መደብ ምስ ኣብ ማይሓባር ሓላፊ ዝነበረ ተጋዳላይ መሓረና ብ ዛዕባ ምርሻን ስንኩላት ማይሓባር

  Рет қаралды 23,217

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

መደብ ምስ ኣብ ማይሓባር ሓላፊ ዝነበረ ተጋዳላይ መሓረና ብ ዛዕባ ምርሻን ስንኩላት ማይሓባር

Пікірлер: 35
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 2 жыл бұрын
መደብ ተፈታዊ ህዝብና ዝከታተሎ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣቱ ሳትላይት እዩ። ነዚ ሳትላይት ወርሓዊ ኣሽሓት ዶላራት ኢና ንኸፍለሉ ን ቐጻልነት ሳትላይት ውሑስ መታን ክኸውን ኩላትኩም ዓቕምኹም ወርሓዊ ክትሕግዙ ብ ትሕትና ይላቦ። Let’s support TEFETAWI TALKSHOW SATELLITE 📡 🎩donorbox.org/tefetawi-talkshow
@zerisenaykidane7774
@zerisenaykidane7774 2 жыл бұрын
ሰላም ሰልጠነ ክብረት ይሃበልና ገጽ መሓረና ደራኻና በዚ መንገዲ ይቕረታ ክብሎ ምፈተኹ እንተተራኽበኒ። ንዓና ክብሉ ብክልተ በትሪ እንዳተሃርሙ ንዋርዶም ብምምባርና ኣዚየ እየ ድቕንዞ ብፍላይ ከኣ ኣነን መሓረናን ኣብ 1997 ተጋጪና ኔርና እንተኪእልካ ይቕረ ክብሎ ገጽ ንገጽ እንተተራኽበና። ኣነ ዘሪእሰናይ ኪዳነ ናይ ሜ ስንኩል ኮይነ ኣብ ማይ ሓባር ካብ ቶም ድተደከሩ ኢየ።
@sabakelati2537
@sabakelati2537 2 жыл бұрын
😇🙏❤️👍ajiekum hzbey, Tegadeltna, knhwet ina.
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መድ ሰልጠነ ሓወይ
@micaelares2348
@micaelares2348 2 жыл бұрын
ሰላም መሓረና፡ኣብ ዘለኻዮ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ፡ከምኡ ድማ ሰልጠነ ተፈታዊ ሜድያ፡ ከምቲ ምሓረና ዝበልካዮ፡ናይ መልኣከ ዘውደ ምእሳር ዝፈልጦ የብለይን፡ምሳይ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ በሊሕ ተዋዛዪ ሰብ ነይሩ፡1977 ከተማ ቃሩራ ንምሕራር ኣብ ዝተኻየደ ዕዉት ስርሒት እዩ እግሩ ተቖሪጹ፡ሽዑ ካብ ኢደስርሓት እዩ ከይዱ። ሓድሽ ተኽልማርያም እውን ምሳይ ካብቶም ኣብ ኢደስርሓት ዝነበረ ዘይዕጸፍ ፡ካብ ዝኣምነሉ ፈልከት ዘይብል፡ ኣብ ውሽጢ ዕቀባ ብረት ዝነበሩ ብፍላይ ሓለፍቲ ስዉእ ኣሕመድ ካካይ ምክትል ዑቕበ ኣብርሃ ፡ ኮሚስያር ዑቕበ ስዉእ የማነ ዝነበረ ዘይምርድዳእ ስለ ዝነበረ ብእግባይ ክሳዕ ዑቕበ ይበጽሕሞ፡ ዑቕበ ድማ ከምታ ሓለፍትኻ ኣሕመድ ካካይን የማነን ዝሃብዎ ውሳኔ ወጻኢ ርእይቶ የብለይን ይብሎ፡ንዑቕበ ድማ ናብ ዋና ጸሓፊ ኣሕልፈኒ ይብሎ፡ዑቕበ ኣይደንጎየን ጥርዓኑ ናብ ኢሰያስ ከም ዝበጽሕ ይገብር፡ኢሰያስ ድማ በቲ ሓለፍትኻ ዝሃብዎ ውሳኔ ተቐይድካ ትኸይድ ምስ በሎ፡ሓድሽ ከምዚ ዓይነት ምልኪ ኣይቅበልን እየ ምስ በለ፡ ን ክልተ ዓመት ብጽኑዕ ተኣሲሩ፡ ሓለዋ ሰውራ ኣብ ክልተ ዓመቱ ተጋግየ እንተዘይበልካ ካብዛ ጉድጓድ ኣይክትወጽእን ኢኻ ምስ በልዎ፡ብግዴታ ተጋግየ ኢሉ ከም ዝወጸ፡ብድሕርዚ ነቲ ሰልፊ ከም ዝገደፎ ይፈልጥ።
@tesfutecle8965
@tesfutecle8965 2 жыл бұрын
Selammm Seltene hawey kemey kenikum xega tenakum ms ayana Maharena. Ab zhalefe kedam nay mekae nay Musie tesfamichael zeweldi iye nay edi gega alo mo musie edifnie xnaexegle iyu.
