ሎስ ኣንጀሎስ እቲ ዝወደቁ መላእኽቲ ዝነግሱላ ናይዚ ዘመን ጎመራ

  Рет қаралды 64,523

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 114
@HabtegabrGhrmayHabtegabrGhrmay
@HabtegabrGhrmayHabtegabrGhrmay 21 күн бұрын
እግዝኣሄር ኣምላኽ ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ ዝህበና ተመስገን ፈጣሪ ንተረርቲ ልቢ ትምህርቲ ዝሃብካና!!!
@mhrethabte7299
@mhrethabte7299 21 күн бұрын
ኣምላኸይ ምሕረት ግበረሎም
@Fyori-e6b
@Fyori-e6b 21 күн бұрын
ኣሜን❤
@merhawitdrar6430
@merhawitdrar6430 20 күн бұрын
Amen
@Henokghrimay
@Henokghrimay 21 күн бұрын
ብምሕረትካ ደኣ እንበር ብኣበሳና ኣይትፍርደና ፈጣሪ ኣቦይ።
@robirobi-f9o
@robirobi-f9o 21 күн бұрын
እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ እዝጋቢሄር ኣቦይ ከም ቡዙሕ በደልና ዘይኮነ ከም ማዓት ምሕረትካ ጠምተና❤❤❤
@freweinitekie7869
@freweinitekie7869 19 күн бұрын
ከልብ ❤ እናመሰግናለን 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@yordiaregawi2419
@yordiaregawi2419 20 күн бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የውርድ
@Mihret-b4b
@Mihret-b4b 20 күн бұрын
Eghizabiher aienty libenom ykfetelom , 🙏🙏🙏nay nisaha gize ykunelom, Amilakey kab kufo adihnena 🙏🙏🙏🙏
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 21 күн бұрын
ብመጀመርያ ዓለም ብማይ ኣይሂ ጠፊኣ ፡ ኖህን ደቁን ኣንስቲ ደቁን ጥራይ ተሪፎም፡ ካብ ሰብ ንላዕሊ እንሳሳ እኮ፡ እዮም ተኣዚዞም ናብታ መርከብ ዝኣተዉ፡ ሰብ እቲ ብምስልን ብመልክዕን ኣምላኽ ዝተፈጥረ ግን ኣብዩ ከምዚ ሕጂ ንዑ ናብ እግዚኣብሄር ንመለስ ክንብል ከለና ዘላጉጹልና ዘሎዉ ፡ ከምኡውን ንኖህ ን400 ዓመት ኣላጊጾምሉ እዮም፡ ንኖህ ደይኮኑ ግን ንእግዚኣብሄር እዮም ንዒቖምዎ ነይሮም፡ ንፈጣሪኻ፡ ምንዓቕን ኣብ ልዕሊ መንፈስ ቅዱስ ምብዳልን ስርየት የለን ይብለና ቃል ኣምላኽ፡ ስለዚ ብማይ ኣጥፊእወን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ዘፍጥረት ካብ ምዕራፍ 1 ጀሚርኩም እንተ፡ ኣንቢብኩሞ፡ ማለት context ሒዝኩም ክርትከዱ ኢለ እየሞ፡ ብዛዕባ ማይ ኣይሂ ግን ኣብ ዘፍጥረት ምዕራፍ 7 ጅርሚርኩም ኣለኩም፡ ግን እቲ ማይ ኣይሂ ንምንታይ መጺኡ ናብ ዝብል ክንበጽሕ እንተኾንና ማለት መላዓዓሊ ቁጥዓ እግዚኣብሄር ክንፈልጥ ይሕግዘና እዩ ። ከምኡ ኸኣ ሶዶምን ጎሞራን ንምንታይ ከምዝጠፋዶ ክትፈልጡ ትደልዩ ኢኹም፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሕጂውን ከምቲባቕዲመ ዝበልኩኹም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ዘፍጥረ ኣብ ምዕራፍ 18 ጀሚርኩም ኣሎኩም፡ ነገር ግን ቃል ኣምላኽ ነንሕድሕዱ ዘይጋጮ እዩሞ፡ ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝገለጽኩልኩም ካብቲ ናይ ኖህ ቀጺልኩም ኣንብበዎ፡ ኩሉ ተተሓሓዘ እዩ፡ ብዙሕ ከኣ ክትማሃሩ ፡ ኢኹም፡ ንካልእ ከይረኣኹም፡ ርእስኹም ኣብኡ ኣእቲኹም ኣንብብዎ። ሕጂውን እዛ ትነድድ ዘላ ኸተማ ሳልሰይቲ ናይ ጥፍኣት ናይ ሶዶምን ጎሞራን ናይ ዘመንና እያ ክብል እደፍር፡ ጽቡቕ ናይታ ከተማ ሰሚዔ ኣይፈልጥን፡ ብዙሕ ንእዝና ንምስምዑ ዘሾቕርር ዛንታን ታሪኽን ዘለዋ ሃገር እያ፡ ካብ መራሕቲ ኣሜሪካ ጀሚሮም ዝጠሓልሉ ፡ ናይ ኢሊሚናቲ፡ ናይ ሰክረት ሶሳይቲ፡ ናይ ዎርልድ ኦርደር ፡ ክንደይ ጉዕዙይን ዘፈንፍንን፡ ናይ ክንደይ ህጻውንትን ናይ ክንደይ ዓበይትን ህይወት ዝበለዔ ምድራዊት ሲኦል እያ፡ በዛ ሞስኮት እዚኣ ኸኣ ብዓይንና ንርኢ፡ ብእዝንና ኸኣ ንሰምዕ ኣሎና፡ ንሕናውን ናብ ኣምላኽና ብንስሓ እንተ፡ ዘይተመለስና እዛ ንሪኣ ዘለና ናይ መቕጻዕቲ ሻሞጥ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሌና ኣላ፡ እሞ ህዝበይ በጃኻትኩም ንዑ ናብቲ ዓብይን ሓያልን ፡ መፍርሕን ፡ ኣብ ሰልፊ ሓያል ኣብ ውግእ ከኣ ሓያል፡ ናይ ማንም ሓያል እየ ፡ ሃብታም እየ ፡ መራሒ ሃገር እየ፡ ምሁር እየ፡ ቅልጽም ኣለኒ ፡ ዋላ ድላዩ ይበል፡ እዚ ኹሉ ናይ ዓለም ኣጽዋርውን ኣለኒ ዝብል ኩሉ፡ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ግን ምንም ኣይኮነን፡ እግዚኣብሄር ፈጥሪ፡ እዩ ። ቀደማይ ዳሕረዋይ፡ መጀመርታን መጨረሻን፡ ኣልፋን ኦሜጋን፡ ዝነበረን ዘሎን፡ ሰማይ ዝፍኑ፡ ምድሪ መርገጽ እግሩ፡ ናይ ሓያላን ሓያል ፡ ናይ ነገስታት ንጉስ፡ ናይ ጎይቶት ጎይታ፡ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ፡ ኩሉ ኣብኣ፡ ዘሎ ዝፈጠረ፡ ምድርን ምልኣታን ናቱ ዝኾነት፡ እቲ ዝኽፕነ ኹሉ ብዘይ ብኡ እኳ ሓደ ዝኾነ ዘየልቦ፡ ጎቦታት ዘይከሎ፡ ርሕቀት ዘይውስኖ፡ ኣብ ድላዩ ግዜን ሰዓትን ኣብ ድላዩ ኣትዩ ድላዩ ዝገብር፡ ዓብይን መፍርሕን እግዚኣብሄር፡ በይኑ ተኣምር ዝገብር ናይ እስራኤል ኣምላኽ ኣምላኽና መዘና የብሉን፡ ንኽገልጾ ቃላት ይሓጽረኒ ፡ እዩ፡ ልዕሊ ኹሉ ኸኣ ንዓና ብሓጢኣትና ብበደልና ጥፉኣትን ምዉታትን ዝነበርና፡ ነቲ ሓደ ወዱ ስጋብ ሞት በጃ ኣሕሊፉ በቲ ሓይሊ ሕማምን ሞትን ሲዒሩ ዝወጸ ፡ ጎይታይን መድሓኒተይን እየሱስ ክርስቶስ ብሞትን ትንሳኤኡን ምድሓን ዝረኸብኩ ፡ ነዚ ጎይታ ናተይ ብምንታይ እሞ ኽገልጾ ብተመስገን ግን እድምድሞ። ስለዚ ንዑ ህዝበይ ካብቲ ክፉእ ግብርና ብጽሩይ ንስሓ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኽንስ ንመለስ ንዓና ክሕሸና፡ እንተዘይኮይኑ ግን እዛ ንሪኣ ዘለና እያ ትጽበየና ዘላ ፡ ኣይትዓሸዉ ንምንታይ ድኣ ነቲ ዝኣመንዎ ዲያብሎስ ንብረቶም ከድሕን ዘይጽውዕዎ፡ ክትፈልጡ ደሎኩም ሰይጣን በይኑ ኣብ ሲኦል ክነብር ኣይደልን እዩ፡ ስለዚህ እኖሆ ይብለና ቃል ኣምላኽ ህይወትን ሞትን ኣብ ቅድሜኻ ኣቐሚጠ ኣሎኹ ሎሚ እትመርጾ ፍለጥ፡ ህይወት ምስ ጎይታዶ ፡ ንዘልኣለም ኣለም ምንዳድ ኣብ ሓዊ፡ ኣነስ ህይወት ምስ ጎይታይን መድሓኒተይን እየሱስ ክርስቶስ መሪጸ ኣሎኹ፡ ህይወት ምስ ትርፉ ኣሎዎ። እየሱስ ዘሎዎ ህይወት ኣሎዎ፡ እየሱስ ዘይብሉ ህይወት የብሉን፡ ሎሚ ናይ ምድሓን መዓልቲ እያ ፡ ጽባሕ ናትና ኣይኮነትን እሞ ፡ ንዑ ዞምደቀይ ህይወት ይሕሸና። ተባረኹ።
@MerhawitBrhane-c1w
@MerhawitBrhane-c1w 20 күн бұрын
Nay bhaki tebarekiii
@AronAbebe-f3p
@AronAbebe-f3p 15 күн бұрын
አምላክ እባክህ ይብቃችሁ በላቸው እንኪያስ ልቦናቸውን ወዳንተ ይመልሱ ዘንድ ምሕረትህ አብዛላቸው "እባክህን ቸርነት ሞገሱ በመስቀል ላይ ስለ ከፈልከው ዋጋ 🙏 እባክህን 😢
@believepeacefully9333
@believepeacefully9333 16 күн бұрын
ህይወትን ሞትን፡ በረኸትን መርገምን ኣብ ቅድሜኻ ኣንቢረልካ ኸም ዘሎኹ፡ ኣባኻ ንምስክር ሎሚ ሰማይን ምድርን ጸዊዔ ኣሎኹ። እምበኣርሲ ንስኻን ዘርእኻን ብህይወት ምእንቲ ኽትነብር፡ ህይወት ሕረ። 20 ንሱ ህይወትካን ምናሕ ዕድሜኻን እዩ እሞ፡ ኣብታ እግዚኣብሄር ነቦታትካ፡ ንኣብርሃምን ንይስሃቅን፡ ንያእቆብን፡ ኪህቦም ዝመሐለሎም ምድሪ ኽትነብርሲ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኣፍቅሮ፡ ቃሉ ድማ ስማዕ ናብኡውን ልገብ። ዘዳግም 30:19
@feventekeste6062
@feventekeste6062 21 күн бұрын
Maranrta Jesus Christ king of king all the world 🙏❤!fkadka ETA da konus mhrt n America.🤲❤✝️!
@johnkidane5066
@johnkidane5066 21 күн бұрын
ወዲ ሰብ ዝገበረ ኣንተ ገበረ ልዕሊ ተፍጥሮ ኣይከይድን ኡ። ፈጣሪ ባዕሉ ማይ ሰማይ ይስደደሎም ነቶም ኅዝቢ ከ ሓይሊ ይሃቦም በር ዝብሃል የለን!
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 21 күн бұрын
ልዕሊ ፈጣሪ ንምባል ዲኻ? ኩሉ ተፈጥሮ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ኢዩ
@haylzgi6608
@haylzgi6608 20 күн бұрын
ሓይሊ ኣምላኽና 100% ዝተገልጸሉ ሰዓታትን መዓልታትን።
@hissak7126
@hissak7126 21 күн бұрын
Fnaney the legend ❤
@Alemgodlo
@Alemgodlo 21 күн бұрын
ፊኒ ጹቡቅ ስራሕ ❤ ብዛዕባ እዚ ናይ ኮንጎ ዘሎ ኩነታት ድኣ ኣሰፍሕ ኣቢልካ ዘይተ ኣምጽኣልና
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 21 күн бұрын
Mhret yewrdelom Egzabhier Amlak
@Grmay-h8b
@Grmay-h8b 21 күн бұрын
ሰላም ፋኒ ዘገርም ተጋንፍፎ ፈጣሪ በቶም ውሕዳን ቁድሳን ሰባት ሪኡ ይቅሬ ይበለልና ህዝቢ ዓለም ተግባሩ ከፊኡ
@believepeacefully9333
@believepeacefully9333 16 күн бұрын
ልዕሊ ሐያል አምላክ ጥራይ እዩ፤ እቲ ዝምካሕ ብእግዝአብሔር ጥራይ ይመካሕ‼️
@frewoinitesfai153
@frewoinitesfai153 21 күн бұрын
Lord have mercy on us 🙏🏽 everyone just pray for us 🙏🏽
@Kerenbilina2005
@Kerenbilina2005 21 күн бұрын
Amelak aboy keberkha gelexelom ❤❤❤
@michaelforgiveness2964
@michaelforgiveness2964 21 күн бұрын
thanks for uppdate
@hanilove5203
@hanilove5203 21 күн бұрын
Fetari zaweleo hawi seb ayetfaon eyu Amerika wela antehayelu sebat eyom. Amlka yakre ygbereliena🙏
@xionmariamadey2982
@xionmariamadey2982 21 күн бұрын
Tnx Fnan I hope you will work more on spiritual matters and research tnx your follower from Day 1 -
@يوديتيوديت-غ4و
@يوديتيوديت-غ4و 21 күн бұрын
Amelak mehret yewrdelom😢😢
@nahoomnahoom5294
@nahoomnahoom5294 21 күн бұрын
God help America. Forgive us for our sins 🙏.
@mulugeta481
@mulugeta481 21 күн бұрын
Keep it up bro
@AreayaGoiytom
@AreayaGoiytom 21 күн бұрын
May xelotka afsselu bealka medhanialem aboy mienti hade klte nxhatn xadkanatn ktbl kembzhi mhretka temtena amen 🙏 🙌 👏
@AmahaAraya
@AmahaAraya 20 күн бұрын
ኩሉ ነገር ገዲፎም ኩሉ ህዝቢ ንሓደ ማዓሌቲ ናብ ፈጣሪ ቆላሕ ኢሎም ንእግዚአብሔር ይለምኑ ይብኸዩ ፈጣሪ ድማ ማሓሪ ሓያል ከም ዝኾነ ተአምራቱ ከሪኦም እዩ ኩሉ ይስማዓያ ብእግልሸ ተርጊምኩም ንገርዎም
@hadishfeta9502
@hadishfeta9502 21 күн бұрын
ፍናን ሓውና እዚ ሓድጋ እዚ መቕጻዕቲ ፈጣሪ እዩ ስለዚ ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ሓያል ዝበሃል የለን ክንዲ ዝሓየለት ትሓይል ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ውዱቕ እዩ እቲ ሓይሊ ኣለዎም ዝበሃል እኮ ብሓይልን ፍቓድ ፈጣርን ዝረኸብዎ እዩ
@selihomgrmay4158
@selihomgrmay4158 21 күн бұрын
Bseb ztefe hawi aykonen ezi balu bznab geru yetfalom😢😢
@MerhawitBrhane-c1w
@MerhawitBrhane-c1w 20 күн бұрын
Ohhh goyta yesus mhretka!!😢😢
@temesgentekle7929
@temesgentekle7929 21 күн бұрын
ከተማ ኔነዌ ከተማ ሶዶምን ጎሞራን ትዝ ኢለናኒ
@medhnumedenamedena9827
@medhnumedenamedena9827 21 күн бұрын
Egzieo meharena kirstos ,egzieabher abo kem bzhi bedelna zeykones kem ebet mhretu ytemtena
@believepeacefully9333
@believepeacefully9333 16 күн бұрын
ሰይጣን እንተደኣ ተወኪልካዮ የንድደካን የጥፍአካን እምበር ምሕረት የብሉን። እቲ ኩሉ ዝምክሉ ዝነበሩ ንብረቶም ሐዊ በሊዕዎ፣ እቶም ለባማት ግና እቲ ሐዊ ኮነ ሰራቂ ዘይረክቦ ሰማያዊ ሀብቲ እዮም ዝመርጹ፤ ፍቃድ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ድማ ይገብሩ‼️
@nebiathaile6262
@nebiathaile6262 21 күн бұрын
Nab Amlak nsha metawyu fnan hawey
@samaraweldu9600
@samaraweldu9600 21 күн бұрын
Besnki Nequxi yendidi rehus yebluna kinday Nexhat ka alawu amlak aboy yekra balalna
@zeresenayhagos2654
@zeresenayhagos2654 21 күн бұрын
💙💙💙💙👍
@michaeltesfalem7764
@michaeltesfalem7764 21 күн бұрын
AMLAKH MIHRET YEWRIDELOM
@miertijemi284
@miertijemi284 21 күн бұрын
O Amlak fetri kulu alem kulu etkel bayni Mhretka rayena nezi mekzefti dew ablelna
@rishantesfu8948
@rishantesfu8948 21 күн бұрын
❤❤❤❤ I like the way you reported Fban App😂😂😂😂. Losangolose may God stop all those fire😂😂😂😂
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 21 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙👍🏻👍🏻
@BiniamTesfay-ke5hq
@BiniamTesfay-ke5hq 21 күн бұрын
Eti esat gn kurub kabey yu mnchu❤
@FillipoTesfa
@FillipoTesfa 21 күн бұрын
weyane eie geromo ybehal..
@andomtesfay7046
@andomtesfay7046 21 күн бұрын
Bsenki nqux ylkem rhus kndey nxuh ylkem alo , amlak mhretu ylakelna.
@metkelsesu4748
@metkelsesu4748 21 күн бұрын
እዞም ሩኩሳት ተወሳእቲ ናይ ዓለም አምለክቲ ሰይጣን ይግበኦም ኢዩ እዚ ኩሉ ህልቂትን መከራን ዉርደትን ሕስረትን አገልገልቲ ሰይጣን ኢዬም ። ፍርሃት እግዚአብሄር የብሎምን እምነቶም ገንዘብ ረሳሕ ኢዩ Money is Paper. ሃይማኖት ዉን የብሎምን ። ዝሓረስዎ ይዓጽዱ አለዉ ኩሎም ክአ ናብታ ዜሮ ሂወት ክምለሱ ኢዬም ገሃንብ ኢዩ ሰፈሮም ቦተኦም ።
@eframhayleEfram
@eframhayleEfram 20 күн бұрын
ኢየሱስ መድኃኒት
@GrmayFkadu-i4g
@GrmayFkadu-i4g 21 күн бұрын
Hawka kab Libya 🇱🇾
@selamawitkidane245
@selamawitkidane245 21 күн бұрын
😂
@luwamluwamino3545
@luwamluwamino3545 21 күн бұрын
Mayka kawelom fetari bayni mihretka temtena fetari aboy
@Tsegishgoitom
@Tsegishgoitom 21 күн бұрын
Wo fetari mihrtka sidedelom
@ابرهاالحبشي
@ابرهاالحبشي 21 күн бұрын
ታይ ክባሃል ኮይኑ እግዚአብሄር ምሕረት የውርደሎም😢😢😢😢😢😢
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 21 күн бұрын
Egziabhier bmhretu ytemtena. Bhaki nsuha zedlyena gzie hgi eyu yehwatey. Fire in America, war and slavery in Eritrea😢
@HanibalAsfha-i7g
@HanibalAsfha-i7g 21 күн бұрын
kemey gn felitom kemey akinomo 😂 ABE FETARI KUAYU ms fetari koxera yelen entay mosiba yu wedey Eta hanti ftah zela xelot🙏 mgbar yu::
@johni7071
@johni7071 21 күн бұрын
⛪⛪⛪🌍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪⛪⛪
@WegahtaHadush-qd8js
@WegahtaHadush-qd8js 21 күн бұрын
😢
@ermiasyemane3181
@ermiasyemane3181 21 күн бұрын
ኢትዮጵያ ኮ ንሰማይ ተኺሳ ማይ እንዳዝነበትሲ ኣሜርካ ምኽኣል ሲኢናቶ😂😂
@aduarugrimay5310
@aduarugrimay5310 21 күн бұрын
😂😂😂
@sabela7451
@sabela7451 21 күн бұрын
Oh Agamekis yahoo!😅😅😅
@teweldenugse
@teweldenugse 21 күн бұрын
Entay do yegber eu tefotro
@Fitahkabamlak3002
@Fitahkabamlak3002 21 күн бұрын
God for give them. Bi senki nukuts yinedid ruhus.
@MeaziHagos
@MeaziHagos 21 күн бұрын
Still they didn't say"God forgive us" what kind of heart that they have
@heri3588
@heri3588 21 күн бұрын
ካብ ሰማይ ዝመጽእ ሓደጋ ንፋስ ከጥፍኦ'የ ኢላ ድኣ ከይተጥፍኣና'ዛ ወያል ሃገር 😂😅
@aduarugrimay5310
@aduarugrimay5310 21 күн бұрын
😂😂😂😂😂
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 21 күн бұрын
Xebuke alo hemake nsiha eto 😂😂
@Mwuthlmi
@Mwuthlmi 21 күн бұрын
ትራምፕ ጅምር ካየበለ ዝዓበየ ስራሕ
@Natna_media
@Natna_media 21 күн бұрын
ካበይ ኣምጺካዮ "Los Angeles" ብ ስፓኒሽ ኮይኑ ናብ እንግሊሽ ክትርጎም ከሎ ከኣ ማለት ቃል ብ ቃሉ" The Angels " ማለት " መላእኽቲ " ማለት እዩ ዘይለ ብሺም Los ኣለዎ ኢልካ ዓዲ ዝወደቁ መላአክት እዩ ሺሙ ምባል ዓቢ ጌጋ እዩ.
@HabenMeseret
@HabenMeseret 20 күн бұрын
Tenbel Afnaok nefat
@habtomzekarias1737
@habtomzekarias1737 21 күн бұрын
Nay hazen melkiti mkanu du?
