ፉሉይ መደብ ባዓል መሰቀል አብ አፅቢ ቁሸት አገዎ

  Рет қаралды 18,049

Gamar Media(ጋማር ሚድያ)

Gamar Media(ጋማር ሚድያ)

Күн бұрын

Пікірлер: 533
@abyabby9886
@abyabby9886 Ай бұрын
ከምዚ ካማይ ልጓል ራያ ትፈትውዋ ላይክ ግበሩላ ተጋሩዋኒ♥️♥️😘
@gjvh6056
@gjvh6056 Ай бұрын
አሕዋተይ ንጋል ራያ 50.000 ነብፅሓያ ናይ ባዕልና ሚዲያ ንዕቢ
@zaidzaidzaid1419
@zaidzaidzaid1419 Ай бұрын
ናይ በሓቂ ሰብና ሰነፋት ኢና❤
@azbgalweyentiytgray221
@azbgalweyentiytgray221 Ай бұрын
❤❤
@ትግራይ-ደ5ገ
@ትግራይ-ደ5ገ Ай бұрын
​@AbiAlem-e7y ደምርኒ🎉
@FaysalKsa-nt8jk
@FaysalKsa-nt8jk Ай бұрын
የቀንየልና ጋል ራያ❤❤❤ ኣበይ ኣለኩም ደቂ ኣገዎ❤🌼🌻🌼
@HaHa-bu4wy
@HaHa-bu4wy Ай бұрын
ኣነ ኣለኩ ካብ ጎጥ ሳምራ❤( ኣገዎ)❤❤
@herilove7188
@herilove7188 Ай бұрын
ወይኔ ጓል ራያ ከም ሎሚ ሲሒቀ ኣይፈልጥን ፍትሒ ልጥሕሎ🙄🤭🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@Sabscrayb
@Sabscrayb Ай бұрын
ጥሕሎ ኣፅቢ ዓደይ ዘይምነ ጓል ራያ ሸኮር እስኺ ብሽም ኣፅቢ ሳብስኽራይብ ግበሩኒ ኣሕዋተይይይ🎉❤❤❤
@GgfFfv-tv3rb
@GgfFfv-tv3rb Ай бұрын
❤🎉❤
@15kmarta
@15kmarta Ай бұрын
ገይረኪ ኣለኩ መልሲ❤
@Sabscrayb
@Sabscrayb Ай бұрын
እሺ ዛሓፍተይ መሊሰልኺ
@Bsbs-t1y
@Bsbs-t1y Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@gdydd1173
@gdydd1173 Ай бұрын
አረ አሕዋተይ ጭፈራ ምስ መስቀል ዘራክብ የቡሉን ፀልማት ምስ ብርሃን ርክብ የቡሉን እስኪ ነስተውዕል ልቢ ንግበር እግዚአብሔር ዝፀልኦ ከቦሮን ጭፈራን እግዚአብሔር ከም ዝፈቅዶ ገይርና ኣይነቅርብ ተኪኢልና ንማሃር እሞ ሓጥያትን ፅድቅን ፈሊና ንፍለጦ ሙዚቃ ሓጥያት እዩ ይብለና መፅሓፍ ቅዱስ ስለዚ ንሕና ንኡስ ወለዶ ተማሂርና ነቶም ምስኪናት ዝኮኑ ወለድና ንንገሮም ተዘይኮይኑ እግዚአብሔርን ሰይጣንን ፈሊና ንፍለጦም አምላኬ ሆይ መስተዋዓሊ ልቦና ሃበና ባህልና እዩ ናበልና እግዚአብሔር ዝፆሎኦ ስራሕ ላሰራሕና ትዕግስቲ ናይ እግዚአብሔር ኣይንፈታተን እቶም ዘይፈልጦ ህዝብስ እሺ ብያንስ ናሐዚ ወሎዶ ትምህርቲ ኣዳሚፅና ሓጥያትን ፅድቅን ፈሊና ንፍለጥ ምስ ይቅርታ
@RomanAbrhaጓልዓድዝጊ-v4z
@RomanAbrhaጓልዓድዝጊ-v4z Ай бұрын
