መ/ም በየነ ገብረእዝግኣብሄር ንሄለን መለስ ምክሪ ሰዲድላ | Helen Meles | Beyen Gberezgabhier |

  Рет қаралды 2,444

መንነተይ ክብረተይ

መንነተይ ክብረተይ

Күн бұрын

#Eritrea #Tigray #በርጌድንሓመዱ #መንነተይ #መንነተይክብረተይ

Пікірлер: 20
@yuseferitrea8619
@yuseferitrea8619 Жыл бұрын
Eway mesziom ezes elfi tawalu
@bikubikuku3664
@bikubikuku3664 Жыл бұрын
በዐል ሹሉ ሙሉ ጢና ሚና
@As-uh8pb
@As-uh8pb Жыл бұрын
❤️❤️❤️💪💪💪
@theworldbreath620
@theworldbreath620 Жыл бұрын
Memher 🤣🤣🤣🤣😅😅😅 Amderebo maletkom deyo
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 Жыл бұрын
Wufuy
@yoditsiem3998
@yoditsiem3998 Жыл бұрын
Sekt afaf kulen adetatna anabs yen
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 Жыл бұрын
ዋላ ኣብ ኣስመራ ንደጀን ንሰናይትን የሕዋታ ንሄለን ኣዲኣ ባዕላ ሱዳን ኣብጺኣቶም ኣድይ ብላይነሽ ኣብ ምምሕዳር ገዛ ባንዳ ትሰርሓ ነይራ። አቲ ናይ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ውን ቀጺላቶ እያ።
@berhanehaile3452
@berhanehaile3452 Жыл бұрын
Kkkk … beka abzi weridka. Baelka aresti (kemey dina nsdrana) elka zeytderfa…. Ya chemtal wahid.
@amenhiwet1313
@amenhiwet1313 Жыл бұрын
Listro adi keyih politics himeta keyirkaya kkkkkkkk
@esayasdawit4644
@esayasdawit4644 Жыл бұрын
Ezi. Himata. Eykonene life nay eritrawiya zelo ey realist true life our country &people
@semerenegash3935
@semerenegash3935 Жыл бұрын
Kid hbey nsa dea neaada beal nskum gn era tgreweyti temerikum hji ,,,mennnet albo nskum ekum
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 Жыл бұрын
ሰመረ ተባራበር:: ኤርትራውያን እኻእዪም ዝቅዘፉ ዘለው ዓዲ ሀገር ክወሩ:: ዝርደኣካ እንተኮይኑ እቲ ተምልኾ ስርዓት ኣሕዋትና የህልቕ ኣሎ ኣብዘይምልከቶም:: በዓል ውፉይ ከኣ ዝምድና ክልተ ጎረባብቲ ከመሓይሹ ንግሆን ምሸትን ንኤርትራውያን የንቅሑ ኣለው:: ፈቲኹም ጸሊእኩም ተጋሩ እዪምጎረቤትና ንሕና ኢና ጎረቤቶም:: ብጀኻ ተኸባቢርካ ምንባር ካልእ ምርጫ የብልናን:: እዝጋብሄር ዝፈጠሮ ካብ ምድሪ ገፅ ከተጥፍእ ምፍታን ኣይከኣልን እዪ: ስለዚ እዚ ናይ ኢሰያስ ደገፍቱን ዕላማ ክኣ ኣብ ቀዳድ ፊስቶ ማይ ምምላእ እዬ ብሩኽ ሓወይ::
@bikubikuku3664
@bikubikuku3664 Жыл бұрын
@@peacetotheworld1737 ኣንታ ሐወይ ኤርትራዊ ተኮንካ ናይ ሐቂ ኤርትራዊ ዐዲ ሀገር ኣይወረረ ኣይተመነየ እንዳተደብደብና ሱቅ ይበሉ መሪትና ተወሪርና ስቅ ክንብል 1998 ዘይሐሰብናዬ ዋጋ ኣክፍሎምና ተመሊሶም አቢ ሰላም ገሩ ንሶም ኣብዬም ስለዚስ አስመራ እናተመነዮ ዐባይ ትግራይ ምስ ባሕራ ሱቅ በሉ ደው በለለይ ክብለጸልካ.ነዚኦም መን ከጽንቶም ባዕሎም የጽንትዎም አለው. ከም ጐረቤት ከቢሮም ክከድ ናይ ጐረቤት መንፈስ ቅድም ይሕደሮም ምስ ካልኦት ጐረቤት ተከባቢርና ንከይድ አለና
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 Жыл бұрын
@@bikubikuku3664 ማእለማ ሓሶት:: ናይ መላኺካ ህጠው ቀጠው ኣይትድገመልና:: ኣንብብ ርእስኻ ኣስራሓዪ::
@bikubikuku3664
@bikubikuku3664 Жыл бұрын
@@peacetotheworld1737 ክላእ ምንባብ ዘድልየካ ንስካ ኢካ ሳላ masmedia መራሕየይ ድዮ መራሕትካ ተፈሊጡ አሎ እቲ ሐቂ ሀገረይ በሊዐ ትዐቢ ክልል ዘበት
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 Жыл бұрын
@@bikubikuku3664 እዚ ባዕልካ ትሰርሖ ዘለካ ፅውፅዋይ እዪ:: you're brainwashed.
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 1 МЛН
Шок. Никокадо Авокадо похудел на 110 кг
00:44
New Eitrean ኣዳልዩና #neshneshtv #habesha #ebs
17:17
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 9 М.
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 1 МЛН