

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Күн бұрын

Пікірлер: 206
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 Ай бұрын
ሩሑስ ባዓል መስቀል ዓመተ ሰላም ፍቅርን ይግበረልና 🙏🙏🙏💙💙💙
@titEye-i2g
@titEye-i2g Ай бұрын
ብሰንኪ ሕማቃት መራሕቲ ቡዙሕ ሰብ አዩ ተፈላሊዪ ዳተናፈቀ ዝነብር ዘሎ 😢😢
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 Ай бұрын
ርሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና❤❤❤ Neshu ሓወይ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️🙏
@Rockofliberty-lv1jw
@Rockofliberty-lv1jw Ай бұрын
ሰይ ሰይ እዞም ዓጋመ ተባሂልና ንጽረፍ ኤርትራውያን'ሲ እዛ ዓጋመና እኮ ከፍ ዘለዋ እንዳ ኮነት ትመጽእ ኣላ.... ሰላም ንዓጋመና ብሓቂ
@JemalAbdu-vo2sp
@JemalAbdu-vo2sp Ай бұрын
ነሹ ሓወይ ኣነስ ዳቦይ ኤርትራ እዩ ካብዚ ትዛረቦ ዝነበረት ንላዕሊ ኣፍልጦ ኣለኒ ኣቦና ምሳና እዩ ነሩ ዓብይ ስለ ዝነበረ ኣፍቲ ሰላም ግዜ ዉሰደና ኣይበልናዬን ሕጂ ክኣ ዓሪፍ ሞ ግን ኣሞታትኩም ሓወበታትኩም ኣለዉኩም ይብለና ነሩ ብከመይ ከጣይቅ ይክእል 🙏🙏🙏 ካብ ሽረ ተገዲስካ መልሰለይ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ብቪድዮ ጌርካ እቲ ትፈልጦ ኩሉ ዝርዝር ግለጾ እሞ ሼር ክንብሎ እና ።
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 Ай бұрын
Nieshteyn nitsirtn video serihka n Neshnesh ab email sidedelu zihawey. Email kea ab Instagram nay Neshu aleka. Egziabher yihagzkum!
@TeklebrhanKiflmariam
@TeklebrhanKiflmariam Ай бұрын
ኣቦኪ ኪሳብ ኣቦሓጎኪ ጸሃፍዮ ኣበይ ዓዲ ምካኑ ከኣ ጸሓፍዮ ኪንሓተልኪ
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Ай бұрын
ሳዋ! ሓቂዩ ነባር ክብርቲ ባሪስታ ሞኒካ፡ ብገንዘብ ረሳሕ ተታሊላ ተባላሽያ ክትከውን ትክእል ኢያ፡ ይኩን እምበር ሃገራዊ ጉቡኣ ዝፈጸመት ዋርሳይት ጋል ሳዋ ምካና ውን በቲካልእ ገጽ ክንዝንጋዕ የብልናን ይሕዋት፡ ከምቲ መለበሚ ኣይግበርካ መለበሚ ግን ኣይክላእካ ዝተመሰለ፡ እታ ካብ ጋሳ ትግራዋይ ወይ ብራርያ ጦርሰራዊት ከምተደቅለት ትጥርጠርን፡ መታን ሳዋ ወሪዳ ህዝባ ከይተገልግል ድማ ካብ ዘይሓላፍነታዊ ሓላፍምንገዲ ገያሻይ ዝጠነሰት፡ ጋል ክብርቲ ሓያም ኮማሪት ወይዘሪት ኮብላሊት ኣዱብሊና፡ መእሰሪ ሃላይ ወይዘሮ ሞኒካ መለበሚ ከምዝኮና ይንገር🙏 🤝❤🕊
@fdg761
@fdg761 Ай бұрын
ናይ ህዝብ ትግራይን ናይ ኤርትራን 😢😢ያሕዝን ተዋሊደናን ተዛሚድናን ኹሉ ግዜ ጦርነት ያናድድ
@Aster24-y4l
@Aster24-y4l Ай бұрын
Tgray daa mes Etiopia ayhadgu ms Ertra ayhadgu
@Elyes-l9m
@Elyes-l9m Ай бұрын
ነሹ ዕይነይ ርሑስ መስቀል
@yonasteklemichael7506
@yonasteklemichael7506 Ай бұрын
እዞም ኩሎም ኣብ ደገ ዓፈርፈር ዝብሉ ዘሎዉ ኩሎም ደገፍቲ ህግደፍ ደቂ ኢሰፓ ደቂ ፖሊስ ደቂ ወልደገባ ኢዮም
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️
@tsegaokuba2997
@tsegaokuba2997 Ай бұрын
ሩሑስ ኣውዳመት ነሹ ሓውና ከምዚ ንዓመታ ኣብ ዓድና ነብዕሎ ይግበረልና🎉🎉🎉
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️🙏
@habteyehdego8372
@habteyehdego8372 Ай бұрын
አወል አይትበሎ ነሽነሽ,አወል ቡን እካ ጥዕምት እያ ሕጅግን ናብ ዳካ ቡን ገጹ እዮ ዝኸይድ ዘሎ ምቅናይ ምቅናይ ጥራይ ስለዝ ዳካ እልካ ጸዉዓዮ ነሽ ነሽ ነሽ
@Marken-s8j
@Marken-s8j Ай бұрын
💙💙💙
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ነሹ ሓወይ ንመሰቀል ውን እንኳዕ ኣብፀሐካ💛💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️🙏
@fisehahaile972
@fisehahaile972 Ай бұрын
ባራዩ ዳኣ ኩርሲ ምስካም ጥራይ ድዩ ከፊሎም እዮም ዝስከሙ።
@dawittsegay7148
@dawittsegay7148 Ай бұрын
ነሹ ሰላም ድዩ ዝዓርከይ ኣቦ ሓቂ ሩሑስ ብዓል❤❤❤❤❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️🙏🙏🙏
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti Ай бұрын
ነሹዋይ መዓረይ እንኻዕ ኣብፀሐኻ❤💙
@TigiTigray-zr9zm
@TigiTigray-zr9zm Ай бұрын
ነሹ ሓወይ ሰላም ሩሑስ ኣውደኣመት ከዓ ❤🎉
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️🙏🙏🙏
@titEye-i2g
@titEye-i2g Ай бұрын
በሪሁ ዓይነይ
@mxm8763
@mxm8763 Ай бұрын
ብጣእሚ ይገርም አነስ አማሐዴር አወል ሲኢድ ከይከዉን ተጤሬጢረ
@michelmeles-hx3so
@michelmeles-hx3so Ай бұрын
ነሽነሽ ወደይ እንታይ ከርብሖ አኽ እል እዩ ንህዝቢ አሪትራ ኢዩ ናይ ሐደ ሰብ ታረኽ ግዜና ነጥፈናሉ ቡዙሕ አለና ከንዛረበሉ ንኽል ንጠፍእ ኢና ዘሎና ❤
@Bethial
@Bethial Ай бұрын
እዛ ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቲ ትብል ቃል እኮ ነሹ ኣወዳት እቲ ትርጉማ ብትክክል ትርደኣኹም ኣይመስለንን። ትርጉማ ግን ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቲ እዩ ማለት ንሰበይቱ ከም በዓልቲ በቱ ከም ነብሱ እንተ ኣፍቂርዎ ሓላፍነት ስድራ ድስከም ተኾኑ ፣ቀዳምነት ቤቱ ድሰርዕ ተኾኑ ፣ ኣነ ምስኡ ምህላወይ ፍርሒ ደይኾነ ውሕስነት ድስመዓኒ ተኾይኑ ,ምክንያቱ ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ንሱ እዩ ናተይ ውሕስነተይ & ነተይ ጅግና & ንጉሰይ ❤ነዚ ድገብር ሰብኣይ ድማ ካብ ትዕቢት ድረሓቀ ዋጋ ነብሱ ብንጹር ድፈልጥ እዩ ከምዚ ድበለ ሰብኣይ እንተ ተረኺቡ ድኣ ከም ንጉስ እንበር ተክብሮ ምክንያቱ ከምቲ ኣምላክ ዝበሎ ይነብር ኣሎ።❤
@MeryGB
@MeryGB Ай бұрын
ነሹ እንዃዕ አብፀሐካ💙🌻❤😔
@Sarahabraham21
@Sarahabraham21 Ай бұрын
Ruhus beal meskel nkulukum ahwatey 🙏🏿 Neshu hawey you are the best! 🫶🏾
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️🙏
@tefuru1234
@tefuru1234 Ай бұрын
rogurag zeytatu emo afari kenieka eka kedimuka sle zatewe zgeberkayo sle zeleka eka
@luwamtekletekle5564
@luwamtekletekle5564 Ай бұрын
ነሽነሽ ጽቡቅ enjoy ኢካ ተምጽእ😂 ቁምነገር ኣብ ቦትኡ እንከሎ እዩ ከይትቅይርም🙈 Congratulation ኩርሲ ሓዳስ እያ መስለኒ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂❤️❤️❤️
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 Ай бұрын
Neshey ze Frki Leyti...u r ze Best.
