መደብ ምስ ስነጥበባዊ ኪሮስ ኣስፋሃ ኣብ ጉዳይ ሰርያን ቃልሲ መለይን ዘተኮረ

  Рет қаралды 18,224

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

Пікірлер: 85
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 15 сағат бұрын
Don’t Forget To Like Subscribe & Share መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here donorbox.org/tefetawi-talkshow ኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿 kzbin.info/door/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
@Sesaaythaile
@Sesaaythaile 13 сағат бұрын
አቦ ሕቂ ጅግና ❤❤
@nazeratehagos4279
@nazeratehagos4279 11 сағат бұрын
ናይ ባሐቂ ኪሮስ ሐውና ፁቡቅ መልእክቲ እዩ የሕሊፉ ዘሎ ተባረክ ቀሪብና ኢና 🙏🏾💙🌿💙🌿🌹🌹🌹🕊️
@Zerezgigebrehans
@Zerezgigebrehans 8 сағат бұрын
ብትሪ ሓቂ ትቐጥን ኣይ ትስበርን ኢያ ንህዝብና ሰላም ኣብ ዝሓጸረ ራህዋ ይሃቦ ኣጆኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesfu87
@tesfu87 10 сағат бұрын
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ 👍👍👍
@hiritizeru3975
@hiritizeru3975 14 сағат бұрын
ክንዕወት እና አጀኹም ዓድና ክንምለስ እና ሰልጠነ ሓወይ
@SeluBehabelom
@SeluBehabelom 10 сағат бұрын
እዋናዊት ደርፊ ኪሮስ ጅግና💯✊
@tigrignapost
@tigrignapost 13 сағат бұрын
ክትከዉን'ያ ኪሮሰይ ኣጆና ።❤👏👏
@medeber0077
@medeber0077 11 сағат бұрын
ስልጠነ ከምኡ ውን ኪሮስ ጀጎኑ የሕዎተይ ቡሉጻት ተቃለስቲ ተስፋ ህዝብን ሃገርን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መቃብር ይግደፍ ክሐጽር 💕💕👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏🙏🙏🙏🌲🌲🙏🙏🙏🙏🙏👎
@Kibromelyas
@Kibromelyas 9 сағат бұрын
Kiros aba dahri jigna!!! Let's go 💙💙✊🏾🗡️
@hiritizeru3975
@hiritizeru3975 14 сағат бұрын
Kiros our hero 💪💪💙💚💯 God bless 🙏👍 my brother
@habenkahsai5794
@habenkahsai5794 Сағат бұрын
Kiros xaeda Haki 👏👏💙💙💙💙💙
@tesfaybirhane4435
@tesfaybirhane4435 12 сағат бұрын
ኣቦ ሓቂ ብሪህ መጻኢ ሃገርና ርሪህ ሓላይ ህዝቢና ኪሮስ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 15 сағат бұрын
ነዓና ኤርትራዉያን ዉን ከምዞም ህዝቢ ሶርያ የማስለና ኣዝዮም ተሓጉሶም❤ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ግድን።
@DesetAfeworki-lh1sn
@DesetAfeworki-lh1sn 8 сағат бұрын
Yse Yse Yse Yse Yse Yse Yse 💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💙💙💙💙💙💙💚💙💙💙💚💙
@habtemariamgebremichael6280
@habtemariamgebremichael6280 8 сағат бұрын
Shalom Ahwatey ane yezekro ab 2001 ab Engerne gashbarka ab GARSAY zebahal teaseru neru Kiros jegna beal Helena ❤❤❤
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 8 сағат бұрын
Nice to see you seltene and kiros thank for lovely program ❤❤❤
@VI0LETD12
@VI0LETD12 13 сағат бұрын
Ajokum ahwatey jeganu amlak msana ykun🙏🙏🙏☝️☝️☝️💙💙💙💪💪😊
@MedaFree
@MedaFree 10 сағат бұрын
Kiros ኣባዳህሪ ኣጆኻ ጥራይ ደጊም ዓወትና ናይ ግድን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ 4 минут бұрын
ኪሮሳዊ መትኸላዊ💙💙👊👊💙🌿 እንተ ቓልስና ኽዕወት እንተ ኾዩኑ ቕልጣፋ የድልየና ኣሎ ምክንያቱ ገለ ብሂወት እንተ ኣርከብናዮም።
@Selam-uc1gr
@Selam-uc1gr 12 сағат бұрын
ኪሮሰይ good to see you ዋው ኪሮስ ሮጊዱ
@yemaneyeibyo6644
@yemaneyeibyo6644 12 сағат бұрын
ኪሮሰይ ኣባ ጥመር ወዲ ጀጋኑ በዓል መትከል ኣቦ ሓቂ።ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ። ኣብ ሓጺር ጊዜ ኣብ ኣስመራ ክትከውን አያ ድሕሪ ሶርያ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Asi4394
@Asi4394 13 сағат бұрын
Thanks kirosa. U give us hope 🙏🏼 let's do it... bhayli ember blmano ziele dictator yelen 😮
@semeretsegay2249
@semeretsegay2249 11 сағат бұрын
Wedi asfaha jgna ❤❤
@yosantrfe-yt6pk
@yosantrfe-yt6pk 14 сағат бұрын
Kirosy king ❤😇😇😇😇😇🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶❤️❤️
@MeseretJohn
@MeseretJohn 11 сағат бұрын
Merhaba kiros king well come 👑 Wedi meley jigna💙💙💙💙💙💙
@DebesayKidane-ub5yj
@DebesayKidane-ub5yj 9 сағат бұрын
Kiros goyta haqi 🌿💙🌿💙🌿
@YosefTsehay
@YosefTsehay 12 сағат бұрын
ሰልጠነ ሃወይ አዚ ወዲ ክልተ ስዋኣት ቃል መጠይቅ ምስ ገበርካሉ ብጀካ አዚ ወዲ ስዋኣት ን9 ተ ኣመት ተኣሲሩ ካብ ሞት ዘምለጠ ኣብ ኣፍሪቃ ስለዘሎ ድህሪ ቃል መህትት ተለፎኑን ዝነብረሉን ሃገርን ቦታን መዝግቦ ኣነ አውን ሃው ሰለስተ ስዋኣት ስለዝኮንኩ ክህግዞ ስለዘለኒ ኣይትዝአንግአ ተለፎኑ ሃዘለይ፥ይቀንየለይ፥
@primostgorge.6739
@primostgorge.6739 11 сағат бұрын
Bzbelexe b Facebook eza melaktka yhlfelu seltene girmay elka rkebo.
@gryearaya3503
@gryearaya3503 13 сағат бұрын
ተብገስ ራሂዋ ክርክብ ሂዝብናአ ክርሂው ዝሐለፈ የአኪሎ ተላዕል መን ኢሲይ
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 12 сағат бұрын
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ኣቦ ፍትሒ ፍቅር ❣️💕💕❣️😘🥰⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን
@KuraraHarife-qc8wz
@KuraraHarife-qc8wz 10 сағат бұрын
አዛ ግጥሚ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ትብል ኣብ ፈስቡካት ሸር ክትብሃል ኣለዋ ብብዝሒ ዋላ ኣብ ቲክቶክ ውን መንአሰይ ክርድኦ አዩ ብፍላይ ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ጭንቂ ዘለው ❤
@tesfamariamabreha9670
@tesfamariamabreha9670 9 сағат бұрын
Seltene ambesa ajoka ezi tgebro zeleka kalsi btaemi des zbil eyu emo kexlo ❤
@habtemariamgebremichael6280
@habtemariamgebremichael6280 8 сағат бұрын
Natey Family kulu Diaspora eyu zelo, ane kea zega wedi hagerna mes delay fethi delay haki eye, Victory to Blue Revolution ❤❤❤
@teferiwoldeyesus883
@teferiwoldeyesus883 9 сағат бұрын
እውነተኛ ታጋይ ታላቁ ኪሮስ አስፋሃ ብርቅየ ኤርትራዊ ነው አረመኔው ኢሳይያስ አፎርቅ የጃጃ ሽማግሌን ለመገርሰሶ ከሚታገሉት ወጣቶች አንዱ ነው አይዞህ በርታ ኤርትራ በቅርቡ ነጻ ትሆናለች❤❤❤❤
@danielmoses8173