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
"ካን ዲና ከምዚ ኮንና ተሪፍና?" ናይ ሕጂ ገደደ ነጻ ምስ ወጻና ሕማቕ ኣጋጣሚ ነዚ ተባዕን ውፉይን ተጋዳላይ ሓደ ከዳዕ ሰብ ይመርሖ ኔሩን ኣሎን። ኣብ መጨረሻ ብጥይት ክሰሃሎም።
@adeymaryam
@adeymaryam Жыл бұрын
Salam nuakum ftwat ahwat yeqenielna ajukuem
@tesfaybirhane4435
@tesfaybirhane4435 2 жыл бұрын
selam seltene nezi kubur abona hakega tariki zimhirena zelo kulu gizye eina Nimeher yekelyelNa belelNa Niska eiwin kelil iy konka timhirena zeleka
@rahelasefaha9077
@rahelasefaha9077 2 жыл бұрын
👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾
@zehayeberaki60
@zehayeberaki60 2 жыл бұрын
I heard you guys where going to American embassy is it true, if it true why ?.
@sham3872
@sham3872 2 жыл бұрын
ሰላም መሓረና ናይ ዶክቶር ኢዮብ ገብረልኡል ተጋጊኻ ኣሎኻ። ምስ የምኒ ዝተቐተለ ኢዩ። ናይ ጥሒሻ ሓላፊ ተመስገን (በለዛ) ኢዩ ነይሩ። በዓል ቤታ ን ሕብረት በርሀ ኢዩ። ከምቲ ዝበልካዮ ድማ፣ ናይ ጥሕሻ ውደባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ተፈልጠ፣ ክሕዝዎ ምስ መጹ ምስጢር ከይውጽእ ካብ ፖላሶ ጸዲፉ ነብሱ ኣጥፊኡ። ካብቶም ሓያላት ናይ ምሁራት ወድብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ ነይሩ።
@zewdishiko
@zewdishiko 2 жыл бұрын
Eseyas yhbrom neru ykewoun netom beayer zedboudbo zenbrou.
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 жыл бұрын
ይገርም እዩ ኤርትራዊ ዘለዎ ሰልጣን ። አየርኤኒ ካሕዳማት ወያነ ክብሉ ዘይሓፍሩ እንበር ተዃሉ ።
@g.michaeltzerai7764
@g.michaeltzerai7764 2 жыл бұрын
ንኽቡር ተጋዳላይ ሕቶ፥ ናይ ኢሳያስ ኣብ መሪሕነት ከውሕሰሉ ዝኽእል ኣብ ኩሉ መድረኻት ወናኒ 1) ናይ ሓበረታ፥ 2)ንብረት ብሕልፊ ፊናንሲያዊ ናይ ውድብ፥ 3) ወናኒ ናይ ጸጥታ monopoly ስለ ዝኾነዩ ዝብል ትዕዝብትኻ ንገረና። ኣድማ ተጋደልቲ ግን ዝተገረሀ ነሩ ክብሃል ዪካኣል። ሓደ ወናኒ ናይ 3ቲኡ ዲኡ ነሩ? ንህላወኡ ዘውሓሰሉ ከ ምኽንያት ነሩ ወ ትብል ዶ? ኣወ ስጋብ ሕጂ ማለት'ዩ።
@fretatesfay343
@fretatesfay343 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭😭
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 2 жыл бұрын
ISEIAS SEYTAN WEDI MEDIHIN BERAD AMLAK YETFALNA.
