መኣዝን ልምዓት - ምህርቲ ጸባን ውጽኢት ጸባን | Efforts to increase milk and dairy production - ERi-TV

  Рет қаралды 26,193

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 87
@ferewenitesfay4945
@ferewenitesfay4945 3 жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል እግዚአብሔር ዑድመን ጥዑናን ይሃብኩም ሃገርና ይባርከልና።
@letinaberhane2172
@letinaberhane2172 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ንህዝብናን ሃገርናን ይባርክ አሜን. ንዓኻትኩም ድማ ዕድመን ተናን ይሃብኩም ኣምላኽ አሜን.
@berihuhadish8975
@berihuhadish8975 3 жыл бұрын
ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ በርትዑ ኣጆኹም። ሰላምን ጥዕናን ነታ ነፍቅራ ሃገርና።
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን🙏🏾🙏🏾
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 жыл бұрын
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET ERITREA RESILIENT AS EVER 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@knowledgeispower1502
@knowledgeispower1502 3 жыл бұрын
Eti qendi zehguseni nay Er🇪🇷.... baelka bbaelka mukanu iu God bless ma COUNTRY & ma lovely people ❤🇪🇷❤📚❤
@meron5303
@meron5303 3 жыл бұрын
ኣጆኩም ደቂ ኤረይ ብርሃን ኣብ ቅድሜና ኣሎ ህዝብና ኣክንዲ ብማይ ብጸባ ክዳን ዝሓጽበሉ ግዜ ርሑቅ ኣይኮነን 🇪🇷🇪🇷
@angebangeb639
@angebangeb639 3 жыл бұрын
ሳሌመፍች ቶርነዘ ካብቲ ቀንዲ ተፍርዮም ዝነበረት ሪኮታ ቡሮን ፓናን እዮም ኩሉም ተጀምሮም ኣለዉ ግና እቲ ቀንዲ ተፈታዊ ፓና ኣይተጀመረን ክትጅምርዎ ተስፋ እገብር ኣምላኽ ይሓግዝኩም ሰሰናዩ እምነየልኮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👍
@amleset7382
@amleset7382 3 жыл бұрын
Ajokum wegenatey bright future ✨ Eritrea 🇪🇷 is soon
@eliasgoitom8955
@eliasgoitom8955 3 жыл бұрын
soon indeed
@tadeseyonas9130
@tadeseyonas9130 3 жыл бұрын
aseyyy muqurat sdrabietey amlak msakum ykun amien bahaqi
@sosweet6192
@sosweet6192 3 жыл бұрын
Ajokum deki Ere halalat shkorinatat 🇪🇷 🇪🇷❤❤❤❤ God bless and protect you 🤲🤲🤲🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷
@yonassbhatu8
@yonassbhatu8 3 жыл бұрын
Xbuq serah!
@eritrea6227
@eritrea6227 3 жыл бұрын
God Blesse you my 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🥰🥰🙏🙏
@samritube6
@samritube6 3 жыл бұрын
God bless you my 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰💞❤🙏🙏🙏
@makdatewolde3180
@makdatewolde3180 3 жыл бұрын
❤️🇪🇷❤️💪🏾💪🏾💪🏾🙏🙏🙏 WOW God blessing you guys and God blessing our country Eritrea❤️🇪🇷❤️
@simonmahary1076
@simonmahary1076 Жыл бұрын
This blue bucket 🪣not good for milk 🥛🫶🏽 tank you for show 🙏🏽
@amanuelbelay8486
@amanuelbelay8486 Жыл бұрын
Thanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💯👍👍👍🌿🌿🌿
@sambeyen9464
@sambeyen9464 3 жыл бұрын
anbesatat...good luck my people
@lizaddisberhe7234
@lizaddisberhe7234 3 жыл бұрын
May God bless u more I hope u will distribute all over
@siemt165
@siemt165 3 жыл бұрын
Amlak hagernan hzbnan barkelna amen☺️❤☺️
@edenyemane9571
@edenyemane9571 3 жыл бұрын
Tsubuk sirahi eyu ,👌🙏
@michaelberhane6806
@michaelberhane6806 3 жыл бұрын
እግዛቢሄር ን መንግስቲ ኤርትራን ን ሃገረ ኤርትራን ይባርኽ : : ብሰላም ድማ ን ዓድና ንምለስ ይግበረና : : ምሳሌ 28:19 ግራቱ ዚከናኸን እንጌራ ይጸግብ፡ ደድሕሪ ምናምን ዚስዕብ ግና ሽጋር ይጸግብ።
@tesfitabrhaley4428
@tesfitabrhaley4428 3 жыл бұрын
ናይ ኤርትራ ምዕባሌ ዘይ ደልዩ ሓሳዳት የትፍኣልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 👍👍👍 ኤርትራ ንቅድሚት
@yonansereke5720
@yonansereke5720 3 жыл бұрын
btemi xbuk 😍😍😍😍😍😍
@nanna9497
@nanna9497 3 жыл бұрын
God bless Eritrea and Eritreans 🙏🇪🇷🇪🇷
@eritrawit7184
@eritrawit7184 3 жыл бұрын
ኽቡር ሓላፍ ዓቢ ታሪኽ ኣለና ዛኣንታ ንስምዑ ናይ ዔላ በርዒድ ሕሪሻ ፎሪታታት ብዓብ ስራሕ ክትታሓዝው ብዓቢ ኣቅሊቦ ንሊመነኩም ክምቲ ናይ ቅድም ክትፍሪው የቅንየልይ
@zegola7325
@zegola7325 3 жыл бұрын
🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹
@sanaytsanayt9512
@sanaytsanayt9512 3 жыл бұрын
🇪🇷❤💯🌷
@rimon6793
@rimon6793 3 жыл бұрын
ደቂ ዓበይቲ ነዛ ኮመንት ተንብብዋ ዘለኩም ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላም ይምነየልኩም ኣስሓቅቲ መሃርቲ ኣዛናጋዕቲ ኣገረምቲ ምስ እትደልዩ ስብስክራይብ ግበሩ ኣሕዋት...
@ኤርትራዊእዩመንነተይ
@ኤርትራዊእዩመንነተይ 3 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ እዩ ግን ኣንሕና ኤርትራውያን ክንስተውለሉ ዝግባእ ዝኾነ ድኻምን ጻዕርን ከይ ገበርኻ ብቕሩብ ወጻኢ ሂወት ህዝቢ ክልወጠሉ ዝኽእል ምግፋፍ ዓሳ ኣሎ. ስለምንታይ መንግስቲ ነዚ ጸቕጡ ክሰርሓሉ ዘይፍትን ህዝብና እንተ ሓመቐ ኣብ መዓልቲ ሓንቲ ግዜ ዓሳ ክምገብ ምስ ተገበኦ ግን ክሳብ ሕጂ ኣይተገብረን ብሕጂ እንታይ ይሕሰበሉ ኣሎ እቲ ጸገም ዓቕሚ ገንዘብ እንተ ኾይኑ ይነገረና አንሕና ኣብ ስደት ንነብር ኤርትራውያን ሂወት ህዝብና ክንቅይር ድሕር ኣይንብል ኢና. ስለዚ እቲ ጸገም ሕስረት ገንዘብ እንተ ኾይኑ ከም ኣጀንዳ ሒዝኩም ነዚ ጉዳይ ን ኣብ ስደት ዝነብር ህዝቢ ኣቕርብሉ ኤርትራዊ ድማ ክገብሮ ከም ዝኽእል ይኣምን እየ ምክንያቱ ቅልጡፍ ዝኾነ ለውጢ ኣb ውሽጢ ሃገር ክህሉ ስለ ዝደሊ መነባብሮ ህዝቡ የሕስቦን የጨንቆን ስለ ዝኾነ.
@michaelnegusse2652
@michaelnegusse2652 3 жыл бұрын
ልክዕ ኣጆኹም ፍረ ጻዕርኹም ኣብ ጥዕና መጻኢ ወለዶ :ብግቡእ ዝተሓንጸ ኣካላት መንእሰያት ብሓፈሻ ሕብረተሰብ ብሰንኪ እኹል ጸባ ዘይምርካብ ብሰንኪ ዋሕዲ calcium, vitamins ተሃስዩ አሎ ኣብ ምህርቲ ሃብቲ ባሕሪ seafood ዉን ዓቢ ቆላሕታ ክግበርሉ ይላቦ ::🇪🇷
@ephraimtik920
@ephraimtik920 3 жыл бұрын
እሪኢቶሃ ጹቡቅ እዩ!! Kkkkkkk ብቀሊሉ ቆልእ አብ ግዜ ህጻን ከሎ አሳ ዲዩ ዝጠብው??? እንኳእ ሰላም መጸ እበር ምፍራይ ጸባውን አገዳሲ እዩ!! አብ መጻኢ አብ ቱሪዝም ጸባ አገዳሲ አንዲ ህቆ እዩ ኮብ ጸባ ዝስራህ ብዙህ እዮ። አብ ወጻኢ ትነብር ተኾንኮ ትፈልጥ ይመስለኒ!! አንድ!! አራሂኮ ህሰብ። ኤርትራ መጻኢ እድላ ምግቢ ጥርይ አይከነን ብዙህ መደባት ምእበሌ ይጽብይ, ስለዚ መንግስት አብኩሉ መደብ ህርቻ ሰረት ክጂመራ ግድን እዮ!!! Kkkkkkkkk,ማራ አሳ ትፈትው ዲሃ?? አጃሃ አሳ ማእርኡ ይስራሃ አሎ።
@ኤርትራዊእዩመንነተይ
@ኤርትራዊእዩመንነተይ 3 жыл бұрын
@@ephraimtik920 ጸባን ውጽኢት ጸባን ኡኮ ቅቡል ኢለዮ ኣለኹ ግን ምግፋፍ ዓሳ ድማ ብጉቡእ ክስርሓሉ ኣለዎ እየ ዝብል ዘለኹ
@ephraimtik920
@ephraimtik920 3 жыл бұрын
@@ኤርትራዊእዩመንነተይ ከመይ ውኢልኮ ምግፋፋ አሳ ክስራሃ አለወ እሳማማእ, ምግፋፋ አሳ አብ ባህሪ ገንዘብ ተሎ ብቁልጥፍ ዝደሌሃዮ ክተገብር ይከአል ብዙህ ዘየጨንቅ አየዃንን። አስተውእል!! አብ ህርሻ ብፍላይ ምርብሃ ዋላ ዘአክል ገንዘብ ተሎ ግዜ ይወሰድ እዩ ከምእውን ክኢል ክነብረኮ።
@ENTERTAINMENT-lx3jj
@ENTERTAINMENT-lx3jj 2 жыл бұрын
ኣዚኣስ ህዝቢ ኤርትራ ብምሉኡ ኢያ ትገርሞ። ተገሪምካ ኣፍካ ከፊትካ ጠጦው ጥራይ ኮይንና።
@agordatbarka7127
@agordatbarka7127 3 жыл бұрын
Mashallah gamus
@freweynivanzwettsegaye5241
@freweynivanzwettsegaye5241 3 жыл бұрын
💝💝💝🙏🙏🙏🙏👍👍👍
@redseayouth9119
@redseayouth9119 3 жыл бұрын
I wish the government introduces the most business friendly policies for private investors coz our country doesn't need foreign investors as we have huge diaspora population and among them there are many successful business people in various fields. If we take a look at countries like Rwanda it has achieved remarkable level of growth, and is largely due to their government introducing business friendly policies. We want our country to grow rapidly and catch up with the rest of the developed world.
@teagesanday5578
@teagesanday5578 3 жыл бұрын
Ele adi kulu
@ደላዪፍቅሪ
@ደላዪፍቅሪ 3 жыл бұрын
ዒለ ዓዲ ጠስሚ ጸባ ዓዲ ኣራንሺ ማንጉስ እንታይ ሞ ዘይ ብልኪ፡ ኩሉ ኣሎ ኣብ ምድርኺ
@S.revolution
@S.revolution 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@tomasbelay735
@tomasbelay735 3 жыл бұрын
Waww
@musseandemichael2619
@musseandemichael2619 3 жыл бұрын
🙏🙏💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merkebsemere7027
@merkebsemere7027 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይ
@hasenkelifa339
@hasenkelifa339 3 жыл бұрын
💗💗💗💗💗
@begooddogood8334
@begooddogood8334 3 жыл бұрын
ዒላበርዕድ ድአ ኮነ ኢልኩም የዕኒኹማ እንዲኹም ንቁጻት እግሪ። አቦይ ጋይም ሰረቐ አሪጉ።
@meron5303
@meron5303 3 жыл бұрын
የቐንየልና ሰለ ሓበሬታኻ ካብ ሕስድና ዝተበገሰ ከም ዝኾነ በዚ ቪድዮ ተዓዚብናዮ ኣለና። ኣግሮ ኢንዳስትሪ ፋብሪካ ዒላበርዒድ ኣብ ከመይ ደረጃ በጺሑ ከም ዘሎ ብዓይንኻ ትሪኦ ኣለኻ እንዳረኣኻ ኣይራኣኹን እንካብ በልካ ግና ምሕረት የውርድ።
@begooddogood8334
@begooddogood8334 3 жыл бұрын
@@meron5303 አንታ ሓወይ ትፈልጦ ተኾንካ ዒላበርዕድ አበይ አሎ ፋብሪካ ነቢት: ፋብራካ ሳልሳ:ፋብሪካ መልማሌታ(መርቲ) አበይ አሎ እቲ ኩሉ ፍረታት ወይኒ: አኖኒ: መንደሪኒ ማንጉስ ፖፖየ አራንቺ ለሚን ወዘተ የሕምልቲ ከም ቮርቮኒ ሳማርሳን ኮሚዶረ ኮታ ገሊጽካ አይውዳእን አበይ አሎ መልሰለይ። ከም ህግደፍ ንቁጽ እግሪ ኸ አሎ ድዩ?
@shkorinabowey7958
@shkorinabowey7958 3 жыл бұрын
@@meron5303 Hesedena gelemele eske sukbelu menkexate Habtam nay Eritrea nemintayabzey adu keydu invest yegebere??? Aynena aytenkuruna segredob eye wexea sukelkume propoganda terahe geberu gele kerekeb kelo neti seb kemzi gerkume tetaleluwo hasweti meselchewate ufffeee
@lilimehari1751
@lilimehari1751 3 жыл бұрын
👏👏🥰
@likybob9254
@likybob9254 Жыл бұрын
Flooring tile fixing in bathroom
@yohanhan2972
@yohanhan2972 3 жыл бұрын
ኤርትራ ንህ.ግ.ሒዛ ሕፍርትን ብልጽግትን ሃገር ክትከውን'ያ ፤ ህዝቢ ኤርትራ'ውን ንህ.ግ.ሒዙ ቅሱንን ምዕሩይን ሂወት ክመርሕ'ዩ ፤ ድሮ'ኳ ባናኡ ይረአ'ሎ ። ንኺድ ጥራይ ደቂ ኤረይ ፡ መጻኢና ብሩህ'ዩ ። ዕድመ ነቲ ሓኾተ ህዝብን ግንባርን ፡ ሰሰናዩ ንሕቡናት ሃገራውያን ፡ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።
@aynagebre5606
@aynagebre5606 3 жыл бұрын
Hgdef Koloa kkkkk meshak
@amleset7382
@amleset7382 3 жыл бұрын
Of course Eritrea 🇪🇷 first
@meron5303
@meron5303 3 жыл бұрын
ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ብርሃን ኣብ ቅድሜና ኣሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ephraimtik920
@ephraimtik920 3 жыл бұрын
ዝምስገን!! አቀዲሜ ን መንግስቲ መሪህነቱን አክብሮትይ እገልጽ!!! አዚ ተጀሚሩ ዘሎ ምርብሃ ከብቲን ዉጽኢት ጸባን ብዝተከአለ መጠን መንግስቲ ኤርትራ ብዘይ መሻርክቲ ባእሉ ክውነኖ ይግብእ!!! ጸባ አብ ከባቢና ብፍላይ ሃገራት አረብ ሰፊህ እዳጋ አለወ። ኤርትራ አብ እዚ እዳጋ ዝበለጸ ተወዳዳሪት ክትከውን ብዙህ ተክእሎ አለዋ!!! *ብቀረባ ንራከብ ሃገር ስለዝኮናን ወጻኢ ትራንስፖርት ውህድ ስለዝኮነ። *ከምእውን organic ማለት ብተፈጥሮ ኮብ ዝፈረይ ምግቢ ዝምገባ ብምኮነን!! ****ብፍላይ ጥሊያን አብ ኤርትራ አብዝነበሩሉ እዋን ብግርህን ገዲፎሞ ዝከዱ ፍልጠት አይነት ፈርሞጃ ተለሊው ብቁልጡፍ አብኡ ዝሰርሁ ዝነበሩ ባአል እደመ ጸጋ ሰባት ተለሊወም ፍልጠቶም ን ኮሌጃት ከውሩስ ክስነድ መመሃሪ ክከውን ዝምልከቶ አኮል ግዜ ከየወሰደ ዝሃብክወ ሃበሬት ክትግብር እላበው። ብሃፈሽው ምፍራይ ጸባ መሰራታዊን አገዳሲ ስለዝኮነ ንሰደድን ን ውሽጢ ሃገር ከማልእ ብዝያዳ ክስርሃሉ!!!! አወት ን ሃፍሽ!!!
