መደብ ምስ መ/ም በየነ ገ/ሄር (ዉፉይ) ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘተኮረ

  Рет қаралды 25,502

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

Пікірлер: 47
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 2 ай бұрын
Don’t Forget To Like Subscribe & Share መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here donorbox.org/tefetawi-talkshow Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿 kzbin.info/door/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
@FanealEstifanos-ic8ev
@FanealEstifanos-ic8ev 2 ай бұрын
Kilae halaw ziteqem hasab amxie kab nay wilqe sebat tebloq loq tbl nay Eritrea guday nay bhaqi zehsbeka tekoinu kab tdf endo tegaru ena zbl atahasasba wexika bzeaba eri n eritrawin kab awrajan haimonetn Nexa zkone atahasasba yhalka
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 2 ай бұрын
አሰይ አሰይ ዓሸ ዓሸ በየነ ዉፍይ አደ ወሌዳ ድምከን ንበረልና ኩሉኩም አሕዋት ብጣዕሜ ዝድነቅ ሰራሕ ድምጼ ዉጹዓት ብምኳንኩም ከብረት ይሃብኩም። ተባረኩ🙏🏾💕💕
@SamsomAbreham
@SamsomAbreham 2 ай бұрын
Enkae teweledkalna wufuy abo haqi the graet❤❤❤❤❤❤❤
@kaliebseium1049
@kaliebseium1049 2 ай бұрын
Silence is a form of violence by itself. 💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
@eyobtesfay
@eyobtesfay 2 ай бұрын
ተምላስ
@ghenetgerezgiher3351
@ghenetgerezgiher3351 2 ай бұрын
Thank you guys 💙💚🩵🌿🌿🌿🙏🙏🙏
@yonashagos3406
@yonashagos3406 2 ай бұрын
Tefetawi, could you please bring Bereket Kahsay with Wufuy.
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 2 ай бұрын
Because semamat eyom🎉🎉🎉❤❤❤❤
@munnaabraha7362
@munnaabraha7362 2 ай бұрын
Merci Tefetawi
@bereketshumnhbi
@bereketshumnhbi 2 ай бұрын
ኣለና ዝዋዓልና ናቡኡ ብጾትና ኣወዲኣ ነዝልቅ ኢላትና ፡ናበይ ከምንዓርድ እካ ኣፍልጦ ኣይነበራን፡ኣብ ሃዞሞ ዕንክሊል ክንብል ዊዒልና
@Eyasuasfaha-ev3ju
@Eyasuasfaha-ev3ju 2 ай бұрын
Thank u wifui
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 2 ай бұрын
Wala ane eye kemueu zhasib gn ka sk ktblka aytkeiln is 🎉🎉🎉🎉🎉
@ashebrgoitom6120
@ashebrgoitom6120 2 ай бұрын
Welcome abeyti adi ❤❤❤
@semeretsegay2249
@semeretsegay2249 Ай бұрын
Wellcome guys
@fithiqanattigre5944
@fithiqanattigre5944 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙
@ej2832
@ej2832 2 ай бұрын
💙❤️💙❤️💙❤️
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 2 ай бұрын
ውፉይ ቃላትካ ወርቂ ዝስማዕን አብ ልቢ ነባሪ ውን እዩ.