ኩሉ ድዩ ባ መዝሙር ተምሂሩ ኮይኑ ደሞ ዓመት ልዓመት ኣድግመና ታይ እዩ ሓጥያቱ ብዝክእልዎ እዮም ኮ ለመስግንለዉ ብወለድና
@ከመይኣላዓደይ
@ከመይኣላዓደይ Ай бұрын
ንኩልና ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እንካዕ ንብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ኣብ ስደት ዘለናዉን ብሰላም እግዚአብሔር አምላክ ስደትና የሕፅረልና ጓል ራያ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣፅቢ ዓደይ ወለላይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ጥሕሎዋይ ፅንዓት ይሃብካ ጓል ራያዋይ መናጭትኪ ወዲእክዮዋ😂😂😂😂
@HayatHayat-m6q
@HayatHayat-m6q Ай бұрын
ባዕለይ ኣይበልዕን ድየያ😂😂😂😂😂😊😊😊😊
@MeriHailuhh
@MeriHailuhh Ай бұрын
ጥሕሎ ብደርሆ ዋይ ጉድ 😂😂😂😂😂😂 ምስሓቅ ዓጋመ ኣቱም ሰባት ጥሕሎ ብዝግኒ እዩ ዝብላዓ ንዑ ንዓጋመ ዋይ ንክልተ ኣውላዕሎ ጥሕሎ ሓወይ ዘይ በታካ ከይድካ
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
ዋላ ብሰላጣ ኮ ተጀሚሩ ዩ 😂 ዋ ፀገም የብሉን ጥራሕ ኣይሰኣን ኣብዚ ሐዚ ግዜስ
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ Ай бұрын
ብሕልኮ ድዩ ቢፂፊዒት ኢላቶ ጋል ራያ ዓይነይ 😍😍😍😍😁😁😁😁😁😁
@KndhaftiDesta
@KndhaftiDesta Ай бұрын
ዋይ ጥሕሎ ይባለሸሎ😮😮😮😮😮😮 ሶ ጓል ራያዋ ሀዚ ማ ሳብሰክራይ ገይረኪ ብሰም ኣፅቢ ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@netsanetalem2975
@netsanetalem2975 Ай бұрын
ደቂ ዓጋም መዕያይ ጥሕሎ ኣይደክመናን❤❤
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame Ай бұрын
ተጋሩስ ዑድለኛታቲና ባህልና ስነስረዓትና ቃሕ ምባሉ የቅንእ❤❤❤ለለ ጥምቀት አብራያ ንውዕልና ተመስን ዝፈላሊየና ዓይኒ ፀላኢ ትግራይ ናይደፈን ኣሜን❤❤
@SaloomSaloo
@SaloomSaloo Ай бұрын
የቀንየልና ጋልራያ ሽኮር ባህልና ዘፋለጥክልና❤❤ኣጎዎ ዓደይ ፍቅር
@መሪ-የ7ቸ
@መሪ-የ7ቸ Ай бұрын
ደምርኒ❤❤❤
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ Ай бұрын
ኣደታትናኮ ዋሓለታት እየን እውነት መርዓ ከይቐረየ እየ ብጥሕሎ ዝገብራ❤❤
@kirosgebreyohannis4585
@kirosgebreyohannis4585 Ай бұрын
ግርም ኣባላት ጋማር ሚድያ፣ ጓል ራያ ከምኡ እውን ቲቢኤስ ቴሌቪዥን ክብሪ ይግበአኩም። ነዚ ባህሊ ዝዓቀብኩም ነበርቲ ቁሸት ኣገዎ እውን የኽብረልና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@መሪ-የ7ቸ
@መሪ-የ7ቸ Ай бұрын
ሳብስክራይብ ማዓረይ❤❤
@MitslalAeregawiy
@MitslalAeregawiy Ай бұрын
@@kirosgebreyohannis4585 ኪረሰይ ማዓረይ
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ Ай бұрын
መምህር ኪሮስ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ክቡር ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@heahheah2523
@heahheah2523 Ай бұрын
ዋው መምህር ኪሮስ እንካዕ ዋውመምህርኪሮስእንካዕኣብፀሐኩም
@FanaKahsu-sr8ix
@FanaKahsu-sr8ix Ай бұрын
ጓል ራያዋይ ❤❤ጎቦዝ ኢኪ ኣቱም ጥሕሎ ብደርሆ ይብላዕ ድዩ ልበልኩም ለ እወ ይብላዕ እዩ ኣነለ ኣይፈልጦን ነይረ ቅድሚ 3ዓመት ንገጠራት ኣፅቢ በሊጋ ዝበሃል ቦታ በሊዐ ❤❤❤❤❤ጥሕለዮይ ተናፋቂ
@AbsSba-h4d
@AbsSba-h4d Ай бұрын
አዙ ናፈላለየ ዝውእል ሰብ ዓይኑ ይደፈን ሰላምኪ ይብዛሕ ትግራይ ዓደይ❤❤❤
@nfffdt931
@nfffdt931 Ай бұрын
ኣፅቢ ዓደይ መረበተይ ዓዲ ምዓር ዓዲ ጠስሚ ዓዲ ጀጋኑ ❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘
@fanafani2638
@fanafani2638 Ай бұрын
ክንዓዮ በሊ😂ለካ ትግርኛ ኣይትክእልን ጋል ራያ😂 ማማ መምህር ሂወት❤ ሞይተ ሳሓቅ😂ፍትሒ ንጥሕሎ ጋይስዋይ😂😂
@መሪ-የ7ቸ
@መሪ-የ7ቸ Ай бұрын
ደምርኒ❤❤❤
@HaHa-bu4wy
@HaHa-bu4wy Ай бұрын
ፀፊዓቶኮ😂😂😂😂
@fanafani2638
@fanafani2638 Ай бұрын
@@HaHa-bu4wy ደምርኒ ጋል ሪመይ
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
​@@HaHa-bu4wyመንጪታቶ ለ ባ😂😂😂
@MitslalAeregawiy
@MitslalAeregawiy Ай бұрын
ኣሰይይ ክብራት ስድራና ይመችኩም ናፍቅና እምበር ለለ ክብረት ይሃበልና ጋል ራያዋይ ዓባይ ሰብ❤❤❤❤
@AllBaad-xv2fe
@AllBaad-xv2fe Ай бұрын
ዋይ ለይትፈልጦ ፀገም አብ ግምባር ሊቃዉንቲ ተዋሪድኪ 😅😅😅
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
እተን ገዛ ኮ የን ተጋግየን ዋእ 😮 ክትፈትን ኔሩዋ ኣብ ዉሻጠ
@aishan4539
@aishan4539 Ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ብቲ ሓደ ወገን ህዝበይ እንኳዕ ኑዙይ ኣብቀዓካ ብሻላ ደቅካ ብቲ ሓደ ወገን ክዓ ሓዚነ መንእሰይ ዝባሃል ዘየለ ዝዓደይ😢
@GullMama-ow1ed
@GullMama-ow1ed Ай бұрын
ብጣዕሚ ዝርም ህዝቢ እዩ ዘለና ንዓኪ ሐቦ ንምሃብ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም እዩ ህዝበይ ሰላምኩም ይብዛሕ🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
❤❤❤
@SmaamA-t1h
@SmaamA-t1h Ай бұрын
አሰይ ባህልና ተናፋቂ የቀኒየልና ጋል ራያዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@brijap5171
@brijap5171 Ай бұрын
ዊይ ዊይ ጋል ራያዋይ ከምለሚ ኣይስሐቅክኒይ 😂😂😂ጎቦዝ እኺ👍ግን እንትፋስኪ ትወፅእ እላ ሰርሕክያ
@FwwdDawd
@FwwdDawd Ай бұрын
እንጀራ ትለውስላ መሲላ ዋይ 😅😅
@CLf-kg7gb
@CLf-kg7gb Ай бұрын
ዋይ ጥሕሎዋይ😂😂😂😂😂😂😂
@RomanAbrhaጓልዓድዝጊ-v4z
@RomanAbrhaጓልዓድዝጊ-v4z Ай бұрын
ጎበዝ ኢኪ ኣድኒቀኪ ኣርቱየይ ❤
@destakonjo2505
@destakonjo2505 Ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ዘዱንቀኪ ኣብ ባህሊ ዘለኪ ኽብሪ እና ነበረታተዐያ❤❤እንኳዓ ንብርሃነ መስቀሉ ኣብፀሐና ዝተማዛበለ ህዝብ ናብ መረበቱ ዝምለስ ይግበሮ❤❤
@madamray-gx5ub
@madamray-gx5ub Ай бұрын
ጋል ራይ ሽኮር ዋይ ጥሕሎ ዝረከቦ ብዝከነ ልዋ ኢኪ😂😂ከም ናይ ሊጥ እንጀራ ልውስ ኣቢልኪዮ😅😅😅😅😅😅
@fugfhhfifftgyfgh5907
@fugfhhfifftgyfgh5907 Ай бұрын
ጓል ራያዋይ ጥሕሎ ምብላዓ ቀልል ከይመስለኪ ዝሓፍተይ ክንደይ ድካም ከም ዘሎ ይፍለጥ ሰብ አፅቢ ዕባይ ግን ብጣዓሚ እና ንኩኡለ ብባህልና መዕበይና ስለ ዝኮነ እዩ❤❤❤❤❤❤
@SelamHadush-x9d
@SelamHadush-x9d Ай бұрын
ደስ ዝብል ባሓቂ❤❤❤
@merigalmeles109
@merigalmeles109 Ай бұрын
ውይ ተዘክሮ ባህሊ ኣፅቢ ዓድና ደስ ክብል❤❤
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl Ай бұрын
ኣወደኣመት ምድሪ ፆሞም ዉዒሎም😂😂😂ተኣወዳድቃይ ኣተዓዕያይ ይፅናሕሞ ታጥሕሎ ኒኢሳ
@seliseli3381
@seliseli3381 Ай бұрын
ዋላ ኣብ ኣፅብ ሓደ የኮነን ባህሊ ከምዚ ርእ የፈልጥን ዝኩሉ ዘረአክና ጋል ራያ❤😂 ናዓመታ ኣብ ወንበርታ ፅሪእ ቁሸት ገዳም ፍልይ ባታ ምኪኤል እንባ ከይድኪ ኣርእይና ባህሊ ብዝተረፈ የቀንየልና ጋል ራያዋይ ተጋሩዋኒ 50k ኣብፅሕዋ❤🎉
@selam284
@selam284 Ай бұрын
ዋው ዓደይ ማዓረይ❤❤😢
@Fujk-f4c
@Fujk-f4c Ай бұрын
ዋይይይ ጋል ራያዋ ባዕለይ ኣይበልዕድየ ያ😂😂ዝኩሉ ሰሪሐስ😂😂😂😂😂😂
@ZdGidey
@ZdGidey Ай бұрын
ብሕልኮን ፅፍዒትን ኣሸኒፍክዮ ጥሕሎዋይ ኣየ #ጓል ራያ ከዕርፍ ብልዑ ያ ኣሲሕቅክኒ😂 😂😂😂❤🎉🎉🎉🎉ርሑስ ብርሃነ መስቀል ይግበረልና 🙏🥰🌻
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ Ай бұрын
ኣፅቢ ዓደይ ❤❤❤❤❤❤❤🎉❤😢
@حسن-ظ3ن1ل
@حسن-ظ3ن1ل Ай бұрын
ዋይ ጥሕለዋይ ዘግነካዮ😁😁ሕስዮ ትሓስላ መሲላ🤣🤣
@Dad-g1y
@Dad-g1y Ай бұрын
Thanks ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abiwendim
@abiwendim Ай бұрын
ባዕለይ የበለዕይ ድየያ😂😂😂
@ብርኪታውት
@ብርኪታውት Ай бұрын
እንካእ ናብዝይ አብፀሐክ ጎራያ ሓፍተይ ደስ ክብልካ ዘሙ ወለድና እድመን ትናን ይሓበሙ አይፈላልኩሙ ጎራያ ሓፍተይ ሰሓቅ ቀትልክንይ ደስ እኪ ትብልይ ሙቅርትይ
@user-pw4le8ru5m
@user-pw4le8ru5m Ай бұрын
አሰይይይይይይይ ደስክብልልልል❤❤❤❤
@MereMere-le2uw
@MereMere-le2uw Ай бұрын
ዓደይ ማዓረይ❤❤🎉
@GhDg-x7v
@GhDg-x7v Ай бұрын
መረበተይ❤❤
@MkMh-c7qጋልፃባት
@MkMh-c7qጋልፃባት Ай бұрын
ዕልልልልልልልልተመስገንፈጣሪ
@muluzenbey3568
@muluzenbey3568 Ай бұрын
Wey tigrigna natke eyu letemleke guale❤❤❤😂😂😂
@Add1111d
@Add1111d Ай бұрын
ጋል ራያ ተመስገን ሰብ አያ ቃፅልሉ ዝሓፈተይ ተባረኪ❤❤❤❤
@hskf4344
@hskf4344 Ай бұрын
እውይ ጋል ራያ ሽከር ሕባሻ ምልዋስ ለሚዳስ ካም ሕባሻ ለዊሳቶኸስ ክድለማዓንቲ ስሒቐ ኣፈልጥን ❤❤❤😂😂😂😂
@sy2g299
@sy2g299 Ай бұрын
ጥሕሎዋይ ለግነዮ😂❤
@GullMama-ow1ed
@GullMama-ow1ed Ай бұрын
ግን 😂ባዕለይ አይበልዕይ ድያ ዋይ መውደቂት አትበልዕይ ብዘይ ኩላሶ የቀንየልና ግን ባህልና ምፍላጥኪ🙏❤️❤️❤️
@ትጂነኝያኣምነኣረጋዊልጂ
@ትጂነኝያኣምነኣረጋዊልጂ Ай бұрын
ደቂ ኣፅቢ ኣለኩም ዶ ጥሕሎ ብዶሮሆ ዶ ይቅረብ እዩ 🙄🙄🤔🤔
@SwSwfg
@SwSwfg Ай бұрын
ኣነ ሪአ ኣይፈልጥን'የ
@madrktha3995
@madrktha3995 Ай бұрын
ካብ ከተማ ኣፅቢ ንላዕሊ ይጥቅም አዩም አብ ገዛጥራሕ
@ትግራይወለሎዛዓደይ
@ትግራይወለሎዛዓደይ Ай бұрын
እወ ይብላዕ እዩ ኣብ ገጠራት በተለይ ብጣዕሚ እዩ ክዓ ጥዑም ❤❤
@danimengstu6956
@danimengstu6956 Ай бұрын
ደርሆ ኣብ ኣውዳኣመት ብ እንጀራ እየ ዝፈልጥ ....