@mhretaebgebregergies8984
@mhretaebgebregergies8984 2 жыл бұрын
ንህግ ጅግና ውድብ ኢልካ ንኢሰያስ ካብ ጅግንነት ክተወግዶ ኣይ ይካኣልን ምኽንያቱ እዚ ኩሉ ሓሳረ መካራ ኣብ ህዝብን ተጋደልትን ግስርጥና ናይታ ውድብ እያ
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
እንቋዕ እዚ ዕድል ናይ ምንባር እዚ ረኸብካ እቲ ትዕድልቲ ስደት ካብ ኮነ። እንቋዕ ድማ ነቲ ሓቂ ክትርኽ ኣብቅዓካ። እምበር ናይ ህግደፍሲ ተዛሪብካ ኣይውዳእን እዩ።
@turkihk3961
@turkihk3961 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ናይ ሰብ ልክዕ ንጹህ ሰብ እ/ር ይሓልኻ ክቡር ሓው።
@kudusgebremarim
@kudusgebremarim 2 жыл бұрын
Seltene hawey kitmsgen zgbaka seb eka Ab esrbet zingo wia znberu sunklan keyblwom Hankasat wixu nab shint yblwom
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ሕቶ ንኹቡር ተጋዳላይ መሓረና ኣብቲ ናይ ስንኩላን ማሕበር ሓላፍነት ከምዝነበረካ ገሊጽካ። ኣብቲ እዋን እቲ ነቲ ተጋዳላይ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ናይ ወጉእ ሓርነት ኣብ ዓድታቱ እንተኔሩስ ከምዘይ ተቓለሰ ዲኹም ስቕ ኢልኩም ትሓልፍዎ ኔርኩም??????? ምኽንያቱ ኢሰያስ ጥራሕ ኣይኮነን ዝብድለናን ዝረግጸናን ዝነበረን ዘሎን። ኣብ ገለ ገለ ሸነኻት ንሕና እውን ዓቢ ደገፍ ንኾኖ ኢና ኣብዚኣ መልስኻ ክሰምዕ ይጸበ። ምስ ሙሉእ ኣኽብሮት።
@tumuzghimuzghi4807
@tumuzghimuzghi4807 2 жыл бұрын
Seltene Kulu gizye jigna shum nhbi
@adeymaryam
@adeymaryam Жыл бұрын
Neqexl tieray giena kwexe eyu
@tesfutecle8965
@tesfutecle8965 2 жыл бұрын
Mitt gerkaya seltene
@kgud2938
@kgud2938 2 жыл бұрын
ጉዳማት መገዛ ህዝብኻስ ክትርሽኖ ኣምንቲ ምንታይ
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 2 жыл бұрын
AYANA BELO
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
ሻአብያ ዘገልገለ ጨው ዝነገደ ሃደ አዮ ፥ብመሰረቱ ሰውራ ኣሪትራ ካብ ዝጂመር አቶም ምርሁና ከይተባህሉ ኣፖርቺኒስት ኣብቲ ዝካየድ ዝነበረ ደማዊ ኩናት ብሰብኪ ቁኑአ መሪህነት ሊአሊ ኣሪትራውያን ኣሪትራዊ ክኮኑ ዝደልዩ ሳዲስት ኣአምሮን ጸቢብ ሃይማኖታውን ቀቢላውን አንተዘይኮይኑ ንውጹአ ህዝቢ ኣሪትራ ዲሞክራስን ፍትህን ማአርነትን ከምጽኡሉ ዘይክአሉ ኣረመነ ሃንጎል ዝውኑኑ ቀተልትን ረሸንትን ምህረት ዝባሃል ዘይብሎም አክብካብ ሸፋቱ ዝተመስረተ ክልተ ዊዱባት ማለት ምንም ጸረ ዲሞክራሲ ባአታታት ዝሃቆፈ ማፊዞ ፋሺዝም ሪቮለሺን ኢዮም መስሪቶም ብሰንኮም ድማ ህዝብና 200፥000ስዋኣትን መቅሰልትን ክሳብ 2 ሚልዮን ህዝብና ከምዝስደድን ከም