መኣዝን ልምዓት - ኣግሮ ማሽነሪ - ንሰፊሕ ልምዓታዊ ወፍሪ - ERi-TV

  Рет қаралды 28,185

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV, Eritrea - መኣዝን ልምዓት - ኣግሮ ማሽነሪ - ንሰፊሕ ልምዓታዊ ወፍሪ | meazin limeat - Industrial farming

Пікірлер: 100
@Rakibella17
@Rakibella17 3 жыл бұрын
ኣሰይ ኤረይ ዓደይ ዓምብብለይ ሰስንለይ ዓይኒ ኣባይኪ ይደፈን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@eyerusalemz317
@eyerusalemz317 3 жыл бұрын
ተዓወቱ ደቂ ኤረይ ኣብ ዝወፈርኩሞ ኣሳልጦን ዓወትን ይግበረልኩም💪🏽🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nakfabrave
@nakfabrave 3 жыл бұрын
Eritrea work to feed her citizens, 🇪🇷 Eritrea doesn't pray for rain to Canada and America. Proud to be Eritrean 💪.
@edfess5424
@edfess5424 3 жыл бұрын
Eza hager wana alewa.deqi Eri anabs nkolo tsero nkolo tmkto jegano raza nay aboa haza kezbhal nay tom jegano Abotatkom & Adetatkom wesidkom awet nhafash.god is good & god bless u & god bless our beautful Eritrea
@nopenot4058
@nopenot4058 3 жыл бұрын
Self reliance and resilience is the key to get where and when we want to be the product of a free nation
@ertrametkel700
@ertrametkel700 3 жыл бұрын
Never look back again! Independent, indifferent and resilient Eritrea will shine forever!
@erinabella5455
@erinabella5455 3 жыл бұрын
አሰይ ኤረ ለምልምን ዓምብቢ ተባረኽለይ: አሰይ ተመስገን ፈጣሪ ተመስገን ልዑል አምላኽና እና ባረኽካ ትባርኸና🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 жыл бұрын
ኤረይ ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልኪ
@AB-bh9tg
@AB-bh9tg 3 жыл бұрын
Asey ERU ❤️🇪🇷lemlmlna 🙏🥰
@amanuelbelay8486
@amanuelbelay8486 3 жыл бұрын
Thanks deqi Eri Anabes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏
@abrehetdebase6954
@abrehetdebase6954 3 жыл бұрын
ሃገረይ ክበሪ ንበሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@abrahamgmahder9421
@abrahamgmahder9421 3 жыл бұрын
Betami tsebuk srah deki eri edemen teanan netom meneseyatna yhabom amlak
@littlesecret892
@littlesecret892 3 жыл бұрын
Selamki ybzha Hagerey Eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Amlak ybarki Hagerey 🇪🇷 ERITREA 🌷🌷🌷🌷🌷
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት መደብ ክርኢ ከለኹ:እዚ ልበይ ብሓጎስ ኢዩ ዝመልእ።ጽቡቕ ናይ ሃገርካ ክትርእን ክትሰምዕን ኮለኻ:ምዕባለና ክኣ ብኡ መጠን ኢኻ ትስእሎ።ስለዚ ኤረና ትምርሽ ኣላ ሳላ ሓያል መሪሕነትን ጻዕራም ህዝባን። ዓወት ንሓፋሽ!!!
@teklit3568
@teklit3568 3 жыл бұрын
Merhaba deqi halal meret ayni abaykum ydefen
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 жыл бұрын
እዛ መደብ እዚኣ ናይ ወትሩ ዓሚለይ እንድያ። ንጸላእትና ካኣ ኣስናኖም ከም ዝሕርቅሙ እያ ትገብሮም። እቲ ጽፉፍ ውዳበ መራሕቲ ስራሕ ህ ኤርትራ ናብ ፍጹም ዓወት ከም ዘብጽሕ ብዘረባ ዘይኮነስ ብተግባር እንሆ ይምስክር። ውሑስ ሰላም ናይ ሓንቲ ሃገር ካኣ እዚ እዩ ምልክቱ። ክብሪ ንሰራዊትናን መሪሕነቱን !!!
