No video

LYE.tv - Weini Sulieman Presents #22 - Keshi Gebretatios Kidane - New Eritrean Talskshow 2017

  Рет қаралды 222,278

54vbz

54vbz

Күн бұрын

Subscribe now: goo.gl/tovwfd
LYE.tv stands for Love You Erena. The first Eritrean online TV.
Bringing to you Eritrean Documentary, Movies, Comedy, Music Video, Entertainment in High Definition. Enjoy it! New Eritrean Music 2017.
Find us on Facebook : / lye.tv
© Copyright: habesha poetics records GmbH. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 982
@selamnkulu7704
@selamnkulu7704 7 жыл бұрын
ኣነ ሙስሊም ኢየ ኤርትራዊ ሙካነይ የሐብነኒ ሓድነትና ይጠንክር Ilove you Eritrean peopel Chrstian & Muslim ደቂ ሓደ ልቢ
@yordaasf511
@yordaasf511 7 жыл бұрын
Semir Omer Amennn
@user-yk1lw2bx9r
@user-yk1lw2bx9r 7 жыл бұрын
Semir Omer bhaki anbesa hawey ertrawyan moslim&christian yehwat ena hadnetna kem qedemu eyu ajoka
@flmonfilimon8735
@flmonfilimon8735 5 жыл бұрын
Semir Omer ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰሚረይ
@salihosman3869
@salihosman3869 5 жыл бұрын
Yes we re eritreans haymanot nat gili hager ka nay habar deqi eri
@tewoldegoitom6288
@tewoldegoitom6288 5 жыл бұрын
Anbesa
@ribitv7679
@ribitv7679 7 жыл бұрын
ኣቦ፡ቀሺ ጽቡቅ ትምርቲ ኢዩ ንዘስተውዕለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ወይኒ፡ከኣ ቅሩብ ንፍዕቲ፡ከለኽስ ኣቦይ ቀሺ ዓዲምኪስ ክዳንኪ ሽወያ ሽፎን ዘይትገብሪ ዘይብልኪ ድዩ ኮይኑ ዘይትሓትኒ
@siedabdela414
@siedabdela414 7 жыл бұрын
I am MUSILM and I respect chirstan
@bereketcrstinocrstino3804
@bereketcrstinocrstino3804 7 жыл бұрын
Sied Abdela Big respect man I respect to all religions
@habtomyibrah36
@habtomyibrah36 7 жыл бұрын
Sied Abdela we got big respect for you brother ❤
@efrem3189
@efrem3189 7 жыл бұрын
Sied Abdela of cours why not
@aklilusahle2808
@aklilusahle2808 7 жыл бұрын
Sied Abdela we respect muslim
@user-mx8si9zb6m
@user-mx8si9zb6m 7 жыл бұрын
Sied Abdela ንሕና ከማን ኣዚና ኢና ነኹብረኩም ሰይድ ሓውና ሕብረተሰብና ፍቅሪ ኢዩ ንሱ ስለዝኾነ ከኣ ብዘይኣፈላላይ ሰሚርና ንኸይድ ኣለና እዞም ዘለና ውን ከምቲ ኣቦታትና ዘረከቡና ሰላማዊ ሂወት ክነብር ይግባኣና
@mahmudmohammed2283
@mahmudmohammed2283 7 жыл бұрын
i am muslim. i Respekt kristian brathers .
@weledemaryam8524
@weledemaryam8524 7 жыл бұрын
ኣቦይ ቀሽ ቃል ህወት የስመዐልና። ናይ ኣገልግሎት ዕድመክም ይበረከልክሞ።
@user-iu1to8ip5x
@user-iu1to8ip5x 7 жыл бұрын
እዝኒ ዘላቶ ይስማዕ፡ ሂወት ዝህብ ማዕዳን ምክርን ኢዩ'ሞ ሰማዕትን ኣተግበርትን ክንከውን ኣምላክ ይሓግዘና።ኣቦይ ቀሽ ካአ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@ableltumuzgi4083
@ableltumuzgi4083 7 жыл бұрын
aboy keshi btami tsbuk astemhro eu hibu nweini gn nafkum bakedadna ktmadwa yabkum abotatnas entay elom ymslu temen abthitka betri ab edka yblu baa zytjmru bzaba akedadn weyni ka medebatki btami xbuk kestlyo
@ahmedabdu3092
@ahmedabdu3092 7 жыл бұрын
Wawww good to hear such words from Aba qeshi, what religion we follow , it's good to take in the best advices
@salahadinibrahim9425
@salahadinibrahim9425 7 жыл бұрын
I am Muslim I respect Christian and nice job sister
@user-fh5gp3in5q
@user-fh5gp3in5q 7 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ወይኒ ሓፍተይ፡ኣቦይ ቀሺ ከኣ ስለቲ ተገዲስኩም ንዓና መዓዲ ነገራት ዘቕርበኩም ክብረት ይሃበለይና፡ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ።
@samsomtesfamaryam2138
@samsomtesfamaryam2138 7 жыл бұрын
ነሽነሽ ተስፈኣለም ሓወይ እዚ ቐሺ ፈሊጥካዮ ኣለካ ዶ እዚ እቲ ሓሳዊ ለክባጥ ሰባይ ዩ
@dbmeritrawit178
@dbmeritrawit178 7 жыл бұрын
Samsom Tesfamaryam anta amlak entay gzio ina wedey bexihna ata hawey hji ka neboy geshi txaref neti shmetu rieka zeykunes neti aboka mkanu tray rieka aymtexarefkan gn egziabiher amlakna da ykre ybelelna gn muka entay emo seb lomi seb temekerekom zekedemka wey kale eyzeslekum gn please knfaker ente da koyna nthalale aynxref please again n again
@danielamanuel334
@danielamanuel334 7 жыл бұрын
Diana Brhane ግደፍዮ ጥዑይ ርእሲ የብሉን እንበር ካህን ኣምላኽ እንተ ተጋገየ እግዚኣብሄር እዩ ዝግስጾ ንሱ ግን ዓቅሙ እዛ ዝርኣኽያ እያ ሓደ ሸኽ እንተ ዝገብር ከምዚ ኣይምተጻረፈን ንፈልጦም ኢና ሓፍተይ ሳምሶም ዲኻ ገለ ክኣ ርእሲ ግበር ኢካ
@selamweldetensae597
@selamweldetensae597 7 жыл бұрын
Samsom Tesfamaryam --ደፋር ስዲ---ተቃዋማይ ዘለካ ንኩሉ ዝድግፍ ዘሎ ህግድፍ ጸሊእካ ክትነብር ድዩ ዕላማኻ ሓወይ!!ትቃወሙ ዘለኩም እኾ ነዚ ኩሉ ህግድፍ ዘሎ እንተዘይተቃጻጺርክሞን ኣክቢርክሞን ኣኪልኩም ኢዩ!!ሕማቅ ካብ ምዝራብ ተቆጠብ!!ፍቅሪ ንጽልእን ሽግርን ዝስዕር ይብለካ ኣሎ እዝኒ እንተሊዩካ!!ዳሓር ኩሎም ኣቕሽሽቲ ኣብ ኤሬትራ ዘለዉ ዲኩም ክትጸልኡ!!ቁሩብ ናይ ሰብ ይሃልኩም!!ምቅዋም ወይ ምድጋፍ ጽልኢ ኣይኾነን ሓልዮት ህዝቢ እንተሎኑ ተቃውሞካ ደቆሮ!!
@esthermichael6336
@esthermichael6336 7 жыл бұрын
ነሽነሽ ተስፈኣለም
@user-jr4jx1fw5r
@user-jr4jx1fw5r 7 жыл бұрын
መደብኪ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣሎ ግን ኣብ ኣከዳድናኺ ቁሩብ ርኢቶ ኣለኒ ምስቲ ዝመጻኪ ጋሻ ቁሩብ ኣብ ኣከዳድናኺ ውህደት ክትገብሪ ኣለኪ የቀንየለይ
@andebrhanteklemariam5086
@andebrhanteklemariam5086 7 жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ነቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና ስለቲ ሰሚዕካ ዘይምኖ ምኽሮምን ማዕደኦምን ተስፋ ገብር ወይኒ ሓብተይ ንካልኣይ ግዜ ክትዕድምዮም ዝሰማዕናዮ ኣብ ጽላት ልብና የሕድሮ ንቦና ክኣ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኸልኩም ኣሜንንንንንንን
@marymehereteab1395
@marymehereteab1395 7 жыл бұрын
Egizabher yibriki weini tsbuki asemiakin zitekimena. Yekenelena aboy keshi. Zisemanyo ab lebina yihiderlena Amen
@niceone7065
@niceone7065 7 жыл бұрын
I am Muslim I love Cristina religion thanks abkesh edman tenan yemnaialkum
@tho..1058
@tho..1058 7 жыл бұрын
Awate Ahmed we love you too Muslims Religion😚
@selamawittekle8762
@selamawittekle8762 7 жыл бұрын
ኣቦይ ቀሺ እንጀራ ዓለም ብልዑ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኩም ኣምላክ ይባርኽ ።እቲ ዘረባ ኩሉ ኣብዚ ኣሎ ኣወዳት ናበይ ኢካ ኢልካዮም እንታይ ኢልክኒ ኢሎም ደሓር ከኣ ምስ ዓርከይ ኣብ ብጽሖ ጸኒሕና ይብሉ ወይኑ መጀመርያ ኣቦይ ቀሺ ክትሓተኩም ከላ ንዓኣ ክትምዕድዋ ነይርኩም ምክንያቱ ጥራይ ሰለፋ ኣብ ቅድሚ ቀሺ ኮይኪ ክሓቲ ከለኪ ደፊርኪ ።ካልእ ናሃትኪ ኣከዳድና ኣገዳሲ ኣይኮነን ንዓና እቲ ቀንዲ መልእክቲን ማዕዳን ኢዩ ዘገድሰና ኩሉኩም በጃኩም ተገዲስኩም ስምዕዎ ብፍላይ ኣወዳት ወይኒ ከኣ የቀንየልና።ሰማዕቲ ጥራይ ዘይኮናስ ተግበርቲ ኪንከዉን ኣምላክ ይሓግዘና ኣሜን።
@maashoanuel137
@maashoanuel137 7 жыл бұрын
selamawit tekle entay titsihfi aloki mejemerja semait kuni
@selamawittekle8762
@selamawittekle8762 7 жыл бұрын
Maasho Anuel ኣጆካ ዝሓወይ ተግባር እምበር ምስማዕ ጥራይ ዉን ጽቡቅ ኣይኮነን ሓደ ነገር ግን ኣብ ርእይቶ ሰብ ጽቡቅ ኣለካ ወይ ተጋጉካ ኣለካ በል ስምዒ ኢልካ ።ትዛረብ
@biemnetgirmay7040
@biemnetgirmay7040 7 жыл бұрын
selamawit tekle waero qola ajoki gbremelstatki ayxelakwo zblae eki xihfki
@timetoknow3252
@timetoknow3252 7 жыл бұрын
Btami xbuk medeb weyni kexlyo xbuk agatami nkulu zozebo. Gda bahlawi kdan gerki lomi endo tedalwuya godelo zeybla mukonet.
@daniwedimaytemenay3374
@daniwedimaytemenay3374 7 жыл бұрын
selamawit tekle anti anbesa abzi comment hmak ktzarebi ayriakukun
@teklyaluel1673
@teklyaluel1673 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓብተይ ጹቡቕ መደብ ኣለኪ። እዚ ኣቦይ ቐሽ ድዛረቡዎ ዘለዉ ብጣዓሚ መሃሪ እዩ። ሰሚዒና ኣትገበርቲ ክንከዉ ይምነ።
@zfaneyentertainment7153
@zfaneyentertainment7153 5 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኩም ይበርከልኩም ንሕን ከኣ ሰማዕቲ ዘይ ኮናስ ተግበርቲ ክንኮውን ኣምላክ ይሓግዘና ንሕና ኤርትራውያን ከኣ ምስልምናና ክርስትናና ኩላትና ከምታ ናይ ኣቦታትና ዝነበረን ዘሎን ክንከውን ኣምላክ ይደግፈና ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!!
@samite872
@samite872 7 жыл бұрын
ኣቦና ቀሺ ስልቲ አዚ ኩሉ ትምርቲ ድማሃርክምና ናይ ኣጎልጉልትኩም ይባርክ
@EriRedSea
@EriRedSea 5 жыл бұрын
ወይኒ ንዓኽን ፕሮግራምኪን ብጣእሚ አየ ዝካታተሎ። እዚ ቐሺ ታሪኹ ምስ ሰማዕኩ ብጣዕሚ ሰንቢደ። ኣፉ ማዓር ! ግብሩ በሊሕ ላማ። ንዓኺ ዘይግባእ ጋሻ።
@user-xl6qj6qf8l
@user-xl6qj6qf8l 7 жыл бұрын
ኣንታ ገሌኩም ሲ ንቀሺ ትፈርሑ ካብ ንፈጣሪ ክዳንኪ ኣብ ቅድሚ ቀሺ ጽቡቅ ኣይኮነን ካብ ትብሉ ግዳ ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ጽቡቅ ኣይኮነን ዘይትብሉ ዋእ ካብ ንፈጣሪ ትፈርሑ ንቀሺ ትፈርሑ ሰባት በዚሕኩም::
@bahleyhabeney5943
@bahleyhabeney5943 7 жыл бұрын
ካብ ኣቦታትና ብምርሓቅና ብዙሕ ኢና ከሲርና፡ ብዝኾነ ቃለሂወት የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ፡ ብሓቂ ሩጡብን መሃርን ኣስተንታንን ኣስተምህሮ። ጽቡቅ መደብ ወይኒ ሽኮር
@y.yohannes613
@y.yohannes613 7 жыл бұрын
ካባኹም ካብ ለባማት ኣቦታትና ምፍላይና እንድዩ ደኣ፡ ክዛረብ እምበር ክሰምዕ ዝብል ሸውሃት ሒዙና ዘሎ።ዕቕምና ኒኢሱ ጸርፊ ኮይኑ ሓይልና።"ተጻራፊ መልሓስ ካብ ዲያብሎስ እዩ" እቦና ክብረት ይሃበልና፡ እግዝኣብሄር ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም።
@selamweldetensae597
@selamweldetensae597 7 жыл бұрын
agedasi yrga --ብልክዕ ሓወይ!!
@ttlove-nk4dl
@ttlove-nk4dl 7 жыл бұрын
agedasi yrga.. Amen Ezi hawey xibuk zereba Tebarek . ni Abona dima edmen tienan yhabom .
@mussiezewelday4884
@mussiezewelday4884 7 жыл бұрын
Qal hiwet yesmealna
@mulugebre9846
@mulugebre9846 7 жыл бұрын
Mahlet Tesfay
@merhawiaraya9578
@merhawiaraya9578 7 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ይበሎ ኣቦይ ቀሺ ወይኒ ሓፍትና ከኣ የቐንየልና ከምዚ ዓይነት ምኽርን ማዕዳን ብዙሕ ካባኺ ክንጽበ ኢና
@user-ky2ns7ov6s
@user-ky2ns7ov6s 7 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ወይኒ ሓፍትና ኣቦይ ቀሺ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ።
@user-qh2xx5tk7h
@user-qh2xx5tk7h 7 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ወይነይ ዝብላዕ ዘረባ ኣዚዩ ምሃሪ አዩ በዞም ደቂ ግዜ ኣምጾኦ ዝጋሓፍ ዘረባ መንም የለን ዳሓር ካኣ ኣካዳድና ገለ ክብሉና ጸኒሖም ናይ ደቀንስትዮና ኣካዳድና ደስ ኢልዎም ዘይኮነ ዘየልዓሉወን ከይመስለኪ በርከ ተሰኪፎምኪ አንተልዒሎምክን ንስኪ ከይትስከፍዮ ፈሪሖም አምበር ደስ ሲ ኣይበለቶምን ኣካዳድናኪ
@titiigebresus3143
@titiigebresus3143 7 жыл бұрын
Tsbuq zereban tmrtn zemenkum ybarek aboy kesh.
@mulugebre9846
@mulugebre9846 7 жыл бұрын
Tsinat Andom
@self-motive
@self-motive 7 жыл бұрын
ብርግጽ ሓወይ እምበርከስ ኣብ መደብ ሙሉእ ከምኡ ክብልዋ ኣይክሉን ዮም
@solomontecle3059
@solomontecle3059 5 жыл бұрын
እዚ ሰራቂ ቀሺ ነባ ኣንጦንዬስ አልባሳቶም ዝቀንጠጠ እዩ አቦ ቀሺ አይትበልዬ ኮኔሬል እዩ ጡፍ በልሉ ።
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 5 жыл бұрын
Gele kgber alowo kesinu kdkis yablun
@erinatey9703
@erinatey9703 5 жыл бұрын
Fereweyni kidane እንታይ ትገብሩ ትመስሉ ኢኩም ስቕ ኢልኩም ትልፍሉፉ እዚ ናይ ሓሶት ዘረባ ሰሚዕካ ህዝቢ ኢርትራ መፍልላይ ግን?
@natnaelefrem302
@natnaelefrem302 5 жыл бұрын
Kibri nay seb yihaluwka. Intay tigebir timesil ika sik ilka himak tizareb.
@nahomtekeste9714
@nahomtekeste9714 4 жыл бұрын
ወይኒ ሽኮር ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ነኽብረክን እንተኮነ ግን ንስኺ ቀሺ ዛኣኽሉ ዓዲምኪ ክትክደቢዮ ዝግባኣኪ ክዳን ካልእ ዩ መኽንያቱ ምሉእ ክዳን ስጋብ ታሕቲ ዝበጽሕ ከም ናይ ኣዴታትኪ ኪከውን ኔርዎ ኣይገበርኪዮን ካልእ ማዓልቲ ተኣረምላ ካልእ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሲ ኣይትፍረድ ከይትፍረድ ዩ ዝብል እዞም ኣቦ ነቦና ኣቡነ እንጠኒዮስ ማዕርጎም ዝቀንጠጡ ዮም ክትወስዲዮ ዝደልርኺ ሓሳብ ይህልወኪ ይኸውን ግን ንከምዚኦም ንህግደፍ ዝድግፉ ዕድል ኣይትሃቢ ምኽንያቱ ብሰንኪ መን ዲና ኣብዚ ኩሉ ከርተትን ምብትታንን በጺሕና ዘለነ ሕሰቢዮ
@nahomtekeste9714
@nahomtekeste9714 4 жыл бұрын
እዋይ ኣቦይ ቀሺ እታ ንሕና ንፈልጣ መስቀል ሱ ክብረት ኣለዋ እንተ ናይ ሎሚ እሞ ኣብ ኢሮፓ ዘለኹም ኣቅሽሽቲ ግን መስቀል ሕዝኩም ህግደፍ ትድግፉ ዓዲ ብዓዲ ሰብ ትፈላሊዩ ትቃዋማይ ድዩ ድርጋፍስይ ትብሉ ኣኮለጉዛይ ድዩ ቆሓይናይ ኪትብሉ ትውዕሉ ምስቀል ካኣ ሒስኩም ትኸዱ ከም ጥዑያት
@sabashikor
@sabashikor 6 жыл бұрын
God bless Eritrea it's peaceful Nation thank you for...sharing with As all Great interview Weini keep it up all Amazing job! peace to all...my people.
@Azig830
@Azig830 7 жыл бұрын
I love your wonderful show weyni sweetie please keep doing this amazing show God bless you abo keshi and u weni habtey
@mamiemamila8704
@mamiemamila8704 7 жыл бұрын
Wawwww weini haftey enkae bselam mexakumna 2 mealti kixbeyeki wile :: Aboy keshi dma kibret yhabelna zimeharkumna kulu ab libna yehdro :: #share#share#share
@ermiasgoitom2305
@ermiasgoitom2305 7 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣባ ቀሺ ገብረታትዮስ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኣብ ሂወት ወዲ ሰብ ሙሉኡትነት ስለ ዘየለ አቲ ህያዉ ዝኮነ ኣምላክና እዮሱስ ክርስቶስ ብ ዓይኑምህረቱ ይጠምተና ከምኡ ውን በታ ለዋሃን ፈቃርን ዝኾነት ኣዴና ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም በኣማላድነታ ናኣምን ነዚ በረከት እዚ ሰሚዕና ናብ ሰናይ ተግባራት ሰናይ ንክንሰርሕ ኣምላክ የሓግዘና ከሙኡ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጸሎታ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን፣
@okubazghizemuy7227
@okubazghizemuy7227 7 жыл бұрын
ወይኒ ብመጀመርታ ሰላምታይ የቕርብ ቀጺለ ድማ ኩሉ መደብኪ ጽቡቕ ከሎ ኣካዳድና ግን ኣይግድን
@abrahambuniam1344
@abrahambuniam1344 7 жыл бұрын
Weini haftena medbeki betami xbuku eu .lomi gena ante zeytegagiye akedadena tegagiki malte mes ab keshi bemukana tesekfeka sorry gena ante tegagiye
@samuelgotium341
@samuelgotium341 7 жыл бұрын
Oh my god bless you so please keep going on it
@anwarali-li6jm
@anwarali-li6jm 7 жыл бұрын
Okubazghi Zemuy wawww aboy qeshiii des kbl kulu gize eba amxeyo,,weyni habtey
@abdulkerimmohamed1397
@abdulkerimmohamed1397 7 жыл бұрын
anwar ali
@abdulkerimmohamed1397
@abdulkerimmohamed1397 7 жыл бұрын
How r u? Anwar Ali
@temesgenhabtom3675
@temesgenhabtom3675 7 жыл бұрын
ብመጀመርያ ወይኒ ኣዝየ እየ ዘድንቐኪ ምዞም ክቡር ኣቦና ዘራኸብክና ቓል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ኣሜን (3)
@user-te8lv7sg9u
@user-te8lv7sg9u 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣባ ቀሺ ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ግዜኩም ይባረክ ስለ 'ቲ ዝሃብኩምና ሃንጺ ምክሪ ኣብ ልብና የሕድሮ ወይኒ ሓብተይ ከኣ ብልቢ ነመስግነኪ ኣብ ቀጻሊ ዊን ክትዕድምዮም ንትስፎ danke meine schwester
@negawi3606
@negawi3606 7 жыл бұрын
weyni haftey nay bhaki des zebl gn aboy keshi zhakl adimks nay disko kdan tekedinki txenhyo des aybln eyu kdan habesh keleki so thanks
@selyetoli5628
@selyetoli5628 7 жыл бұрын
ወይነይ ተቅርብዮ መደባትኪ ቢጣሚ ጽቡቅ ዩ ብፍላይ ሎሚ መሲጥክኒ ቀጽልዮ ሓንቲ ቂር ትብለኒ ግን ቀሺ ዝኣክል ኮፍ ኣቢልኪ ሲ ኒ ባህልንና ዝውክል ልባሳት ክትገብሪ ኔሩኪ ንዐኦም ደስ ይብሎም ነቶም ሰማዕቲ ከኣ መምሃሪ ሙኮነና ግን ጽቡቅኪ ስለ ዝበዝሕ ቀጽልዮ love u more
@yodit408
@yodit408 3 жыл бұрын
Selye toli ሓውና ጽብቅ ኣለኻ ኣይተጋገኻን ኣነ ውን ኣብ ቅድሚ ካህን ኮይና ብቆራጽ ክዳን ክተዛርቦም ምስ ረኣኽዋ ሕማቅ ዩ ተሰሚዑኒ ምሽንያቱ ወላ ደኣ ካልኡ ትምህርቲ ትገብሮ የሃሉ ኡምበር Rspect ክብሪ ናይ ኣቦታትና ግን ዘይምርሳዕ
@sari-m127
@sari-m127 7 жыл бұрын
Azyu des zebil neyru weyni haftey Good job Aboy keshi kea kale hiwet yesmealna kemzi gerkum zmeharkumna zgeseskumnan bdgame kale hiwet yesmealna . I love it so much ❤❤❤❤❤
@metkelzion3987
@metkelzion3987 7 жыл бұрын
ኣቦይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም የብዘሓልኩም ፣ ብምቕጻል ወይኒ ጥራይ ዘይኮነት ኩላትና ኣከዳድናና ነመሓይሽ፣ ነቦይ ቀሺ ጥራይ ኣይኮነን ዝምልከት ኣከዳድናና ፣ብጭራሽ ከምዚ ኣይነት ኣከዳድና ክተርፍ ኣለዎ፣እዚ ኣይነት ኣከዳድና ምልክት ኣመንዝራታት እዩ በጃኩም ንመሃር የሕዋት ፣ወይኒ ከኣ ንፍዕቲ ከለኺ ኣይተዓሽዊ ሕጂ ጥራይ ዘይኮነ ከሉ ግዜ ኣከዳድናኺ ተመሓየሺ ፣ኣብ ክንዳኺ ኣነ ሓፊረ ጸኒሐ ሰለዚ በፍላይ ደቀንስዮ ኣከዳድናክን ክብረትክን እዩ ዝሽፍነልክን ኣብ ዝኮነ ቦታ ከምዚ ዓይነት ክዳን ከይትክደና ፣ የቐንየልና።
@user-bq8rc4tx2d
@user-bq8rc4tx2d 7 жыл бұрын
Asmara Eritrea lomi ekua ab mengo amenzratat zkdeneoo terA awald zkdenoo kdann flly yeblun...kulu seb hade koynu
@suleimanabdu1493
@suleimanabdu1493 7 жыл бұрын
Ich bin Muslim und ich respektiere christian
@fitsumyemane1911
@fitsumyemane1911 7 жыл бұрын
helik yelen mes gziye dankeschon ich bin Christian und ich auch respektiere Muslims
@moses3400
@moses3400 7 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ፡ ሰለፍኪ ክዳንኪ ትብሉ ዘለኹም፡ ጀለብያ ገይራ ኮፍ ዘይበለት ዲኹም ደሊኹማ፡ ድሓር ድማ ኣባ ቀሺ ጽቡቅ ክሪኢ ኣይደልንዩ መን በለኩም፡ የቀንየልና ወይኒ ሽኮኮኮር፡ መደብኪ ኩሉ ግዜ መዕገቢ እዩ፡ ፡
@yosiefabraha9519
@yosiefabraha9519 5 жыл бұрын
HGDEF. Eyu.esseyas dbelekum gberu yblekum alo.
@halaleynatey7396
@halaleynatey7396 7 жыл бұрын
ኣቦና ኣባ ቀሺ ቃል ሂወት የስማዓልና egziabiher amlak nay agolgulet idmiekum ybarkelkumn yqedselkumn sleti qal amlak zmharkumunan zgesetkumunan amen .kemeu wn Haftna Weini slti n Aba keshi zademkyom kbret yhabena ,dahray mealti kea dagmat kutidmyom tesfa ngebr,ita kdanki ika bzuh seb nqifki alo mnalbat resikya kitkoni tkili iki dahray mealti gn ab qdmi aba keshi gona meliski aytmxiee zhaftey amen.
@shabayresom4586
@shabayresom4586 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓፍትና ፡ብጣዓሚ ጽቡቕ እሎ መደብኪ ፡ ኣቦይ ቀሺ ነዚ ካብ መግቢ ዝበልጽ ምኽርኹም ዝሃብኩምና ኣግዝኣቤር ጽጋኡ የብዛሓልኩም ። ደጊመ ቅጽልዩ ይብልኪ፡ ከምዝኡም ዝኣምሰሎ ሰባት ኣብ'ዚ ግዜ ኣገደስቲ እዮም ፡ ንባህልናን ክብርታትናን ዘናቓቖሓ እዮም ።
@abrhamhabtu6259
@abrhamhabtu6259 7 жыл бұрын
ወይኒ ስሉማን ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣቦይ ቀሺ ክኣ ነዚ ኣዝዩ ኣገዳስን ማህርን ዝኮነ ሓሳብኩም ብልቢ ነምስግን።ግን ሓንቲ ሸፍፍ እልኩማ ዝሓለፍኩም ርእቶ ወይ ሓሳብ ክትምልሰለይ ዝተጽበክዋ ኣብ ሞንጎና ብፍላይ ኦርተደክስ ኣብዚ ሎሚ ንርእዮ ዘለና ኣብ ነንሕድሕድካ ምፍልላይን ዘይምክብባርን ጠንቁ እንታይ ምካኑ መፍትሕዩ ክኣ ከም ኣቦ መጠን ደቂ ሓደ እምነት ኣብ ( 2) ቤት ክርስትያን ብዘይ ምስምማዕ ክፋላለዩ ከለዉ የስክፈክስ'ዩ እንታይ ክግበር ኣሎዎ ።ብዝተረፈ ደግመ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ወይኒ ክኣ ምስ ከምዝኦም ዝኣምሰሉ ዓበይቲ ሰባት መድብ ክህልወኪ ከሎ እርንብ ዝበለ ክዳን እንተትገብሪ ጽቡቅ ከይኑ ይስማዓኒ ምኽንያቱ ንዐኦም ከማን ክብረት ዩ።
@natsnetgrmawi8755
@natsnetgrmawi8755 7 жыл бұрын
Abrham Habtu nay behaki hawey natey
@self-motive
@self-motive 7 жыл бұрын
Abrham Habtu ጎበዝ ጽቡቕ ዘረባ ዩ
@tesfadelina1834
@tesfadelina1834 5 жыл бұрын
ከምቲ ዘረባኹም ዘይኮነ ድሕሪ መጋረጃደሞ ግብሪስ ካልእ ኮይና ጸኒሓ ፎእ ፣ አምላኽ ጥዑምዮ ይገልሆሎ፣ እንታይ ይውሓጥኩም ፣!!!አቦ እንጦንዮስ ተዛሪቦሞ
@neshineshqahmam6537
@neshineshqahmam6537 7 жыл бұрын
O my god thank you so much aboy qeshi bzhabkumna mkrn maedan btaemi xbuqn meharn hibkumna ekum emo ab lbna yehdro, neakum kea nay agelglot edmiekum eti leul zkone egzabihier amlak ybarkelku,qale hiwet yesmaelna !!!!
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 3 ай бұрын
ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስማዓልና ኣባ ቀሺ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃል
@senaiteame9769
@senaiteame9769 6 жыл бұрын
ወይን ሓብተይ ማራ ኢኪ ግን ሎሚ፡ምስ ኣባ ቀሺ ኣላባብሳኪ ኣይግድን፡፡
@mommyforever7277
@mommyforever7277 3 жыл бұрын
Ata entai gedishkum nai alababsa Kab Amlak ember kab seb do yfrah eyu
@mihreteabfesshaye908
@mihreteabfesshaye908 5 жыл бұрын
dhire zsemakwa tarik nayzi qeshi eya......nbatrarik lbsom zqentete keshi ezi keshi mukanu semie emo nay blbi hazine amlak bmhretu ytemtkum
@yonaswedikelab2136
@yonaswedikelab2136 7 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኣቦይ ቐሺ ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣገልግሎት ዕድሜኩም ይባርከልኩም ፡ንዓና ንደቅኩም ካብ ጌጋናን በደልናን ክንእረምን ከምዚ ገርኩም ትምሁሩናን ትግስጹናን ዘለኩም ኣምላክ ፍረ ጻማኩም ይፍደየኩም ፡ንሕና ከኣ ኩሉ ሕግን ትእዛዝን ኣክቢርናን ተኣዚዝናን በቲ እዚግኣብሔር ዝፈትዎ መንገዲ ክንጎዓዝን ክንመላለስን ናይ እ/ሔ ኣምላክ ሰናይ ፍቃዱ ይኩነልና ፡ ሰማዕቲ ጥራይ ዘይኪና ተግበርቲ ክንከውን,ው ኣምላክ ይደግፈና ፡ ሓፍትና ከኣ የቀንየልና ፡ ፡
@ermitesfagabir3724
@ermitesfagabir3724 7 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣግልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ፡ወይኒ ድማ ኣጆኪ ቀጽልዮ ጽቡቕ መደብ ኢዩ፡እቶም ንጻረፍ ሰባት ድማ ጸርፊ ገዲፍና ናብቲ ዘገድሰና ዝዋሃብ ቃል ንስማዕ የቀንየለይ!
@amanmedhane6908
@amanmedhane6908 7 жыл бұрын
ብታሚ ጽብቅ ግን ክንዲ ኣቦይ ቀሺ ዝኣክል ክመጽክስ ዝዕይ ክዳን ዘይ ትመልሲ !!!!!!
@user-wz7ib7ev7m
@user-wz7ib7ev7m 7 жыл бұрын
ብጣዓ ጽብቅ ኣባ ቀሸ ቂል ሂወት የስዓ ኣምላክ ይባርኩም
@gebreabnuway5531
@gebreabnuway5531 6 жыл бұрын
Ama Wedi meda ffsn
@wedihabte9488
@wedihabte9488 7 жыл бұрын
ኣነ ክገርመኪ ቅድሚ ሕጂ ምደባትኪ ብጽምዋ ይከታተሎ ነይረ እንተ ሎሚ እሞ ቅጭ ኣምጽእክለይ ኣይግድንን እሞ ከኣ ኣቦይ ቀሺ ዝኣክሉ ባህላዊ የብልክን ድዩ ወይ ከኣ ክንሰደልኪ I hope next time better,
@asmirchanel3905
@asmirchanel3905 7 жыл бұрын
Hawey akedadna aykonen amlak kaba zdelyo wela etom keshi ztekedenwo zeykone zetsdkom gbrom emnetom eyu
@wedihabte9488
@wedihabte9488 7 жыл бұрын
እሞ ጽቡቅ ኣላ ዲዩ ኣበሃላኪ
@mussietesfazghi2102
@mussietesfazghi2102 7 жыл бұрын
?
@abetgurhi3173
@abetgurhi3173 7 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ √√√√√
@user-ft5qo6qd3x
@user-ft5qo6qd3x 7 жыл бұрын
ሓመድ ገዛውትና ወይ ቀሽ ድማ እግዚአብሔር አምላክና ስበይት ትክደኖ ክዳውንታ ክቀፅዕ እየ ይብል መፀሐፍ ቅዱስ
@rahelngusie7324
@rahelngusie7324 7 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ሰላምኩም የብዛሕዮ ኤርትራዊያን ኣሕዋትና ኣቦይ ቀሺ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣገልጉሎት ዘመን ይባርከልኩም ። ቅዱስ ዝኮነ ምክርታት ብገንዘብ ዘይርከብ። ወይኒ ኩሉ ግዚ ኢየ ዝድንቐኪ ሎሚ ግን ምስገና ይብጸሓኪ። ኢትዮጽያዊት ኢየ! ሓፍትኩም ክሳብ ዝኮንኩ ኣይ ክርሕቐኩምን
@mikiboyhabte8745
@mikiboyhabte8745 7 жыл бұрын
Amen amen amen aboy keshi kale hiwet yesmalna . Weyni haftey ka betami eye zemesgeneki gen aboy keshi zakel adimki si wala n kubru ketbli kedanki xbuk ketlebsi xegruki dema ketshefeni noerki kalay ka ab mewedeta dema kale hiwet yesmalna ember yekeniyelna aykonen zebahal Bezekone nseki wun temahirki ket koni tesfa ngeber
@user-vp3yh5lu8z
@user-vp3yh5lu8z 7 жыл бұрын
2y Comment Tshife like haba haba beluni qeltfu
@habeshaminde68
@habeshaminde68 7 жыл бұрын
ብዝሓለፈ የመስግነካ ብዝተረፈ ይልምነካ kbur haw ratoka kae afss .
@ribitv7679
@ribitv7679 7 жыл бұрын
i need freedom በዚ ሂበ ኣለኹ ክቡር ሓወይ ዚኣ ናተይ ኢያ
@user-vp3yh5lu8z
@user-vp3yh5lu8z 7 жыл бұрын
i need freedom afsise eye bkalie
@habeshaminde68
@habeshaminde68 7 жыл бұрын
ብዝሓለፈ የመስግነካ ብዝተረፈ ይልምነካ ane kae like hibeka eye kbur haw
@ribitv7679
@ribitv7679 7 жыл бұрын
i need freedom የቀንየለይ ክብረተይ ወዲ፡ኩን ጓል I love you
@mulunegash8148
@mulunegash8148 7 жыл бұрын
ኣበ ኦርቶዶክስ የ ግን ሎሚ ምሽ ካህን ፓፓስ ከማን ኣይእመንን ዩ ምክንያቱ ንርኢ ኣለና ሓሶት ክዛረቡ ስለዚ ካብ ኣብ ቀሺ ወላ ገለ ነብስካ እምነትካን ሃገርካን ባዕልካ ሕሰበላ
@tes.k8464
@tes.k8464 5 жыл бұрын
ከም ኣዛዚ ግንባር ኣብ ፍራንክፈት ተመዲበ ዘይትብል. ናይ ደጋፉይ ተቃዋማይ ቤተ ክርስትያ እናቆምኩም ስ ኣገልጋሊ ቤተ ክርስትያት ትብል. ኣዛዚ 03 ጀርመን. ክክክ ኣብ ጀርመን ተመዲበ??? OMG. Bless us. Praying for Eritrean.
@merhawisium4870
@merhawisium4870 7 жыл бұрын
Kal hiwet ysmealna Aboy Keshi!!! Weini nay b haki sim ymerh tiwaf ymerh kem zbehal. Nay b haki Mear tekeyri !!! Tsbuk medebat ketsilyo!!!
@user-sz7pj5no8m
@user-sz7pj5no8m 7 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ነገር እዞም ዝጻረፉ ዩ እንታይ ዓይነት ጋኔን ኣለዎም በጃኹም ካብ ጸርፊ እንታይ ይረኽቡ እዋእ ኣንቱም ሰባት እዚግዮ ንበል ሕሙማት የሕዉየልና ኢልና ንማሃለል ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኩም ቀጺለ ወይኒ ሓፍተይ ናይ ብሓቂ ንፍዕቲ ኢኺ ኣድኒቀኪ ግን ቅሩብ ኣብ ኣካዳድና ተማሓየሺ ቀሺ ኮነ ሸኽ ክመጽእ ከሎ ንዉሕ ዝበለ ግበሪ ኣቦ ቀሺ ቃለ ሂወት የስማዓልና ቀጺለ ዉን ወይኒ ፍቅሪ ሕዙኒ ምሳኺ ከምዛ ናይ ነሽነሽ ኡይይ ዝበለላ ንሰላም ዶ ዩኡኡኡይይ ክብለልኪ መይተ
@fatimaben4768
@fatimaben4768 6 жыл бұрын
ናብራ ሃብቱ ጎይትኦም ይገርመኒ ኣሊ ❤️❤️❤️
@efiweditadsh9533
@efiweditadsh9533 7 жыл бұрын
btami xbuq medeb niru gn alebabsa kdan akfiki ezia hsebla zhaftey ajoki 😓
@tsighahanaissak3532
@tsighahanaissak3532 7 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዘመን እግዝኣብሔር ኣምላክ ይባርከልና ኣቦና ስለቲ ዘይሓልፍ ቃል እግዝኣብሔር ኣምላክ ዝማሃርኩምና እግዝኣብሔር ኣምላክ ጸጋኡን በረከቱን የብዝሓልኩም
@mylifemyway4337
@mylifemyway4337 7 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላኸይ ኣንታ ሰብ እባ ኣለውና እዮም.ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ኣቦይ ቀሺ ከምዚ ገይርኩም ሃናጽን ማሃርን ዝኾነ ቃላት ዝለገስኩምልና የቀንየልና ንወይኒ ከኣ ከምኡ የቀንየልና. THANK YOU SO MUCH!!!
@mielamedia8697
@mielamedia8697 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓፍተይ ጽቡቕ መደብ እንዲኺ ኣምጺኽልና ግን መጀመርታ እዞም ቀሺ ብህግደፍ ተላኢኾም እዮም ንጀርመን መጽዮም መሳርሒ ህግደፍ እዮም ኣብ ጀነቫ ውን ስእሊ ናይቲ ኣርዮስ ኣንጠልጢሎም ንሕና ንሱ ዝብሉ ዝነበሩ እዮም ኣምላኽ ልቢ ኡስካዓሎም ጻዕዳ ክዳን ተኸዲሞም መጠምጠምያ እንተግጀፉ ገዚፍ መስቀል እንተሓዙ ውጹዕ ህዝቦም እንተጠለሙ ግን ቅሽነቶም ትርጉም የብሉን ቀሺ ፈረስ ወይ ሃለቃ ክባሃሉ ኣለዎም ከይ ሞቱ ዝሞቱ ስለ ዝኾኑ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
@hizbawiginbar7981
@hizbawiginbar7981 7 жыл бұрын
Ruta Yewhans higdef enda belkium ab sidet miblaykum eyu
@ermiasokbagergis5793
@ermiasokbagergis5793 7 жыл бұрын
Ruta Yewhans sdi mibya zbdela
@natusami6487
@natusami6487 7 жыл бұрын
Ermias Okbagergis ሕጂ ውን ጽቡቅ ኢያ ዘላ መዕበይኣ ኣይበደላን ንእግዛኣብሄር ኢና ነገልግል ኢንዳበሉ ህዝቦም ኣብ ፈቆዶ ባሕሪ ኢንዳጣሓሉ ምስ መንግስቲ ተጸግዖም ኣጆካ ዝብልዎ ኢንተ ኮይኖም ካብ ኣፎም ዝወጽእ ቃል ዘይኮነስ ኢቲ ተግባሮም ኢዩ ዘፍርዶም። ስለዚ ዋላ ካኣ ዳኣ ብትእዛዝ ተኣዚዞም ካብ ኤርትራ ኢንተመጹ ሓቂ ግን ሓቂ ኢያ ፍርሒ ኣይዓግታን ኢዩ ስለዚ ነቲ ሓቂ ዝኮነ ነገር ጎስዮሞ ክሓልፉ የብለሙን። ጉዳይ ጳጳስ ቤተክርስትያኖም ዘየገድሶም ነቲ ጉዳዮም ካኣ ዓው ኢሎም ክዛረብሎም ዘይክእሉ ኢንተኮይኖም በየናይ መለክዒ ኢዮም ኢዝኦም ኣገልጋሊ ኣምላክ ኢየ ክብሉ ፡ ኣምላክ ዝሓረዮም መራሕካ ኢንዳተሳቀየ ትም እልካ ኣይትርእን ኢካ።
@robielendu4336
@robielendu4336 7 жыл бұрын
ያክትስድድድ ኢዛ ጋል ናይ ባሓቂ ባዓለገ ኢኪ ያ ክዳንኪ ቀይርኪ ዘይ ትምጺ ኢዋ
@mielamedia8697
@mielamedia8697 7 жыл бұрын
Natu Sami ሓወይ ናተይ ንሱ እዩ እቲ ሓሳበይ ናይ ኤርምያስ ጸርፊ ኣይትገደሰሉ ሓቂ እንተኣለዎ ከምዚ ናትካ ጌሩ ከረዳኣና እዩ ዘለዎ ምበር ጸርፊ ከም ማዳ ኣብ ገጸይ ኣይልጠፍን እዩ ቀሺ ማለት ትርጉሙ እንተዝፈልጦ ኔሩ ናዓይ ዘይኮነ ነዞም ቀሺ ምጸረፎም ናቱ ሓወይ ስለቲ ብሱል ሓሳብካ ብልቢ የመስግነካ
@solomonfshaye5033
@solomonfshaye5033 3 жыл бұрын
ዓቢ ትምህርቲ ዩ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦን ሓፍትና ካኣ የቐኒየልና ንፍዕቲ ቀጽልዮ
@Teqwamemahitot
@Teqwamemahitot 7 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦይ ቀሺ እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኹም ይባርኽ።ብዙሕ ትምህርቲ ቀሲምና። ወይኒ ሓፍትና ድማ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ዩ ቀጽልዮ። እዞም ምስ ህግደፍ ዮም ገለ ኢልኩም ትጻረፉ ዘለኹም ግን ቁሩብ ፍርሓት እግዚአብሔር ይሃልወና በጃኹም!!! እዞም ኣቦ ምናልባት ከምዚ ትብልዎ ዘለኹም ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ግን ኣብ ልዕሊ እዞም ኣቦ ስልጣን ዘለዎ ሓደ ኣምላኽ ጥራይ ዩ። ንሕና ነቲ ዘድልየና ቃልን ማዕዳን ወሲድና ንጠቀመሉ። እንተ እቲ ሕማቕ ዘረባ ግን ካባና ነርሕቆ ብእግዚአብሔር ከይንሕተት።
@hagosweldemicahel7799
@hagosweldemicahel7799 7 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦይ ቐሺ የቀንየልና ካኣ ወይኒ ሓብተይ ከምዚ ዓይነት መሃሪ ሓሳባት ምቅራብኪ የቀንየልና እቶም ትጻረፉ ዘለኩም ካኣ ምሕረት የውርደልኩም እምበር ጸርፊ መፍትሒ ሽግር ኣይኮነኩምን እዩ ናብ ልብኩም ይምለስኩም እግዛቢሄር ኣምላክ፡
@caryscollard498
@caryscollard498 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ወይኒ ሓፍተይ ኣቦይ ቀሺ ካኣ ናዓና ዱኹማት ሰፍ ዘይበል ሃናጺ ትምርቱኹም ምልጋስ ዝሃብኩምና የቅንየለይና ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልክኡም ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና
@lwamkifle9607
@lwamkifle9607 7 жыл бұрын
ኣሜንንንንንንንንንን ኣባ ቐሺ መጀመርያ አድመን ጥዕናንንን ሂቡ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኮ መድሃኔ ኣለም፡ከምኡ ውን ንክብርቲ ሓፍትና ወይኒ ሓፍተይ፡ ወለሓንቲ ዝብሎ የብለይን ኩሉ ኣቦና ኢሎሞዮም ጥራይ ኣብ ልብና የሕዲርና ንጠቀመሉ ክንጥቀመሉ ኸኣ ኣምላክ ኣይኒ ሊቦናና ይክፈተልና ሃገርና ከኣ ሰላም ሂቡ ይባሪከልና መድሃኔ ኣለም ወይኒ ሓፍተይ ምስ መሳርሕትኪ ስራሕኩም ዓወትን ሰላምን ይሃብኩም ቀስልዎ መደብኩም thank you for today program
@user-cw4du8ow2z
@user-cw4du8ow2z 7 жыл бұрын
በጣዕሚ ድስ ዝብል ትምህርቲ እዩ አባይ ቀሺ ነይ እግልግሎት እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
@Elias-vr9vz
@Elias-vr9vz 7 жыл бұрын
ክብረት ይሃብኩም ኣቦይ ቀሺ፡ ናይ ብሓቂ ረዚን ዘረባ ዓቢ መልእኽቲ፡ ወይኒ ሓፍተይ ድማ ከምዚኦም ዓይነት ብሩኻት ሰባት ለባማት ሰባት ኣምጺኺ ፍልጠቶምን ምኽሮምን ከካፍሉና ስለዝገበርኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። እዚ ናትኪ መደብ እንዳጠዓመካ ከይጸገብካዮ እዩ ዝውዳእ ኣጆኺ በርትዒ።
@betrihaki3884
@betrihaki3884 7 жыл бұрын
weyini my sweet HAFTEYIthis CLIP is sooooooooooooooooooooooooo good and educating program. The message of this clip is very strong, ABO KESHI, is good and is speaking the pure words of GOD and the real way to peace, GOD bless this ABO KESHI.thanks weyini for making this clip
@biniammichael786
@biniammichael786 7 жыл бұрын
ብጠዓሚ ደስ ዘብል ቃል መሕተትዩ፡ኣዚዩ ጠቓምን ደስ ዘብልን ጥዑምን ማዕዳን ምኽርን፡ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ኣብ ልብና የሕዲርና ሰናይ ፍረ ክንፈሬሉ ኣምላኽ ቁዱሳን ብጸግኡ ይደግፈና፡፡ ወይኒ ሽኮር ናይ ብሓቂ ምቅርቲ ፍጥረት ኢኺ ግን ቑሩብ ከምዚኦም ዓይነት ኣጋይሽ ክትዕድሚ ከለኪ ቁሩብ ኣብቲ ኣከዳድና የሰክፈካ ማለት ባህላዊ ናይ ኣዴታትና ኣከዳድና አንተዝከውን ጹቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ፡፡ መበል ካልኣይ ግዜ ኢየ ተከታቲለዮ መደብኪ ኣድናቖተይ መወዳእታ የብሉን ቀጽሊዮ።
@samielabadi5297
@samielabadi5297 7 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም አግዛኣብሄር ኣምላኽ ይባርኸልኩም ንሕና ድማ ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና ሓዱሩ ሰናይ ዝኾነ ፍረ ክንፈርየሉ ናይ አግዛኣቢሄር ኣምላኽ ጸጋ ፍቃዱ ይኹን ኣሜን ፡ብምቅጻል አንታይ አዩ ናዓይ ናይ ኣቦይ ቀሺ ልበይ ዝተከፈኒ ብፍላይ ኣብቲ ናይ ሓዳሩ ዝብል አዩ ጠቂሶሞ ነይሮም አንታይ አይ ክብል ደልይ ኣብዚ ግዝየ አዚ ብፍላይ መንአሰያት ክንማሃረሉ ዝግበአና አዩ ኮሙአ ንኸይንገብር ድማ ኩሉ ግዝየ ሐይዋትና ይምሁሩናን ይግስጹና ይምዕዱናን ኣለዉ ባዓብዩ ዋላይ ኣብ መጽሓፍ ቁዱሱና ብሰፊሕ ነጊሩና ኣሎ ኣም መጽሓፍ ቁዱስ ግና ነቲ መጽሓፍ ቁዱስ ኣይንጥቀመሉን ኢና ግን፡ኣንብበኒ አወ ኣስተንትነኒ መጽሓፍ ቁዱስ ይባሃል ተላለየኒ ኣብ ቤትካ ካብ ዛኣቱ ዓመታት ኣለኒ ከንብበካ አየ ኢልካ ወሲድካኒ ኣብ መተራኣስካ ጥራይ ተቀምጠኒ መታን ክሕልወካ ካብ ሰንባድ ለይቲ ።ተግባራትካ ይገርመኒ ገንጺልካ ካብ ዘየንበብካኒ ከመይ ገይርካ ክትፈልጠኒ ክትመስል ግና ትሳለመኒ።ኣይይ ተተንብበኒ ብዛዕባኻ ዝጻሓፍኩዎ ቡዙሑ ኣለኒ ቃል ኣምላኽ ካብ ኩሉ ሰብ ዝዓቢ ኣብቲ ጥቅለሉ መጽሓፍ ናይ ዘላኣለም ሄወት ኣለኒ ዘንበበኒ ጥራይ አዩ ዝረኽበኒ።ይብል ማለት አዩ መጽሓፍ ቁዱስ አንተ ዳኣ ንፈልጦ ኮይና ሓዳርና ይኹን ኩሉ ነገር ኣጽፊፍና ምሓዝናዮ ወገናተይ ከምቲ ኣብ ምሳሌ፡9-10 ቀዳመይቲ ጥበብ ን አግዛኣብሄር ምፍራሕ አዩ ከምዝበለና ኣብዚ ግዝየ አዚ ግን ፍርሓት አግዛኣብሄር ኣምላኽ ተገዲፉ ስርዓት ቤተክስያን የለን ኣብ ሓዳርና ናይ ቃል ኪዳን ድማ ቀሊሉ ኣብዚ ግዝየ፡ብምቅጻል ቃል ኪዳን አግዛኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣቦይ ቅሺ ክምህርዎ ዝጸኑሑ ጥቅስታት ከምጸልኩም አዩ ኑዑኡ ሪኤኹም ድማ ሓዳርኩም ከተጸብቁ ወይ ሓዳርባ ከነጸብቅ አግዛኣብሄር ኣምላኽ ምስጢሩን ጥበቡን ይግለጸልና ኣሜን፡ኣብ ኦሪት ዘፍጥረት ትኺድ፡2-18 አግዛኣብሄር ኣምላኽ ካኣ ሰባኣይ በይኑ ክኸውን ጹቡቅ ኣይኮነን ንዑኡ አትበቅዕ ደጋፊት ክገብረሉ አየ፡በለ ።ካላኣይ ነገር ካኣ ን ሰበይትኻ ብ ቃል ኪዳን ተመርዒኻ ወይ ንሳውን ኮሙኡ ክትገብር አዚ ብ አግዛኣብሄር ኣምላኽ ጽዩፉ አዩ ሓጥያት አዩ ድማ ኣብ ሮሜ 7-2 ነንብቦ ።ኣብ ወንጌለ ማቲዎስ 19-1-9 ነንብቦ።ካላኣይ ድማ ናይ ሰበይትኻ ንዕቀት ክትገብር ኣለካ ናብነት ስማ ቅሳነት አንተ ኮይኑ ቁሱየ ኢልካ ክትጽዋዓ ንሳውን ኮሙአ ክትብለካ ኣለዋ፡ኣብ 1ይ ቆሮንጦስ 7-2 ።ነንብቦ ስለቲ ዝማሃሩና አግዛኣብሄር ኣምላዝክ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎቶም ይባርኸሎም ኣሜን ስባሃት ለግዛኣብሄር ኣሜን
@wintagirmay3127
@wintagirmay3127 7 жыл бұрын
👍
@wintagirmay3127
@wintagirmay3127 7 жыл бұрын
👍
@wintagirmay3127
@wintagirmay3127 7 жыл бұрын
👍
@wintagirmay3127
@wintagirmay3127 7 жыл бұрын
👍ñ
@zarewedigonetse547
@zarewedigonetse547 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna aboy keshi Edman tienan yhabikum fateri
@tesfieselie3606
@tesfieselie3606 7 жыл бұрын
ወይኒ ሓፍተይ ብጣዕሚ በላሕ ሰብ ኢኺ ምስ መሳርሕትኺ ከም ኣባ ቀሺ ለባማት ኣይጸርፉ ኣይጽረፉ ሒዝኪ ምቅራብኪ ምልክት ብልሕኺ ዩ እዞም ንኣሽቱ ክንጸራረፍ ንውዕል ዘለና ሰኣን ከምዚኦም ዩ ኣብዚ ግዜ ዚ ለባም ሰብን ተሪር ሓጺንን ተሳኢንዎ ዘሎ ነቶም ውሑዳት መዓድቲ ሒዝክልና ምጺ nay bhaki thanx weyni
@weyniadgoy7520
@weyniadgoy7520 7 жыл бұрын
Aboy qeshi nay agolgulot zemenkum egziabihar ybarkelkum
@user-he6uh2ec1m
@user-he6uh2ec1m 7 жыл бұрын
Waine neze kbur gashe medamake abe sarah koine yraiene gaxele ajoke ante hafte eze eio kebrtatana nehna eritrean xele be himont begaban bawrag xele ytfaaaaaaaa ameeen
@temesgentekle732
@temesgentekle732 7 жыл бұрын
ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ማዕዳ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም !
@danielkinfe7353
@danielkinfe7353 6 жыл бұрын
Qale hiwet ysmealna.weyni haftna btaemi xbuq medeb nere etekone gn qrub skfta nerni abaki eti kdanki mulue ktgebri nerki bzkone mach so weiter.
@efrem3189
@efrem3189 7 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna adona qeshi Egziabiher nay zemenat admekum ybark
@mosiaslimokonen6635
@mosiaslimokonen6635 7 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ሰላም ኣቦይ ቀሺ ኣምላክ ናይ ኣገልጉለት ዕድሜኩም ይባርከልኩም ናይ በሃቂ መሬት ዘይወድቅ ዘረባ
@peacelover6238
@peacelover6238 7 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna aboy keshi bhaki nezi zelenayo ewan zitenakf mikri ekhum legiskumlna:: weyni kea I hope teredieki kikewn hasabatom bizaeba kidan ni lebam amitelu ni asha dorguhalu yu mo haimanotawyan sebat kitedmi kelekis kalie yitref wala sre ktkdeni aleki bizkone xbuk medeb thanks
@Zes2127
@Zes2127 7 жыл бұрын
ብሓቂ ልቢ ወዲ ሰብ ዘረስረስ ካብ ወይኒ ዝጥዕም ማዕዳ ብምስላን ቅኔን ትርጋሜኡን ።ኣቦና ከምዚ ዝበሉዎ ክንገብርን ካብ ትእዛዛት ኣምላኽ ከይንርሕቅን ጸሎት ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትና ይሓልወና።ከምቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ንእስራኤላውያን ኣብ ግዜ ስደቶም ኣብ ጎኖም ኮይኑ ጸሓይ ከይኮኖም መዓልቲ ብደመና ማይ ውን ካብ ከውሒ እንዳኣፈልፈለ ዝመገቦም ሞ ካብ ስደቶም ዘናገፎም ንዓና ውን ካብዚ ኩሉ ስደትናን መከራናን የናግፈና። ወይኒ ሓፍትና ካ ነዚ ሃናጺ ዝኮነ መደብ ሰሪዕኪ ጠቓሚ ዝኮነ መልእኽቲ ካብ ኣቦና ምርካብና ብልቢ የመስግነኪ ቀጽልዮ ዛሓፍተይ ።ደጊመ ኣቦና ብልቢ የመስግነኩም ዕሴተ ጻድቃን ዓስበ ቕዱሳን ተኸፈሉ።ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም የንውሓዮ ።ኣሜን።
@tempsclaire323
@tempsclaire323 7 жыл бұрын
weini shikor nay behaki xbuk medeb qexili ajoki amlak msaki ykun aboy Keshi des zebl tmrti eyu amlak nay agelglot edmekum ybark amen(3)
@anditgebrehiwet9900
@anditgebrehiwet9900 7 жыл бұрын
Weini I am proud of u in selecting very responsible and spiritual and moral teacher I hope every body can grasp and earning useful thing from ur program go head and keep the motion
@jesusislovemerih2443
@jesusislovemerih2443 6 жыл бұрын
Amen amen amen Aboy Qeshi kbret yhabelna des ilni
@muleytesfamkeal640
@muleytesfamkeal640 7 жыл бұрын
Amne Amne Amne kale hiwet yesmealna
@tesfomasmelash9587
@tesfomasmelash9587 6 жыл бұрын
ብታዕሚ ደስ ዘብል ምኽሪ ኣቦይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓኺ ድማ ኣዝና ነመስግነኪ ወይኒ ስለ ነቦይ ቀሺ ምቅራብኪ
@senutesfalem7078
@senutesfalem7078 7 жыл бұрын
ሓንቲ ነቄፈታ ኣቦይ ቀሺ ዝኣክል ዓዲምኪ ንከተብቅዕስ ኣከዳድናኪ ቅሩብ እርንብ ክብል ኔርዎ።ደቂ ሎሚ ደኣ ነቀፌታ ደኣ ኣይትፈትውን ኢኩም እምበር፡ ሓሳብኪ ግን ኣዚዩ ደስ ዝብል እዩ ብዛዕባ ማሕበራዊ መነባብሮ ምስ ኣቦይ ቀሺ ምዝራብኪ
@rooneytesfay8452
@rooneytesfay8452 6 жыл бұрын
Kibret yihabkum abo keshi and tanks weyni haftey kexlyo ajoki .
@adhanomferejay657
@adhanomferejay657 7 жыл бұрын
weini lomi nay bhaqi mhari medeb aqribki tanks abona qale hiwet yesmalna nay wengiel sbketkum ybzhalkum edmen tanan yhabelna
@anjerufael1075
@anjerufael1075 7 жыл бұрын
kab mear welela zmqr qalat abona behaqi des zebl tmhrti amlak tefeqidwos knxbeyekum ina ab kalay egrkum sefih tmhrti kthbuna weini haftna dma btaemi nemesgneki ajoki gn hanti kbleki bzey aflto kikewn ykielyu abonas bzaeba akedadna kmhru xenihom emo nski wn bflay nmerahti haymanot kemzi medeb ente dea haliki nwh zbele kdan tekedinki ktmexi ylabo thank you so much xbuq program
@aryammusie3305
@aryammusie3305 7 жыл бұрын
Weyni jigna naybehaki des zibl program eki temxie kexlyo teketateltiki lab xibah nab xibah eyu zibezh zelo ajoki ajoki kexlyo Aboy keshi kea amlake esrael Agolglot giziom ynarkelom amen
@meley_natey_4800
@meley_natey_4800 7 жыл бұрын
Amen amen Amen 🙏 🙏🙏Aboy keshi qal hiwet yesmalna egzabiher amlkena sela kalatu zetamsgene tekun
@mttm8521
@mttm8521 7 жыл бұрын
Wow btaemi des zebl mkri thanks aboy keshi and weyni shkor..tesfa ngebr kemzi mesali xbuk maeda ketekrblna 👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼
@teameadhanom6237
@teameadhanom6237 7 жыл бұрын
Selamkum ybzah aboy keshi qale hiwot yesmialna nay agolglot zemenkum ybark. wey ni haftna yekenelna bertiei kexlyo.✋✋✋✋✋✋✋
@lassmir8903
@lassmir8903 7 жыл бұрын
ነቦና ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዕድመኹም ይባርኸልኩምን ይቐድሰልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ወይኒ ናይ ብሓኪ ሎሚ ካብ ኩሉ መዓልቲ ንላዕሊ ኣሕጊስክና ኣብ ዝመጽ ውን ከምዚ ናይ መንፈሳዊ ሂወት መደብ ክትቅርብልና ተስፋ ንገብ
@hubijj00asmrar98
@hubijj00asmrar98 7 жыл бұрын
Aboy kesh l am proud to be part of your family it is wonderful lesson. well done . And Weini thank you so much good job & hopefully you will bring again for Aboy keshi on your shower. pleaseeeeeeee
@hubijj00asmrar98
@hubijj00asmrar98 7 жыл бұрын
Sorry show*
@nigussiegebrihiwot1627
@nigussiegebrihiwot1627 7 жыл бұрын
I wish all the best. GOD bless you thanks. it is good. it is true. it is kind.
@solomonhailemichael2476
@solomonhailemichael2476 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmaelna abo keshi
@LOVE-yw3tv
@LOVE-yw3tv 7 жыл бұрын
ብሩኽ ምዓልቲ ዪ ንግሆ ተሲኤ ጸባ ዝኾነ ዘረባ ኣቦይ ቐሺ ሰሚዔ ፡ ኣቱም ሰበት ኣበየናይ ዓለም ኣለና ? ካብዚ ዝዓቢ ትምህርቲ የለን መንገድና ነዐሪ ፡ ኣብ ሙሉእ ሂወተይ ዘይፈለጥኩዎ ትምህርቲ ከሲበ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ናየገልጉሎት ዕድሜኣኹም ይባርኸልኩም ጎይታ ፡የቕንየልና ኣቦይ ቐሺ ወይኒ ሓፍተይ ከኣ ቑሩብ ኣብ ካልእሲ ድሓን ኣብ ናየቦይ ቐሺ ግን ኣከዳድና ቁሩብ ቂር ኢላትኒ ብዝኾነ ቐጽልዮ ።
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 71 МЛН
መበቆል ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ብመንጽር መጽሓፍ ቅዱስ 1ይ ክፋል
18:57
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 35 М.