እምቢታታት ትግራይ ብዓይኒ ውድብ ናፅነት! "ከምቲ ንኣቦታቶም ዝሰዓሩ ንኣቦታትና ክንስዕር"

  Рет қаралды 2,492

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

Күн бұрын

Пікірлер: 12
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 24 күн бұрын
ግዝኣት ትግራይ ላይ ኣቦና ዮውሃንስ ካው ኣልውሃ ምላሽ ክሳው የመንን ሱዕድያን እጁ ልነቨረ። ስለዙይ እዘን ዝሰዓናየን ግዝዓትና ብውዕሊ ፑሩቶርያ ክምሉሰልና ዝኒሀዎም።
@Bitania9
@Bitania9 24 күн бұрын
ኣቤል ካብ ኣጀማምራኻ ኣይትሰሓሓት። ናይ መንእሰይ ውዳበ እተን ዝበልካየንን ካብኡ ወፃኢ እውን ዘሎ እዩ። መንእሰይ ዋላ ብተቃወምቲ እውን ተስፋ ቆሪፁ እዩ።
@Adam-lw8lx
@Adam-lw8lx 24 күн бұрын
እዞም ጉዕዝያት፣ ድሑራት ናይ ባህሊ ጀነራላት ልመንእሰይ ስልጣን ከረክቡ እዮም ኢልኹም እንተሓሲብኹም ዓያሹ ኢኹም ማለት እዩ። ናይቲ መንእሰይ ጠለብ ለውጢ ከጥፍኡ ዓሊሞም ኻሊእ ሽርሒ እዮም ሒዞም መፂኦም ዘለው፣ ስለዝይ ከይትኣምንዎም።
@yemanetsegaye2985
@yemanetsegaye2985 24 күн бұрын
Giday paid by getachew
@ትግራይሰብኪመንእዩ
@ትግራይሰብኪመንእዩ 24 күн бұрын
ሕቶ ንክልተኩም ኣባላት ውድብ ነፃነት ፦ 1. እቲ እምቢታ ብከመይ ኢኩም ክትኣልይዎ? እቲ ናይ ፀጥታ ሓይሊ ኣብ ኣንጎሎታት ከተማን ገጠርን ከምቲ ኣብ ናይ ዘሓለፈ ዓመት ሱር በቆስ ለውጢ ዝገበርዎ ክልከላን ውንጀላን እንተከልኪሎሙኩም option B ኣዳሊኩም ዶ? 2. ናይ ጆን መዲድ መደረ እንተደጊፍክምዎ ምስ ፒፒ ናብ ውጥጥ ከእትወና ኣይክእልን ዶ ትብሉ? ኣብነት መንገዲታት ፣ ባጀት....እንተዓፅዩና መፍትሒ እንታይ ትብሉ? ተኲሲ ወይስ..ምስ ሸዓብያን ፋኖን tactical ርክብ ምፍጣር....?
@ትግራይሰብኪመንእዩ
@ትግራይሰብኪመንእዩ 24 күн бұрын
3. ኣብዘ ሀዚ እዋን ~45% መሬት ትግራይ ኣብ ፀላኢ ኣብ ዘለሉ እዋን፣ ብሚልዮናት ዝቁፀር ህዝብና ተፈናቂሉ ኣብ ዘለሉ እዋን፣ ናይ ሓደ ወርሒ ባጀትን መንገድን ብ ፒፒ እንተተዓፅዩና ዝምተ ኢኮኖሚ ሒዝና ኣብ ዘለናሉ እዋን ነፃ ሃገር ኢልካ ምዝራብ ንቲ ክንምልሶ እነሓስቦ መሬትን ህዝብን ዕንቅፋት ኣይኮንን ዶ/"እንድሕር ዝግንፀሉ ምዕራብ ትግራይ ኣይንህቦም" ኢሎም ተወሳኪ መስዋእቲ ኣየሓተናን ዶ? ብሱሩ ሀዚ ኲናት ዝሽከም ህዝቢ ከ ኣለና ዶ?
@alemtesfamichael2121
@alemtesfamichael2121 24 күн бұрын
ኣርባዕተ ኪሎ ኣበ እዩ ስም ቀይሮም ዝፅውዕዎ ኣራት ኪሎ ድዩ?
@Adam-lw8lx
@Adam-lw8lx 24 күн бұрын
እዞም ጉዕዝያት፣ ድሑራት ናይ ባህሊ ጀነራላት ልመንእሰይ ስልጣን ከረክቡ እዮም ኢልኹም እንተሓሲብኹም ዓያሹ ኢኹም ማለት እዩ። ናይቲ መንእሰይ ጠለብ ለውጢ ከጥፍኡ ዓሊሞም ኻሊእ ሽርሒ እዮም ሒዞም መፂኦም ዘለው፣ ስለዝይ ከይትኣምንዎም።
የ ቀን የአማርኛ ዜና ጥር 26 - 2017 ዓም - Abbay News - Ethiopia
11:46
ዓባይ ዜና - Abbay News
Рет қаралды 4,7 М.
JISOO - ‘꽃(FLOWER)’ M/V
3:05
BLACKPINK
Рет қаралды 137 МЛН
БОЙКАЛАР| bayGUYS | 27 шығарылым
28:49
bayGUYS
Рет қаралды 1,1 МЛН
How to have fun with a child 🤣 Food wrap frame! #shorts
0:21
BadaBOOM!
Рет қаралды 17 МЛН
JISOO - ‘꽃(FLOWER)’ M/V
3:05
BLACKPINK
Рет қаралды 137 МЛН