/ሎሚ ን ህወሓት ንድግፍ እንተ ኮይና. ..// ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ

  Рет қаралды 5,186

Eritrea nEritrawiyan

Eritrea nEritrawiyan

Күн бұрын

Пікірлер
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 Ай бұрын
መርሓባ ኣብርሃ ሓወይ❤ ንመንእሰያትና ትህቦ ማዕዳ ካብ ልበይ የመስግነጋ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 Ай бұрын
ማዓረይ ብጣሚ ዝገርም መደረ ኣብራሃም ሓውና ንዓካ ዝጻረፍን ዘቃልልን ኣምላክ ምሕረት የውርደሉ እተ ንስካ ግን ንሃገርናን ህዝብናን ተድልየና ኢካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🕊🙏
@טקלונגוסה
@טקלונגוסה Ай бұрын
ሰላም ኣያይ መምህረይ ኾታ ኩሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤድመ ይሃብካ 🙏
@selamberhe2807
@selamberhe2807 Ай бұрын
ሜሮን ዝብልዋ ከምንፋሱ እዩ.....ናይ ብሓቂ ኣዕናዊ ነቶም ናእሽቱ የደናግሮም... He is an attention seeker ....❤ 🇪🇷
@kumbraza
@kumbraza Ай бұрын
ናይ ሜሮንሲ ፖሎቲካ ኣይኮነን,,, ቆሎ ጥጥቆዩ,,, ምስ ንፋሱዩ ዝነፍስ, መትከል የብሉን...
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow Ай бұрын
ክቡር ሓው ኣብራሃ ፣ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣገላልጻ ገርካ ገሊጽካዮ ይበል ይበል መግለጺ ንሕና ኤርትራውያን ጸላኢና እዛ ሓሳድ ጭፍራ ማለሊት ኢያ ጸላኢትና ካብ ትፍጠር ጀሚራ ቶንኮል ሓዚላ ተወሊዳ እቲ ኩሉ ሸዓብያ ዝገበረትሎም ሰናይ ተግባር ምድሪ በት ወልዊሎሙሉ እዛ ካሓዲት ጉጁሌ ድሕሪ ኣዲስ ኣባባ ብሸዓብያ ተሓዚላ ምስ ኣተወት ንጽባሒቱ ንጥፍኣት ህዝቢ ኤርትራ ተበጊሳ በብቑሩብ መረት ክትጥርር ጀሚራ ማዓት ጁጅ ማጁጅ ህዝዝቢ ኢትዮጵያ ኣሰሊኢፋ ንጥፍኣትና ተሃንዲዳ ስለዚ ነዛ ጃንዳ ንሕና ውን ከነጥፈኣ ኣለና ንጸላኢካ ውን ሱቕ ኢልካ ኣይትርእዮን ከይ ቐደመካ ሑቖኡ ምስባር ኢዩ።
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 Ай бұрын
🕊🌾🇪🇷🌾💙🌾❤️🌾💛🌾💚🌾🕊🙏ኣሰይ ኣብራሃም ሓውና ድምጽካ ድምጸይ ድምጺ ሓፉሽ ኤረትራ ከም ልበይ ጽቡቅ ኣሉካ እዚ ሜሮን ዝብልዎስ ሓደገ ኛ እዩ እዛ ሕጂ ዝበላስ ንሰላም ድኣ ንጽዕር እምበር እዚ ዕርቂ ዘይደልዩ እዮም ዋላ ዕርቂ እተመጸውን ነናይ ምኽንያት ቦታ ክረክቡ ስለ ዘይክእሉ እዮም እዚ ዕላማ ዘለዎ ኮይኑ ምስ መንግስቲ ጽልኢ ዘለዎ ሓደ ግልጽነት የብለን ንተቋወምትን ንደገፍትን ኣብ ማእከሎም ኣትዩ ንየማን ንጸጋም እንዳበለ ሕፍሽፍሽ ዘእቱ እዩ መቸም ኣነ ናይዚ ሜሮን ዝብልዎ ንቋሕ ሰም መልእኽቱ ኣይብራሃንን እትከመይ ብስውር ዕላማ ዝጓዓዝ ዘሎ ሰብ ይመስለኒ🕊🙏
@kashaimekonnen3998
@kashaimekonnen3998 Ай бұрын
አብረሃለይ ይበል ዘብል ትነታነን ክእለትን ንቕሐትን ተዓዲልካ ዘኾርዕ ኤርትራዊ
@Mizanabraha-m4o
@Mizanabraha-m4o Ай бұрын
ኣብርሃ ገብረ ደጀን❤
@gideyalem6475
@gideyalem6475 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🐝መርጃባ ሽም ንህቢ እቃዕ ብሰላም መጻእካ ጠፊካና ቀኒካ ጹቡቅ ትንታነ ከምቲ ሉሙድ ቅጽል ጥራይ ብናህሪ ከምቲ ሉሙድ ።እዚ ልሕቲት ሜሮን ንጣዕሚ ኩፉእ ኢዩ ህዝባዊ ግባር እንዳ በለ ነዚ መንእሰይ ናብ ገደል ይሸሞ ኣሎ።
@habtuyohannes2224
@habtuyohannes2224 Ай бұрын
ብትክኪል ኣብርሃ ሃውና ❤🎉❤🎉
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 Ай бұрын
ወዲ ገብረ ከምም ወትሩ ጹቡቕ መደብ እዩ እሞ ቀጽሎሎሎ ❤🇪🇷❤
@michaelfissehatsion1522
@michaelfissehatsion1522 Ай бұрын
Thanks ABRESH 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 Ай бұрын
Nice ❤
@Luliya381
@Luliya381 Ай бұрын
Sidrabietus kemy zibelu jeganu tegadelti bhagerom hubunat eyom hugusat aykonun b Mieron 👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@godislove7204