ዝጸንትን ገሮም፥ጀብሃ ይኩን ሻአብያ ጸረ ዲሞክራሲ ኣድሃርሃርትን ፍጹም ባርባርያን አያቶም፥አቶም ናይ ዲሞክራሲን ፍትህን ዝኣምኑ ዝነበሩ ከም ሃራካት ማህበር 7 ተ በቲ ደረቱ ኣህቢጡ ዝነበረ ጸረ ዲሞክራሲ ማለት ብኒባኣል ኣብዳላ ኢድሪስን 1970 ዝተመስረተ ህዝባዊ ሃይልታት ድሃር ህግ ህጂ ህግደፍ ዝባሃል ናይ ሃሶት ነጻነት ኣምጺና ብዝብሉ ፍጹም ቀተልትን ኣመጽትን ዝቃጸጸርዎ ባርባርያን ጉጂለ ካብ ኩናትን ስቃይን ደም ምፍሳስ ህዝብና ረብሃ ዘለዎም ውልቀ ሰባት ኣብ ትህቲ አግሮም አናተሳቀየት አትነብር ኣሪትራ ን31 ኣመታት ህዝብና አናኣሰሩ አናቀተሉ ኣካለ ስንኩላን ብጪካነ ዝቀትሉ ጸረ መንአሰይ ዝኮኑ ናይ ሳህል ወረበላታት ህዝብና ጂሆ ሂዞም ክሳብ አታ ናይ ጸልማት ግሃነብ አሳት ዝኣትዉ ኣብ ምብራቃዊ ሃገራት አናሃወኩን አናሸበሩን ይነብሩ ኣለዉ አዚ ኩሉ ንክከውን በሺሃት ሰረቅትን ደቂ ኣንድነት ደገፍቶምን ካብ ምጥቃአ ካልአ ክገብሩ ዘይክአሉን ናይ በረካ ኣውረ አንስስታት ኣፍሪዮም አዮም፥
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ኣንታ ሓውና ነቶም ቀተልቲ ቀተልቲ ብምሎም ነቶም ጠለምቲ ጠለምቲ በሎም ነቶም ሃደምቲ ሃደምቲ በሎም ነቶም ከዳዕቲ ድማ ከዳዕቲ በሎም ሰውራ ኤርትራ ግን ናይ ብሓቂ ጀጋኑ ተቓለስቲ ንናጽነትን ሓርነትን ኤርትራ ራኢይ ዝነበሮም ሃገራውያን ዝቃለስሉ ዝነበሩ ሰውራ እዩ። ሱቕ ኢልካ ብድብድቡ ነቲ ሰውራ ምኽሓዱ ግን ካብ በዓል ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣይፈልየካን እዩ።
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 жыл бұрын
ያ ሞት ነው
@kiflommahari1033
@kiflommahari1033 2 жыл бұрын
ንስኩምስ ብክብርን ሞጎስን ታሪክ እና ዘንተኩም ብብቁዕ ሓልዮትን ምክንካን ኣብ ውሽጢ ሃገርኩም ምነበርኩም እምበር ንስደትን ውርደትን ዶ ? ምተቃላዕኩም ፈጸምቲ ኣካላት ህግደፍ ምስቲ ኣሬሜን ኢሰያስ መስጣ እዞም ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ናይ ኢድኩም ይሃብኩም ፈጣሪ ::
@abebayohannes5616
@abebayohannes5616 2 жыл бұрын
👎
@abebayohannes5616
@abebayohannes5616 2 жыл бұрын
👎
@abebayohannes5616
@abebayohannes5616 2 жыл бұрын
👎
@yohannesghebremedhin562
@yohannesghebremedhin562 2 жыл бұрын
Fu"k
ግርጭትን ኣፈታትሕኡን ፡ ኣብ ሓዳርን . . .
18:22
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,7 МЛН
didn't manage to catch the ball #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 30 МЛН
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 3,9 МЛН
መደብ ምስ ዑመር & ወዲ ዜና
1:12:37
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 6 М.