@abelyemane9786
@abelyemane9786 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙🦋🦋🦋💙💙💙💙💙
@mebrehitberhane3898
@mebrehitberhane3898 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@regataraia763
@regataraia763 2 ай бұрын
👍👍👍👏👏👏💙💙💙💙💙
@sabatemesgen7344
@sabatemesgen7344 2 ай бұрын
💙💙🙏
@senaygebre5959
@senaygebre5959 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 ай бұрын
God bless you my heroes🩵🩵🌺🌺
@Eyasuasfaha-ev3ju
@Eyasuasfaha-ev3ju 2 ай бұрын
Yes yes yes
@Hereawnet
@Hereawnet 2 ай бұрын
Wufuy kokob
@yaredokbe4377
@yaredokbe4377 2 ай бұрын
ጉዳይ ጉባኤ ወያነ አንታይ ኣሎ ብዓል አልደ ምልዲ 😂
@Goalseira
@Goalseira 2 ай бұрын
Be kuben klyna adi eba, melagxi zekone hezbi, fethi zeyftuo
@yonastsehaye4397
@yonastsehaye4397 2 ай бұрын
ወሽላክ ህዝቢ
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 2 ай бұрын
Beyene the GREAT 🩵🩵🩵
@solomontadese7918
@solomontadese7918 2 ай бұрын
ሳልሳይ ወራር ደኣ ኔሩ እንድዩ እዚ ኣረጊት ጋውና መስፉን ሓጎስ ኣብ መንደፈራ ዶኮሜንትታት ኣቃጺልዎ።ዝገርም እኮእዩ ኣቱም ሰባት ቅቅቅቅቅቅ
@azmeratesfahans3079
@azmeratesfahans3079 2 ай бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@Eyasuasfaha-ev3ju
@Eyasuasfaha-ev3ju 2 ай бұрын
Hedama ne nkfa
@Eyasuasfaha-ev3ju
@Eyasuasfaha-ev3ju 2 ай бұрын
Ferhomm
@help-z2q
@help-z2q 2 ай бұрын
ሞጎስ ኣንቢቡዎ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ኣምሰሉ ይፈቱ። ትኽክል ኣለካ።
@help-z2q
@help-z2q 2 ай бұрын
ነዚ ናይ ሻዕብያ ፍልስፍና ዝርዶኦ ዉሑድ ዩ። በቲ ኣብ ኣከባ ኣደታታት በይነን ይእክበን ንሳተን ድማ ዋላ ዝቀትለን ምካኑ እንዳፈለጣ ኢየን ኢሳያስ ይሓይሽ ካብ ወያነ ኢቲ ሓሶት ሻዕብያ ርሰን መሊኡ ዩ።
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 2 ай бұрын
Kdmieu wun bleating eindalom bgfa meneiseyat atfom
@asliruessom3573
@asliruessom3573 2 ай бұрын
ሰላም፡መራቲአማኖት፡ኪቲቢል፡ከለኻ፡እቲቪሮሲታቲ፡ኸ፡ማለት፡አቢዢጌዜ፡እስያስ፡ጴጠ፡አለዊዶ፡ኩሉ፡ደለይቲፍትሕ፡እዚ፡ተጀምሩ፡ዞሎ፡ቢሬጌዲ፡ናሀገ፡ቀሊጥፍ፡ከጋላጊለና፡አሰናዲእዎ፡ዉፍ፡ኪሮስ፡ካሎኦት፡ከሚባዐል፡ወዲምባእ፡ኩሚወደጽቢሀ፡ወድባሻይ፡ዘጥፍኡ።፡ንዚቃለሲ፡አቢቲጊራይ፡መሳሪሒ።እሲያስ፡፡ኲደይ፡በዛመቲከል፡ዘቢሉ፡20
@sammicheal8365
@sammicheal8365 2 ай бұрын
ንኩለን ሚዲያታት ኤርትራ ብቀዳምነት ንኩሉ ስርሓትኩም የመስግን ዓውትን ኣሳልጦን ናይ ወትሩ ትምኒተይ። ከም ኤርትራውያን ሓደ ባህሊ ኣለና ንሱ ክኣ ጨካናት ኣይኮናን ንዝተጋገየ ምእራም ኣብ ጊዜ ቃልሲ ነቲ ጨካን ጸላኢና ክቀትለና ቀቲሉልና ይከውን እውን ምስ ተማረከ ኣሐኪምና መጊብና ኣስተሚህርና ተመሊሱ ምሳና ከም ዝቃለስ ዝገበርና ኢናሞ ነዞም ኤርትራዊን ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ከም በዓል ጆን ብላክ ዝኣመሰሉ ግደፍ ክባሃል ከሎ ኣይሰምዔን እታ ዝዘርኣ ይዓጽዳ ናሎ ድኣ ኣሎምበር 4 ዓመት ይኩን 5ዓመት ተፈሪዱ ንሕና ኤርትራውያን ንከስቦ የለን ትርፊ ክሳራ ምክንያቱ ዜጋ እዩ። ሕጂውን ዘለው ካላኦት ኣባላት ብርጌዱ እቶም ዜጋታትና ተታሊሎም ሆ ዝብሉ ናብ ልቦም ክንመልሶም እቲ ሓቂ ክንነግሮም ናይ ኩላህና ጻዕሪ እዩ እሞ ከይተሓለልኩም ጻዕርኩም ከተካይዱ ኣላቦ። ሰላም ደቂዞም ሓላላት መሬት ኤርትራውያን ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ዘለኩም እዚ ክኣ ነቲ ውሕሉል ተቓውሞኩም ዝተካየድ ኣብ ጀርመን ኣብ ክንዲ ብጎንጺ ብሓላል መንፈስ ክትገልጹ ንቡርን ቁዱሱን እዩ። ኣቅሽሽትና እንታይ ይብሉ በትሪ የጽንዕ ሓይሊ መንግስቲ እዚ ክኣ ሙኩራት ተጋደልቲ ነበር ተቃወምቲ ነዞም ቡሩካት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ዘይሃገርካ መጺካ ኣብ 21ክፍለ ዘመን እምኒ ፋስ በትሪ ጸብሒ ክትክዕው ዳስ ናይ የሕዋትካ ነዴካ ኣቦካ ዋዕሮ ሓፍትካ ሓውካ ህጻን ኤርትራዊ ንክትሃርም ኣይኮነን፡ ዓይንካ ኣፍጢጥካ ዘይትዛረበሉ ዓዲ መጺካ ከምዘለካ ምክሪ ክልግሱሎም ይግባእ ኔሩ። ግን ንስለ ረብሕእኦም ክብሉ ነዚ መንእሰይ ኣብ ክትወጾ ዘይትክእል ክሳራ ማእሰርቲ ወረቀትካ ምብልሻው ሓዳርካ ናብራካ ዘምጸካ ዕላማ ረሲዕካ ንናይ ውሑዳት ዑሱባት ናይ ወያነ ኢደ በይዛ ንዝኮኑ ከተሕጉስ ወያነ ነቲ ኣብ መሬት ዘይረከበቶ ዓወት ኤርትራዊ ባህሊ ደምሲስና ነንሕድሑ ኣተፋኒንካ ነንሕድሕዱ ኣባሊዕካ መንነቱን ክብሩን ንክዘርጉ ፈቲኖም። እቶም እከያት ሰብ ረብሓ ክኣ ብድሕሪት ኮይኖም ንስለ ረብሕኦም ክብሉ ናብ ሓዊ ዝጠበሱ በዓል የሴፍ ገብርሂወት ዑቡድ ወካርያ( በየነ) ሰልጠነ ሄኖክ ካልኦት ሰዓብቶምን ሰባት ጠቢሶም ብሓዊ ድኣ ይጠበሱ ማስጣ ናቶም ይውረዶም ንሳቶም ረብሕኦም ረኪቦም ተሰከምቲ ሓጢያት ደቂ ገርሂ ልባ ግን ግዳይ ኮይኖም ይርከቡ። ዘገርም እዩ ምልስ ብምባል ኣብ ተቓዎሙኩም ዝነበረ ብነድሪ ዝወጻ ቃላት ኢሰያስ ዲክታቶር ዳውን ዳውን ዝእመሰላ ናይ ተቃውሞኩም ቃላት ኔረን እዚኤን ቃላት ከም ሙዚቃ ቃላት