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@gabigunners8073
@gabigunners8073 Ай бұрын
ዓድንፋስ ደቀምሓረ ጥራሕ 2ተ ኣሰመራ ሓደ ዓድኻላ ከባቢ ካኣ ዓድጣፋ ንፋስ ኣሎ።
@helenhelentgar1017
@helenhelentgar1017 Ай бұрын
ደቀምሓረ ከባቢ እስቲ ሕተቱለይ🤲
@Marken-s8j
@Marken-s8j Ай бұрын
ደቀምሓረ ጥቃ ማይዕዳጋ ኣሎ
@Solomon-j3n
@Solomon-j3n Ай бұрын
ድሕሪ ዝተወሰነ እወን ክንሪኦ እተን ፀገሩ ድራሸን ክጠፍአ እየን
@NatnaelJemil
@NatnaelJemil Ай бұрын
ነሹ ጻዕዳ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️
@Haylatpietros
@Haylatpietros 18 күн бұрын
Yes
@ሓየሎ
@ሓየሎ Ай бұрын
ሰላማት
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️
@micaelaradom277
@micaelaradom277 Ай бұрын
ዓዲ ንፋስ ዞባ ማዕከል ነፋሪት ዝዝውር የብሎምን ጀነራት እዮም
@helenhelentgar1017
@helenhelentgar1017 Ай бұрын
@@micaelaradom277 ኣበይ ጥቃ ማለት እዩ ዝ ዓዲ ንፋስ
@helenhelentgar1017
@helenhelentgar1017 Ай бұрын
የቀንየለይ ነሹ ሓወይ🙏🙏🙏❤️
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@wubethaile3205
@wubethaile3205 Ай бұрын
wellcome Neshesh
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ Ай бұрын
ነሹ💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
💙
@abedomgirmay9178
@abedomgirmay9178 Ай бұрын
እሕሕ ጎይታይይይይ ይመችኹም
@rufaelgebretinsae2064
@rufaelgebretinsae2064 Ай бұрын
ናይ ኣረጋይ ዘይምእራሲ ብጣሚ ዘገርም ኢዩ ምኪኒያቱ ንመዳ 1975 ክም ዝወጸ ኢዩ ዝዛረብ ን ነብሱ ክትሪኦ ኮለካ ግን 1980 ዝተወልደ ይመስል
@samueltesfahans2192
@samueltesfahans2192 Ай бұрын
አይወጽአን እዚ ደመኛ ህዝቢ ኤረትራ ኢዩ
@AruEri-tc8oo
@AruEri-tc8oo Ай бұрын
ዓሻ ሰብ ኣይኣርግን ዪ ኣዝማድካዮም ድኣርጉልካ ቃል ወጀበሊ ከምዚ ናይ ወጣባ ናይ ኣረጋይ ቀዲምካዮም ኣሪግካ ኮ ነሹ ክክክክ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂😂❤️
@berhane3670
@berhane3670 Ай бұрын
ኣረጋይ ብዕራይ ከዳዕ ከዳዕ ኢሉ ክጻረፍ ከፍ የብሉን
@meleyhailemeley2964
@meleyhailemeley2964 Ай бұрын
Argay haway shekorrr shellel belom nezom nejays hadnet hezbka halika kesinka neber❤❤❤❤😇😇😇👌👌👌
@TeklitZeresenay
@TeklitZeresenay Ай бұрын
Dew elka hanti srhalna neshu❤
@djjfjrnnr6004
@djjfjrnnr6004 Ай бұрын
ነሹዋይ❤💛
@Selugaltigray
@Selugaltigray Ай бұрын
ነሹየ ሰላም ዶ ብዛዕባ ይቱብ ስዓት ክመልእ ኢለስ ከመይ ከምዝግበር ክተሪአኒ ተሓባበረኒ ነሹ ሓወይ ❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ናይ ዩቱብ ናትኪ ብዝሒ ሰዓታት ድዮ? 4000 ሰዓት ክትመልእዮ ኣለኪ፡ ድሕርኡ ዳ ዩቱብ ክቅበሉኪ እዮም