@godislove7204 Ай бұрын
Selamat teacher 🙋🏽‍♀️💐🇪🇷🐪
@adiamyemane9585
@adiamyemane9585 Ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@berihunuguse3613
@berihunuguse3613 Ай бұрын
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@alganeshmedhanie3060
@alganeshmedhanie3060 Ай бұрын
Merhaba wedi erey ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉
@yewahbeamlaku3828
@yewahbeamlaku3828 Ай бұрын
Proud to be Eritrean 🇪🇷!!! Keep it up our dear Eritrean 🇪🇷 brother!!! This is not only powerful but also a clear lesson to those who pretend to be knowledgeable enough to misguide the very few who are not well equipped with the knowledge and wisdom of our precious Eritrean 🇪🇷 people forefathers!!! Eventually, Eritrea 🇪🇷 is only for Eritrean 🇪🇷 people!!!
@MichaelRistom
@MichaelRistom Ай бұрын
ሰላም ኣብራሃ ገብረ ከመይ ዊዒልካ ከመይ ቀኒኻ ሰላም ዲኻ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣይትተሓለለ please ግድን እዪ ከምኡ ከጋጥም
@Teklezghi86
@Teklezghi86 Ай бұрын
ኣብርሃ ከምልበይ.
@elsabetgb4000
@elsabetgb4000 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@semereteklezgi-k5g
@semereteklezgi-k5g Ай бұрын
Like 🖒👈 Deki Abeyti Nab Kulu Kibexh
@mekeretg.rezene4455
@mekeretg.rezene4455 Ай бұрын
Selam Abrha hawna btami des zbl tntena kemzi iyu grmakha hawey natey 👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽🌹🌹
@michieleyohannes6324
@michieleyohannes6324 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@hagosweldeab1990
@hagosweldeab1990 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞
@NasAbram
@NasAbram Ай бұрын
Very mature indeed, keep on. Dont worry about the celebrity clowns.
@hdraywelday2665
@hdraywelday2665 Ай бұрын
ኣብረሃ መብርሂ ዝተኣስሩ ሓሳባት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@GebremariamTesfamariam-yx3fu
@GebremariamTesfamariam-yx3fu Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@bereketmehgol5379
@bereketmehgol5379 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@EdenKidane-c5t
@EdenKidane-c5t 24 күн бұрын
Abraham my brother good talk
@Adonayzeger0705
@Adonayzeger0705 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yosiefmhretab4617
@yosiefmhretab4617 Ай бұрын
❤❤❤❤
@freweiniteklemariam8055
@freweiniteklemariam8055 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@EmbaSoira81
@EmbaSoira81 Ай бұрын
ባህርያት ነፋሕቶ:ዝኩሕሉ መሲሎም ዘንቁሩ ኣብ ዝኮነ ጽላት ተሳቲፎም ወይ ኣበርኪቶም ዘይፈልጡ ንኩፉእ ግዜ ዝጽበዩ፣ኩሉ ግዜ ምኒን ሓድነት ርግኣት ህዝቢ ኤርትራ ክብትኑ ዝምህለሉ: ጸላእቲ ክንሶም ተቓወምቲ ተሰምዮም ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ሰሪጾም ዘደናግሩን ዋጋ ዘክፍሉ ዘለዉን ብፍላይ መንእሰይ ክነቅሓሎም ካብዞም ተዃሉ ክርሕቅ ይግባእ ። ሓው ኣብርሃ እዚ ናይ ቤላቤሎው ምድንጋር ግዜ ህዝቢ ኤርትራ ሓንሳብን ንሓዋሩን ከምዝሰዓሮ ክፍለጥ ይግባእ 🇪🇷✊️🇪🇷