ናይ ሙሴ ክኣ ንመበል 69 ዓመት ተዘሚረን ግን Physics ክንማሃር ከለና Two parralel line never meet እዚ ክኣ እቲ ሓደ መስመር Down down Essayas Essayas is Dictator እንዳበለ ን69 ዓመት ክዝምር ከሎ እቲ ሓደ መስመር ክኣ 6ሚልዮን ኢሰያስ ፈጢሩ ካብ ማንም ከይተጸበየ ርእስካ ምክእል ንጸላኢ ብብረቱ ዝብል ዘገርም ከም ባህሊ ኣንጊሱ ንማንም ከይለመነ ዒዮ ገዛና ወዲእና ኢና ብማለት ንዓለም ብዘደንቅ ከይፈተወት ነጻነት ኤርትራ ዝተቀበለት ዓለም እንሆ ድቃስ ሲኢና ብኩሉ ፈቲና ደቂ ሓራስ ነብሪ ግን ዕርፊ ኣጽኒዖም ናጻነቶም ኣውሒሶም ኢሰያስ ክኣ ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ኮይኑ ን34 ዓመት ህዝቡ ኣብ ውሽጥን ደገን ዘሎ ሒዙ ብሓደ ትርግታ ልቢ ዝሃርም ዘቅንእ ዘኩርዕ ባህሊ ሒዙ ሰዊዱ ይርከብ ኣሎ። ዝከበርኩም ደቂዛ ሓላል መሬት ካብዛ ቅድስትን ዝተባረከት ሃገር ንስደት ንክትዛርዩ ዝገበረ ካብ ብቅንኢን ክፍእትን ዘይበልየሉ ንልዕሊ 150 ዓመት ካብ ኩናትን ወረ ኩናትን ዘይወጸ ሓሳድ ጎሮቢት ስለ ዘሎ ብዘይ ኩናት እውን ክነብር ስለ ዘይክእል ብዝከፈቶ ኩናት ኩናትውን በላዒ ስለዝኮነ ንስደት መሪጽኩም ትኮኑ ክትማሃሩ ወይውን ስድራ ክትረድኡውን ደሊኩም ዘይስገር ሰጎርኩም ኣብዘለኩሞ ዓዲ ክኣ በጺሕኩም። እንተኮነ ስዕረቶም ኣሚኖም ዘይዓርፉ ግናያት ወያነ ብርጌድ ንሓመዱ ብዝብል ስም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጠኒሱ ኣብ መቀለ ተፋሒሱ ኣብ ጀርመን ሃገር ብሽም ወፍሪ ንሰላም ክኣ ብበዓል ዶር ነጋሲ ዑቡድ ወካርያ ሰልጠነ ሄኖክ ኣሰና ካልኦትን ባርኮት ወሲዱ። ዶክተር ፋልሶ ይብል ኣብ ጀርመን ንገብሮ ዘለና ተምሳሌት በርሊን ወሲድና ዶብ ኤርትራን ትግራይን ፈሪሱ ኣጊሂዱ ተዘይገለጾ ማለቱ ግን ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ምኻኑ ይቅጽል ሱውኣት ኤርትራ ስውእትና ከም ዘይኮኑ ኣሚና እዛ ባንዴራውን ናህና ኣይኮነትን ምስ ተዓወትና ናህና ባንዴራ ክንገብር ኢና ብማለት እዩ ከፊትዎ ብሙሉኡ ክትሰምዕዎ ወፍሪ ሰላም ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ስምዕዎ እቲ ዝነበሪ ብወየንቲ በዓልዚ ከዳዕ ኣሰና ኮይኖም 70%ተጋሩን ቅልውላው ወለዶ ዘሎዎም ተማእኪሉ ብዘሕዝን ፍጻሜ ዝተፈጸመ እዩ ተባሪኩ ቀጺሉ ብድሕሪኢ ትግራይ ትስዕር ማህጸን ኤርትራዊ ኣደ ትምከን ጸሊም ትከደን ሰራዊት ሻዕቢያ ክድምሰስ ኣሎዎ ቡዙሕ ጅግንነት ኤርትራዊ ዘጥፍእ ሓውኩም ኣቦኩም ኣዴኩም ዋዕሮ ሓፍትኩም ዝተሰውኡ ምእንቲዛ ሓላል መሬት ስዉእትና ኣይኮኑን ኣብዚ ቀረባ መዓልቲ ስሙ ኣይሓዝክዎን ኣብ ኣኬባ ብርጌድ ንሓመዱ ዝሓለፈ ወርሒ ተሲኡ ሰያብ እዩ ስውእትና ዘይዝከርሉ ምክንያት እንታይ እዩ ተቃሊሰ ኣቃሊሰ ዝመጸኩ እየ ኢሉ ነዚ ቅልውላው ዜግነት ዘለዎ ዑቡድ ወካርያ(በየነ) ምስ ሓተቶ ስውእትና ኣይኮኑን ኢሉ መሊስሉ ዘጉህይዶ ኣይኮነን ከምኡውን ኣብ ትምህርቲ ሰውራ ዝዓበኩም ኣብ ዘየድልይ ሓሸውየ ኣቲኩም ኣለኩም ስለዚ ምስ ከምዚኦም ዝእመሰለ ሸይጣናዊ ስርሒት ዝሓቆፈ ውድብ ኣቲካ ሪምካ ክትሸይጥ ቁኑዕን ዘይቅቡልን እዩ። ስለዚ ኣንታ ወዲዛ ሓላል መሬት ብምንታይ ምስ ከምዚኦም ዝእመሰሉ እከይ ተግባራት ማዓር ብዕሬ ዝተከለሰ ክትስለፍ ትመርጽ መጋበርያ ናይ ተበለጽትን ሸየጥቲ ሪሞም ትከውን ገለባ ንሕሰብ ካባካ እታ ዝወለድትካ ክብርቲ ኣደ ሓው ኣቦ ዋዕሮ ሓፍትካ ትጽቢታ ቡዙሕ እዩ ካባካ ናትካ ጽቡቅ ክሰምዓ ብሃረርታ እየን ዝጽበያ ዘለዋ ተእሲሩ ወረቀቱ ተባላሽዩ ክትሰምዕ ከላ ዝስምዓ ሓዘን መግለጺ የብሉን ስለዚ ቅድሜኩም ክንደይ ኣዲስ ኣበባ ተበጺሑ Down Down ተባሂሉ ን69 ዓመት ኣንጻር ኢሰያስ ተዘሚሩ ግን ዋርሳይ ጊዲኡ ጌሩ መንደላይ ክኣ ትእምር ሰሪሑ ዓድካ ኣዴካ ሓፍትካ ከይተደፍረት ዶቡ ሓልዩ ሰዊዱ ሰላም ዘለዋ ርግእትን ሕፍርትን ኤርትራ የረክበካ ኣሎ። ናትካ ግደ ተማሂርካ ዓድካ ተመሊስካ እቲ ተሪፉ ዘሎ ኢደይ ኢድካ ክትምልኦ ድኣምበር ኣሳሳይ ናይ ሸየጥቲ ሪሞምን ከዳዓትን ክትከውን ኣይምሕረልካን እዩ እሞ ልቢ ግበር ሂወት ሓንሳብ ተከሲርካያ ኣበይ ኣለካ ምሳና ኔሩ ኢሉ ዝዝክረካ ከማን የለን ዕድሜካን ጊዜካን ክእ ከምቶም ዝሓለፉ ገሊኦም ብዘይ ቁም ነገር ከይተመርዓው ብሃለው ጊዚኦምን ሂወቶምን ከሲሮም ገሊኦም ብሞት ሓሊፎም ገሊኦም ናይ እእሙሮ ጸገም ረኪቦም ዝእልዮም ሲኢኖም ካብ ህዝቦምን ዓዶምን ተፈልዮም ዝበዝሑ ክእ ምስ ህዝቦም ኮይኖም ዓዶም ሸነን ይብሉ ኣለው ናትካ ዕድል ክእ መሳርሒ ናይዞም ከዳዓት ወይጦታት ኮይንካ ንከይትተርፍ ምክረይ ይልግሰልኩም ኣለኩ እዚ ወዳሓንኩም።
@zeru-b4r
@zeru-b4r 2 ай бұрын
ብዙሕ ደኺምካ ክትጽሕፍ ግና ስብከትካ ብላሽ እዩ ፋይዳ የብሉን ማለት ንማንም ከእምን ዝኽእል ኣይኮነን ። ብሓጺሩ መንእሰይ ኮነ ዓቢ ካብ ሃገር ዘሰደዶ ምኽንያት ብነጻ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ ወይ ናይ ምዝራብ ናጽነት ተኣሲርካ ፍትሒ ምስኣን ነጻ ቤት ፍርዲ ኮነ ነጻ ፕረስ ዘይምህላው ኣብ ሃገርካ ብናጽነት ሰሪሕካ ሃብቲ ናይ ምፍራይ መሰል ብምኽልካሉ ብኣጠቓላሊ ስርዓት ኤርትራ ንዜጋታቱ ዝኸውን ጽቡቕ ነገር ዋላ ሓንቲ ኣይቀረበን በንጻሩ ከይተዛረብካ ቃል ካብ ኣፍካ ከይወጸ ሓሲብካ ትእሰረላ ሃገር ሃኒጾምልና ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ዓዱ ሓዲጉ ተሰዲዱ ።
@sammicheal8365
@sammicheal8365 2 ай бұрын