@Selugaltigray
@Selugaltigray Ай бұрын
@@neshnesh_show ዝምላእ አለዎ ኢለናኒ ስዓት ምስ መላእኹ ከመይ ክገብሮ
@JonNati
@JonNati Ай бұрын
1965 ናይ ሃይለ ስላሰ ናይ መጨረሻ ዘመን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ረብሻታት ዝልዓለሉ ዝነበረ ግዜ ኢዩ ብድሕሪኡ ክንደይ መንእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ጎዳናታት ኢትዮጵያ ዝተረሸነሉ ዘመን ኢዩ ስለዚይ ብህይወት ተዝነብር ን50 ዓመት ዝኣክል ስቕ ኣይብልን ነይሩ በሃላይ ኢየ ብዝኾነ ኮይኑ ኣምላኽ ምስ ኣባሑጎኺ የራኽብኪ
@helenhelentgar1017
@helenhelentgar1017 Ай бұрын
@@JonNati ኣድራሻ ስለ ለይነበሮ ሃመይ ጌሩ ክእልሸና ብ ሂወት ለ ክህሊ ይክእል እዩ እና ኣሜን🙏🙏🙏
@soligualagame
@soligualagame Ай бұрын
ክክክክክ ኣዱ ቀቲላትኒ ሳሓቅ ነሹ ዓይነይ ደጊም ምሸት ምክትታል ገዲፈዮ ንጎሆ ኢየ ዝትንስእ ናብስራሕ ድቃስ ናመፀኒ ትመፅእሞ መደብካ ናረኣኩ ይነቅሕ ድቃስ ይኣብየኒ ዋያ ዝትንሰአላ ስራሕ ከይደቀስኩ ተርክበኒ ኣብ ስረሐይ ድቃስ ይመፀኒ ይወድቅ ሽዑ ልነሹ መርገም ይከውን ክክክክክ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@HabtemikaelBerhane
@HabtemikaelBerhane Ай бұрын
duhulat!
@mekkiaabdella1178
@mekkiaabdella1178 Ай бұрын
ስላም ነሹወንድሜእንካንአደረስህ❤❤❤🎉🎉🎉
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️🙏🙏🙏
@eyobteweldemedhin
@eyobteweldemedhin Ай бұрын
ነሹ ከባቢ አዉራጃ እንዳሉ ብፍላይ ከባብየይ ዝብሉ አብ ማህጸን ክአትዉ ቀሪቦም አለዉ እሳ ግን ናይመወዳእታ እያ
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe Ай бұрын
AREGHAI, AWEL, WEDI TABA WEDO GHEBA KEDEAAT EYOM KULOM NAY DERGHI MESARHI ZENEBERU HIJI KEAA MESARHI SHIFTA TABYA KORARO EYOM.
@yes6292
@yes6292 Ай бұрын
ነሸይ የኔ ማር 🦋💚🙌🙌🙌
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@Selugaltigray
@Selugaltigray Ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ🎉❤
@freweinikassa4607
@freweinikassa4607 Ай бұрын
Neshnesh izi guhaf ketemitsie gega. Agedasi. Program amtsei
@tsegamezegobo
@tsegamezegobo Ай бұрын
Neshu. Shikorr ❤
@mestes4158
@mestes4158 Ай бұрын
Aregawi Lekibat
@zemenben2258
@zemenben2258 Ай бұрын
Beka news nay Tigaru trah konka terifka shelih wahid
@Tesfieguesh
@Tesfieguesh Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ኩርሲ ምስካም ከኣ ኣሎ 😂😂😂😂😂 ብዝኮነ አሱ ሽልማት ጸግቡ ይመስለኒ
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t Ай бұрын
ካብ ዓጋመ ዘይውለድስ አይጭዋን ዘይብሎም ግጋ.