@ruthg.457
@ruthg.457 Ай бұрын
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abrahafetwi3238
@abrahafetwi3238 Ай бұрын
@maykifle8416
@maykifle8416 Ай бұрын
I am your follower everything explain excellent. I love to hear your voice🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿
@hadguasmrom5210
@hadguasmrom5210 Ай бұрын
Selam abreha.❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gerigeriyo7799
@gerigeriyo7799 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@FekreWeldeslasie-cf1ig
@FekreWeldeslasie-cf1ig Ай бұрын
Nay bahaki Meron hade denkoro eyu ytref Meron bzaeba poletika eritra kzareb kdm makoru entezetsri mhasho ybl ane
@tesfalem6978
@tesfalem6978 Ай бұрын
N ህውሓት ንድግፍ የለናን : ቁሩብ ሰብ ክፈልዮ ዘለዎ ኮይኑ ዝስምዓኒ ትግራይ እቲ ህዝቢ ኮይኑ ab ሽግር zelo እዩ :: ወያነ ክኣ እቲ ዘሎ ዉዱብ ነቲ ህዝቢ ትግራይ ab ዘይ ዕርፍ ኩናት ዝጠብሶ ዘሎ :: እዚ ስለ ዝኾነ ክኣ ዝኾነ ናይ መንግስተ ኤርትራ መራሕቲ ጁንታ ወያነ ( ቺፍራ ወያነ ) ኢሎም እዮም ዝዛረቡ :: ካብ ቅድም ወያነ እምበር ህዝቢ ትግራይ ተባህሎም ተዘልፎም ኣይፈልጡን ::
@YobetDawit
@YobetDawit Ай бұрын
ሻዕብያ ከ ንዓኻ ከመይ እዮም ሕዝብ ኤርትራ ድዮም
@WediKeshi-sf6hr
@WediKeshi-sf6hr Ай бұрын
Hawena aebrah nekbreka ena entay emo keteari eka nkulu eritreawi kebidwo aelo .
@birhaneteklit2613
@birhaneteklit2613 Ай бұрын
Abrha gebre behaqi xubuq tentena ab hagern hagerawnetin zisebik tiray eyu zedlyena abza seat
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea Ай бұрын
አብርሀ ወደይ አዘራርባኻ ቡሱልን ፍሩይ ጉንቦ ስለ ዝኾንካ ቀጽሉ ወደይ ፋርስ ኤርትራውነት ወርቂ መንነት🇪🇷🌴🐪
@IlasgiIlasgi
@IlasgiIlasgi Ай бұрын
ንሕና ኣብ ትግራይ ዝኣተና ሚሳይላት ናብ ሉኡላዊ ግዝኣትና ምስ ተተኮሰልና ምዃኑ ምስቲ ካልእ ዝገለጽካዮ ረቛሒታት ደሚርካ ክቐርብ ከም ዘለዎ ዘይምርሳዕ።
@user-bc3ot8ew5m
@user-bc3ot8ew5m Ай бұрын
Meron plotika yeftin enber aytrdean alo. Tegdede dehri ezi wegi zenbre kerdea neriw. Kemzi nehina dehri eti konat ztrdeana.
@ወዲኣባት
@ወዲኣባት Ай бұрын
ወዲ ገብረ እዚ ወዲ ኣዝማሪኖ ባሃላይ ኢጎ ዞሎዎ ኢዩ ካብቶም ህዝቢ ሓደሃገራውነት ከይህልዎ ዝሰርሕ ብላሽ ኢዩ
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 Ай бұрын
Ata hateftef aytbel nimintay diyu woyane mis Abiy teariku zelo poletica kemu eyu
@menghisteabhaile468
@menghisteabhaile468 Ай бұрын
Eti Missal zetekoseto ke nabey krsae
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 Ай бұрын
Wedi hafta ne Elsa Chrumm eyu meron.
@kalkidanmingestu1848
@kalkidanmingestu1848 Ай бұрын
Mank leba
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 43( BY BRUNO )
40:01
Awra Tube
Рет қаралды 31 М.
ኣጀንዳ ሰነፋት ዘይምቕባል ፡. ...
31:57
Eritrea nEritrawiyan
Рет қаралды 3,3 М.
EMS ዜና Fri 10 Jan 2025
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 701
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН