መኣዝን ልምዓት - ነቲ ርሑቕ ብስራሕ ምቕራብ - ERi-TV

  Рет қаралды 13,958

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV, Eritrea - መኣዝን ልምዓት - ነቲ ርሑቕ ብስራሕ ምቕራብ | meazin limeat -

Пікірлер: 75
@eritree9794
@eritree9794 3 жыл бұрын
🌴🇪🇷ኤርትራ🇪🇷🌴 አብ እትገብርዎ ኩሉ ዓወትን አሳልጦ ንምነየልኩም ። ✌ወትሩ ንኹሉ ድሉዋት✌
@osmanali3142
@osmanali3142 3 жыл бұрын
❤ኤረትራ ትዕወት 🌹
@gebreamlakkahsay9303
@gebreamlakkahsay9303 3 жыл бұрын
ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ዓወትን ኣሳልጦን ምሳኹም ይኹን እግዚአብሔር ኣምላኽ ውን ኩሉ ግዜ ምሳኹም ኢዩ ንኺድ ጥራይ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@habtom5113
@habtom5113 3 жыл бұрын
Wawww 🇪🇷👌👍🙏 ደቂ ኤረይ ሓላላት
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
🙏🇪🇷❤️💐መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት🙏🇪🇷❤️💐
@Hzbawit
@Hzbawit 3 жыл бұрын
Exellent work you doing! 👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤝🤝🤝
@fekimedeni1087
@fekimedeni1087 3 жыл бұрын
From which corner you see that poolshit as an excellent job... its Assimilation & Reject of Diversity..
@sabatekle1992
@sabatekle1992 3 жыл бұрын
ተባረኹ ደቂ ኤረይ ዓወት ንሐፋሽ
@danielkidane4388
@danielkidane4388 3 жыл бұрын
Merhaba halal hizbi eritra 💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-oc1sd6cj8e
@user-oc1sd6cj8e 3 жыл бұрын
ኣብሽርርር ❤
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 жыл бұрын
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET SHABIYAWI KIBRITAT HIDRI W'DIB N'KHAT Q'ALSI AWET ERITREA RESILIENT AS EVER 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jimmyche4052
@jimmyche4052 3 жыл бұрын
ኣብ መርየት ዝቦቑል ጽቡቅ ዕምባባታት ዓበይትን ናኣሽቱን ኣኽራናት ጎቦታት ሪኢኻ ኣይጽገብን ናይ ሓጎስ ስዓታት 🌻 🌹 🌼 🌹 🌸 🌹 🌺 🌷 🥀 ዓመጽ እዛ ዓለምና ተሪሩ እንተ ዓጽዓጸ ብመላጸ ጽንዓት እዩ ለስሊሱ ዝላጸ 💪 🇪🇷 💪 🇪🇷 💪 🇪🇷 💪 🇪🇷 💪 ርኣይዎ ህርመት ሓደ ልቢ ❤️ ርኣይዎ ዝፈጠሮ ሓይሊ 💪 ርኣይዎ ህዝብና ይስጉም 🐪 ርኣይዎ ኣጻምእ የልምዕ 🌾 🌾 ⚡️ 🌾 ⚡️ 🌾 ⚡️ 🌾 ⚡️ 🌾 ርኣይዋ ጻሓይና በሪቃ ርኣይዋ ወርሕና ደሚቃ 🌞 🌙 🌞 🌙 🌞 🌙 🌞 🌙 🌞 ርኣይዎ እዚ ህዝቢ ክጽዕር ርኣይዎ ኣብ ነብሱ ዝኣምን ርኣይዎ ሰላምን ርግኣትን ርኣይዎ ጻዕርን ሓርኮትኮትን 🕊 ❤️ 🕊 ❤️ 🕊 ❤️ 🕊 ❤️ 🕊 ሳላ ዝወነንና ደረት ኣልቦ ዓቕሊ ሳላ ዝሰመርና ኣብ ጸግም ኣብ ወጥሪ ስዒርናዮ ማሕለኻን ዓሎቅን በቲኽናዮ ማሕንቆን ሸረኽን 💪 ⭐️ 💪 ⭐️ 💪 ⭐️ 💪 ⭐️ 💪 በርሃው እሉ ዕማም ተነጺፉ ድርኩኺት በጺሕና ባይታ ተነጺፉ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ጸጋ ' ሎ ቅድመና ራህዋ ' ሎ ቅድመና ንኺድ ጥራይ ከምታ ናይ ቐደምና 🏃🏽‍♂️ 🏃🏽‍♀️ 🏃🏽‍♂️ 🏃🏽‍♀️ 🏃🏽‍♂️ 🏃🏽‍♀️ 🏃🏽‍♂️ 🏃🏽‍♀️ 🏃🏽‍♂️ 💪 💪 ዝጽዓረ ይዕወት 💪 💪 🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷🇪🇷 ✊ ✊ ✊ ✊ ✊ ✊ ✊ ✊ ✊
@whdesta4655
@whdesta4655 3 жыл бұрын
Good jobb welldone. God bleased you.