@ራህዋወዲፈጣን
@ራህዋወዲፈጣን Ай бұрын
ቦኩሪ እዝነይ ሎሚ😂😂😂😂😂😂😂😂
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm Ай бұрын
❤❤❤❤❤🌹🌹🌹እሰይይይይይይይ ደስስስስ ክብል ድምፂ ካሕናት ኣቦታትና ኣነስ ኮይነ ዓዳይ ዝናፍቅ😥❤🌹🌹🌹 ኣስሒቅክኒ ካብኡ ያ የበልዒ ለይትፈልጦ ፀገም እዩ😂😂😂😂😂
@brhanlove
@brhanlove Ай бұрын
ኣውደኣመት ጥራሕ እዩ ደርሆ ብጥሕሎ ና እንጀና ንቅርብ ንእሽቶይ ጥሕሎ ንዓይዪ ካብኡ ናብ እንጀና ንግምጥሎ ዓብዩ ኣውደኣመት ግን በጊዕ ይሓርዱ ዘሎዎ ማለት እዩ
@MahderMahder-j6g
@MahderMahder-j6g Ай бұрын
ውይ ዞም ሰባት ትዕግስቶም😮ጥሕሎ ናቦቅጦሎቶስ ሱቅ ኢሎምዋ😅😂😂
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
ኣዴታትና ወሓላሉ ብሓቂ መኽበርቲ ጋሻ ስለ ዝኾና እንበር ኡይ የብል 😂 ክትደፍር ግን ብኸባቢና ኤንታይ ኢልካ ማእዲ ይቕረ ዋ ስድራ ገዛ ዉን ሙድ እንድዮም ዝሕዙልካ😂😂
@MlatDesta-k8c
@MlatDesta-k8c Ай бұрын
ገዛ ዓፅየን ከላምዳኪ ኔሩወን ኣብ ዓበይቲ ከምዚ ሸም እዩ ።
@GullMama-ow1ed
@GullMama-ow1ed Ай бұрын
ፆሞም ውዒሎምስ መጀመርታ ተላሚድኪ ክትመፂ ነይሩኪ እሞድማስ አቅሽቲ ህዝብና ገን ሞራል እዩ ዝህበካ እበር አነስ ዓቅለይ ፀቢቡኒ ክክንዲዞም ተፀበይቲ🙏❤️
@selam-sm2rm
@selam-sm2rm Ай бұрын
ወይ ጥሕሎየ ዘገነካዮ ጓል ራያ ሸኮር😂😍😍
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ Ай бұрын
ዎይይ መከራ ኣነ ልባዕለይ ጎል ኣፅቢ እየ ግን ጥሕሎ ብደርሆ ሪኤ ሰሚዐ ኣይፍልጥን ብስጋ እምበር
@habesha132ab
@habesha132ab Ай бұрын
ሓደ ማዓልቲ እናሕጎይ ኣብሊዓትኒ ክጥዕም ጉድ እዩ ክሳብ ሐዚ ከምኡ ዝጥዕም ምግቢ በሊዐ ኣይፈልጥን❤❤
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl Ай бұрын
❤❤ፅቡቅ ባህሊ እዩ ዋ ጓል ራያ ዶሮሆ ብዘይ ኣሰቤዛ ምሰ ጥሕሎ ግን ኣይተዋሓጠትለይን😕 ለለ ሳሓቅ ቀቲልክኒ ኣብ ጥሕሎ ባሕጨርጨር ኣብ ቅድሚ ዓበይቲ ዋየ ጓል ራያ ቲ ድፍረትኪ ኣሲሑቁኒ😂😂😂😂😊😊😊
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ Ай бұрын
እረ ኣብ ገጠር ከባቢ ወልድና ኣስፈዛ ኣይጥቀማን ብጣዕሚ እዩ ካዓ ጡዑም ሐዚ እዩ ግዜ ጌሩዎ ኣስፌዛ ንጥቀምለና እበር ከብረተይ
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl Ай бұрын
@@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ ዋላ ኣነ ገጠር እየ ማዓረይ ዶሮሆ ብዘይ ኣሰቤዛ ሰለ ሪኤ ዘይፈልጥ እየ ግን ኣሰራረሓ ከም ገዝኡ ይፈላለ እዩ ሓቅኪ ማዓረይ🙏🙏
@SamiKhan-ph1ex
@SamiKhan-ph1ex Ай бұрын
❤❤❤❤ጋል ራያዋይ ፅርቲ😂😂
@fili9331
@fili9331 Ай бұрын
ጓቦዝ ኢኪ😍
@TSGie
@TSGie Ай бұрын
ጓል ራያዋይ ፅሪቲ የክብረልና ኩሉ ዝናፈቅናዮ ኣርኢክና ❤🥰
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ Ай бұрын
ዋው ጓል ራያ❤❤