@Africa62524
@Africa62524 3 жыл бұрын
ሓደ ሃብታም ዝገብሮ ስራሕ, በጃኹምህዝቢ ኣሳትፉ, ብዝሒ ስራሕ ክፍጠር ህዝብና መታን ከይወጽእ, ኤርትራዉያን ጎረባብቲ ሃገራት የማዕብሉ ኣለዉ ቁሩብ ባ nqeyer
@shkorinabowey7958
@shkorinabowey7958 3 жыл бұрын
Habtam abey alo? Mengesti eu zeweneno yementelo 😉Kedeme Habtam, Mehur Neferom wexeome ab Zambia,Ab juba,Dubai,Angola adi seb yemaebelu alewu ezi betami zeguheyeni eu beayney zerakuwo eu 💔
@tsehaineshteadeltensu2567
@tsehaineshteadeltensu2567 3 жыл бұрын
@@shkorinabowey7958 ኤረትራ ማዕቀብ ተገሩላ ኮሎ እቶም ሃፋትም ወይ ነጋዶ ትብልዮም ዘለኺ ንህዝቢ ኤረትራ ከምድላዮም ዋጋ እንዳሸጡ ሕልና ዘይብሎም ነጋዶ እዮም ስለዚ ማዕቀብ ዘምጽኦ ጉድኣት ቀሊል ኣይኮነን ኮምኡ ውን እቲ ኣይስላም ኣይውግእ አብ ድፋዕ ሃገር ክውሕሱ ዓመታት ዝገበሩ እቶም ትብልዮም ዘለኺ ሓፋትም ኣብክንዲ ሃግሮም ዝሃንጹ ህዝቦም ዝሕግዙ ሰልዶም ሒዞም ዓዲ ሃገር ከይዶም ክሃንጹ ንዓዶም ኣይሓሰቡ ንህዝቦም ኣይሓሰቡ እምበር እቶም አብ ሃገሮም ዘለው ሓፍትም ሲ ንህዝቦምን ንሃገሮም ቀረብ ጌሮም ሓግዞም ይሕግዙ አለው መግስቲ ክኣ መስረታዊ ማይ ጹሩይ ምግቢ (ሕርሻ መፍረ )ሆስፒታል መብራህቲ ትምህርቲ ጽርግያ ኣብቲ ዘይብጸሐ የብጽሕ ኣሎ ካልእ ዝተርፈ ጌሩ ይገብር ኣሎ ምስ እዝኹሉ ትጻቦታት ናይ ደገ ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷♥️🇪🇷🌹ኩቡር ምስጋና ንመግስትናን ንህዝብናን ንዋርሳይ ይክኣሎ 🇪🇷♥️🇪🇷💪🇪🇷ክሳብ ሕጂ ከይተሓለሉ ሃገር ኣውሒሶም ዘልሙዕን ዝሃንጹን ዘልው ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም 🙏ዓወት ንሓፍሽ ✊️✊️✊️
@shkorinabowey7958
@shkorinabowey7958 3 жыл бұрын
@@tsehaineshteadeltensu2567 What are you toking about ? Where do you live? This is what they told you if you live in Diaspora please stop 🛑 spreading your propoganda !!!!!!
@shkorinabowey7958
@shkorinabowey7958 3 жыл бұрын
@@tsehaineshteadeltensu2567 Abey kiynki kemzi tebleni aleki? Kindey gize gerki kab Eritrea kabtewexi? suk elki halewlew aytebeli suk xebuk eu!!!!!!!