@samisebey6738
@samisebey6738 3 жыл бұрын
@Aliens r real ንዓካ እባ ኮሮና ይውሰድካ ። ናይ ወያነ ሞት ዶ ነውጺ ፈጢርልካ? ወያነ ካብ ገጽ መሬት ጠቅሊላ ክሳብ ትድምሰስ ክንቃለሳ ኢና። ናጽነትና ንከይነስተማቅር ወያነ ብጉልባብ ዶብ ኣሳቢባ ሓይሊ ኢትዮጵያ ተጠቂማ ኣብ ነዊሕ እዋን ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ብዝወጠነቶ ትልሚ ንከተተግብር 3 ወራራት ኩናት ብክሊ ግንባራት ከፊታትልና ልዕሊ 90,000 ህዝብና ካብ ኢትዮጵያ ንብረቱን ትካሉን ቤቱን መንጢላ ኣባሪራቶ ጋሽ ባርካ ብምልኡ የዕኒያቶን ዘሚታቶን ህዝቢ ጋሽ ብምልኡ ተፈናቂሉ ክሳብ ሱዳን ውን ብዙሕ ሰብ ተሰዲዱ ን23 ዓመታት ከኣ ዶብና ብሓይሊ ተገቢቱ ኣነ ዝፈልጠን ጥራይ 8 ዓድታት ኣለዋ ኣብ ግዝያዊ መንበሪ ዝነብራ ሕጂ ኣብ ሽላሎ ኣለዋ ንግዚኡ ክሳብ ናብቦትአን ዝምለሳ። ኣብ ኣይሰላም ኣይ ኩናት ዝነበረሉ ውን ስነኣእምራዊ ጸቅጢ ንምፍጣር ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ ከምኡውን ንምድካም ሰራዊትና ወያነ ኣብ ድፋዓትና ብጸላም እናመጸት ንሰራዊትና ናይ ብጅቡጃት መጥቃዕቲ ትገብረሉ ኢያ ነይራ። ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ ብቁጠባውን ዲፕሎማሲን ንምምርካክውን ምስ ኩለን ጎረባብትን ኣፍሪቃውያንን ዓለማውያንን ሃገራት ሰሪሓ። ሕጂ ድሕሪ 2018 ተኮነውን ንሰላም ተሓሲማ ተቃወምቲ ኢና በሃልቲ ኣካኪባ መንግስቲ ኣብ ኣስመራ ክንቅይር ኢና ኢላ ክትፍከር ኣጽሚማትና ኢያ ናቱ መቀጸልታ ኢዩ ከኣ ናብ ከተማታትን ገጠራትን ኤርትራ ሮኬታት ክውንጨፍ ዝራኣና። ስለዚ ወያነ መንሽሮ ኤርትራ ኢያ ካብ ገጽ መሬት ተሓኪካ ክትጠፍእ ከኣ ኣለዋ። ነዚ ተይትቅበል ተኮይንካ ኪድ ምስወያነ ተሰለፍ ምስኣ ጌርና ክንሓጽበካ ኢና።
@wediereyjgna341
@wediereyjgna341 3 жыл бұрын
@@samisebey6738 nay behaki nfue eka kkkkk bxelam mexiom diyom hizemo ezi kulu merietna nska gn Hade wedi shermuta eka wedi kondaf nbealka ab ztiemeka hadimka mexikas hji hbzi konka knkales tbl aleka wedi dkala
@senayberaki4276
@senayberaki4276 3 жыл бұрын
Hehehe iway kkkkkkkkkkkkk nihnas nihazin alona umbae
@hbhbhbhb9676
@hbhbhbhb9676 3 жыл бұрын
💪💪🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪💪💪💪👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️👏👏👌👌👌🐪🐪🐪🐪🐪❤️❤️✊✊👏👏👏👌👌👏👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏
@samisebey6738
@samisebey6738 3 жыл бұрын
@@wediereyjgna341 ብሽም ኣዴካ ኣይትጸውዓኒ ኣታ በትኪ። እቲ ጽሑፍ ከምዘለዎ ብምልኡ ኣንብቦ ቆንጪልካ ዘይትርጉሙ ኣይትሃቦ። ደሓር ከኣ ኣነ ውን 80 ዓመታት ህዝብና ግዳይ ብምካኑ የሕዝነኒ እምበር ፌስታ ዝገብረሉ ወይ ዝሕጎሰሉ የብለይን። ንሕና ስለዝተገደድና ጥራይ ኢና መስዋእቲ ንከፍል እምበር ደስ ኢልና ኣይኮናን ሃገርና ከኣ ብመስዋእትና ኢያ ክትህሉ ኪኢላ ያኢ ንስካ ግን ህያብ ዝተዋህበትና ኢዩ መሲልካ ዘሎ። ኣይንከላከል ማለትካ ድዩ ? ዶስ እዚ ኩሉ ብወያነ ዝወረደና ሓደጋ ኢዩ ዘይተሰቆረካ። ደሓር ኣብዚ ኮይንካ ንቃለስ ትብል ትብለኒ ኣነ ከምሰብ ህዝበይ ይቃለስ ተሎ ንቃለስ ይብል ምክንያቱ ናቱ ኣካል ስለዝኮንኩ እምበር ኣነ ዝመርሖን ዘበግሶን ስለዝኮነ ኣይኮንኩን።
@kukukuku5502
@kukukuku5502 3 жыл бұрын
Aseyyyy Aseyyyy Aseyyyy Elelelelelelelelelelel 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@menilekkenfe4708
@menilekkenfe4708 3 жыл бұрын
Good job 👏 thanks Eritrea 🇪🇷 tv 📺 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👏👏👏👏👏👏
@weinihabtegabir8324
@weinihabtegabir8324 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@rimey8334
@rimey8334 3 жыл бұрын
Welcome Deki ERITREA Halalat Kemzi Enageberkum Meza Nafiekna Zelena Btesfa Naba kenebl💪💪💪💪💪🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💞💞💞💞💞💯💯💯💯
@ngusie4368
@ngusie4368 3 жыл бұрын
Job well done.Forca Eritrea !!!
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 3 жыл бұрын
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 жыл бұрын
ኤረይ ሳላ ደቅኽን ውሕሉልን በሊሕን መሪሕነትን እዚ ኹሉ ሽግር በዲሆም ኣብዚ ክንበጽሕ ዘለኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 3 жыл бұрын
መርሓባ
@BabaBaba-br9kp
@BabaBaba-br9kp 3 жыл бұрын
IT IS A VERY GOOD JOB BUT THE GARAGE WAS FULL OF OIL IT'S NOT GOOD FOR THE LAND IT SUPPOSE TO BE CEMENT THANK YOU FOR SHARING
@eriangelino7800
@eriangelino7800 3 жыл бұрын
Baba baba Agreed. It looks like a make shift garage. I don't think they planned to build statebof the art garage.
@tadeseyonas9130
@tadeseyonas9130 3 жыл бұрын
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi
@danitesfamcael7537
@danitesfamcael7537 3 жыл бұрын
Erey 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪✊
@hanibalaraya1677
@hanibalaraya1677 3 жыл бұрын
Good job 🇪🇷🐪🐢👍🌾💯✔
@emafili6843
@emafili6843 3 жыл бұрын
Jganu deki erey ade welida tmken
@ndjdjdjdidisis9887
@ndjdjdjdidisis9887 3 жыл бұрын
SENT guzui harding cranial.
