መደብ ምስ መም በየነ ገሄር ፥ ቁጠባዊ ኩነታት ህዝብና ከመይ ኣሎ፧ ሰሚናር ጀርማን ከመይ ሃሊፉ፧

  Рет қаралды 24,729

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

Пікірлер: 69
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 2 ай бұрын
Don’t Forget To Like Subscribe & Share መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here donorbox.org/tefetawi-talkshow Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿 kzbin.info/door/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
@freedompeace3359
@freedompeace3359 2 ай бұрын
ዕቡድ ከልቢ 👌 ግዚኡ ትአክል አላ ንኤርትራውያን ዘይጠቅም ስርዓት።
@haneber7369
@haneber7369 2 ай бұрын
💙🆙ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት🆙💙
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 2 ай бұрын
Iseias wedi sebeyti hasad Buda ubud kelbi qetali 💙💙💙💙💙💙
@kiflomtsgehanns6598
@kiflomtsgehanns6598 2 ай бұрын
A Thanks Hager, Hzbi abakum zeymwdaku።
@ZzZz-vr5zc
@ZzZz-vr5zc 2 ай бұрын
😊😊يؤؤي ضضضؤيى،
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 2 ай бұрын
ዓይኒ ጸላእትኹም ይደፈን 🎉
@BurukAsefa-pf2en
@BurukAsefa-pf2en 2 ай бұрын
Hiwetna seldina edilna seriqomna.
@tiblezbella5693
@tiblezbella5693 2 ай бұрын
Blue Revolution 💙💙🌿🌿🌿💙💙👍🙏
@tesfaldetlovemylive
@tesfaldetlovemylive 2 ай бұрын
Wufuy king forever ❤❤❤❤
@medeber0077
@medeber0077 2 ай бұрын
ስልጠነ እቶም ደቂ ሙውታት አብ ዘንቢልና ሽው ዝዓፍሩ ሕጂ ለንቅነ ንወዲ ሟባእ ውን ገለ እንታ አውጺኦም ክዓፍሩ ክንስምዕ ኢና ሐድሽ ከይኳነና👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏🙏
@medeber0077
@medeber0077 2 ай бұрын
ውፍይ ነዚዑቡድ ከልቢ ልክዕ ብሹሙ ኢካ ትጽውዖ ዘለካ ከይትቅይራ ቀጽላ 👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@amineawet5622
@amineawet5622 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@kaliebseium1049
@kaliebseium1049 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
@regataraia763
@regataraia763 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@merry7267
@merry7267 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@yonaskidane9267
@yonaskidane9267 2 ай бұрын
Blux Srah very well done kuburat Ahwat