@danielmoses8173 13 сағат бұрын
ኣዛ ናብ መረት ንወርደላ ግዜ መኣስ ኮን ትኸውን ....ይጽበያ ኣለኹ
@tesfaygush4362
@tesfaygush4362 11 сағат бұрын
ሰላም ሰልጠን ምስ ጋሻካ ኪሮስ
@nayhmameystyle9479
@nayhmameystyle9479 7 сағат бұрын
Kirosey halal edmen tenan tray yhabka 🙏🤴🏾🫶🏾
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 8 сағат бұрын
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ 🎉🎉🎉🎉🎉።
@robilteamebeyene4969
@robilteamebeyene4969 11 сағат бұрын
Kiros our hero
@Zerezgigebrehans
@Zerezgigebrehans 8 сағат бұрын
ya ብትኽክል ዓንቀፍቲ ኣለው ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ፈታዊ_ኪሮስ
@ፈታዊ_ኪሮስ 7 сағат бұрын
ኪሮሰይ ኣልፋ ዌል-ካም 💙
@MhretabHayle
@MhretabHayle 9 сағат бұрын
❤❤❤kiros Jgna
@merry7267
@merry7267 14 сағат бұрын
Blue revolution 💙💙💙👍👍👍🙏
@GennetAraya
@GennetAraya 14 сағат бұрын
Shama. Shama. Exactely every Body shama to winn. For democracy. I Like it. Juris jegna
@IdrisMohammed-z3f
@IdrisMohammed-z3f 4 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@BhereMan
@BhereMan 14 сағат бұрын
❤❤
@simonhaile5777
@simonhaile5777 14 сағат бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Nabunabitey
@Nabunabitey 13 сағат бұрын
💙💙💙💙🌿🌿💙💙💙👍👍👍
@tesfamariamabreha9670
@tesfamariamabreha9670 9 сағат бұрын
💙💙💙
@teweldegerezgiher9295
@teweldegerezgiher9295 12 сағат бұрын
💙💙💙✅
@ssolomongebre7706
@ssolomongebre7706 12 сағат бұрын
Ata mo dongina ko klashin mhaz yhaysh
@efremberhane8606
@efremberhane8606 10 сағат бұрын
kiros medargti albo
@majortsegay9880
@majortsegay9880 7 сағат бұрын
❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 10 сағат бұрын
🌿💙🌿💙🌿💙💙💙💙🌿💙🌿💙🌿🌿
@KuraraHarife-qc8wz
@KuraraHarife-qc8wz 10 сағат бұрын
ዓንዲት ዑቅባይ ሲ ምሳይ ተኣሲሩ ነሩ ኣብ ዊዓን ኣብ ሳዋን ኣብ ምዒጥር ዓዲ ኣበይቶን አንታይ ኮይኑ ዘይዛረበሉ ነዚ ።
@rosyghide3037
@rosyghide3037 12 сағат бұрын
ኢሳያስ አብ ሶርያ ናይ ባዓስ ተማሃራይ እንድዩ ነይሩ። ካልእ ኽገብር አይክእልን። ዑቡድ ከልቢ
@Simonkifle
@Simonkifle 10 сағат бұрын
Kiros blutse seb eu yzkir ab tigray enda abguna bhade nerna ajokum elu ytbbna neru god bless our hero 🫶
@ZaraArtTop1
@ZaraArtTop1 Сағат бұрын
ኣብዚ እስኪ ንረዳዳእ !! ስነጥበባውን ተቃላይስን ኪሮስ ኣስፍሃ ምስ ኩሉ ናይ ቃልሲ ኣኽብሮት ኣብዚ ኣመሓላሊፍዎ ዘሎ መልእኽቲ ሕቶ ኣሎኒ ? 1 እዚ ዝተዛረቦ ዘረባ ናይ ዉልቁ ድዩ ወላስ ብውክልና ብርጌድ ንሓመዱ እዩ ? 2 ክሳብ ድሮን ኣለና እዩ ዝብል ዘሎ ወነንቲ ድሮን እንትኾይና እንታይ ድኣ ንጽበ ኣሎና ? 3 እስኪ ወላ ከምቲ ዝበሎ እንተ ወሲድናዮ ኸ ዘለኻዮ ቦታን ዘለካ ዕጥቅን ኣብ ሚድያ መጺኻ ምግላጽ ኣርባሒ ድዩ ? 4 ቅድሚ ቁሩብ ዓመታት ምስ ሕውሓት ናይ ሓባር ባንዴራን ስራዊትን መስሪትና ንህግደፍ ክንኣሊ ተበጊስና ኣሎና ኢሉ ኔሩ፡እቲ ዝተባህለ ግን ተግባራዊ ክኸውን ኣይርኣናዮን፡እዚ ሕጂ ተዘሪቡ ዘሎ ዘረባ ኸ ትኣማንነቱ ክሳብ ክንደይ እዩ ?
