LYE.tv - Ftsum Beraki - Tesfa Aleni | ተስፋ'ለኒ - New Eritrean Music 2017

  Рет қаралды 723,700

54vbz

54vbz

Күн бұрын

Пікірлер: 637
@samtes4815
@samtes4815 7 жыл бұрын
ብተስፋ እሞ ተጓዓዙ ኩሉ ኪንበጽሖ ኢና እስከ ነዚኣ ተንብባ ዘለኻ ሰሰናዩ ንዓኻ ኣብ ኩሉ ትኸዶ ይስለጥካ ኣብ ሕልምታትካ ጥራይ ንበር ኩሉ ከሐጉሰካ እዩ። ኣብ ዘዘለናዮ ሰላምን ጥዕናን ✌👍👍
@eildana1127
@eildana1127 7 жыл бұрын
Samuel Tesfahanns Amen Amen habibi
@yoranmussie5191
@yoranmussie5191 7 жыл бұрын
Enshalah habibi kem yegbero
@nanuyelove1614
@nanuyelove1614 7 жыл бұрын
wawww amennn zhawey
@issakkifle1399
@issakkifle1399 7 жыл бұрын
Samuel Tesfahanns nmen elwo hawey natey ab tesfa eyu znber
@titiigebresus3143
@titiigebresus3143 7 жыл бұрын
Fache nay mudey
@samialazar1143
@samialazar1143 7 жыл бұрын
ፍጨ ሓወይ ንስካ እውን ተስፋና ኢካ ኣይትጥለመና በጃካ ናይዛ ዓለም ምንባር ንርእዮ ኣለና ሶ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ብርትዕ ኣን ጎኒ ህዝብካ ደው በል ላይክ ሃብለይ ይሕዋት ሃየ ነታባባዓዮ
@abrhethaile9681
@abrhethaile9681 2 жыл бұрын
😭😭😭😭
@wediselye4840
@wediselye4840 7 жыл бұрын
ተስፋ ኣለኒ ካብ ፈጣሪ ኣቦይ ክኽፈል የ ዓስቢ መከራይ ቅድመይ ኣሎ ዝሓሸ ነዓይ ወይሉኡ እንበር ወይኡንበርርርርር በዳሊየይይይይይ መዓልታዊ ዝሰምዓ ደርፊ ናይ በሓቂ ፋቸ ጅግና።
@meharitsegay328
@meharitsegay328 7 жыл бұрын
wedi selye ,👍👍👄👍
@teklesesenbettadese3987
@teklesesenbettadese3987 7 жыл бұрын
wedi selye
@ሓቂመራርኢያወዲግዜ
@ሓቂመራርኢያወዲግዜ 7 жыл бұрын
wedi selya God
@RobelMukur
@RobelMukur 4 ай бұрын
😢​@@ሓቂመራርኢያወዲግዜ
@ቃንዛሎኒከቢድስቃይቃንዛፍ
@ቃንዛሎኒከቢድስቃይቃንዛፍ 7 жыл бұрын
I am from ethio but i love u eri song 💝💝💝luv so much ደቂ ኤሬ ተስፋ'ለኒ ካብ ፈጣሪ ኣቦይ ክኽፈል'የ ዓስቢ መከራይ ቅድመይ ኣሎ ዝሓሸ ንዓይ ወይልኡ'ምበር,,, በዳልየይ!!! ጽቡቅ ስራሕ ፋጫ ነብሲ ሰሚዒካ ዘይትምኖነዕግበት ሕልና ተስፋ ትሰንቅ ኣጆካ ቀጽለሉ love it 💝
@eritreathelandoflove6494
@eritreathelandoflove6494 7 жыл бұрын
Meley ደበስ‘ዩ ምፍልላይና thanks we love you too tigray people ♥
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 7 жыл бұрын
Meley ደበስ‘ዩ ምፍልላይና thanks Shikorey we love you too Slamin Fkirin Nikulatina. Fikir Kulu gize Mechseba Bizuh Eya
@ኣማንወዲቀሺስነጥበብዓለም
@ኣማንወዲቀሺስነጥበብዓለም 7 жыл бұрын
ፋጫ ሓወይ ወላሓቲ ኣይብለካን እየ ስሚዕተይ ምቅጻር ሲነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@habeneritrewitwawwsebshiko418
@habeneritrewitwawwsebshiko418 7 жыл бұрын
xebuk sirah fache anbesi
@ሜሪጓልትግራይፃዕዳጓልቶም
@ሜሪጓልትግራይፃዕዳጓልቶም 7 жыл бұрын
ዋው ፅቡቅ ደርፊ ወዲቦይ ባራኪ like ከዓ ኣይትረስዑኒ ኢኩም kkkkkkk
@tbebalem8223
@tbebalem8223 7 жыл бұрын
Thank you Fache, and this song in my own life story is..... ነብሰይ ጸዋር ኩኒ ዓቐብ ኣስግርኒ ነብሰይ ዓቃል ኩኒ ክዉን ኣኽእልኒ እምበር.......... ሰጊረዮ እንዴ ንመሬት ንባሕሪ ግን ሞት ጸኒሑኒ ንጉዕዞይ ዘብሪ ንዕናይ ይብለኒ ናብቲ ካልኣይ ዓለም ዝፈልጦ ዘይብለይ ከመይ ከም ዝስጎም ................. ................. ግን ተስፋ'ሎኒ ኣብ ጎይታ ህይወት ከጽልለለይ ካብቲ ክልተ ሞት ዝመደቦ ቅድመይ ከም ዘሎ ጋልህዮ(3) ብለኒ ግዝያዊ ሰሎሎ ............ .......... ርግኢ'ብለኒ ኣብቲ ዘለኽዮ ሰማይ ጠቀስ ዓቐብ ቁልቁል ኣለዎ እምነትኪ ክምርመር ግዴታ'ዩ ኢሉኒ ተስፋይ ክምዘን(3)ኣብ ልዑል ፈጣሪ ነብሰይ ጸዋር ኩኒ ዓቐብ ኣስግርኒ ነብሰይ ዓቃል ኩኒ ክዉን ኣኽእልኒ እምበር......... ሸገርገር በርኪቱ ርግኣት ተሰዊሩ ንፍቕሪ ኣድኒኑ ጽልኢ ኣንቃዕሪሩ ኣብ ባሕሪ ዝጉህር ተኣምር ዝስመ ህይወት ዝጠልብ'ዩ ናይ ሎሚ ህላወ ......... ግን ተስፋ'ሎኒ ኣብ ፈጣሪ ምስ ዕዙዝ ጸሎት ከስግረኒ'ዚ ከውታ ለይቲ 'ዚ ጽንኩር ህሞት ትስፋ'ሎኒ ኣብ ንጉስ ነገስታት ብርታዐ ክህበኒ ዝነገሰ ሽግር ብእግረይ ክረግጾ ሓይሊ ከስንቐኒ ኩሉ በዲሀ ተመስገን ክብሎ መስገደል ሓሊፈ ነብሰይ ክርእያ ኣብ ዓወት በጺሓ ውድቀት ኣሰኒፈ
@soniavittorio6440
@soniavittorio6440 7 жыл бұрын
👌👌👌👌
@efremamine5584
@efremamine5584 7 жыл бұрын
tbeb alem habibi Eza getmi Eba sidedeley ab Facebook Efrem Amine Elka mes Ateka Nay Abraham Afwerki pro fail sile zelewa Eya mesta cilip zeserehet mesiu Eya profail Natey Ab tixbit
@kaldoneve1185
@kaldoneve1185 7 жыл бұрын
ነብሰይ ጸዋር ኩኒ ዓቀብ ኣስግርኒ ነብሰይ ዓቃል ኩኒ ኩሉ ኣክእልኒ ፡ እምበር ይተፍእ ኣለኩ ብ መሬት ብ ባሕሪ መሰረት ከናዲ መከራይ ዘብሪ ቤት ሰላም መሲሉ ባቡ ዘርሓወለይ ንሱ ውን ኣይግድን ጎዳኣኒ ቁስለይ ተስፋ ኣለኒ ካብ ፈጣሪ ኣቦይ ክክፈል'የ ዓስቢ መከራይ ቅድመይ ኣሎ ዝሓሸ ነዓይ ወይልኡ አምበር (3) በዳሊየይ ርግእ ተይለ ኣብ ዘለክዎ ከውታ ለይቲ ወጋሕታ ለዎ መን ኣለዎስ እዝጊ ለዎ እምነት ጥራይ ተስፋ ጥራይ ምንባር ጥራይ ንኩሉ ምርኣይ ነብሰይ ጸዋር ኩኒ ዓቀብ ኣስግርኒ ነብሰይ ዓቃል ኩኒ ኩሉ ኣክእልኒ እምበር ሓይልና ኣንጊሳቶ ዓለም ኣብ መንበራ ኣንጻር ፍቅሪ ሰላም ዝሾባ የእጋራ ጽሩይ ማይ ዝመስል ኣበሳ ዝፍልፍል ብልሓት ይሓትት'ዩ ኣብ ሎሚ ንምንባር ተስፋ ኣለኒ ኣብ ፈጣሪ ዱልዱል እምነት ክህበኒ ኣብ ሂወተይ ዓቢ መሰረት ተስፋ ኣለኒ ኣብ ፈጣሪ ዱልዱል አምነት ክህበኒ ስኒት ሰላም ኣብዛ ምድሪ ከዋክብቲ ኣብቲ ጸላም ትድምቀቶም ኣይስነፍን'የ ተስፋ ሒዘ ክሰግር ጸገም። 🎧🎤🎵🎼🎻🎷🎹 nice fache nebsi.
@harenak3987
@harenak3987 7 жыл бұрын
Kãld Õñê Łøvě nice thanks u shikor.
@samietoo1334
@samietoo1334 7 жыл бұрын
እምነት ጥራይ ተስፋ ጥራይ ምንባር ጥራይ ንኹሉ ምርኣይ!!!!! እምነት አንተ ኣለና'ዩ ተስፋና ዝዓቢ ፡ትስፍዋት እንተ ኮይና ድማ ምንባርና ናይ ግድን ክኸውን'ዩ፡ ዝያዳ እንተ ኣለና ከኣ ንኹሉ ክንርኢ ክንበቅዕ ኢና።ነባሪ ስራሕ ፋጨ ሓወይ!! ናይ ብሓቂ እቲ ፍታሕ ካብ ፈጣሪ ጥራይ ኢዩ'ሞ እምነትካ ዘይምጥፋእ።
@ariammussie2069
@ariammussie2069 5 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😘
@HfjhHjhg
@HfjhHjhg 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤​@@samietoo1334
@emaema7114
@emaema7114 3 жыл бұрын
ተስፋ'ለኒ still 2021 💯 •••••••• ነብሰይ ጸዋር ኩኒ ዓቀብ ኣትግርኒ ነብሰይ ዓቃል ኩኒ ክውን ኣኽእልኒ እምበር ይጠፍእ ኣለኹ ብመሬት ብባሕሪ መስተርሆት ከናዲ መከራይ ዘብሪ ገጽ ሰላም መሲሉ ባቡ ዘርሓወይ ንሱ ውን ኣይግድን ጎዲኣኒ ቁስለይ •••••• ተስፋ'ለኒ ካብ ፈጣሪየይ ኣቦይ ክኽፈል እየ ዓስቢ መከራይ ኣብ ቅድመይ ኣሎ ዝሓሸ ንዓይ ወይልኡ እምበር ወይልኡ እምበር በዳልየይ •••••••• ርግእ እንተ 'ለ ኣብ ዘለክዎ ከውታ ለይቲ ወጋሕታ ኣለዎ ንመን ኣለዎ እዝጊ ኣለዎ እምነት ጥራይ ተስፋ ጥራይ ምንባር ጥራይ ንኽሉ ምርኣይ ••••• ነብሰይ ጸዋር ኩኒ ዓቀብ ኣትግርኒ ነብሰይ ዓቃል ኩኒ ክውን ኣኽእልኒ እምበር ሓይልና ኣንጊሳቶ ዓለም ኣብ መንበራ ኣንጻር ፍቅሪ ሰይጣን ዝሸባ ኣእጋራ ጽሩይ ማይ ዝመስል ኣብ እሳት ዝፍልፍል ብልሓት ይሓትት እዩ ኣብ ሎሚ ንምባር ••••• ተስፋ'ለኒ ኣብ ፈጣሪ ድልዱል እምነት ክህበኒ ኣብ ህይወት ዓቢ መስተርሆት ተስፋ'ለኒ ኣብ ፈጣሪ ድልዱል እምነት ክህበኒ ስኒት ሰላም ኣብዛ መሬት ከዋኹብቲ ኣብቲ ጸላም ትድምቀቶም ኣይስነፍ እየ ተስፋ ሒዘ ክሰግር ጸገም •••••• ግጥምን ዜማን 💯😇
@johnpeace600
@johnpeace600 7 жыл бұрын
I was going through You Tube. .and saw this song. I just clicked on it. .tears 😭😭😭....amazing voice FTSUM I haven't to say about the Melody and great message ....yah always be patient ... wish yuo peace
@meratube5029
@meratube5029 7 жыл бұрын
ኣነ ጥራይ ድየ ዋላስ ንስኹም ውን ከማይ ስነ ኣእምራዊ ናይ ተስፋ ስምዒት ትፈጥረልካ ኮይና ዝተሰምዓኒ
@robelkiros4314
@robelkiros4314 7 жыл бұрын
ወዲ ዓሰብ arkey marey ab kulatna ya 100% tesfa teheb derfi aytegagekan
@mebreeast0730
@mebreeast0730 7 жыл бұрын
ወዲ ዓሰብ me too bro
@ermiaswedieri-.817
@ermiaswedieri-.817 7 жыл бұрын
ወዲ ዓሰብ ab kulatna eyu
@merafyaka9552
@merafyaka9552 7 жыл бұрын
ab kulatna ayu habbi ana
@feruzaamin8737
@feruzaamin8737 5 жыл бұрын
Ney behaki
@eriaya8089
@eriaya8089 7 жыл бұрын
zkri n eritreawyan ab bahiri zmetu 😭😭😭😭. tesfa aleni kab fetari
@betieritrawit9471
@betieritrawit9471 4 жыл бұрын
🇪🇷💔🇪🇷
@yosefdawit7928
@yosefdawit7928 7 жыл бұрын
the one and only one futsum.this guys he really understands and reads the ongoing situation overthere ,still he is young but exprienced and smart .I expect alot from him in the near future.fache king of the modern era carry on bro.
@ኤርትራዊወዲምድረባሕሪ
@ኤርትራዊወዲምድረባሕሪ 7 жыл бұрын
ከውታ ለይቲ ወጋሕታ ኣለዊ መን ኣለዎ ፈታሪ ለዎ እምነት ጥራሕ ተስፋ ጥራሕ ማራ ናይ ሓያል ግጥምታት ምግጣም ዓቕሚ ኣሎካ ማራ ኣድኒቀካ ኣይትሕመቅ በርጥዕ ኢኻ ብ ሓቂ ተስፋ ን ዝቆረጸ ተስፋ ትህብ ደርፊ።
@teddyjoker8083
@teddyjoker8083 7 жыл бұрын
ንስኻ ንባዕልኻ ተስፋ ህዝቢ ኢኻ ፋጬ ሓወይ ኣይትጥለመና
@rezenegermay7958
@rezenegermay7958 7 жыл бұрын
Wwww btami xubke kexlo
@Mikieri19622
@Mikieri19622 6 ай бұрын
Eza derfi ksab hji kemzi kemay degagimu Zsemia si alo❤❤❤❤❤🫶🫶🫶💯✌️
@YafetTesfalem-s9e
@YafetTesfalem-s9e 3 ай бұрын
Ane aleku zarkey 😢😢❤
@Kivensolomon
@Kivensolomon 3 ай бұрын
Me to😢😢
@matusolazemichael3914
@matusolazemichael3914 2 ай бұрын
Me ma friend bro
@ምስጢርኢያጽባሕ
@ምስጢርኢያጽባሕ Жыл бұрын
ናዓይ ኢላ ዝተደርፈት ኮይኑ ጢዒምኒ ኣሕሕ እዋይ ሊቢያ 🥺 ፉጹም ሓወይ ጹቡቅ ስራሕ ❤️🥰
@eritreangirl1839
@eritreangirl1839 5 жыл бұрын
That's me❤️still I listened.. 2019. Kusley zgedue bzuh eyu tesfa kab fetari hize ygeaz aleku ente sdet GN Mama elatka kab hiqfea Ms felekani*sidet mneas not*😥💔I am home sick plz hagerey deqki akbna💔
@peacepeace9045
@peacepeace9045 7 жыл бұрын
ፋጨ ሽኮር ኣቤት ትሕቲና ኣደ ወልዳ ትምከን ብድሕረኻ እቲ ነብሱ ዘትሕቲ ክብ ክብሊ እዩ ዘበሎ ጎይታ ከም ዚ ከማኻ እዩ እቲ ንነብሱ ዘልዕልዕል ካኣ ኣብ ልዕል ሂወቱ ኣሽካዕላል ከም ዝጻወተላ እዩ ዝነግረና ኣብ በጽሕናዮ ዘለና ግዜ ግን እቲ ምንጽጻል ኖርማል ረደእናዮ እና ብዝኾ os nice song mekseney
@tesfiehabteab1051
@tesfiehabteab1051 7 жыл бұрын
ተስፋ ኣለኒ ካብ ፍጣሪ ኣቦይ፡ ክክፈል ኢየ ኣስቢ መከራይ፡ ቅድመይ ኣሎ ዝሓሸ ንዓይ፡ ፋጫ ሓወይ ብጠዓሚ ጥዕምቲ ደርፊ ልብካ ትትንክፍ ደርፊ ኣጆካ ደርፍታትካ ብጠዓሚ ጡዑም ኢዩ ክሊፕ ምግባርካ ከኣ ብጠዓሚ ኣድኒቀካ እስከ እቲ Like ንሃቦ ብሃናጺ ሪኢቶኩም ጌርኩም ኣብዎ እቶም ከምዚ ከማይ ከ እታ Like ሳብስክሪብ ንሃቦ
@lidumekseb5335
@lidumekseb5335 7 жыл бұрын
Tesfie Habteab teseyy natey 😍 Tay da dongukani kexebeyeka deye xenihe commit axebek abilka ketxihfelu semika deytxigeb gele aynet music libi titnkeffffff
@tesfiehabteab1051
@tesfiehabteab1051 7 жыл бұрын
lidu mekseb ሊዱየይ ኣይ ከይረኣኩዋ እንድየ ጸኒሐ ብጠዓሚ ከ ልብካ ትትንክፍ ደርፊ
@lidumekseb5335
@lidumekseb5335 7 жыл бұрын
Tesfie Habteab Mara eske hubi ane 😘😍😘 kgeremeka kesab hiji degagima semia mxigab sienaya
@idressalih4782
@idressalih4782 7 жыл бұрын
Tesfie Habteab 1 in Chin
@Ggh-mi6cy
@Ggh-mi6cy 7 жыл бұрын
Tesfie Habteab haki tes shikor
@aronfukrey2601
@aronfukrey2601 7 жыл бұрын
ተስፋ ለኒ ካብ ፈጣሪ ጎይታይ ክኽፈል እየ ዓስቢ መከራይ ቅድመይ ኣሎ ዝሓሸ ንዓይ ወይሉኡ እምበር በዳልየይ።ሂወት ዘለዎ ልቢ ዝትንክፍ ስራሕ ፋጨ።
@abelsamrawi
@abelsamrawi 7 жыл бұрын
ahwet hagzuni ba lomi domoz tewhibe neza commet eba like gberula nay hagos plase
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 7 жыл бұрын
ኣዚያ ደስ ተብል ስራሓ ነዚ ግዜ ዘለናዮ ብዘይ ምሕላል ምድራፍካ ኣዚና ነመስግነካ ዋልታ ውጻዓት በርትዓልና እስከ ፉጨ ብዓል ኒያት እስከ በል ኣይቲ ታሓለል ኩሉ ብኒያት ብተስፉ ክወግሕ ኢዪ ዕድመን ጥዕናን ነዓኻ በርትዕ ካብ ሎሚ ንጽባሕ ዝያዳ ክትድንፍዕ ።
@AlayBeraki
@AlayBeraki 7 ай бұрын
ፋጨ nbala eza derfka tesfa eya nebsey xewar kuni nebsey akal kuni nebsey akeb asgrni nebsey kulu akelni tesfa aleni kab fetari aboy 🙏🙏🙏 ❤❤❤
@afiegebrihwet5522
@afiegebrihwet5522 6 жыл бұрын
Tesfa aleni. N hiwet btesfa. N hager btesfa ተስፋ ስንቂ ኩሉ ነዊሕ ተጉዕዛይ ቀንዲ ሕላገት ናይ ምንባር ተስፋ በቃ ። ተስፋ ኣለኒ !!! ከዋኽብቲ ኣብቲ ድምቀቶም. ...... so good job bro countie
@ኮራለይ
@ኮራለይ 4 ай бұрын
ተስፋ ኣብ ዝክቆርጽ😢 ዝሰምዓ ደርፊ ፋጨ ሓወይ ኣጆኻ❤❤❤❤
@embatkala7495
@embatkala7495 7 жыл бұрын
ወዲሰብ ዝብላዕን ዚስተን ጥራይ ኣይኮነን ዘንብሮ ብተስፋ ኢዩ ዝነብር ብተስፋ ድማ ይንቀሳቀስ እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይ ሂወትና ካብታ ንውለደላ ማለት ኢዩ ብተስፋ ኢዩ ኔሩ። ናብ'ዚኣ ዓለምና ኪንመጽእ ከለና ኣዴና ብተስፋ ካብ ከብዳ ብሰላም ንክንውለድ ትምነ ምስ ተወሊድና ድማ ብተስፋ ክንዓቤላ ኢዩ ሃረርትኣ ነብስና ምስፈለትና ድማ ንሕና ብተስፋ ኣብዝብጻሕ ክንበጽሕ ኢዩ ባህግና። ሂወትና ብተስፋ ካብ ኮነ ንሂወት ተስፋ ምባል ይቀልል!!! Thanks Fachie
@hiyabnatey9857
@hiyabnatey9857 7 жыл бұрын
ይጠፍእ አለኩ ብመሬት ብባሕሪ ወይሉኡ እምበር፡ በዳሊየይ...::
@marreymarrey6293
@marreymarrey6293 7 жыл бұрын
I cry every time i hear this song and it makes me feel like there is a hope from god that everything is going to be good the same like your words ftsum shikor i really like your music so much u did a good job .wish u all the best .
@ኖህኣሮንቃልኣብ
@ኖህኣሮንቃልኣብ 7 жыл бұрын
ተስፋ'ለኒ ካብ ፈጣሪ ኣቦይ, , , ክክፈል ኢየ ዓስቢ መከራይ, , , ቅድመይ ኣሎ ዝሓሸ ንዓይ, , , ወይልኡ ኣምበር (3) በዳልየይይይይ ርግአ አንተ'ኢለ ኣብ ዘለኩዎ, , , ከውታ ለይቲ ወጋሕታ ለዎ, , , መን ኣሎዎ አዝጊ ለዎ, , , አምነት ጥራይ... ተስፋ ጥራይ... ምንባር ጥራይ ንኩሉ ምርኣይ, , ,
@aweteyob4877
@aweteyob4877 7 жыл бұрын
fxum hawey kdmhj derftat fxum entay fluynet sle zelewo ye zxlelelu endie zbl nere......hiji emo endi neay eka derifkaley abta tesfa tedlieni ewan tesfa mhirkani Thank you bro. wish you a great time n successful
@YafetTesfalem-s9e
@YafetTesfalem-s9e 3 ай бұрын
Ahhhh qal yebleyn neza derfi😢
@BemnetBemnetCouplesvib
@BemnetBemnetCouplesvib 3 ай бұрын
Haqka broy❤❤❤
@realityishealthy.5850
@realityishealthy.5850 2 жыл бұрын
ሕጅስ ዝሰምዓ 2022 ዘሎ
@dawitokubazghi6144
@dawitokubazghi6144 2 жыл бұрын
ወይልእኡ ንፋጨ ዝበደለ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@simonchita2960
@simonchita2960 4 жыл бұрын
Fache hawey ezia derfi Mara eye zfetwa 2021 ey zxhefelka zeleku tesfa leli kulu kabe fetari ayhob hasa b lbey ksemreley
@አከለጉዛይአዲጀጋኑአከለጉ
@አከለጉዛይአዲጀጋኑአከለጉ 7 жыл бұрын
ahhh ብሰንኪ ወዲ መድህን በራድ 1 ሚልዮን ኤርትራዊ ምይቱ😭😭😭😭
@yirgealemtesfu1771
@yirgealemtesfu1771 7 жыл бұрын
Heart touching very well done. Love it
@welodey
@welodey 5 ай бұрын
Nay. behaki menfeska zehdea derfi tesfa aleni ab fetariy ewe❤❤❤❤
@eliastesfatsion1959
@eliastesfatsion1959 7 жыл бұрын
Nebsey xewar kuni akib asgerni ,nebsey akal kuni nikulu akielni,enber)tesfa aloni kab fetari aboy kkefel ey asbi mekray kidmey alo zeheshe neay,nay bahki melue b mulue gebet zelewa derfi ey facha hawey ajko bravo kexlo
@beckhamtsegaibeckham7434
@beckhamtsegaibeckham7434 7 жыл бұрын
tesfa garu nztegaeze seb kulu kbxah mkanu ayresi yehwat, bedali win ngziu ybdli gn men alowos ezgi alowo !!!! bzkone hagerina selam garu bhansab yhakakfena deki Eri 💓.