@erichanell
@erichanell Ай бұрын
Selam neshnesh blux seb ms Dr sharon woldu keterakbeni tkil tekoynka eba tahababereni b Facebook nata krekba xhifela gn ktmleseni aykaletn pls nska bjeka zmetu kulom trekbom eka
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 Ай бұрын
Cheyhemey zeybolkom ab beat ferdy n'mesker ayebokatun eyoum
@JujuOmer
@JujuOmer Ай бұрын
Anes neshu ente zeyemxiwa kali zena zey amn koyne😊
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@susususu-w9q
@susususu-w9q Ай бұрын
ነሹ አይነይሰላም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@selam801
@selam801 Ай бұрын
ነሹ ውሸማይ ኳዕ አብጸሐኻ😊❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@asmseb7764
@asmseb7764 Ай бұрын
Neshu ✞💙✞
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
💙💙
@Solomon-j3n
@Solomon-j3n Ай бұрын
ኤርትራውያን ካብ ተቃወምቲ ናብ ደገፍቲ ዝቅየርሉ ምኽንያት እቲ ዝደልዎ ነገር ስለዝተማለአ ድዩ ወይስ ንዓዱ ክአቱ ስለዝደሊ እዩ
@hailehabte8854
@hailehabte8854 Ай бұрын
ቶም ዓዲ ንፋስ ዓዱኩም ሃየ ሰብኩም ተቀበሉ
@akhbrtmama4237
@akhbrtmama4237 Ай бұрын
@ermiasmedenes5588
@ermiasmedenes5588 Ай бұрын
በቃ ኣረጋይ ንኣወል ኣይገደፈሉን አገለ ንአገለ ጸርፍዎ ኮይኑ technelogy መንአሰይና 😭
@MerhawiKidane-zx3dc
@MerhawiKidane-zx3dc Ай бұрын
Neshu hawey ezom diki akeleguzay ab hgdef zelewu wihidom kabizi denbe fethi antesedednalom kemey tqebelwa dikum aza hasab
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 Ай бұрын
Kormamm mekousy xebhey
@ahmadadam1213
@ahmadadam1213 Ай бұрын
👍👍👍
@EdenEden-f7c
@EdenEden-f7c Ай бұрын
ብዕራይ ሓማሴናይ ዉጩ ወዲ ብርኪቶ አከለ ኢዩ
@habtomfitwi
@habtomfitwi Ай бұрын
ነሽነሽ አዘን ደቂ ኣንስትዮ ክወልዳሎም አንተ ሃሲበን ግን ዓዶምን ኣውራጃኦምን ክፈልጣ ኣለን ሓደራ አዛ መልአክቲ ኣብጸሓለይ።
@helenhelentgar1017
@helenhelentgar1017 Ай бұрын
እሞ ንፈልጦ እንዲና ሙሉእ ሓበሬታ እኮ ተናጊረ ችግሩ ዓዲ ንፋስ ልብሃል ዓዲ ብዙሕ ኮይኑ
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 Ай бұрын
ደቂ ጫሉቅ ማሉቅ ፋሉቅ ዶ ኣይኮናን ኣቱም ህዝቢ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
@seid3982
@seid3982 Ай бұрын
Neshnesh lenqene xubuq mezenagie hgdefawiyan rekibka aleka
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂
@teameema9832
@teameema9832 Ай бұрын
💙💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
💙💙
@BizenAbrha
@BizenAbrha Ай бұрын
Nesch schkorrrr ❤❤❤❤❤❤❤
@Aster24-y4l
@Aster24-y4l Ай бұрын
56:00 adgi trah iyu haha zbl ati qoleA teregam!
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Ай бұрын
ተጋሩ መሳኪን
@MikialeBerhe-s1b
@MikialeBerhe-s1b Ай бұрын
❤❤❤❤❤pos
@yesabhabteab1680
@yesabhabteab1680 Ай бұрын
Hamham blae 😂😂 kemziom aytemxalna bitte.