@user-tx7ou2ws1t
@user-tx7ou2ws1t 3 жыл бұрын
ንኪድ ጥራይ ብሩህ እዩ መጻኢና
@tadeseyonas9130
@tadeseyonas9130 3 жыл бұрын
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi
@eritrawit7184
@eritrawit7184 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝሕጉስ ኢዪ ኣብዚ ሎሚ ጊዜ ክይተማሃርካ ድሕንት የለን ኩሎ ሃገርና ክምዕብል ኣልው ዓለም ኣብይ በጽሓ ኣላ
@user-kv3tx5cj1q
@user-kv3tx5cj1q 3 жыл бұрын
I appreciate our government and our people for the endeavour to change the way of life of remote areas.People may belittle this achievement but from my point of view what i see is the intention and our unity. This is a tangible achievement and intention of our people which can not be changed by barking dogs.🇪🇷🇪🇷❤❤⛪🕌 Keep it up....
@bettysolo3226
@bettysolo3226 3 жыл бұрын
Step by step... Go a head Eri a'dey
@samdes3979
@samdes3979 Жыл бұрын
Bahalom key balaschowu muubel bahali i loved its
@rimey8334
@rimey8334 3 жыл бұрын
Eritrea Adey Ajokn waerota Adeta Eritrea💪💪💪💪💕💕💕💕💕🌹🌹🌹🌹💯💯👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wadarsihabd4302
@wadarsihabd4302 3 жыл бұрын
اللهم احفظ اهلنا في ارتريا ي رب العلمين اللهم احفظ اهلنا في ارتريا يا رب العلمين اللهم احفظ اهلنا في ارتريا يا رب العلمين اللهم امين 🤲🏼 اللهم امين 🤲🏼 اللهم امين 🤲🏼
@negstihagos7275
@negstihagos7275 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👍👍
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea 3 жыл бұрын
Eriyyyyyy adeyyy nikid tray.
@regbehabteab5180
@regbehabteab5180 3 жыл бұрын
Det bär ett bra joob. Exellent Eritrea:
@Aba-Gobyee
@Aba-Gobyee 3 жыл бұрын
እዚእን ተመሃሮ እየን መግለጺ ኤርትራ !! እዞም ቅዋምዶ ሕጊዶ ትብሉ ኤርትራውያን ዓይንኹም ክፈትዋ ኣብ ኤርትራ ማይን ትምህርትን ዘይረኸቡ ህዝቢ ኣለውና ! እቲ ቅዋም እቲ ሕጊ ናይዘን ተመሃሮ እዪ ናይቶም ጠላማት በላዕቲ በርገር ኣይኮነን!! ዓወት ናትና እዪ🇪🇷
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 3 жыл бұрын
Really
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 3 жыл бұрын
🇪🇷❤🇪🇷❤✊🇪🇷✊🙏🙏🙏
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 3 жыл бұрын
Aseyyyyy men kem hzibi Eritrea
@gorginobere921
@gorginobere921 Ай бұрын
ኣብሽር ብካ ሻዓብየ
@lilimehari1751
@lilimehari1751 3 жыл бұрын
👍👍👍
@gomesta9113
@gomesta9113 3 жыл бұрын
Social justices 🇪🇷❤
@nighistighebrekristos51
@nighistighebrekristos51 3 жыл бұрын
Edimen tienan yhabkum warsay ms bejaka ytahani Tegadalay
@nazreit5693
@nazreit5693 3 жыл бұрын
Newih gere kab dsbeja neza meaz lmat
@fekimedeni1087
@fekimedeni1087 3 жыл бұрын
ثلاثون عاما من التحرير المزيف ومازال شعبنا وأطفال اريتريا في المدارس يجلسون على الأرض بلاكراسي ..