@merhawimengsteab1070
@merhawimengsteab1070 2 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 2 ай бұрын
Thank you seltene and wofuy made dog he's luck buy made people Thank wofuy for you give him good name made dog 🐕 💙💙💙💙💙💙💙💙
@petrosberhe1352
@petrosberhe1352 2 ай бұрын
👍💙👍💙💙💙💙💙👍💙💙💙💙👍
@biniammehari2029
@biniammehari2029 2 ай бұрын
💙💙💙💙💪💪💪💪
@kiflomtsgehanns6598
@kiflomtsgehanns6598 2 ай бұрын
በስም ኣቦን ወድን ማኣስ ዳኣ ክብ ጸልማት ናብ ኣእዱግ ተከይሩ ።
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 2 ай бұрын
ቢኒያም ዝተዓወት ብስፖርት ምስ ኢሰይያስ እንታይ ዘተሓሕዝ ኣሎዉ ቁርብ ዘይሓፍሩ ናይ ብሓቂ ዱንቅሩና እዩ።
@tesfaldetlovemylive
@tesfaldetlovemylive 2 ай бұрын
Denkoro hizbi rekibom hawey
@ghezaiabraha8897
@ghezaiabraha8897 2 ай бұрын
እንታይ ዘይገበረ እቲ ሰብ ቀታሊ ዝኮነ ስርዐት አሎ ነጻነቱ ከይገልጽ
@arosabrahamin4827
@arosabrahamin4827 2 ай бұрын
Mikniyatu eiseyas jigna merahi eritrea 🇪🇷 sile zikone
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 2 ай бұрын
ዝከብርካ እዚ ትብሎ ዝለካ እሞ ኢሰይያስ ጅግና ከምዘይ ኮነ ውሽጥካ ይነግረካ እዩ ። ንነብስካ ኣይተተልላ ፡ቢንያም ተጻዋታይ ብሽክለታ እዩ ስርሑ ከኣ ኣርኡይና ብግብሪ ጅግና ዘብሎ እዩ። ሰለ መልሲ ኢልካ ዘይ ኮነ ትምልስ ውሽጥካ ዘብለካ መለስ ሕልና ንጹህ እዩ። እእምሮ ግን ተቀቢሉ እዩ ብስሚዒት ዝምለስ ሕሰበሉ ።
@kidanegebrezgi2520
@kidanegebrezgi2520 2 ай бұрын
💎💎💎💎💎💎💎
@petrosberhe1352
@petrosberhe1352 2 ай бұрын
👍💙💙💙💙💙💙💙💙👍
@SolomonMehari-ol5bq
@SolomonMehari-ol5bq 2 ай бұрын
Wufuy King 👑
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@TeklitGebremkael
@TeklitGebremkael 2 ай бұрын
@سارهساره-ث6ض9ص
@سارهساره-ث6ض9ص 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💊💊💊💊💊💙💙💙❤💛
@akberetberih6650
@akberetberih6650 2 ай бұрын
Kemalkum sdrana enkae gexkum rana enkae nenab betkum bselam alekum nayzom hasematat zereba ay tsmewo entatie nzere alena eu negeru nkid tray nsegom awetna bklxmna nhna newet 💙💙💙💙💙💙💙💙
@angish4430
@angish4430 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@حسينهاحمد-ز1ل
@حسينهاحمد-ز1ل 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@michaelghebrehiwet5477
@michaelghebrehiwet5477 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤
@حسينهاحمد-ز1ل
@حسينهاحمد-ز1ل 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tweldeabraha2221
@tweldeabraha2221 2 ай бұрын
selam ahwat🌏🌏
@asmerettekle55
@asmerettekle55 2 ай бұрын
First they have to appreciate his parents naiting to do with esyas
@kaliebseium1049
@kaliebseium1049 2 ай бұрын
Exchange rate is obligated by the county's market economic policy, and depends on current market economy. But some countries such as Eritrea follow command economy and the rate is fixed. 15% exchange rate in Eritrea is disaster and it is called Mad dog policy.
@briktyhiiamwintayourvideoi3616
@briktyhiiamwintayourvideoi3616 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤woo
@gigiriri4865
@gigiriri4865 2 ай бұрын
አዬ ግርማ our future president ውፉይ very polite as well ስልጡንን ስዓብትኹምን አናብስ አምላኽ ጸግዒ ይኹንኩም
@almazalazartewolde1289
@almazalazartewolde1289 2 ай бұрын
Henef, Nef$$$$
@ንጊዜንግደፎ
@ንጊዜንግደፎ 2 ай бұрын
ኣቦይ በየነ ሎሚስ ኣይጥዓኩምን ፕራይቨት ዶክቶር ይድልይኩም ኣሎ ኣቶ ሰልጠነ አኮ ደሓን ወረቀት ኣለዎ ናትኩም አዩ
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 2 ай бұрын
ኣንታ ስለምንታይ ናይ ከምዚ ዘብለ ደንቖሮ ሕብረተሰብ ምዘራብ እየደለን፡ (ኢሪትራዊ ማለት ደንቖሮ ማለት አዩ)
@asliruessom3573
@asliruessom3573 2 ай бұрын
ስሰላም፡ሰሊጠነ፡።ኢዛቢዳ፡አጥፍአሊና፡በጃኻ፡ነዚቡዲ፡ከሊቢ፡ኪሪኤአደሊን፡፡❤😂😢
@sammicheal8365
@sammicheal8365 2 ай бұрын
መጀመርታ ሰላም ደቂዞም ሓላላት መሬት ኤርትራውያን ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ዘለኩም እዚ ክኣ ነቲ ውሕሉል ተቓውሞኩም ዝተካየድ ኣብ ጀርመን ኣብ ክንዲ ብጎንጺ ብሓላል መንፈስ ክትገልጹ ንቡርን ቁዱሱን እዩ። ኣቀሽሽትና እንታይ ይብሉ በትሪ የጽንዕ ሓይሊ መንግስቲ እዚ ክኣ ሙኩራት ተጋደልቲ ነበር ተቃወምቲ ነዞም ቡሩካት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ዘይሃገርካ መጺካ ኣብ 21ክፍለ ዘመን እምኒ ፋስ በትሪ ጸብሒ ክትክዕው ዳስ ናይ የሕዋትካ ነዴካ ኣቦካ ዋዕሮ ሓፍትካ ሓውካ ህጻን ኤርትራዊ ንክትሃርም ኣይኮነን ዓይንካ ኣፍጢጥካ ዘይትዛረበሉ ዓዲ መጺካ ከምዘለካ ምክሪ ክልግሱሎም ይግባእ ኔሩ። ግን ንስለ ረብሕእኦም ክብሉ ነዚ መንእሰይ ኣብ ክትወጾ ዘይትክእል ክሳራ ማእሰርቲ ወረቀትካ ምብልሻው ሓዳርካ ናብራካ ዘምጸካ ዕላማ ረሲዕካ ንናይ ውሑዳት ዑሱባት ናይ ወያነ ኢደ በይዛ ንዝኮኑ ከተሕጉስ ወያነ ነቲ ኣብ መሬት ዘይረከበቶ ዓወት ኤርትራዊ ባህሊ ደምሲስና ነንሕድሑ ኣተፋኒንካ ነንሕድሕዱ ኣባሊዕካ መንነቱን ክብሩን ንክዝርጉ ፈቲኖም እቶም እከያት ሰብ ረብሓ ክኣ ብድሕሪት