@anedoytlemwintuuunegaazmar3085
@anedoytlemwintuuunegaazmar3085 7 жыл бұрын
tesfa aloni kab fetari aboy kkfel ye asbi mekeray ab kdmey alo zhashe neay weyleu ember bedaliyey,,,, tanx bro eza derfi ab hiwetey fuluy tezekro alewa so nicc job
@kahsayyemane1838
@kahsayyemane1838 7 жыл бұрын
ፋጨ ናይ ብሓቂ ልቢ ብዙዝሓት ትትንክፍ ዜማ ምስ ብሉጽ ግጥሚ ተስፋ ሎኒ ክሰግሮ የ ንዓካ ሒዘ እወ ካብ እዝጊኣቢሄር እንበር ካብሰብስ ትሪፍና ኢና ሞ ንስካ ንበረልና ሽግርና ትገልጸልና በቲ ብሉጽ ጥበብካ ጌርካ ፍስጨ ነብሲ ንበር ንዘንትእለት ወዲ ኤረይ ሓላል
@gebrewedigafre5586
@gebrewedigafre5586 7 жыл бұрын
ጅግና ኢካ ናይ ብሓቂ ናይ ብሓቂ ወዲ መረት ኣጆካ ለያቡ ነለልየሉ ግዜ በጺሕ ኢዩ፡
@robieriboy5443
@robieriboy5443 7 жыл бұрын
እምነት ጥራይ ተስፋ ጥራይ ምንባር ጥራይ ንኩሉ ምረኣይ" ፋጨ ኣስሊ ጽብክቲ ደርፊ.
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 7 жыл бұрын
ነብሰይ ጸዋር ኩኒ... ንኹሉ ዝጸዉር ዓቅሚ ይሃበና ኣምላኽ nic job fache
@merhawidesbele2836
@merhawidesbele2836 7 жыл бұрын
ይጠፍእ ኣለኩ ብመሬት ብባሕሪ መስተሆ ከናዲ መከራይ ዘብሪ ቤት ሰላም መሲሉ ባቡ ዘርሓወለይ ንሱ ውን ኣይግድን ጎዳኣኒ ቁስለይ ተስፍ ኣለኒ ካብ ፈጣርየይ ወይልኡ እምበር ወይልኡ እምበር በዳልየይ ፍጹም ኣምበሳ ቐጽሎ ጅግና
@mikigere332
@mikigere332 7 жыл бұрын
Wwwwwww
@faithcarlson7289
@faithcarlson7289 7 жыл бұрын
He so hot and I love the way he sing you have a good voice and you are so handsome God bless keep up the good work♥️♥️♥️♥️♥️😘😘😘😘😘😘
@GualEri13
@GualEri13 6 жыл бұрын
Talented , keep it up. 🇪🇷🇪🇷👍👍🌸💐🌷❤️lovely wedi Eri.
@ጋልሓራስነብሪ
@ጋልሓራስነብሪ 7 жыл бұрын
fache yaki tesfa alena ajoka habibiy ana ewedahalewwwww yene konjo
@HenakTesfu
@HenakTesfu 15 күн бұрын
ተስፋ ኣለኒ ካብ ፈጣሪ ኣቦይ 🇱🇾2025
@dreamrealitytraumenwirklic3028
@dreamrealitytraumenwirklic3028 6 жыл бұрын
Takkl! Abti leyti kewta men alewo Ezgi lewo Emnet tray! Exactly fache wunderbar mach bitte weiter!
@aklilutareke1607
@aklilutareke1607 7 жыл бұрын
በሐቂ ጽቡቅ ስራሕ ኩላትና ተስፋ አለና ሰብ ብተስፋ እዩ ዝነብር
@danieldesta-om7sf
@danieldesta-om7sf Жыл бұрын
ከምዚ ከማይ 2023 ትሰምዕዋዶ
@pepe8234
@pepe8234 7 жыл бұрын
Who else will give me the opportunity to flourish in my own country, " Hager Tewerira Niu Haguzuna Elka Tsewiekana ketitna dima Kunat Zig mis bele dima Guhifkana..... what a president, hmmmmm " Tesfa Aleni Ab Fetari "
@Kisanetkiki
@Kisanetkiki 7 жыл бұрын
Aseyyyy anbsia anbsia. Amen Amen 😍😍😍😭
@zekariasyemane1526
@zekariasyemane1526 7 жыл бұрын
ohhhhh nibiat eko ksiereni delyu tesfa keman seniqe ooooo egziabher amlak mekerana bailka wediayo Eritrea ztebareket tkun yeqenyelna fache bruk
@eritreanentertainment2675
@eritreanentertainment2675 7 жыл бұрын
Yes first comment yeak Abey alekum etom ab KZbin dekiskum twielu zneberkum hji do tehayish way way hahaha
@ማሕላይዩብጃማዓይኤሩ
@ማሕላይዩብጃማዓይኤሩ 7 жыл бұрын
ፋጨ ንፉዕ ሰብ ኢካ ናይ ባሓቂ ቀጽሊ ኣጆካ ነብሰይ ዓቃል ኩኒ ኣክእልኒ እምበር ናይ ብሓቂ
@lovewithall798
@lovewithall798 7 жыл бұрын
ነብሰይ ጸዋር ኩኑ ዓቀብ ኣስግሪኒ ኣሕሕሕሕሕ ፍጹም ኣንበሳ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ኣጆካ ዚጺላአ ደርፊ የብልካን
@robelabrham3558
@robelabrham3558 7 жыл бұрын
ftsum hawey Tesfea aleni elka Tesfa derfeka kanbr ey Thanks ftsum
@meronmehari2859
@meronmehari2859 Жыл бұрын
weskena kemze deharewt girka❤❤❤❤❤ josi hawey
@geriekesete6354
@geriekesete6354 7 жыл бұрын
Nice song. fache men a great singer. አወ ተስፋ ኣለና ጽባሕ ክወግሓልና።ኣጆካ ቀጽሎ keep it up.