@gullala4624
@gullala4624 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘይብል ደ ባሪ ባህሊ አፍካ ማይ ናመለእካስ መዉደቂት እና አንሽቲ ዘይበልዓ
@Selam-t2w
@Selam-t2w Ай бұрын
ዋይ አረ ይብላዕዩ😢
@ፅጌዩቱብቻናል
@ፅጌዩቱብቻናል Ай бұрын
ዋይ ጋል ራያዋ ከም ለማዓንቲ ሳሓቅ የሞትኩን😂😂😂😂🎉
@fanahailuabay752
@fanahailuabay752 Ай бұрын
ፍትሒ ንጥሕሎ ሙከራኺ ግን ጎበዝ ኢኺ❤
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ Ай бұрын
አሰይ ኩቡራት ወለዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ የዋሃተይ ❤️❤️
@AllBaad-xv2fe
@AllBaad-xv2fe Ай бұрын
ጓል ራያዋይ ሳሓቅ ቀቲልክኒ ተፃዊትክዮኮ ዙእኽሊ
@WalaaAli-ry2gr
@WalaaAli-ry2gr Ай бұрын
ኣስይ ብህልካ ምፍላጥ ፁቡቅ ይቀንየልና ጓል ራያዋይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@HfgfGejd
@HfgfGejd Ай бұрын
ገወዝኢኪ ❤ኣነስ ታዓዲለ ኣብዓደይ ናሃለክስ ክሉ ኪኢለ ነይረ ግንስደት 😢
@GrmamitHese
@GrmamitHese Ай бұрын
ባዕለይ ኣይበልዕይ ድየያ ኣየ ጋር ራያ ኣስሒቅክና😅 ጎቦዝ ግን ቀፅልሉ❤❤
@Eyeru-gr9dq
@Eyeru-gr9dq Ай бұрын
ዋይ ጥሕሎ ብደርሆ ኣፅቢ እየሞ ግን ሰሚዐለ ሪኣለ ኣይፈልጥይ
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
ከመይ እያ እዛ ጉዳይ 😅
@sabai12167
@sabai12167 Ай бұрын
ጓል ራያ ዋይ ዛጥሕሎ ሃልባባ ኣጥፊእክያ 😂 ዞም ወለዲ ለ ንሞራልኪ ክብሉ ጎበዝ ይብሉ😂😂 ሶ ይመቸኪ❤
@MerkebBahri
@MerkebBahri Ай бұрын
የቅንየልና ❤❤❤❤❤❤❤
@Hayat-n7k
@Hayat-n7k Ай бұрын
ኣታ ሞትኩ ሰሓቅከም ጓል9 ዓመትላተመከረት ዋየ😂
@ሰሉጓልድንግልማርያም
@ሰሉጓልድንግልማርያም Ай бұрын
ዝይትፈልጦ ድኣ ታይ ትግብርድያ ኣብየት ሙድኛ
@خالدخالد-ر5ز
@خالدخالد-ر5ز Ай бұрын
ብራያሞ የፊለጥይ ዋይ ሙደኛ
@SaraSaa-le1oo
@SaraSaa-le1oo Ай бұрын
እንቃዕ ኣብፀሐኩም ርሑስ ባዓል መሰቀል ይኹነልና ኸሚዚ ንዓመታ ይድገመና❤🎉❤🎉❤🎉
@NetsiGalHaylush
@NetsiGalHaylush Ай бұрын
አበላሺኪዮ ውይ ሐፈርና ደቅ ዓጋመ 😂😂😂😂
@ህወ
@ህወ Ай бұрын
አይይይ ጓል ራያዋ አይክእሎን ዶ ምበልክን በሸሮ ለ ዋይ ሕፍረት አነ ጥሕሎ ይክእል እየ ክትድርኮዖ ከለካ ብክልተ ዓፃብዕካ እየን ዝትሳሓብ እና ዘይትወፆሰ😂😂😂😂 የነደን አሎ ይከን አደዋይ ዓመት ሕዛተን
@goodplaza795
@goodplaza795 Ай бұрын
ጋል ራያ ዋይ መዓረይ ሒቆይያ😂😂😂😂 አሰይይይይ ደስስስ ክብል❤❤❤❤
@ቲቲነኝጋልዓጋመ
@ቲቲነኝጋልዓጋመ Ай бұрын
ዋይ ጥሕሎ ብደርሆ ያ🙄🤭 ደቂ ዓጋመ ኣይርአያ
@ggdhdbfhamenamenamen6583
@ggdhdbfhamenamenamen6583 Ай бұрын
ደሰ ዘበለ ባህልና ♥️♥️♥️♥️
@seliseli3381
@seliseli3381 Ай бұрын
