Рет қаралды 911
ቅዱስ መግቢ ጽዮን
ብምኽንያት ክብረ በዓል ሊቀ መላእክት ቅዱስ ገብሪኤል፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ታሕሳስ 19፡ 2013ግ ኣብ ዳባት መዓስከር ኣለም ዋጭ ብህጻናት መዘምራን ምድብ ኣዛሄል ዝቕረበ መዝሙር እንሆ፡ እዚ ዩትብዚ፡ ንማሕበር ክፍሊ ተራድኦ እንዳ ኣሕዋት ንምድጋፍ ዝዓቢ ዘሎ ዩቱብዩ ሼር ላይክ ኮሜንት ሳብስክራይብ ብምሃብ፡ ደገፍኩም ኣበርክቱ