ኮይኖም ንስለ ረብሕኦም ክብሉ ናብ ሓዊ ዝጠበሱ በዓል የሴፍ ገብርሂወት ዑቡድ ወካርያ( በየነ) ሰልጠነ ሄኖክ ካልኦት ሰዓብቶምን ሰባት ጠቢሶም ብሓዊ ይጠበሱ ማስጣ ናቶም ይውረዶም ንሳቶም ረብሕኦም ረኪቦም ተሰከምቲ ሓጢያት ደቂ ገርሂ ልባ ግን ግዳይ ኮይኖም ይርከቡ። ዘገርም እዩ ምልስ ብምባል ኣብ ተቓዎሙኩም ዝነበረ ብነድሪ ዝወጻ ቃላት ኢሰያስ ዲክታቶር ዳውን ዳውን ዝእመሰላ ናይ ተቃውሞኩም ቃላት ኔረን እዚኤን ቃላት ከም ሙዚቃ ቃላት ሙሴ ክኣ ንመበል 69 ዓመት ተዘሚረን ግን Physics ክንማሃር ከለና Two parralel line never meet እዚ ክኣ እቲ ሓደ መስመር Down down Essayas Essayas is Dictator እንዳበለ ን69 ዓመት ክዝምር ከሎ እቲ ሓደ መስመር ክኣ 6ሚልዮን ኢሰያስ ፈጢሩ ካብ ማንም ከይተጸበየ ርእስካ ምክእል ንጸላኢ ብብረቱ ዝብል ዘገርም ከም ባህሊ ኣንጊሱ ንማንም ከይለመነ ዒዮ ገዛና ወዲእና ኢና ብማለት ንዓለም ብዘደንቅ ከይፈተወት ነጻነት ኤርትራ ዝተቀበለት ዓለም እንሆ ድቃስ ሲኢና ብኩሉ ፈቲና ደቂ ሓራስ ነብሪ ግን ዕርፊ ኣጽኒዖም ናጻነቶም ኣውሒሶም ኢሰያስ ክኣ ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ኮይኑ ን34 ዓመት ህዝቡ ኣብ ውሽጥን ደገን ዘሎ ሒዙ ብሓደ ትርግታ ልቢ ዝሃርም ዘቅንእ ዘኩርዕ ባህሊ ሒዙ ሰዊዱ ይርከብ ኣሎ። ዝከበርኩም ደቂዛ ሓላል መሬት ካብዛ ቅድስትን ዝተባረከት ሃገር ንስደት ንክትዛርዩ ዝገበረ ካብ ብቅንኢን ክፍእትን ዘይበልየሉ ንልዕሊ 150 ዓመት ካብ ኩናትን ወረ ኩናትን ዘይወጸ ሓሳድ ጎሮቢት ስለ ዘሎ ብዘይ ኩናት እውን ክነብር ስለ ዘይክእል ብዝከፈቶ ኩናት ኩናትውን በላዒ ስለዝኮነ ንስደት መሪጽኩም ትኮኑ ክትማሃሩ ወይውን ስድራ ክትረድኡውን ደሊኩም ዘይስገር ሰጎርኩም ኣብዘለኩሞ ዓዲ በጾሕኩም። እንተኮነ ስዕረቶም ኣሚኖም ዘይዓርፉ ግናያት ወያነ ብርጌድ ንሓመዱ ብዝብል ስም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጠኒሱ ኣብ መቀለ ተፋሒሱ ኣብ ጀርመን ሃገር ብሽም ወፍሪ ሰላም ክኣ ብበዓል ዶር ነጋሲ ዑቡድ ወካርያ ሰልጠነ ሄኖክ ኣሰና ካልኦትን ባርኮት ወሲዱ። ዶክተር ፋልሶ ይብል ኣብ ጀርመን ንገብሮ ዘለና ተምሳሌት በርሊን ወሲድና ዶብ ኤርትራን ትግራይን ፈሪሱ ሱውኣት ኤርትራ ስውእትና ከም ዘይኮኑ ኣሚና እዛ ባንዴራውን ናህና ኣይኮነትን ምስ ተዓወትና ናህና ባንዴራ ክንገብር ኢና ብማለት እዩ ከፊትዎ ብሙሉኡ ክትሰምዕዎ ወፍሪ ሰላም ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ስምዕዎ እቲ ዝነበሪ ብወየንቲ በዓልዚ ከዳዕ ኣሰና ኮይኖም 40%ተጋሩን ቅልውላው ወለዶ ዘሎዎም ተማእኪሉ ብዘሕዝን ፍጻሜ ተባሪኩ ቀጺሉ ብድሕሪኢ ትግራይ ትስዕር ማህጸን ኤርትራዊ ኣደ ትምከን ጸሊም ትከደን ሰራዊት ሻዕቢያ ክድምሰስ ኣሎዎ ቡዙሕ ጅግንነት ኤርትራዊ ዘጥፍእ ጊዒሮም ስለዚ ምስ ከምዚኦም ዝእመሰለ ሸይጣናዊ ስርሒት ዝሓቆፈ ውድብ ኣቲካ ሪምካ ክትሸይጥ ቁኑዕን ዘይቅቡልን እዩ። ስለዚ ኣንታ ወዲዛ ሓላል መሬት ብምንታይ ምስ ከምዚኦም ዝእመሰሉ እከይ ተግባራት ማዓር ብዕሬ ዝተከለሰ ክትስለፍ ትመርጽ መጋበርያ ናይ ተበለጽትን ሸየጥቲ ሪሞም ትከውን ገለባ ንሕሰብ ካባካ እታ ዝወለድትካ ክብርቲ ኣደ ሓው ኣቦ ዋዕሮ ሓፍትካ ትጽቢታ ቡዙሕ እዩ ካባካ ናትካ ጽቡቅ ክሰምዓ ብሃረርታ እየን ዝጽበያ ዘለዋ ተእሲሩ ወረቀቱ ተባላሽዩ ክትሰምዕ ከላ ዝስምዓ ሓዘን መግለጺ የብሉን ስለዚ ቅድሜኩም ክንደይ ኣዲስ ኣበባ ተበጺሑ Down Down ተባሂሉ ን69 ዓመት ኣንጻር ኢሰያስ ተዘሚሩ ግን ዋርሳይ ጊዲኡ ጌሩ መንደላይ ክኣ ትእምር ሰሪሑ ዓድካ ኣዴካ ሓፍትካ ከይተደፍረት ዶቡ ሓልዩ ሰዊዱ ሰላም ዘለዋ ርግእትን ሕፍርትን ኤርትራ የረክበካ ኣሎ። ናትካ ግደ ተማሂርካ ዓድካ ተመሊስካ እቲ ተሪፉ ዘሎ ኢደይ ኢድካ ክትምልኦ ድኣምበር ኣሳሳይ ናይ ሸየጥቲ ሪሞምን ከዳዓትን ክትከውን ኣይምሕረልካን እዩ እሞ ልቢ ግበር ሂወት ሓንሳብ ተከሲርካያ ኣበይ ኣለካ ምሳና ኔሩ ኢሉ ዝዝክረካ ከማን የለን ዕድሜካን ጊዜካን ክእ ከምቶም ዝሓለፉ ገሊኦም ብዘይ ቁም ነገር ከይተመርዓው ብሃለው ጊዚኦምን ሂወቶምን ከሲሮም ገሊኦም ብሞት ሓሊፎም ገሊኦም ናይ እእሙሮ ጸገም ረኪቦም ዝእልዮም ሲኢኖም ካብ ህዝቦምን ዓዶምን ተፈልዮም ዝበዝሑ ክእ ምስ ህዝቦም ኮይኖም ዓዶም ሸነን ይብሉ ኣለው ናትካ ዕድል ክእ መሳርሒ ናይዞም ከዳዓት ወይጦታት ኮይንካ ንከይትተርፍ ምክረይ ይልግሰልካ ኣለኩ እዚ ወዳሓንካ።
@SaRa-ku3ch
@SaRa-ku3ch 2 ай бұрын
Hamotki tfses ygdef mendef denakur denakur
@sammicheal8365
@sammicheal8365 2 ай бұрын
ንኩለን ሚዲያታት ኤርትራ ብቀዳምነት ንኩሉ ስርሓትኩም የመስግን ዓውትን ኣሳልጦን ናይ ወትሩ ትምኒተይ። ከም ኤርትራውያን ሓደ ባህሊ ኣለና ንሱ ክኣ ጨካናት ኣይኮናን ንዝተጋገየ ምእራም ኣብ ጊዜ ቃልሲ ነቲ ጨካን ጸላኢና ክቀትለና ቀቲሉልና ይከውን እውን ምስ ተማረከ ኣሐኪምና መጊብና ኣስተሚህርና ተመሊሱ ምሳና ከም ዝቃለስ ዝገበርና ኢናሞ ነዞም ኤርትራዊን ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ከም በዓል ጆን ብላክ ዝኣመሰሉ ግደፍ ክባሃል ከሎ ኣይሰምዔን እታ ዝዘርኣ ይዓጽዳ ናሎ ድኣ ኣሎምበር 4 ዓመት ይኩን 5ዓመት ተፈሪዱ ንሕና ኤርትራውያን ንከስቦ የለን ትርፊ ክሳራ ምክንያቱ ዜጋ እዩ። ሕጂውን ዘለው ካላኦት ኣባላት ብርጌዱ እቶም ዜጋታትና ተታሊሎም ሆ ዝብሉ ናብ ልቦም ክንመልሶም እቲ ሓቂ ክንነግሮም ናይ ኩላህና ጻዕሪ እዩ እሞ ከይተሓለልኩም ጻዕርኩም ከተካይዱ ኣላቦ። ሰላም ደቂዞም ሓላላት መሬት ኤርትራውያን ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ዘለኩም እዚ ክኣ ነቲ ውሕሉል ተቓውሞኩም ዝተካየድ ኣብ ጀርመን ኣብ ክንዲ ብጎንጺ ብሓላል መንፈስ ክትገልጹ ንቡርን ቁዱሱን እዩ። ኣቅሽሽትና እንታይ ይብሉ በትሪ የጽንዕ ሓይሊ መንግስቲ እዚ ክኣ ሙኩራት ተጋደልቲ ነበር ተቃወምቲ ነዞም ቡሩካት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ዘይሃገርካ መጺካ ኣብ 21ክፍለ ዘመን እምኒ ፋስ በትሪ ጸብሒ ክትክዕው ዳስ ናይ የሕዋትካ ነዴካ ኣቦካ ዋዕሮ ሓፍትካ ሓውካ ህጻን ኤርትራዊ ንክትሃርም ኣይኮነን፡ ዓይንካ ኣፍጢጥካ ዘይትዛረበሉ ዓዲ መጺካ ከምዘለካ ምክሪ ክልግሱሎም ይግባእ ኔሩ። ግን ንስለ ረብሕእኦም ክብሉ ነዚ መንእሰይ ኣብ ክትወጾ ዘይትክእል ክሳራ ማእሰርቲ ወረቀትካ ምብልሻው ሓዳርካ ናብራካ ዘምጸካ ዕላማ ረሲዕካ ንናይ ውሑዳት ዑሱባት ናይ ወያነ ኢደ በይዛ ንዝኮኑ ከተሕጉስ ወያነ ነቲ ኣብ መሬት ዘይረከበቶ ዓወት ኤርትራዊ ባህሊ ደምሲስና ነንሕድሑ ኣተፋኒንካ ነንሕድሕዱ ኣባሊዕካ መንነቱን ክብሩን ንክዘርጉ ፈቲኖም። እቶም እከያት ሰብ ረብሓ ክኣ ብድሕሪት ኮይኖም ንስለ ረብሕኦም ክብሉ ናብ ሓዊ ዝጠበሱ በዓል የሴፍ ገብርሂወት ዑቡድ ወካርያ( በየነ) ሰልጠነ ሄኖክ ካልኦት ሰዓብቶምን ሰባት ጠቢሶም ብሓዊ ድኣ ይጠበሱ ማስጣ ናቶም ይውረዶም ንሳቶም ረብሕኦም ረኪቦም ተሰከምቲ ሓጢያት ደቂ ገርሂ ልባ ግን ግዳይ ኮይኖም ይርከቡ። ዘገርም እዩ ምልስ ብምባል ኣብ ተቓዎሙኩም ዝነበረ ብነድሪ ዝወጻ ቃላት ኢሰያስ ዲክታቶር ዳውን ዳውን ዝእመሰላ ናይ ተቃውሞኩም ቃላት ኔረን እዚኤን ቃላት ከም ሙዚቃ ቃላት ናይ ሙሴ ክኣ ንመበል 69 ዓመት ተዘሚረን ግን Physics ክንማሃር ከለና Two parralel line never meet እዚ ክኣ እቲ ሓደ መስመር Down down Essayas Essayas is Dictator እንዳበለ ን69 ዓመት ክዝምር ከሎ እቲ ሓደ መስመር ክኣ 6ሚልዮን ኢሰያስ ፈጢሩ ካብ ማንም ከይተጸበየ ርእስካ ምክእል ንጸላኢ ብብረቱ ዝብል ዘገርም ከም ባህሊ ኣንጊሱ ንማንም ከይለመነ ዒዮ ገዛና ወዲእና ኢና ብማለት ንዓለም ብዘደንቅ ከይፈተወት ነጻነት ኤርትራ ዝተቀበለት ዓለም እንሆ ድቃስ ሲኢና ብኩሉ ፈቲና ደቂ ሓራስ ነብሪ ግን ዕርፊ ኣጽኒዖም ናጻነቶም ኣውሒሶም ኢሰያስ ክኣ ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ኮይኑ ን34 ዓመት ህዝቡ ኣብ ውሽጥን ደገን ዘሎ ሒዙ ብሓደ ትርግታ ልቢ ዝሃርም ዘቅንእ ዘኩርዕ ባህሊ ሒዙ ሰዊዱ ይርከብ ኣሎ። ዝከበርኩም ደቂዛ ሓላል መሬት ካብዛ ቅድስትን ዝተባረከት ሃገር ንስደት ንክትዛርዩ ዝገበረ ካብ ብቅንኢን ክፍእትን ዘይበልየሉ ንልዕሊ 150 ዓመት ካብ ኩናትን ወረ ኩናትን ዘይወጸ ሓሳድ ጎሮቢት ስለ ዘሎ ብዘይ ኩናት እውን ክነብር ስለ ዘይክእል ብዝከፈቶ ኩናት ኩናትውን በላዒ ስለዝኮነ ንስደት መሪጽኩም ትኮኑ ክትማሃሩ ወይውን ስድራ ክትረድኡውን ደሊኩም ዘይስገር ሰጎርኩም ኣብዘለኩሞ ዓዲ ክኣ በጺሕኩም። እንተኮነ ስዕረቶም ኣሚኖም ዘይዓርፉ ግናያት ወያነ ብርጌድ ንሓመዱ ብዝብል ስም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጠኒሱ ኣብ መቀለ ተፋሒሱ ኣብ ጀርመን ሃገር ብሽም ወፍሪ ንሰላም ክኣ ብበዓል ዶር ነጋሲ ዑቡድ ወካርያ ሰልጠነ ሄኖክ ኣሰና ካልኦትን ባርኮት ወሲዱ። ዶክተር ፋልሶ ይብል ኣብ ጀርመን ንገብሮ ዘለና ተምሳሌት በርሊን ወሲድና ዶብ ኤርትራን ትግራይን ፈሪሱ ኣጊሂዱ ተዘይገለጾ ማለቱ ግን ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ምኻኑ ይቅጽል ሱውኣት ኤርትራ ስውእትና ከም ዘይኮኑ ኣሚና እዛ ባንዴራውን ናህና ኣይኮነትን ምስ ተዓወትና ናህና ባንዴራ ክንገብር ኢና ብማለት እዩ ከፊትዎ ብሙሉኡ ክትሰምዕዎ ወፍሪ ሰላም ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ስምዕዎ እቲ ዝነበሪ ብወየንቲ በዓልዚ ከዳዕ ኣሰና ኮይኖም 70%ተጋሩን ቅልውላው ወለዶ ዘሎዎም ተማእኪሉ ብዘሕዝን ፍጻሜ ዝተፈጸመ እዩ ተባሪኩ ቀጺሉ ብድሕሪኢ ትግራይ ትስዕር ማህጸን ኤርትራዊ ኣደ ትምከን ጸሊም ትከደን ሰራዊት ሻዕቢያ ክድምሰስ ኣሎዎ ቡዙሕ ጅግንነት ኤርትራዊ ዘጥፍእ ሓውኩም ኣቦኩም ኣዴኩም ዋዕሮ ሓፍትኩም ዝተሰውኡ ምእንቲዛ ሓላል መሬት ስዉእትና ኣይኮኑን ኣብዚ ቀረባ መዓልቲ ስሙ ኣይሓዝክዎን ኣብ ኣኬባ ብርጌድ ንሓመዱ ዝሓለፈ ወርሒ ተሲኡ ሰያብ እዩ ስውእትና ዘይዝከርሉ ምክንያት እንታይ እዩ ተቃሊሰ ኣቃሊሰ ዝመጸኩ እየ ኢሉ ነዚ ቅልውላው ዜግነት ዘለዎ ዑቡድ ወካርያ(በየነ) ምስ ሓተቶ ስውእትና ኣይኮኑን ኢሉ መሊስሉ ዘጉህይዶ ኣይኮነን ከምኡውን ኣብ ትምህርቲ ሰውራ ዝዓበኩም ኣብ ዘየድልይ ሓሸውየ ኣቲኩም ኣለኩም ስለዚ ምስ ከምዚኦም ዝእመሰለ ሸይጣናዊ ስርሒት ዝሓቆፈ ውድብ ኣቲካ ሪምካ ክትሸይጥ ቁኑዕን ዘይቅቡልን እዩ። ስለዚ ኣንታ ወዲዛ ሓላል መሬት ብምንታይ ምስ ከምዚኦም ዝእመሰሉ እከይ ተግባራት ማዓር ብዕሬ ዝተከለሰ ክትስለፍ ትመርጽ መጋበርያ ናይ ተበለጽትን ሸየጥቲ ሪሞም ትከውን ገለባ ንሕሰብ ካባካ እታ ዝወለድትካ ክብርቲ ኣደ ሓው ኣቦ ዋዕሮ ሓፍትካ ትጽቢታ ቡዙሕ እዩ ካባካ ናትካ ጽቡቅ ክሰምዓ ብሃረርታ እየን ዝጽበያ ዘለዋ ተእሲሩ ወረቀቱ ተባላሽዩ ክትሰምዕ ከላ ዝስምዓ ሓዘን መግለጺ የብሉን ስለዚ ቅድሜኩም ክንደይ ኣዲስ ኣበባ ተበጺሑ Down Down ተባሂሉ ን69 ዓመት ኣንጻር ኢሰያስ ተዘሚሩ ግን ዋርሳይ ጊዲኡ ጌሩ መንደላይ ክኣ ትእምር ሰሪሑ ዓድካ ኣዴካ ሓፍትካ ከይተደፍረት ዶቡ ሓልዩ ሰዊዱ ሰላም ዘለዋ ርግእትን ሕፍርትን ኤርትራ የረክበካ ኣሎ። ናትካ ግደ ተማሂርካ ዓድካ ተመሊስካ እቲ ተሪፉ ዘሎ ኢደይ ኢድካ ክትምልኦ ድኣምበር ኣሳሳይ ናይ ሸየጥቲ ሪሞምን ከዳዓትን ክትከውን ኣይምሕረልካን እዩ እሞ ልቢ ግበር ሂወት ሓንሳብ ተከሲርካያ ኣበይ ኣለካ ምሳና ኔሩ ኢሉ ዝዝክረካ ከማን የለን ዕድሜካን ጊዜካን ክእ ከምቶም ዝሓለፉ ገሊኦም ብዘይ ቁም ነገር ከይተመርዓው ብሃለው ጊዚኦምን ሂወቶምን ከሲሮም ገሊኦም ብሞት ሓሊፎም ገሊኦም ናይ እእሙሮ ጸገም ረኪቦም ዝእልዮም ሲኢኖም ካብ ህዝቦምን ዓዶምን ተፈልዮም ዝበዝሑ ክእ ምስ ህዝቦም ኮይኖም ዓዶም ሸነን ይብሉ ኣለው ናትካ ዕድል ክእ መሳርሒ ናይዞም ከዳዓት ወይጦታት ኮይንካ ንከይትተርፍ ምክረይ ይልግሰልኩም ኣለኩ እዚ ወዳሓንኩም።
@ንጊዜንግደፎ
@ንጊዜንግደፎ 2 ай бұрын
ፎ ሕስድና ሸቲትኩም
@ermias3835
@ermias3835 2 ай бұрын
halefta girlkum alo kem isu suk Lmedu kkkkkkk I think azia sebeyti hine aya timeliselkum zela 🇪🇷
@sammicheal8365
@sammicheal8365 2 ай бұрын
ሁልውዶ ምውት ይበዝሑ ኦሎም ምስ ኣቦታትካ ድእ ኣይዓበካን እምበር ኣቦታትካ ምስ ልቡ ዝዓወረ ሓዊስካ ምውት ይበዝሕ ኢሎም። ዑቡድ ውካርያ ትብሎ ትገብሮ ትዛረቦ ጠፊኡካ ዓነይነይ ኢልካ ኣንታ ዑቡድ ውካርያ ዕፈር ኣንታ ዓፋሪ እንታይ ክትገብር ተሳዒርካ ኢካ ወያነ ፎእ ኢሎምካ ኣቢይ ፎእ ኢሉካ ኣንታ ነውራም ወያነ ዕቡድ ውካርያ ተሓነቅ ንስካ ኩሉ ትብሎ ዘለካ ተሓዋዊስካ ምስ ዓለም ገጢምና ድሕሪ 110 ዓመት ኣንዳ ዕቡድ ውካርያ ጸሊም ኤርትራዊ ኣብ መዝገብ ናይ ዓለም ብወርቂ ቀለም ተጻሒፉ። ደንቅሮ ሰልጠነ ኣብ ዲያስፖራ ዘሎ ይኩን ኣብ ውሽጢ ዋጋ ከምዘይብልኩም ትፈልጦ ኣይኮንካን ግን 1/ 0 ኢኩም ዋላ ለውጢ ተመጸ ዕድል የብልካን Go Fund እንዳበልካ ክትነብር ኣይትክእልን ኢካ ኣንታ ባርያ ።
@ብሊና
@ብሊና 2 ай бұрын
Mad dog is always mad dog 🐕‍🦺🐕‍🦺🐕‍🦺🐕‍🦺
@simret-xx4vi
@simret-xx4vi 2 ай бұрын
Eway Politik moyta Abza geza 😂😂😂😂😂
@DANIELKASSA-uh6cx
@DANIELKASSA-uh6cx 2 ай бұрын
Wedi sheremuta listero
@ንጊዜንግደፎ
@ንጊዜንግደፎ 2 ай бұрын
ካክክክክክ ክርኣን አኮ ኢኩም
@tuemzgitekie
@tuemzgitekie 2 ай бұрын
ንወጽዓኻ ምቅላስ ርሕቀትካን ቅርበትካን ዎሳንነት ኳ እንተሃለዎ, ስቅ ኢልካ ታዓዛባይ ክትከውን ሕልናካ ኣይፈቅድን ዋላ ኣይከሰብ ዘበናዊ technology ተጠቂምካ ድምጺ ውጻዓት ሙኻን ተመራጺዩ ካልእ ይትረፍ ናይ ሕልና ቅሳነት ትረክብ ህግደፍ ንውዳቅ ግን ብመሰረቱ ደምበ ተቃውሞ ዓቅሙ ዱሩት ዩ.:politically ንሓደ መንግስቲ ምስ ሙሉእ ዓቅምታቱ ብናይ ደገ ሓይሊ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ኢልካ ምሕሳብ እንድዒ ገለ ታኣምር ክርኢ እንተኮይና ንግዜ ክንገድፎ