@geriegerie3568
@geriegerie3568 3 жыл бұрын
ትራክተራት ኣብ ጽላል እምበር ኣብ ጸሓይን ንፋስን ዝዕሸጋ እንተኮይነን ብዙሕ ከገልግላ ኣይክእላን ኢየን ስለዚ ጽላል እንተዝስርሓለን ተተካኢሉ ናይ ምዝሓል ዓቕሚ ዘለዎ ገለ ነገር ሃሰው እንተዝብሃለለን?ዚንጎ ንባዕሉ እሞ ካኣ ኣብ ሃሩር ባርካ ኣሸጋሪ ስለዝኮነ ቀልጢፈን ይኣርጋ፡ ጋራጃት ንባዕሉ ካብ ብዚንጎ ገለ ካብኡ ዝሓይሽ ሃሰው እንተዝበሃል ግርም ምኾነ?።
@tesmsghina3588
@tesmsghina3588 3 жыл бұрын
መልሲ ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ኣለካ ምስ ሓላፊ ኮርፖረሽን ጥሪትን ዘራእትን መጀር ክብርኣብ ኣብርሃ ዝተገብረ ቃለ መሕትት
@weditessenay5951
@weditessenay5951 3 жыл бұрын
ትዝታ ኣሎል ትዝታ ሃገራዊ ጥሙር ማሕረስ 1998 ጎልጎል ጎልጅ, ገርሰት, ባርካ ላዕላይ መንሱራ ትንሺኣይ. ቶኮምብያ ሻንቡቆ ቡሹካ, ደንበ ኣስመራ, ኣድ ተኽለሃይማኖት ገዛ እራብ, ቀዳማይ ወፍረት ሞጎሎ ነይሩ, ድሕሪኡ ኩነታት ገዛገርህላሴ ወያነ መጥቃዕቲ ፈንዩ, ካብ ሞጎሎ ን ሻንቡቆ :: መግስቲ ልዑል ምስግስና ኣሎኒ እሙን መርሕነት ዶሞዝና 900 ናቅፋ ኣብ ሰዓት 10 ናቅፋ ኣበል ነይሩና 10 ሰዓት ንሰርሕ 100 ንመዓልቲ መገብቲ ኣሎዋና ሳባ ንዶሮና መሕጸቢ :: መንግስቲ መሰል ሰራሕተኛታት ዝሕሉ እዩ. ብዞም ሓሳዳት ወያነ ተሓስና:: ድሕሪ 20 ዓመት ሞት ወያነ ርኢና ሂወትና ናብ ንቡር ክምለስ ዓቢ ተስፋ ኣሎነ ብነጻ ማሕረስ.
@biniamgere4925
@biniamgere4925 3 жыл бұрын
Eritrawian dea nay moya endiyome weyane nay meliman moya 😂😀
@rutyemane6131
@rutyemane6131 3 жыл бұрын
Good job 👍🏽
@lilimehari1751
@lilimehari1751 3 жыл бұрын
👍👍👍
@zereghebreyohannes3040
@zereghebreyohannes3040 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏼
@Mohamed-ev3gv
@Mohamed-ev3gv 3 жыл бұрын
very slow growing, I hope my lovely country get over it this dark period time 🤲
@rimonsimon130
@rimonsimon130 3 жыл бұрын
Deki Eri 😍🤗😁🤔🍎.
@rimonsimon130
@rimonsimon130 3 жыл бұрын
😁😁😁
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 жыл бұрын
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET
@michaelgebercirstos9712
@michaelgebercirstos9712 3 жыл бұрын
The challenge was unthinkable however with the government who has vision for future Eritrea showing us on the ground how to change the desert into agro industry. Kudos to our government
@yohanhan2972
@yohanhan2972 3 жыл бұрын
እገዳን ዲፕሎማስያዊ ተነጽሎን ንልሞዓታዊ ምንቅስቃሳትና ሰፊጡ ሒዙ ፤ በዘይተኣደነ ናይ ምዕራባውያን ሽርሕታትን ዘየብሪ ጸለመን ባሕጓጊ ሞራል ዝኾነ ስነ ኣእምሮኣዊ ኲናትን ንግስጋሰና እናተፈታተነና መልሲ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ መዓንጣኻ ሸጥ ኣቢልካ ስራሕ ፡ ስራሕ ፡ ስራሕ ጥራይ ነይሩ ። ህ.ግ.ከምቲ ንኽውንቲ ኤርትራ ኣብ ቅድሚኦም ኮፍ ኣቢሉ ንሓያላን ካብ ድቃሶም ዘበራበሮም ፡ ሕጂ ከኣ ማሕለኻታት ጌርና ንህ.ግ.ኣልሚስናዮ ኢና እናበላ ከለዋ ፡ ዘይግዳዱ ግንባር ግን ብሰላሕታን ፡ ዓው-ዓው ከይበለን ኣብ ዞባናን ኪንዮኡን ጽልውኡን ተሰማዕነቱን ኣዕዚዙ ቦሎኽ ኢሉ ብምውጻእ ዳግማይ ካብ ድቃሰን ኣበራቢርወን ዳግማይ ናይ ጸለመን እገዳን ጸወታ ብምልዓል ደምበርበር ይብላ'ለዋ ። እቲ ዝዓበየ ፍሽለቶም ግን ፡ እታ ብዓንተብኡ'ውን ዘይተበርሃቶምን ስግኣት ዝፈጠረትሎምን ሳዋ ኣንጻር ድልየቶም ዓምቢባን መፈልፈሊ ሞያውን ኣካዳምያውን ዕጥቂ ዝዓጠቁ መንእሰያት ምዃና'ዩ። ከቢድ ስራሕ ዝሓትት ግን ከኣ ዝሃብካዮ ዘፍሪ ጎላጉል ኤረይ ፡ ክኢላዊ ዓቅሚ ሰብ ፡ ዘመናዊ መሳርሒታት ሕርሻን ልዕሊ 930 ዓበይትን ንኣሽቱን ዲጋታትን ራህያታትን ተራኺቦም ከኣ ርኣይና በሊ ፡ ደቂ ኤረይ እገዳ ኣየሰንብደና ሽርሒታትኪ ኣየሰናኽለና ይብልዋ ንዓለም ብዓለማ ።እሞኸ ድኣ ተጠሊዕና መን ከማና እንተበልናስ ኣየምሕረልናንዶ ? የምሕረልናን ፈረቃን ። ዕድመ ነቲ ዘይጽወር ዝጸውር ግን ከኣ ኩሉ ጊዜ ስዒሩ ዝወጽእ ህ.ግ.። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ።
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 жыл бұрын
AWET N'HAFASH
@ftl6230
@ftl6230 3 жыл бұрын
Xbuk, ske kemzita ariuna, tesfa zhb u. Netom menseyat ka wela b group kabzi srah directly kem zrebhu gberuwom(financially). Metan Moralom kwsk
@semerekahsay189
@semerekahsay189 3 жыл бұрын
jonge arkey abey kon yhlu
@lidiasol
@lidiasol 3 жыл бұрын
👍👍🇪🇷🇪🇷
@sandman6520
@sandman6520 3 жыл бұрын
100% 100%
@bhlbibrhane5568
@bhlbibrhane5568 3 жыл бұрын
000%000%
@ancharotube7658
@ancharotube7658 3 жыл бұрын
👍👍👍👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫💪🏼💪🏼💪🏼
@freweiniteclemicael5027
@freweiniteclemicael5027 3 жыл бұрын
Amen amen amen zeytidifer ewe kebira tinber sala jeganua 60 amet ab gedli alokum haleftina brukat seb tuy gerkum kithanxu meret bgaz bnabalin zibademe ketelmiau xelae kitikelakelu bietimhirti kulu aynet ashhat zikifelo bnexa tihibu digri diploma nurse mecanikat eleyirikat constraktion alementary guner secondery kulu nexa mengstina dew ybel kulom haleftina tiaumat dehay edimen tienan yhabkum xamakum yriekum salakum alo Eritrea ms alem maekeb tibdihu nskum entay zeytibdihu nakum hizina meneseiatna tieyom kemakum jeganu fetewiti srah ftpetewti hager kuynom warsay aserkum koynomula atum brukat niay zeyblu
@tehabenhizbey4778
@tehabenhizbey4778 3 жыл бұрын
ኣዚ ስራሐት ሕርሻ ተስፋን መባእታን ናይ ነብስኻ ምኽኣል እዩ እም ዓወት ይትምነየልኩም። ኤርትራ ነቶም ዝሸቀጡላ ዘይኮነትስ ነቶም ዝደኸሙላ ዝሰንከሉላ ዓስቢ ትኹንኩም !!!