@debesayredae
@debesayredae Ай бұрын
Anta ane zgermenis bkemey eyu fthi knmx nbldelena dgedede hmex beawurja mqlas malet dkmet natna ezi ktbo aykaln eway nhfir😢😢😢balu feTari da ayfeleyena enber bzn wedi kemzn naxnet kemex uuuuff
@nest7680
@nest7680 Ай бұрын
ነሹዋይ "ዓጋማዊ😂❤
@helenhabtegergish7438
@helenhabtegergish7438 Ай бұрын
Ygermeka eyu hanma chided hageru hizu zelo kaluot kedat eyom iseyas wedi adka eyu menkeshkesh tigray
@NatenaelAnbsagr
@NatenaelAnbsagr Ай бұрын
🎉🎉🎉
@ahmadadam1213
@ahmadadam1213 Ай бұрын
እታይ ካይከውን
@BizenAbrha
@BizenAbrha Ай бұрын
❤❤🎉
@chakurtv828
@chakurtv828 Ай бұрын
ዋይ ደዉ ተልካ ሞ ካብ ሚሒር ቁመት ሕብርትኻ ኢዩ ዝቅረጽ
@solomonkafil8653
@solomonkafil8653 Ай бұрын
ነሽነሽ ሓውና እዞም ደገፍቲ ህግደፍ እባ ብኻ ኣቀድም ኣትዮም ምሓጎዙና ኔሮም ኢዮም።
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂😂✅
@fisehahaile972
@fisehahaile972 Ай бұрын
Neshu Anbesaaaa
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@Kiflom1996
@Kiflom1996 Ай бұрын
Neshu wedy menchi sehaqey . Aregay kea b senki hadnet temelisu alo kkkkk Neshnesh yibl neiru
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
😂😂❤️
@BTube-t8t
@BTube-t8t Ай бұрын
❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️❤️❤️
@Masimontakeste-z4n
@Masimontakeste-z4n Ай бұрын
Mara Shike Moyte Awrajakum Keytefalekum Dikum Tfakeru Bhansab Thadru Aye Neshinesh 😂😂😂😂😂
@michealezeregaber9547
@michealezeregaber9547 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏✅✅
@mebratabraham5201
@mebratabraham5201 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@debesaymaharay4418
@debesaymaharay4418 Ай бұрын
Nay alem loklax
@AMANUELBRHANE-jj8hu
@AMANUELBRHANE-jj8hu Ай бұрын
Anta keyteredani aboy zweldom krekb eye gdi
@goitomasefaw3684
@goitomasefaw3684 Ай бұрын
Gn mare kndizi du edi zelewo awel entay halafnet eu tewahibu zelaln zfelalin Nizeb.dhan one day ksefa eu
@aynalemtewelde6172
@aynalemtewelde6172 Ай бұрын
Neshnesh kemeze do beleka ephesians 5.22-33 Wives, submit yourselves to your own husbands (A) as you do to the Lord. (B) 23 For the husband is the head of the wife as Christ is the head of the church. Ephesians 5:28 In the same way, husbands ought to love their wives as they love their own bodies so😇 eze kea aytersayo
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️🙏🙏🙏
@abrahamybchelsea5276
@abrahamybchelsea5276 Ай бұрын
Nesh nesh ab meetewi tzareba zerebas testebhilelu do? Neaba nay werazu gber.😂 Aber respect dir
@selej9581S
@selej9581S Ай бұрын
Ab Liv Eyu Eko Zjmr
@YehdegoTerhasGebrhwet
@YehdegoTerhasGebrhwet Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️
@temesgenzecarias5006
@temesgenzecarias5006 Ай бұрын
Neshu 300k keribna eko before new year kenbistha eniaa
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@Eriboy862
@Eriboy862 Ай бұрын
Aregai Hagos Xbuq alo.
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤️
MAGIC TIME ​⁠@Whoispelagheya
00:28
MasomkaMagic
Рет қаралды 38 МЛН
ЗНАЛИ? ТОЛЬКО ОАЭ 🤫
00:13
Сам себе сушист
Рет қаралды 4,1 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 7 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 33 ( BY BRUNO )
44:28
Awra Tube
Рет қаралды 30 М.
የሚጣፍጥ ቃል
18:05
Freegift71
Рет қаралды 3,8 М.
ናበይ ገጻ እያ ዓለምና
BERAH
Рет қаралды 482
🔥 ሉል ቴድሮስ ናብ ትግራይ ኸይዳ / ስኑ ተሰይሩ
51:59
MAGIC TIME ​⁠@Whoispelagheya
00:28
MasomkaMagic
Рет қаралды 38 МЛН