@shkorinabowey7958
@shkorinabowey7958 3 жыл бұрын
@@tsehaineshteadeltensu2567 Eti muhur ke entay koynu neferu kab adu? University nemintay Teaceu Makeb deki kitebleni? Makeb eko 2008 kebabi ei neru ezom habtamate ka seb Tekale seb Hotel eyome nay negado halewlew tebli aleki abey alo nay Bisha genzeb? Kulu ezi kidmi Egeda eu Tefeu ok kulu agelgote zegelgelene, zetegadelen wexeu eu ok !!!!ane 2011 eye wexea aneke esebti koyne wexe malet deu Eti ab Ethiopia zelo menesey ke bemuleu be Tigrai geru be nay Tegaru bus 300 nakfa kefilu direct kab Asmera zewexe 2018 baeley keman Tigrai bexhe mexe ayney anekureni!!!!!!
@especially4657
@especially4657 3 жыл бұрын
እቲ ጸባ ኢስያስ ተንቤናይ ይስትዮ ንህዝቢ ኤርትራ ድማ ደም ተስቲዎ ኣለኩም ባዓል ግለት ሓተላ
@ephraimtik920
@ephraimtik920 3 жыл бұрын
ቆማል ትግራዋይ!! ኩእንቲ አፍራይkkkkkkk አብዘይምልከተኮ ጠብሎቅ አይትበል!!!
@sarahmichael1328
@sarahmichael1328 3 жыл бұрын
Ata qomal chenawi agame 😁😁
@thebestisyettocome.7056
@thebestisyettocome.7056 3 жыл бұрын
@@ephraimtik920 Haqu ata wedi gahba Higdef. Rukus wedi sheqatit siwa. Bkemakatkum Eritrea teremisa.
@thebestisyettocome.7056
@thebestisyettocome.7056 3 жыл бұрын
@@sarahmichael1328 Ata gahba terewaet higdef Nay gbo nay dihrit mis higdef sle zlemedki haqi zereba aytfetwin eki. Gualta Nokal.
@ephraimtik920
@ephraimtik920 3 жыл бұрын
@@thebestisyettocome.7056 Kkkkkkkk ትግራይ ከመይ አላ ለማኒ ትግራዋይ??
@danielaraya9032
@danielaraya9032 3 жыл бұрын
ብውልቐ ሰባት ወይ ብ ማሕበር ዩ ክስራሕ ዘለዎ እንበር ብ መንግስቲ ኣይኮነን ክስራሕ ዘለዎ ኣይትሓፍሩን ዲኩም ከ መንግስቲ ዝኣክል ከፍቱ ደርሁ ከፍሪ የሕፍር ዩ
@meron5303
@meron5303 3 жыл бұрын
እፍካ ዝሃበካ ምዝራብ ዘይኮነ እዚ መደብ ንምንታይ ተዳዩ ብዛዕባ እንታይ ይዛረቡ ኣለዉ ሃዲእካ ስምዓዮም። እቲ ቀንዲ ዕላማ ብሃገር ደረጃ ናይ ዉልቂ ትካላት ኣለዋ ግና ነቲ ዘሎ ሕጽረታት ናይ ስጋ ቀረብ ይኹን፡ ናይ ጸባን ውጽኢት ጸባን ብሃገር ደረጃ ከረጋግኦ ኣይከኣለን። በዚ ምኽንያት ድማ መንግስቲ ግዲኡ ንምብርካት ነቲ ዘሎ ጸገማት ኣለልዩ ብብዝሒ ክሕለባ ዝኽእላ ጥሪት ይኹና ንመፍረ ስጋ ካብ ደገ እንዳእተወ ነቲ ዘሎ ጸገማት ኣብ ምርግጋእ ይርከብ። ስለዚ ነዚ መንግስቲ ወሲዶዎ ዘሎ ተበግሶትታ ከተተባብዕ እዩ ዝግብኦ።
@danielaraya9032
@danielaraya9032 3 жыл бұрын