@tesfomtekleab1120
@tesfomtekleab1120 3 жыл бұрын
Merhaba Merhaba Eri-tv merhaba merhaba merhaba Eri-tv merhaba Eri-tv
@eritree9794
@eritree9794 3 жыл бұрын
🌴🇪🇷ይካአሎ🇪🇷🌴 አለቡ ብቋንቋ ትግራይት ኾይኑ ትርጉሙ *{ የብሉኒ }* ማለት'ዩ ! እቲ ሽም *አለቡ* እተባህለሉ ምኽንያት'ኻአ ካብቲ አኽራናት ወይ ድማ ጎቦታት *አለቡ* ለሚጽ ከውሒ ሰብ ዝአከቦ ዝመስል እሞ'ኻአ ሳዕሪ ዘይበቅሎ ጸምጸም በረኻ ዝመጸ ሽም'ዩ ይኹን ዳአ እምበር እቲ ዘይሕለሎ በሊሕ ይእምሮ ኤርትራዊ ዜጋ ካብ ከውሒን ንቁጽ መሬት ናብ ሓምላይ ክቅይሮ ክርኢ ከሎኹ ፍናን ይስመዓኒ ። ዮሃና ብምኽንያት መበል 30 ዓመት በዓል ነጻነት ሃገረ ኤርትራ ንኹሉ ሕቡን ኤርትራዊ/ትን ። 🙏
@abadihadish4866
@abadihadish4866 3 жыл бұрын
Nskum limat tblu alekum mensey eritrean kea ab zeymlketo kunat tetfiewo alekum
@morgere8375
@morgere8375 3 жыл бұрын
Ygerm iu bhaki mesakin adetatna btimuy ke den dhay deken sienen knebia ywiela alowa akkkkkk🥲🥲🥲🥲🥲
@biniamabrha4793
@biniamabrha4793 3 жыл бұрын
eritria already become rich after things were stolen from tigrayyy
@ftl6230
@ftl6230 3 жыл бұрын
Tm bel, tumuy! Tay alekum u, b safety net tnebru. Kid n HWHAT seriqkumna belom, nsom yom 27 ksequka nierom
@taibajabr4758
@taibajabr4758 3 жыл бұрын
On the day of the Eritrean detention. I wish everyone to stand with this case against the unjust regime that did not show mercy to their country people. You must have a voice that is not afraid to speak in order to free Eritrea from the oppression of oppressors.
@fisshayemezgebu8858
@fisshayemezgebu8858 3 жыл бұрын
Selam-nekum-kab-Europa-zeserha Terakter-mesdad-yekal-deyou? Kem-welkeseb? Mengesti-fekad-yeheb-de-you?
@emagunersawi7381
@emagunersawi7381 3 жыл бұрын
@Fisshaye Mezgebu kubur haw mengsti second hand n eritrea mietaw ayefqidn u
@senayberaki4276
@senayberaki4276 3 жыл бұрын
Hehehe hji ke intay gerkum bi tilyan dikum neru tibil pow
@noh9090
@noh9090 3 жыл бұрын
Ata kedmtay tezreb ab bayta zeyle haaa
@devid1988
@devid1988 3 жыл бұрын
እዘን ኩለን ትራክተራት ኮሎዋ የን ፡ህዝቢ ብስእነት ኮስቲርኩሞ። እስከ ዓመት ምሉእ ናይ ኮረና ዓጺኹሞ ፡ እንታይ ናይ ናብራ ሓገዝ ገርኩም?
@erisun1278
@erisun1278 3 жыл бұрын
ሓሲኹም ኣይምነወኩም ኣታሊልኩም ኣይስልቺወኩም ኣይትሓፍሩን ድማ ኣብ yuotube share ትገብርዊ ነት ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምትላልኩም ዘየኣክል ኣስመላሽ ኣታ ወዲ ሸርሙጣ መዓልትካ ተጸበ
@tedroszegherghish9062
@tedroszegherghish9062 3 жыл бұрын
ውሓጥዎ ጥራይ ኩላትኩም ሓሳዳት ደም ክጥዕመኩም ምዕባለ ኤርትራ ባህርያትኩም እዩ።
@erisun1278
@erisun1278 3 жыл бұрын
@Wred Deyb ኣምሓራይ ኪድ ጎንደርካ ሃማም
@maxtec2835
@maxtec2835 3 жыл бұрын
ዓጋመ ኣለኹም'ዶ ካብ ትግራይ ዝተሰርቃ ማሽነርታት አባ'በሉ lol
@abrahamgirmay7971
@abrahamgirmay7971 3 жыл бұрын
Kkk(
@gerieyohannes9226
@gerieyohannes9226 3 жыл бұрын
Metalelti egdef
@yaf8034
@yaf8034 3 жыл бұрын
Private companies eyom neti nbretat serihemo welki sebat ka ytkemlu mengsti kulu control tegeyrwo gn mebale yelen
@sandman6520
@sandman6520 3 жыл бұрын
ሰይ ኮቴ ውይ አብዘነካ መወርዛይ ሎቅምስ ሱቅ በል ዘሰረህ ሰብ ተከልካ አድነቅ ተዘይኮነ ሱቅ በል ደንቆሮ ሰነፍ ጹልሞት አሙሮ
@yohanneszacharias8456
@yohanneszacharias8456 3 жыл бұрын
Learn the history how they developed,then u will get the good path Eritrea is going through.