@nfkrieyeznebir6196
@nfkrieyeznebir6196 7 жыл бұрын
tesfa aleni ab fetari duldul emnet. ... nic music .bitami des zebil gitmin zeman.
@yyyxxx7987
@yyyxxx7987 7 жыл бұрын
wawwww ata mekseney gele aynet music fache habibi like aytewhudu eske qedamay xehafay eye 😙😙😙😙💪💪💪💪💪👉💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖👈
@samialazar1143
@samialazar1143 7 жыл бұрын
ፍጨ ሓወይ ኣብ ቀጻሊ ብካሊ ምጻና ብዝዕባ ፍቅሪ ሒዝካ ከይትመጸና ምስ ይሕዋትካ ኩን እቲ ናይ ውሽትካ ግለጾ ዓልም ንርእያ ኣለና ንትሩም የብላን ጽባሕ ዲና ክንመውት ወላ ክንህሉ ኣይንፈልጥን ኢና ስለዚ ጽቡቅ ስራሕ ጽባሕ ንግሆ ካ ዓስቢ ካብ ፈታሪ ኣለካ ። ትርጉም ስነትበብ ካ ላሎ ላሎ ናይ ዝበልካ ትርጉም የብሉን ጸግዒ ናይ ህዝቢ ኩን ወዳሓንካ ዓወት ይምንየልካ
@johnpeace600
@johnpeace600 7 жыл бұрын
Sami Alazar well said bro
@gmg4898
@gmg4898 7 жыл бұрын
my favorite song thanks fache mukur 😘😘😘😘😘😘😘
@mamahabibti9150
@mamahabibti9150 6 жыл бұрын
ወይልኡ ምበር በዳሊየይ ፡ ፋጨ ንፉዕ ስነ ጥበባዊ ኢካ ሓቢቢ ኣጆኻ በርትዕ
@danielzeriesenay5093
@danielzeriesenay5093 7 жыл бұрын
Nebsey Xewar kuni akeb asgrni nebsey akal kuni kwun akealni Ember ytefei aleku bmeret bbahri mesert kanadi bet selam amsilu beut zerhaweley NSU wn aygdn godani kasley Tesfa aleni kab Fetari Aboy kkfel eye asbi mekery ab kdmey alo zhashe neay weyleu Ember bedaliyey Nay bhaki gele aynettt derfi Fache Asliawi Ajoka kexlo 👍👍like 💯
@grmaybrhane2852
@grmaybrhane2852 5 жыл бұрын
Wawww fache hawey tesfh xibah ajoka qexlo ♥️♥️♥️💯💯💯🙏🙏🙏
@michaelhabte656
@michaelhabte656 7 жыл бұрын
Fache your Songs touch my heart and your Voice is absolutely coll. I love you so much 💗💗💗
@Momnattey
@Momnattey 4 ай бұрын
Ajoka hawey naetyy ❤❤❤
@cinahadanay5072
@cinahadanay5072 7 жыл бұрын
ብራቮ ፋጨ ሓው…ሎሚ መግለጺ ስኢነልካ…ንኺድ ጥራይ…ጥበቡ…
@ihavedream4622
@ihavedream4622 7 жыл бұрын
good job betami thank you fhasa eri boy
@ሓዊማዕበል
@ሓዊማዕበል Жыл бұрын
Fache kulu gzie zeymno derfi 2023 Tsemia zeleka ☝☝☝☝
@Lovt143
@Lovt143 4 жыл бұрын
መድሃኒት ዝኾነ ደርፊ ኢያ እዚኣ ክጭነቅ ከለኹ ኢየ ዘስተማቅራ ኣክንዲ ከኒና ፋጨ ሓወይ ኑኡስ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@abrahamteklay6553
@abrahamteklay6553 7 жыл бұрын
schafe walt ... fexim hawena temeti derefi bhaki befelay abezi belet 24 genbot zegateme merir hazen yehwatena aryeka kebdeka tebele derefi
@sabagerensea8418
@sabagerensea8418 7 жыл бұрын
ajoka fichiy mekseb amlki alo nekulu egzabhir amlkina tesfena yu so aqeley tery so miss u toooo wedi eri hubiiiiii
@aweteyob4877
@aweteyob4877 7 жыл бұрын
nebsey xewar kuni akeb asgrni nebsey akal kuni kwun akealni ....ember ytefei aleku bmeret bbahri meseret kenadi...... fxum hawey kemti zbelkayo jab fetari selamn ksanetn enatexebena nnebir alena....kkewn kea u kulu ztehakakefelu gzie khlu eu emo tesfa ab kulu hiwet!!
@genet3442
@genet3442 2 жыл бұрын
እዉይ አምላኬ ኣቦይ ከምቲ ናተይ ህይወት እዮ እዝይ ይቅር በለለይ ኣምላኬይ
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 2 жыл бұрын
😔😔😔😔😔😔😭😭😭😭😭😭😭😭🇪🇷🕊🤝❤tamirat derfy fizum hakeca bitesfa nebe kul geze alewo bekena weldena bakelin tesefa bizey mucuraz ywtom kefilom nzenta zerkepuna 🇪🇷👑🇪🇷🕊🤝❤🇪🇷
@temk2608
@temk2608 7 жыл бұрын
እዛ ደርፊ እዚ ንሪኦ ዘለና ጸገም ትገልጽ ተስፋ ትህበካ እያ ፍጹም ጅግና ኣጆካ ቀጽሎ፡ ንኩልኩም ህዝቢ ኤርትራ ኣሕዋተይ ካኣ ሰላምኩምን ቅሳነትኩምን ይምነ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ዙርያኩም ይኩን። ካብ ኢትዮ
@Kahsay068
@Kahsay068 2 жыл бұрын
ኣነ ወን ተሰፋ ኣለን ፈጸም
@merihtsegay2776
@merihtsegay2776 7 жыл бұрын
Ftsum hawey jigna eki hgi Artist konka gzyawi nhzbi neti tifozeka ztnkf derfi keep it ayzosh ka clipka kulu gzi xbuk eu❤️
@hamudilucky403
@hamudilucky403 7 жыл бұрын
bet selam amsilu betu zerhaweley nsu wn aygdn godani kusley....nay bhaki fache kulu megudati koinu.....