@amhgreat4658
@amhgreat4658 2 ай бұрын
ሱቅ በሉ ባዓል ኣመስሉ እስኹም ጸልኢ ህዝቢ ኤርትራ እምበር ጽልኢ መንግስቲ ህግደፍ ኣየኮነን ዘለኩም ሓስውቲ ህዝቢ ኤርትራ ፈሊጠኩም እዩ ለያቡ ኣቶም ሓሳዳት ጹብቅ ናይ ኤርትራ ዘየሕጉሱም እምባረከ እስኮም ናየ ባሓቂ ኤሪትራወያን ኤይኹም እስኮም ተጋሩ ከየኩንኩም ኣየተረፍን እዩ ኤርትራወ ከመዚ ናቶኮም ስነ ሓሳብ የበሉን ዳሓረኻኣ እዚ ህግድፍ ኤይልኮ ኢሳያሰ እንዳ በልኩም ፖሊቲካ መሰራሕ ገድፈዎ ኹሉ ኤሪትራዎ ፎእ ኢለኩም እዩ እስኹም ካብ ህግድፍ ካብ ኢሳያሰ ዘከፋእኮም ኤኮም ጽባሕ ንግሆ ኣፈርዲ ኣብ ሕጊ ተቀሩቦም እስኮም ማዕሪኦም ኢኹም ከተፈርዱ.ኣየንግድፈኩምን ኤና ኽተፈልጡ ዘለኩም።
@حسينهاحمد-ز1ل
@حسينهاحمد-ز1ل 2 ай бұрын
Salam Salam sardar ek aurat se jyada Salam Salam Salam
@User-meda704
@User-meda704 2 ай бұрын
Kulu afrisnayo elka c entay mo afrikum teakibkum trah ho kab mbal entay eyu eti lewti tiblo zeloka kemzi miekab dea men do keliekum eyu kab kedem c, you are hero to the monkeys it means you are ( ጓውና)
@MenikaziTv
@MenikaziTv 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂 drho thalmo tremre
@jonathanjonathan4703
@jonathanjonathan4703 2 ай бұрын
Seltene shame on you. Eti temxeo questions si nay kolut neti natka ego getehugs elkas n wufuy abti natka level aytewrdo.
@ThomasghebreabAraya
@ThomasghebreabAraya 2 ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@milifreeshow
@milifreeshow 2 ай бұрын
*Wufuy king 👑*
@sabaghirmay7158
@sabaghirmay7158 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@SaRa-ku3ch
@SaRa-ku3ch 2 ай бұрын
Hamotki tfses belege ygdef mendef denakur
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 8 МЛН
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 125 МЛН
兔子姐姐最终逃走了吗?#小丑#兔子警官#家庭
00:58
小蚂蚁和小宇宙
Рет қаралды 9 МЛН
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
የኦሮሞን ሕዝብ እና ሌላውን ማህበረሰብ ማጋጨት የማን አጀንዳ ነው?
Addis Compass Media / ACM / አዲስ ኮምፓስ ሚዲያ
Рет қаралды 1,1 М.
Tesfom .....
Raiena
Рет қаралды 62
ጉዳይ ዮርዳኖስ ኣብ ከመይ በጺሑ
FLFL Media ፋጨ ወዲዛግር
Рет қаралды 79
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 8 МЛН