@yaf8034
@yaf8034 3 жыл бұрын
@@yohanneszacharias8456 economic growth doesn’t happen if everything is controlled by one entity there has to be private companies for innovation and government so one company won’t have all control like what is happening now
@yaf8034
@yaf8034 3 жыл бұрын
@@sandman6520 zeytesemamaekayo neger telo htet kab tsaref. Hto tezeyblka gn Hakey eye malet eyu
@yaf8034
@yaf8034 3 жыл бұрын
@Wred Deyb private company telewa ab hade adi new technology and new products yfter ezi Ka eti private company ms Kalot company zmdnatat geyru hagerun tkalun yemaebl msh aleka kemzi mengsti ms Kalot hagerat zgebro zmdna
@natiati6001
@natiati6001 3 жыл бұрын
ኣታ ንመን ኢኩም ከተዳናግርዎ ኣብ ናይ ኣለቡ ጋራግ ሲ ዝሰርሃ ዶ ይበዝሃ ዋልስ ኣቡ ተጋሂፈን ዘልዋ ኩሩብ አባ ተሰከፉ አንታይ ጌርኩም አዚ ህዝኒ ተታልልዎ
@eliaslondon7738
@eliaslondon7738 3 жыл бұрын
Nati kabtom Guhafat akotatka malelit men terifu wela kula wekaria beliewom thanks shabia
@asmerashqor8736
@asmerashqor8736 3 жыл бұрын
@Nati Ati ! Yes I know you are jealous!!! But it’s all ready done ✅ you’ll see soon than you stop 🛑 taking. I give to you my advice give us few more time thanks
@metkeltesfay6516
@metkeltesfay6516 3 жыл бұрын
Abey alo eti lemat balkum ka teblwo hezbi eritrean kabkum ayxben eu yeklkum atum belom zeyxgbu
@nemroudgidey3202
@nemroudgidey3202 3 жыл бұрын
ሰረቅት ሐሳዳት ንሲኩም ዳአ ከበይ አምጺእኩምዋ ዚሰረቅምዋ ማሺንንእምቨረ ረሳሐት
@delinamekonen8921
@delinamekonen8921 3 жыл бұрын
Tgrewet komalat entay dsrek alku kabakum ydhnena
@b.malebothanks3037
@b.malebothanks3037 3 жыл бұрын
Ezi kh'ulu ab tigray te z'nebr d'A hiji atik'nuo ze'lekhin tif'At m'dhankin nerkin. D'msusat hasewti.
@nemroudgidey3202
@nemroudgidey3202 3 жыл бұрын
@@delinamekonen8921 hesadati sereqt dist
@delinamekonen8921
@delinamekonen8921 3 жыл бұрын
@@nemroudgidey3202 dstkin kelbi ashenelun abeu gejefti kumal kxnhwo kkkkkk
@nemroudgidey3202
@nemroudgidey3202 3 жыл бұрын
@@delinamekonen8921 anta diqala wedi tor tim elka tiray aboka dile resahe maheym lemanti megzati ztaoemom lekabati ftiret
@abeltechnology9402
@abeltechnology9402 3 жыл бұрын
Propoganada yehwatna gdedfulna nab quinat aytetwulna entay gerkumyu gn ezi wxu-e hzbi kndzi tesakiwo idka hibkayo zeynakes hzbi
@abeltechnology9402
@abeltechnology9402 3 жыл бұрын
@Wred Deyb yekenyeley sle zxerefkani ane tgray tsr kbl aysemakann poletica wn ayfetun eye ane zbelku yehwatna ab quinat aytetwwom hxanat kol-u eyom entayu ezi hzbna bedilkum eye zbl zeleku
@tsighehanaghebreyesus1366
@tsighehanaghebreyesus1366 3 жыл бұрын
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,3 МЛН
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 16 МЛН
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 101 МЛН
ንኡስ ዞባ ሻምቡቆ | Exploring sub-zone Shambuqo - Mosaic | Eri-TV
16:09
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 9 М.
Midday News in Tigrinya for December 14, 2024 - ERi-TV, Eritrea
18:57
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 1 М.
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,3 МЛН