ጥሕሎ ክትባሎዑ ጥዕም እንበር ክትሰረሑ ከብድ መድከሚ እዩ እረ ሓፍረምኪ እየም እንበይ ዓብዩ ንኡስ ለምልሙ ተርሩ እየም ዝብልካ ኣጀኪ ካዓ ከይተቆርፅዩ ምእንታ ክትክእልዩ❤😂
@KAA-f8h
@KAA-f8h Ай бұрын
እግሪ ያ ጓል ራያ ሸኮር😂😂😂የለኩን ብሳሓቅ😂😂
@salamahsalamah4030
@salamahsalamah4030 Ай бұрын
ባዕለያ ክየልዕየ 😂😂😂😂😂❤❤
@merkebmehari2922
@merkebmehari2922 Ай бұрын
አረ ጓል ራያ ሰብኡት ኣውደኣመት ምድሪ ፆሞም ኣውዒልክዮም
@thth1588
@thth1588 Ай бұрын
ኣፅቢ ዓደይ ተናፋቂት ❤❤ ጋል ራያ ማዓረይ❤❤❤
@selmmohammad-bi3mt
@selmmohammad-bi3mt Ай бұрын
ደርሆ ብጥ ሕሎ ይብላዕ ድዩ መቸም በቢ ክባቢኡ ይፍለ ኣዩ ❤❤❤
@tesfaeyusnkay5168
@tesfaeyusnkay5168 Ай бұрын
የቐንየልና ጓል ራያ ደሰ ኢልኒ ኣኮታትይ ደቂ ዓደይ ተናፍቅቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@yduedydygsys
@yduedydygsys Ай бұрын
ውይ ውይ ጋል ራይ ንእሽተን ከዕርፍያ ቀቲልክኒ ሎሙዓንቲ😂😂😂
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h Ай бұрын
ጓል ራያ ጎብዝ እኪ ቀፅለሎ ወለላይ💛💜
@mebrihitwelay9353
@mebrihitwelay9353 Ай бұрын
አምላክ ዓመት ንዓመት ይድገመና👏👏👏
@GeremdhinKalayu-pq2en
@GeremdhinKalayu-pq2en Ай бұрын
❤❤❤wow ኣገዎ ዓድና
@rgvcfajxf5923
@rgvcfajxf5923 Ай бұрын
ዋይ ዛደሮሆ ናብ እንጀራ ኣይትግበሪ ድያ
@sarahagos5988
@sarahagos5988 Ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ኣንታ ለዋህ ህዝቢ❤❤❤
@alemtube255
@alemtube255 Ай бұрын
እዋይ ጋራያ ሹኮር ምድፋራ ኣነግን ኣምቀረብኩን ኣብኡኩም ምውዳቅ ሆሆ
@jvh580
@jvh580 Ай бұрын
ባዕለይ ኣይበልዕን ድየ ያ😂😂😂😂😂😂😂😂
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,1 МЛН
አብ አኩስም ዓባይ ትግራይ #tiktok #habesha #vir #duet #duet #photography
29:19
Симбу закрыли дома?! 🔒 #симба #симбочка #арти
00:41
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 2,6 МЛН
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
00:13
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 93 МЛН
ТЫ В ДЕТСТВЕ КОГДА ВЫПАЛ ЗУБ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 4 МЛН
ሓበሻ ባህላዊ ሳዕስዒትን መርዓን   ኣብ ገጠር
11:03
ኣሞራ ሸው-Amora Show
Рет қаралды 120 М.
ሰይፈ መለኮት - Seife Melekot
13:35
masresham
Рет қаралды 578 М.
Симбу закрыли дома?! 🔒 #симба #симбочка #арти
00:41
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 2,6 МЛН