@believepeacefully9333
@believepeacefully9333 16 күн бұрын
They mocked God in public so what you think to happen ‼️this is the result of their sins 😢
@selamkiflemariam3706
@selamkiflemariam3706 21 күн бұрын
Mhreti yewird fetary
@arayagebremeskel6661
@arayagebremeskel6661 20 күн бұрын
ኢዚ ኩሉ ህዝቢ ኡኩራንያ ፈለስቲም ሶርያ የመን ኢራቅ በሩት ልብያ ዝተፈአ ህዝብን ቅርጺ ሀገርን ዝገበረቶ ምአስ ንኢስዋ ግን ኢቲ ናይ አለም ዝርኢን ዝፈርድን ህጂ ብዝከፍአ የውርደላ አሎ ግብረመልሲ ናይ ልኡል ጎይታናን መድሀኒና ኩሉ ዝርኢን ዝሰምኢን ገና ድማ ከርኢያ ኢዩ መንግስቲ ህማቅ ኢንተዘይ በጺሁዎ ናይ ካልኢ ስግር ክፈልት አይክኢልን ኢዩ ንገለ ብኢገዳ ተትምዮ ንገለ ድማ ተተኪሱ ዘይፈልት መፈተኒ ትገብሮ ተኢንዎ
@berhiuMekenen-ec2bc
@berhiuMekenen-ec2bc 21 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SalhAritri
@SalhAritri 21 күн бұрын
ፉጡር ዱኹም ሙኻኑ ሪኢና ትራፖ ጋዛ ናብ ጋሃንም ክቅይራ ኢየ ኢሉ ፈኪሩ ፈጣሪ ግን ስራሑ ሰሪሑ ኣልሓምደሊላህ ፉራን ዘይንማሃር ኮናበር ካብዚኣ ንላዕሊይ ትምህርቲ የለን
@Tsegay-gr2lx
@Tsegay-gr2lx 21 күн бұрын
ቕድሚ ሕጂ ክንደይ ግዜ ኣጋጥሙ እዩ, እዚ ሓዱሽ ኣይኮነንን, Google ክዲኻ search ግበሮ
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 21 күн бұрын
Anta hawey hawi sele tkaxeles alhandlilah tebll betami eka yegrm nsom lomi neska ka xebah kmxeka ykel eyu aytfrd mahrni eyu zebahl hukot neskumn kndakum ekum telkumna zelkum welfasat
@Meley473
@Meley473 21 күн бұрын
Los angelos dhri Nipsey hussel aytaman😢
@hiyableomessi2020
@hiyableomessi2020 21 күн бұрын
😂😂😂
@ermile2091
@ermile2091 21 күн бұрын
hhhh
@artstudio9507
@artstudio9507 21 күн бұрын
Leyabun serekt endhr nerom dea nska ke abu do nerka Fnan afnak seraki😂😂😂😂😂
@Fyori-e6b
@Fyori-e6b 21 күн бұрын
አንታይ ክሊማ ወዲ ክሊማ ቁጠዐ ኣምላኽ ዩ አዝግዮ ንበል
@salehromedanfayd1984
@salehromedanfayd1984 21 күн бұрын
Kesab hji ala Eta hawey malet eu
@helenmichael154
@helenmichael154 21 күн бұрын
Kulu kontu eyu kabelka hawey nska kea ab amlaka temeles
@fkriyesuswdiamlaklebeyzema8701
@fkriyesuswdiamlaklebeyzema8701 21 күн бұрын
Kebri negoyta kema keblo hasibe
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 21 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@wedifish924
@wedifish924 21 күн бұрын
Fani Kem wetru xbuq akerarba🥺
@romodansalih2748
@romodansalih2748 21 күн бұрын
Fatari ayni alewo nay phalatin zegbero gena kiqexil eyu
@Tsegay-gr2lx
@Tsegay-gr2lx 21 күн бұрын
ቕድሚ ሕጂ ክንደይ ግዜ ኣጋጥሙ እዩ ኣብዚ ቦታ , እዚ ሓዱሽ ኣይኮነንን, Google ክዲኻ search ግበሮ
@Berhe-r6z
@Berhe-r6z 21 күн бұрын
Bhaki ateisti des Elatni.
@dawitasgodom2585
@dawitasgodom2585 21 күн бұрын
Selma fanichi nhaili egziabhier wela hade future dew keblo zkkiel yelen wala riesi hayalan nayza mdri kkun gn future mkkankka aytresie
@lilianeasternquin9649
@lilianeasternquin9649 21 күн бұрын
😂ማዓት ናይ ኤርትራ እዩ ገና ናብ ዲሲ ኪከይድ እዩ 😂
@tesfayokubamaryam4422
@tesfayokubamaryam4422 21 күн бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የውርደሎም እምበር፡ ኣሜሪካስ ብኸንደይ ውጽዓት ህዝቢ ተላጊጻ እያ ሕጂ ሓይሊ ኣምላኽ ትእመነሉ።
@yonaskidane-mz8yl
@yonaskidane-mz8yl 21 күн бұрын
ሕጂ ዳኣ ናይ እግዚኣቢሀር ቁጽሪ ካብ ዘሮ ክንደይ ወሲኹ ይኸዉን😅😅😅በሉ ኣመሪካውያን ጥራይ ዘይኮነ ሓባሻ ትባሃሉዉን ካብ ኣምላኽ ፈሪሕኩም ነንሕድኩም ሰላም እንተዘይትገብሩ እዚ ሃልሃልታ ሓዊ ይጽብየኩም ኣሎ።
@FillipoTesfa
@FillipoTesfa 21 күн бұрын
Znedid geza tesereku entay tsegem alewo..walas ynded..hahaha
@abrahale1001
@abrahale1001 21 күн бұрын
ናብ ድኹዒ ዝብል ብህላ ናብ ሓዅምሽቲ ተቀይሩ ብዝብል ኣርሞ
@FevenTadese-gx2xc
@FevenTadese-gx2xc 21 күн бұрын
Ezgiyo nebal bejakum
@tl2254
@tl2254 21 күн бұрын
Ygbom u seb da lekimom enber
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 21 күн бұрын
Entay bedilomuka wedey.smalk dea ezi shgr dew yeblelom elna nxeli
@tl2254
@tl2254 21 күн бұрын
@ ewae Fetari resiom ywarazeylu do yelewun wedey
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 21 күн бұрын
@tl2254 nsa dea tegagiyom
@yuel8254
@yuel8254 21 күн бұрын
👎👎👎👎
@Hntsay
@Hntsay 21 күн бұрын
እዚ ሓዊ ንብምልእታ እታ ከተማ እንተዘይ ኣጥፊእዋ ኣምላኽ ተሳዒሩ ማለት እዩ። ምኽንያቱ እዚ ሓዊ ኣምላኽ እዩ። ዝገብሮ ኢልኩም ትኣምኑ ስለዘለኹም። ርግጸኛ እየ ኣነ እዚ ሓዊ ኣብ ቀረባ እዋን ክጠፍእ እዩ።
@HalenFarest
@HalenFarest 21 күн бұрын
😢😢😢😢😢 eigzbhar yikra yabelka libanka ykiftalke 😢
@peacemediafriedenmediasela268
@peacemediafriedenmediasela268 21 күн бұрын
It has nothing to do with religion or a sin.are u going to be ignorant? In my opinion ,it has to do with natural Warming
@fnanappinfotech
@fnanappinfotech 21 күн бұрын
"I respect your perspective, but I feel it's unnecessary to label someone as ignorant simply because their opinion differs from yours. Everyone is entitled to their point of view, and discussions are more constructive when we listen and try to understand one another rather than resort to dismissive terms. Mutual respect is key to meaningful dialogue.
БОЙКАЛАР| bayGUYS | 27 шығарылым
28:49
bayGUYS
Рет қаралды 1,1 МЛН
$1 vs $500,000 Plane Ticket!
12:20
MrBeast
Рет қаралды 122 МЛН
ሃገራት ዓረብ ቅድሚ እስላም
20:52
Fnan App Infotech
Рет қаралды 27 М.
ሚስጥራዊ ዕርቂ ህግደፍ ምስ ሕውሓት
1:00:10
ADMAS FORUM
Рет қаралды 41 М.
"ድሕሪ 30 ዓመት ካብ ኣስመራ ወርቃ ተመሊሱላ!"
32:33
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 124 М.