@mesfunzerai66
@mesfunzerai66 3 жыл бұрын
ዘሕብን ስራሕ፡ መጻኢና ብርሃን ከምዝኾነ ዘርኢ ስጉምቲ። እቶም ህጻናት ዘዕርፋሉ ጽላል ዘለዎ ቦታ የድልዮም፡ ኣይረሳዕ። ብጉንድን ቆጽልን ክህነጽ ይከኣል። ንኺድ ጥራይ።
@eritrea6227
@eritrea6227 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌼🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪💪💪
@eriascari8355
@eriascari8355 3 жыл бұрын
REAL GOVERNMENT DOING JOB...NO TALK JUST WORK ..IM SHABIA AND ERITREA IS SHABIA...THE REST ARE AGAME GO TO TIGRAY WITH KONDAF KOMAL AGAME
@metkelzion3987
@metkelzion3987 3 жыл бұрын
ንትግርኛ ባርያ ጌርካ ከም ዘይወልድ ዘይዘምድ ጌርካ እንዳእጽነትካ ንዞም ምስ ገበርካሎም ዘየመስግኑ ኣላህ ወኣክባር እናበሉ ባርያ ድሑራት በደዊን ዓረብ ንሙኻን ዝናፍቑ “ ትግርኛ ኩፋር ይገዝኡና ኣለዉ" እንዳበሉ መንፊት ኣክንዲ ጽቡቕ ምግባራ ጽፍዒት ድራራ ከም ዝበሃል ንህዝቢ ትግርኛ ጅሃድ ኮይኖም ከጽንቱ ዝሰርሑ ንትግርኛ ኣሕሪርካ ነዚኦም ምልማዕ ማለት ንህዝቢ ትግርኛ ክንድር ምግባር እዩ። ሓገዝ ኣይርከቡ ኣይኮነን እቲ ጉዳይ ፥ እንታይ ድኣ ብዋጋ መን እንታይ ዓስብን ከ ዝብል እዩ? ሃገዝ ክረኽቡ ኣለዎም። ግን ህዝቢ ትግርኛ ባርያ ብምግባር ዘይኮነ ህዝቢ ትግርኛ ነጻ ኮይኑ ክሰርሕን ናብርኡ ክገብርን ብምግባር ግብሪ taxi ቆሪጽካ መሰረታዊ ሓገዝ ይገበረሎም። ንትግርኛ ባርያ ጌርካን ኣጽኒትካን እንተኮይኑ ግን፧? እዚኦም ቋንቋ ዓረብ ንኸስፋሕፍሑ ንትግርኛ ክሓርዱ እንተኮይኑ ዕላምኦም ግን ካብቲ ሃገር ናብ ምብራቕ ሱዳን ዓዶም ጥራይ እዮም ክጥረዙ ዘለዎም። ትግርኛ ይጸንት ባርያ ይኸውን፥ ቀቢላ ሰበኽ ሳግም ብዋጋን ኣእምሮ ገንዘብ ጉልበት ህዝቢ ትግርኛ ይለምዕ እንተሎ ኣብ መወዳእታ ቁጥዐ ህዝቢ ትግርኛ እዩ ክልዓል!!!! ቁጥዐ ህዝቢ ትግርኛ ልክዕ ከም ንጀብሃ ዝገበርናያ እዩ። ህግደፍ ንትግርኛ ባርያ ጌርኩም እንዳጽነትኩም ሃገር ብቐቢላን ቋንቋ ዓረብን ዓረባዊት ትገብርዋ ዘለኹም ንዕቐት ኣብ ልዕሊ እቲ መሪር ዋጋ ዝኸፈለ ትግርኛ እዩ። ቁጥዐ ትግርኛ ከም እሳት ከንድደኩም ሙኻኑ ሓደ መዓልቲ ኣይትዘንግዑ።
@gorginobere921
@gorginobere921 23 күн бұрын
ጠበሽ ትበ ዓጀ ከድራ
@aronabraham4182
@aronabraham4182 3 жыл бұрын
What's going on we didn't see you Olmost 2 months
@tesfitgere3281
@tesfitgere3281 3 жыл бұрын
ሕጉስ ኢየ ብኣኹም፡ግን ከኣ ኣዋልድና እስልምና ተኸተልቲ ናጽነት ክውሃበን ኣለዎ ።ኤርትራ ኢርትራ ኢያ ዓረባዊት ኣይኮነትን።ሳላ ስደት ኩሉ ተማሂርና ኢና ኖን ንጎል ንወዲ ከማን ናጽነት የብሉን ዓረባዊ ሃገር ህኮት።ደቂ ኢረይ ክፍትሓ ኣለወን እንታይ ዩ ኸ ጨኩንካ ምሓዝ
@ibrahimmohammd3689
@ibrahimmohammd3689 3 жыл бұрын
መነዲኻ ጨኩኒወን ከምቲ ናይ ኣደታትካ ዘይደቐላዶ ደሊኻ
@fekimedeni1087
@fekimedeni1087 3 жыл бұрын
سياسة الشعبية نشر الفقر والحرمان والجوع ..والتفرقة واتباع سياسة جوع الشعب واحكمهم..
@mikael3245
@mikael3245 3 жыл бұрын
አፍሪቃውያን መራሕቲ ካብ ወያነ ጀሚርካ ክሰርቁ ክግብቱ ከለዉ መንግስቲ ኤርትራን እዞም ሓለፍትን ግን ብዘይ ናይ ወጻኢ ሓገዝን እኹል ቁጠባ በታ ዘላቶም ዓቅሚ ነቲ ብጉስነት ዝነበር ዝነበረ ህዝቢ ከም ኩሉ ህዝቢ ብመዓርነት ክነብሩ ከተእምንን ኩሉ ነገር ንክማላአሎም ዝተገብረን ዝግበር ዘሎ ከቢድ ጻዓሪታትን አብ ዓለም መዘና ዛይብሉን አደናቅንዩ፣
@fekimedeni1087
@fekimedeni1087 3 жыл бұрын
كل شيئ مزور ومندس ومضلل في الشعبية تاريخها أجندتها السرية تطلق عبارةعامة يعتقد الكل انها تشمله بل هي ضيقةالمفهوم وخاصة بمكون معين ..اللعنة الأبدية للشعار المضلل (عوت نحفاش)..
@fekimedeni1087
@fekimedeni1087 3 жыл бұрын
وياني ...وياني...وياني..لم خطاب العداء والكراهية الابدي ..أليس التجارو ابناء تمبين بقيادة اسياس هم انفسهم من يحكمون في اسمرة..
@fekimedeni1087
@fekimedeni1087 3 жыл бұрын
فرض التعليم بلغة الام التجراييت الضعيفة بالتلاعب بالعواطف والفخر الزائف المضلل حق اراد به باطل بالاضافة الى انه وصاية على ارادة الشعب وزرع روحية الاحساس بالدونية لديه..
@gomesta9113
@gomesta9113 3 жыл бұрын
مريض نفسي.
@user-kv3tx5cj1q
@user-kv3tx5cj1q 3 жыл бұрын
بدل ما تنفد و تشتم في الحكمة شنو قاعد تعمل لتغير الواقع.هل المجتماع يلبي طلبات جمعيات الخيرية ناشطين في السودان.و الله شعبية احسن با كثير من المجتماع والمسلمين المغتربين
@Militoto8
@Militoto8 3 жыл бұрын
ሰላም💚ጥዕና፡ሓጎስ ተስፋ ፍቅሪ ብር ክትብሉ ወትሩ ኣብ ትርኣስኩም ይኹን ሓላላተይ ይኣክለኩም ኢሉ ምስ ስድራና ንተሓቃቀፈላ👩‍👩‍👧 ዕለት ይኣዝዘልና ፈጣሪ።እስኪ በለ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ጠዊቅኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ 1o ጥራይ እየን ተሪፈናናኒ ዘለዋ።,💚🙏🏼 እቶም ሰላም ዝናፈቅኩም ካኣ ኣሜን በሉ ኩቡራተይ,,💜🧡💚💛
@user-ep4ok8qf8s
@user-ep4ok8qf8s 3 жыл бұрын
እዋይ ኤሩ ዓድና ኣሕ
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 3 жыл бұрын
Ezen awald sawa slemntay zeywerda?kebetbet yetref
@wadarsihabd4302
@wadarsihabd4302 3 жыл бұрын
Sediii!!!😡
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 3 жыл бұрын
@@wadarsihabd4302 kab txaref hasabka zeytxhf? Awald tigrigna tigre bilen saho kulu bhirat tedea tegediden zkeda koynen nab sawa ezien ke slemntay zeykeyda? Eza hager nkulna maere tbxahana tekoyna kulna bhade ayni kenere aygebaen tbl?
@fekimedeni1087
@fekimedeni1087 3 жыл бұрын
هذه ليس خدمة للتعليم بل هي الهيمنة واستخدام السلطة لفرض ثقافة قومية التجرينيا ومحاولة الاذابة ورفض التعدد Assimilation
@user-kv3tx5cj1q
@user-kv3tx5cj1q 3 жыл бұрын
Ask your self what you have done to change the so called Assimilation.
@agneritra420
@agneritra420 3 жыл бұрын
ንትግርኛ ኣድከኻ ዝነበሮ ጸጋ መንጢልካ ንቐቢላ ሓፍ ምባል ውጽኢት የብሉን ቐቢላ ብቐቢልኡ ዩ ዝሓስብ ብሃገር ኣይሓስብን
@aronabraham4182
@aronabraham4182 3 жыл бұрын
Agt dmusus komal agame
@user-bz4yf6zo9f
@user-bz4yf6zo9f 3 жыл бұрын
ንሱ ጥራይ ኣይኮነን ። ኣዋልድ ትግርኛ ባርያ ወታህድራት ጌርካ ። ቀቢለታት ካኣ ኣብ ገዝአን ምስ ስድርአን ይወልዳ ይዘምዳ ።
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
@@user-bz4yf6zo9f አታ ቆማል ቀናእ እሽሽሽሽሽሽሽ
@user-bz4yf6zo9f
@user-bz4yf6zo9f 3 жыл бұрын
@@HAREGU1 ቀቢለ ድሕሪ ኢሰያስ ኣይንሕግዘኹምን ኢና ። ድሕሪኡ ብ ዓሶ ኽትውዱ ኢኩም
@aronabraham4182
@aronabraham4182 3 жыл бұрын
@@user-bz4yf6zo9f mechem agame xibuk aytfetwun ekum asawat aso tewdiekum dea ember
@maebelgebretinsae8026
@maebelgebretinsae8026 3 жыл бұрын
ab deshia gerkum si xbuk alewu tblu betimhrti zeyti serhlom kalay kea Eritrea s bakmi seb habtam ya tblu seb anda tefas metalelti ndeki swat nsnkula n admieu mlua tegadele keman aykonkum
@user-bz4yf6zo9f
@user-bz4yf6zo9f 3 жыл бұрын
ብ ናይ ትግርኛ ደምን ። ን ኣዋል ትግርኛ ባርያ ጌርካ ንቀቢለታት ክነገልግል ክትገብረና ። ሑልኩስ ኢሰያስ ምስ መንነትካ ክነ ቀብረካ ኢና
@sabatekle1992
@sabatekle1992 3 жыл бұрын
መን ኢኻ ከምዚ ትዛረብ ጠዋይ ትግራይ ኤርትራ ናይ9ብሄር እያ ብሐደ ተሰዊኦም ብሐደ ሃገረ ኤርትራ ክትህነጽ እያ ብሐባር ንኢትዮጵያ ብዓሌት ብገን ወያነ ከምዘጋጨዎም ተጋጭውና መሲልኩም ዓሻኹም ድለዮ አቱ ግብረሽበራውያን ናዓና ፈላሊኹም ዓድና ትዘምቱ መሲልኩም እሞ የለን ህዝቢ ኤርትራ ሐደ ህዝቢ ሐደ ልቢ እዮ ንመን ኢኻ ትጸርፎ ነቲ ጅግና ኩቡር ፕረሲደንት ኢሰያስ ንስኻስ ደፊር ነቲ ነያታትካ የዕጢቁ ሰብኡት ዝገበረ ተሸኪሙ ጅግና ሰሪዊትና አራት ኪሎ ዘእተወ ከምዚ ኢኹም ተጋሩ ጠላማት ጸርፍኻ ብሽም የሱስ ይፍረስ
@sabatekle1992
@sabatekle1992 3 жыл бұрын
ሐድነት ህዝቢ ኤርትራ ብሽም የሱስ ይጽናዕ ሐድነት መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ብሽም የሱስ ይጽናዕ ንዘልአለም የሱስ ጎይታ እዮ
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 3 жыл бұрын
Bo agame maenta ala Diya.
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 3 жыл бұрын
Anta komali junta natna nay Eritrewyan deki .9.bheR EU symliketekan EU kid tkeweli junta Gem over
Modus males sekolah
00:14
fitrop
Рет қаралды 11 МЛН
He bought this so I can drive too🥹😭 #tiktok #elsarca
00:22
Elsa Arca
Рет қаралды 44 МЛН
What does Satoru Gojo have? #cosplay#joker#Harley Quinn
00:10
佐助与鸣人
Рет қаралды 7 МЛН
Evening News in Tigrinya for September 8, 2024 - ERi-TV, Eritrea
19:42
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 1,6 М.
Evening News in Tigrinya for September 7, 2024 - ERi-TV, Eritrea
19:11
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 9 М.
News in English for September 7, 2024 - ERi-TV, Eritrea
7:49
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 1,4 М.
Midday News in Tigrinya for September 7, 2024 - ERi-TV, Eritrea
18:36
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 10 М.
Evening News in Tigrinya for September 6, 2024 - ERi-TV, Eritrea
21:54
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 10 М.
Modus males sekolah
00:14
fitrop
Рет қаралды 11 МЛН