መበል 4ይ ክፋል ታሪኽ ህዝባዊ ግንባርን ተጋድሎ ሓርነትን ብሓፈሽኡ ኣብ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ዘተኮረ ዕላል ምስ ተጋዳላይ ሞኮነን ዓንደሚካኤል ክህልወና እዩ

  Рет қаралды 12,329

TV Meley

TV Meley

Күн бұрын

Пікірлер: 13
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 4 жыл бұрын
Thanks papa you are really hero open clean heart god bless you
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 ай бұрын
ገረጻድቅ ኩባ ኣብ ኩናት ሕድሕድ ገረግር ሱዳን እዩ ተቀቲሉ for further information leave your contact details.
@amrasuleman6304
@amrasuleman6304 3 жыл бұрын
Elf and eplf you are good man all eritrea happy indépendance Day 24 may 19 91 and may 24 2021 from keren eritrea asmera mendefera masswa
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 жыл бұрын
"ሰላም ንህዝብታት ዓለም እቲ ጽቡቕ ዕድል እዩ"። ኣብ ምሉእ ዓለም ድረጃታቱ ዳኣ ክፈላለ ይኽእል እምበር፡ ጸገማት ዘይብሉ ሃገርስ የለን። እዚ ካኣ ሳላ'ዚ ዘሎ ምዕቡል ትካላት ማዕከናት ዜና ኩልና ብፍላይ ኤርትራውያን ካኣ ዜና ዓለም ምርኣይን ምስማዕን ካብ ቀደም ብፍላይ ካብ እዋን ገድሊ ከም ዕጥቅናን ከም ልማድናን ሒዝናዮን ፍጹም ንከታተሎ ስለ ዝነበርናን ዘለናን ኣይሓልፈናን እዩ። ኣብ ሓንቲ ሃገርን ህዝብን ካኣ ቀዳምነት እንታይ እዩ ዘድሊ ኢንልና እንተ ኣስተብሂልና "ሰ.ላ.ም." እዩ። ሕጂ ዳኣ እዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሩቃ ብፍላይ ካኣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአ ዘሎ ይጸልወና ኣሎ እምብውር፡ ድሕሪ ናጽነትስ ከም ኤርትራ ሰላም ዝነበራ ሃገር የላን ኣይነበረትን'ውን። ዋላ ኣብዚ ቀዳማይ ዓለማት'ውን እንተሪኢናስ፡ እንተበቲ እንተበትስ ሰብ ይቕተል እዩ። ኣብ ካለኦት ሃገራት ካኣ ኣብ ብናይ ሓያላት ሃገራት ኢድ ኣእታውነት ብሓድሕዳዊ ኲናት ህዝቢ ይሳቐ ንርእዮ ዘለናእዩ። ኣብዛ ሃገርና ግን ካብ ናጽነት ክሳብ ሕጂ ጽቡቕ ሰላም እዩ ነይሩና። ሰ.ላ.ም ካኣ ልዕሊ ኩሉ ጽቡቕ ዕድል ናይ ሓደ ህዝብን ሃገርን እዩ። እዚ ክባሃል ከሎ ግን ጌጋ የለን ማለት ኣይኮነን። ኣዚና ጠሊቕና እንተሪኢናዮ ግን፡ ነዚ ሳኣብ ሰላም'ዝ ሳኣን ምርዳእ ብዙሕ መእሰርን መሰረት ዘይብሉን ይህውተት እዩ። ኤርትራ ምስ'ዚ ካብ ሓያላት ናይ ምዕራብ ሃገራት ካብ 40 ታት ክሳብ ሕጂ ዝወርደና ዘሎ ዘይተምበርከኽኩምልናን ዝበልናኩም ዘይገበርኩምን ካብ ዝብል ተበጊሶም ዝገብሩልና እገዳን ሓፍ ዘይብል ዝርያን በዚ ተጻዊሩን ተጸሚሙን ነብሱ ኪኢሉን ዝኸይድን ምስ ኩሉ ከባቢና እንተሪኢናዮ ካኣ ብዘይ ሕፍረት ዝሓይሸ ዝነብርን ዘሎን ንመጻኢ ካኣ ዓቢ ተስፋ ዝንጸፈሉ ዘሎ ህዝብን ምዃኑ ንርእዮ ዘለናን እዩ። እቲ ዝኸፍአ ካኣ ምስ ጸላቲ ኮይንካ ዝግበር ዘሎ ለቑመጽመጽ እዩ'ሞ ነዚ ካኣ ኩሉ ኤርትራዊ ነዞም ከዳዓት ውአጊድ ኢሉ ከም ቀደሙ ሓደ ኮይኑን፡ ብዘይ ዓሌተውን ወገናውን ብሓባርን ንዘይ ፍልልይን ጠጠው እንተ ኢሉ ከም ቀደሙ ኪወት እዩ። ዓወት ዝልማዱ ኤርትራዊ ካኣ ኣጆናን ኣጆኹምን።
@keleteasfaha3462
@keleteasfaha3462 3 жыл бұрын
ንመጀመርያ ግዜ አብ ወገን ከይተጸግዔ ሓቀኛ ትንታኔ ዘቕርብ ሃገራዊ።
@johnkibreab3968
@johnkibreab3968 3 жыл бұрын
Gazetena ziro
@negodatatselam443
@negodatatselam443 4 жыл бұрын
Gunuf zikone gazetegna bilash seb
@negodatatselam443
@negodatatselam443 4 жыл бұрын
Eti Ziketeliwo meste sereiyu nebisu ketilu zibeliwo Abedela Nawid Eyu
@sahlemeskel9023
@sahlemeskel9023 3 жыл бұрын
omer suba and his Fellowes were killed in dankel due to conspiracy with sabe and ELF found out about this and when they landed around Brasilia or tio they got killed by gebha around 1978
@keleteasfaha3462
@keleteasfaha3462 3 жыл бұрын
ሻዕብዪያ ትካል ሲአይኤ እዩ።
@beyblademaster4445
@beyblademaster4445 4 жыл бұрын
ብዛዕባ በርሄ መደሃነ አብ አስመራ ፍሉጥ ሃብታም ዝነበረ አብ አስመራ ሱሩዕ ነበር ምስ ተፍለጣ ንማዳ ተስሊፍ ብሽም ፍላሉል ተቀቲሉ ይባላል ሐቂ ዲዩ በርሄ ወዲ ዓደቀይሕ እዩ አስመራ ዝባን ስንቀይ ዝነብረሉ ዝነበረ የቀንያለይ
КОГДА К БАТЕ ПРИШЕЛ ДРУГ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 6 МЛН
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 37 МЛН
Triple kill😹
00:18
GG Animation
Рет қаралды 16 МЛН
amazing#devil #lilith #funny #shorts
00:15
Devil Lilith
Рет қаралды 18 МЛН
"ክፍለ ሰራዊታት ኣውሮራ ምስ ራያ ጥይት ተማዚዘን!"
1:55:20
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 4 М.
Beyond the Debate | Dr. Zakir Naik | 142
3:14:33
بودكاست بدون ورق
Рет қаралды 1,6 МЛН
لماذا تحريرها كلها ممكن؟ - بودكاست مع تميم
3:46:56
سورة البقرة كاملة لطرد الشياطين من منزلك وجلب البركه باذن الله surat albaqra
3:59:57
አብ 70ታት ንቃልሲ ወፊሮም ዘይተመልሱ part 2_5
1:01:28
سورة البقرة كاملة لطرد الشياطين من منزلك وجلب البركه باذن الله surat albaqra
3:59:21
КОГДА К БАТЕ ПРИШЕЛ ДРУГ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 6 МЛН