@@zeru-b4r ቡሩከይ ልቢ ተገበርና ጽቡቅ እዩ ምክንያቱ እዚ ዝጠቀስካዮ ኩሉ ተረዲኡ ከምዚ ኢሉ ዝወጸ ተሎ 2% እዮም እዝኦም ከማን መዝነት ስለ ዝሰኣኑ እዮም። ኣብ ሃገር ተኔርካ ክሳብ 98 ዓም ዝነበረ ግስጋሰ ምዕባሌ ዘይግመት ብቀሊሉ እዩ። ግን ኩናት ወያነ መጺኡ ብድሕሪኡ ቅሳነት ዘይብሉ ነዛ ኤርትራ ትባሃል ንከይትህሉ ዝተገብረ ዝተፋሕሰ ዝተጻዕረ ዝጻዓር ዘሎን ቀሊል ኣይኮነን ግን የሕዋትካ ደቅካ ነታ ኤርትራ ትባሃል ሃገር ንክትህልው ብሓደ ኢዱ ካላሽን በቲ ሓደ ኢዱ ህንጸት ሃገር እንዳካየደ ሃገረ ሰላም ሃገረ ፍቅሪ ዝኮነት ሃገር የረክበካ ኣሎ። ብወገንካ ን69 ዓመት ትርፊ Down down ዝተገብረ ኣሎዶ የለን መን ይበልጽ እቲ ሪሙ ከይሸጠ ዘረክበካ ዘሎ ይበልጽ ሕጂውን እቲ ትብሎ ኣብ ግብሪ ክትርጎም ትደልይ 50 ውድባት ሒዝካ ዘሕፍር እዩ ክብረት ኣለኒ ኣብ ጽሑፍካ ግን እቲ ሓቂ ረጊጽናዮ ኣይንሕለፍ ንጠርነፍ ሓደ ንኩን እቶ ዓድካ ርእያ እታ ዓዲ ኣስተማቅሮ ንፋስ ዓድካ ሽዑ ከምቲ ትሓስቦ ዘለካ ዝተረፈና ክሕብረካ ሽሮዶ ክበልዕ ስጋ ደርሆዶ ትምትሞ ከምኡውን ፓላሶ New york ሓቢርና ክንትግብሮ ኩላህና ነዛ ሓላል መሬት ንጽዓር እዚ ወዳሓንካ።
@Goalseira
@Goalseira 2 ай бұрын
Klikk ezom terti ewe ab makel akiba hadimom
@YosefTsehay
@YosefTsehay 2 ай бұрын
Eza defere etbl zela qal Tor srawit koyna adia Sahi ab serejeqa kab hade gala zteweldet eya hasema nay hasema guday tezaribka aywdaen ezom hasewti barayu rikerd hizka eti nmegresin zhabwo nay hasot mknyat :
@kaliebseium1049
@kaliebseium1049 2 ай бұрын
Shaebia festival is always political propaganda and supporting the Mad dog. Festival supposed to be about culture, creativity, business, love, peace, happiness etc.
@tirhasghbray1049
@tirhasghbray1049 2 ай бұрын
ሰልጠነ ናይ ሆላንድ ጥራሕ አይኮነን ዋላ አብ ጀርመን አፍጋኒስታውያን ከማን ብጭብጢ አሎ ኢሎም ከምኡውን ዩክሬን እውን Plan-A ክሰርሑ እዞም ምሁራት በጃኻትኩም ሕበሩ
@HagosSamuel
@HagosSamuel 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙
መደብ ተኾሳተር ዳህሳስ መድያ
2:28:08
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 30 М.
Всё пошло не по плану 😮
00:36
Miracle
Рет қаралды 3,8 МЛН
Human vs Jet Engine
00:19
MrBeast
Рет қаралды 145 МЛН
啊?就这么水灵灵的穿上了?
00:18
一航1
Рет қаралды 85 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 262 #shorts
00:20
ግብረ መልሲ ንሃዋሪያ ሕነሽም ኢትዮጵያ
52:22
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 3,2 М.
Всё пошло не по плану 😮
00:36
Miracle
Рет қаралды 3,8 МЛН