@fili.ahferom4713
@fili.ahferom4713 4 жыл бұрын
ብሰንኪ ሓብተይ ይስምዓካ ኣለኹ ኣንታ ወልፍስ
@habeshatube393
@habeshatube393 7 жыл бұрын
1st comment wowww enkua kedemkuka neshnesh lomi teregagea kisemea eye hji
@nfkrinnberfunny8380
@nfkrinnberfunny8380 7 жыл бұрын
Buruk Tsegay beka
@teklezeray9512
@teklezeray9512 5 жыл бұрын
Eska tesfa eritrawyan eka edmen tenan eske yhabka
@jawadworld1527
@jawadworld1527 7 жыл бұрын
ሓቅኻወ ፍፅም ተስፋለኒ ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ
@ድምጺሓፋሽ-ደ2ጰ
@ድምጺሓፋሽ-ደ2ጰ 7 жыл бұрын
ኣብዚ Comments ሓደ ሰብ ርኢትኡ ዝህብ ዘየለ፡ ብዘይካ ቀዲመካ ቀዲምካኒ በስ. ጽብቕ ስራሕ ኣንበሳየ።
@ትናብራከርተትዝቑጸርምስም
@ትናብራከርተትዝቑጸርምስም 6 жыл бұрын
Boom that’s the true sound twice meand &art he is the best one ftsum beraki”! (blessed)”!!”
@LuelKiflom
@LuelKiflom Жыл бұрын
Fache nty tesfa leni kab fetaryey💝💝💝💝
@WerWer-m1k
@WerWer-m1k 2 ай бұрын
Fache bedahi nikulu ajoka bertie hizbna kulu ab gonika EU zelo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amlesetbiede7903
@amlesetbiede7903 7 жыл бұрын
nay bahaki tesfa mgbar nkulu mray ftsum hawey 👍👍👍👍
@azmiethiopiawetngnazmietih1374
@azmiethiopiawetngnazmietih1374 7 жыл бұрын
ጥሎብኝ ይህ ዘፍኝ በጣም ነው እምወደው
@golsemere5205
@golsemere5205 Жыл бұрын
🙏🙏🙏❣️❣️❣️❣️❣️😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔
@asmaytgergis6409
@asmaytgergis6409 7 жыл бұрын
Kedemey alo zehashe neaye. Men alewo ezegi alewo ..betami lebi💜 tetenekefe nic Job fexume shekore keep it up my God bless u....
@efremhabtemariam509
@efremhabtemariam509 7 жыл бұрын
ftsum jgna kemey dika sihkrrr ajka Tesfa aleni kab fetari menbar teray 💑❤❤❤❤❤Blhat yhatet ey ab mnbar nemen alewo ezgi alew ftsum sihkrrro tesfa ey nay hewt negr nezflto ey tesfa telka zey seger yelen 100000
@mulewediweldat5472
@mulewediweldat5472 7 жыл бұрын
bxami xbuk dekimkaya fatse shkorr .adnikeka ! bflay ab mewedata zigeberkaya shma .thanks 100%
@luluyeg1122
@luluyeg1122 4 жыл бұрын
Biete selam mesilu babu zerhaweley nesu wen aygden godani quselayy! Nay behakiii
@ለተብርሃነይእያዓለመይ
@ለተብርሃነይእያዓለመይ 7 жыл бұрын
nbsey tsewar kuni akeb asgrni nbsey akal kuni kulu akelni"""" I love zs music we love you ftsi😍😙
@alemayeri5401
@alemayeri5401 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen 😘❤💕❤💕love this song🎤🎶🎼🎵🎷🎸. Keep up the great work. 😘💞🎶😘💕💝💙💚⭐💝💙💚
@yonassolomon5653
@yonassolomon5653 6 жыл бұрын
love you fache wudua l am interest all your musik continue
Kaleab Teweldemedhin "aiteKhiriyo libey"
8:40
Mariam MK
Рет қаралды 2,2 МЛН
Почему Катар богатый? #shorts
0:45
Послезавтра
Рет қаралды 2 МЛН
Taniqo ረስዓኒ ኣይትበልኒ ( 2009 )
9:14
Ábí Ášlí
Рет қаралды 2,3 МЛН
Ftsum Beraki - Nafqot | ናፍቖት - New Eritrean Music 2009
6:06
በቃ ⎜New Eritrean Song 2017 by Mehreteab Gebrezghi  (Sandro  ) BEQA BEQA
7:59
Ftsm Beraki - Msay Kuni | ምሳይ ኩኒ - New Eritrean Music
7:39
Robel Haile - Keshegireki  - New Eritrean Music - ( Official Audio )
8:01