@@meron5303 እቲ ዘሎ ሓቂ የ ዝዛረብ ዘለኩ ስለምንታይ ሕጽረት ስጋን ጸባን ዘይተረጋግአ ሞ በል መጀመርያ ፡ክሳብ 2004 ዝነበረ ግዜ ጽቡክ ገስጋስ የርኢ ኔሩ ድሕሪኡ ግን ሕጽረት ቐለብ ከፍቲ ሕጽረት መድሃኒታት ከጋጥም ጀሚሩ ቲ ህዝቢ ዝከኣሎ ፈቲኑ ግን ዝሕግዞ ኣይረከበን እንትርፎ ን ከይሰርሕ ዝዕንቅጾ ፡ሕጂ ከኣ ሲ ዚ ህዝቢ ጻዕራም ህዝቢ ዩ ዕድል ናይ ስራሕ፡ ቐለብ ከፍቲ፡ ምትቢባዕ፡ ጥራሕ ተተፈጢርሉ ሲ ባዕሉ ኻብዚ ዝበልጽ ስራሕ ክርየና ዩ ። ክትፈልጦ ዘለካ እዚ ሕጂ ትርእዮ ዘለካ ብ ሓደ ውልቐ ሰብ ጸጋ ዝስራሕ ስራሕ ዩ ዓቢ ነገር ኣይኮነን ፡ ስለዚስ ብ ከምዚታት ኣይንዓሹ ሓው
@meron5303
@meron5303 3 жыл бұрын
@@danielaraya9032 ሒዘካ ኣለኹ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት (PRIORITY) ዝበሃል ነገር ኣሎ። ሰማይ ሰማይ ጥራሕ ምጥማት ዘይኮነ፡ ስለምንታይ! ዝብል ሕቶ ክምለስ ይግብኦ። ባዕልኻ ገሊስካዮ ኣለኻ ድሕሪ ወራር ወያነ ህዝቢ ኤርትራ ብጽንዓትን ሓይሊ ኣምላኽን ተጻዊሩ ጥራሕ እዩ ዝሓልፎ ኔሩ። እቲ ምኽንያት ማንም ኤርትራዊ ስለ ዝፈልጦ ኣብዚ በብሓደ ክገልጾ ኣይደልን፡ ንመዘኻኸሪ ግና ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ጃንዳ ወያነ ዘውረዶ ክሳራን፡ ኣስዒቡ ን10 ዓመት ዝኣክል እገዳን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘውረዶ ሰኸም ከም ኤርትራውያን ክንሓስብ ይግባእ። ኩሉ ገዲፍና ካብ ጽቡቕ ምምናይ ስለ ዝኾነ ግና ድሮ'ውን ኣንፈቱ ኣብዚ ሕጂ ግዜ፡ ህዝቢ ኤርትራ ሳላ ጽንዓቱን ሓያል መሪሕነትን ንኹሉ በዲሁ ንጸላእቱ ትሕቲ ጉድጓድ ኣስፊሩ ኣብ ትስፍው መጻኢ ዘለዎ ሃዋሁው ይርከብ።
@Tesfay896
@Tesfay896 3 жыл бұрын
Serkti zeytahafru gday,enzi kulu kab tigray zserkum eyu 😂
@amleset7382
@amleset7382 3 жыл бұрын
Junta ezi nay Eritrea 🇪🇷 made eyu
@tedroszegherghish9062
@tedroszegherghish9062 3 жыл бұрын
ልዕሊ ዓጋመ ሰራቒ ኣሎ ድዩ ፧ ጁንታ ሰረቕቲ ቢሑቕ ፡ ክክክክክክክክክክክክክክክክክ
@febu8
@febu8 3 жыл бұрын
😂😂🤣🤣😂untay nbret alekum uyyyyyy OMG meshaq ikum😂😂🤣🤣🤣😂😅🤣😂😅🤣😂😅🤣😂😂wayyyy waayyyy agame ms teref amharu nbret natna ilkum powwwww😂😂😂😂😂
@habtayare8949
@habtayare8949 3 жыл бұрын
ማይ ዝስተ ዘይረከብካስ ጸባ ካኣ ትብል
路飞做的坏事被拆穿了 #路飞#海贼王
00:41
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 26 МЛН
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 102 МЛН
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 36 МЛН
ፍረ ጻዕሪ - ጸባን ውጽኢት ጸባን - Milk & Dairy Production
21:08
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 30 М.
የታታሪው ገበሬ የወተት ላሞች እርባታ
14:44
Fana Television
Рет қаралды 97 М.
ዕደና ቢሻ ኤርትራ/Eritrea Mining Bisha
28:54
ኣስመራ ዓባይ Asmera Abay
Рет қаралды 151 М.
路飞做的坏事被拆穿了 #路飞#海贼王
00:41
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 26 МЛН