@TeklayGebremeskel-m5f
@TeklayGebremeskel-m5f 5 сағат бұрын
🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💚💚💚💚💚
@SamsomSami-r4t
@SamsomSami-r4t 11 сағат бұрын
ሰይ ሰይ ድሕሪ ኣሳድ
@binites7284
@binites7284 13 сағат бұрын
Waww kiros lebam neze wede sewe agka ent ete telam Gebre luele zebal maltu kerbu eyu eze hadmii
@mikegoitom7259
@mikegoitom7259 10 сағат бұрын
ናይ ሰረጀቃ 1999 ተኮይኑ ወዲ ዮውሃንስ እስቲፋኖስዩ ኣብኡ ተኣሲረ ኔረ
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 6 сағат бұрын
Kiros jgna
@teferiwoldeyesus883
@teferiwoldeyesus883 9 сағат бұрын
ወንድም ሰልጠነ እባክህ ኤርትራ ውስጥ ከታሰሩት እስረኞች ፎቶግራፍ እያወጣህ ለአለም እንዲታዩ አድርግ
@filips9899
@filips9899 9 сағат бұрын
ሰልጠነ ነቶም መራሕቲ ክፍለሰራዊት መራሕቲ ቦቶሎኒ ይቅረ ኣይንብለሎምን አና ኢሉ ኪሮስ ንሶም ደኣ አንታይ ጌሮም ተኣዚዞም አንበር አቶም ኣብ ላዕሊ ዘለዉ ካብ 10 ዘይሓልፉ ጥራይ ምሕረት ክግበረሎም የብሉን ኣነ ሕጂ ብርጌድ ንሓመዱ አየ ኣቦይ ከኣ መራሒ ክፍለሰራዊት አዩ ኩሉ ጊዜ ኣብ ኤርትራ ከለኩ ዋላ ነዕልል ነርና አና ናይ ውትድርና ነገር ግበር ኣይትግበር ኮይንዎም ደኣ አንበር ፈቲዮም ኣይኮኑን
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 5 сағат бұрын
ኣብ ሰርያ ዲክታተር ተዓልዩ ብኸመይ? ማዓንጠኦም ሸጥ ኣቢሎም ተቓሊሰምዎ ኣብ ኤርትራ ብኸመይ እዩ ዲክታቶር ክዕሎ ብሬድዮ ብቲቪ ድዩ ክእለ ኢሰያስ? ደንጺዩኒ ሎ
@isakgebremikael9575
@isakgebremikael9575 9 сағат бұрын
Kiros beal metkel
@memhrandegideykahsay3906
@memhrandegideykahsay3906 Сағат бұрын
ካብቶም ቀዳሞት ምሁር ተቓላሳይ ጥቓ ኢሳያስ ኣብዝነበረሉ እዋን ብሃንደበት ሽጉጥ ተባሪቓቶ ምስ ረኣየ ክትቀትለኒ ኢኻ ፈቲንካ ኔርካ ኢሉ ንኻልኦት መፈራርሒ ክኸውን ብህይወቱ ናብ ፎርኖ ኣእቲዩ ከምዘቕተሎ ይንገር። እዛ ብህሎ ክንደየናይ ሓቅነት ኣለዎ ?
@AwetTekali-nv9tb
@AwetTekali-nv9tb 10 сағат бұрын
Yala nekid bayta teaxifeka mot tezergihka mot
@SamsonSolomon-o7m
@SamsonSolomon-o7m 10 сағат бұрын
Pis don't say that asmra people they are very good people pls don't swear we have family there
@YosefTsehay
@YosefTsehay 12 сағат бұрын
ከምዚ ገብርኡል ዝበላክዮ ኣሺሃት ናይ ኣዛብአ ሃንጎል ዝውንኑ ሰባት ኣብ ኣሪትራ ዝተወልዱ ናይ ሰብ ህልና ዘይብሎም ሰባት ክንጥንቀቅ ኣለና፥ኣብ ኣመሪካ ዝተወልዱ ኣርባአተ ዝበጽሁ ደቂ ኣለዉኒ፥ኣነ ዝፈርሆ ኣብ በት ትምህርቲ ዝተላለይዎም ናይዞም ኣዛብአ ዘርኢ ከይዋሰቡ ቀንዲ ዘታሃሳስበኒ አዩ ፥ክቡራት ደለይቲ ፍትሂ ደቅና ምስ አዞም ዘርኢ ኣዛብአ መፋልስ ባራዩ ህግደፍ ደቅና ብገጋ ከይዋሰቡ ክንጥንቀቅ ኣለና፥አምበር ሃመማ ስለዝኮኑ ድህሪ ዲክታቶር ናብ አንዳ ጉሃፍ አዮም ክከዱ፥ስለዝኮነ አዞም ሰብ ደምና ዝኮኑ ደገፍቲ ብግቡአ ኣብ መዝገብ ጸልማት ( ብላክ ሊስት) ኣአቲና ኣብ መጻኢት ኣሪትራ ካብዞም ዱዱአ ነጻ ዝክነት ኣሪትራ ክትሁሉ ንምነ፥
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 14 сағат бұрын
selam seltene wae ata ez wala tehalewe bwsht dea gberwo eber ab media dae emo nxelae tedale malet edyu kgber tekonu bwsht ya
@GoitomTesfay-k8x
@GoitomTesfay-k8x 14 сағат бұрын
Kros tebae ajoka aqedimka nezi shfta zefeltkayo eka
@YM-py8oo
@YM-py8oo 5 сағат бұрын
Fokiska Kiros. Dhri Arat kilo N Adi Halo kee? Hji keaa dhri Sorya Kkkkk
@jonjon695
@jonjon695 11 сағат бұрын
kirossssssss
@zebene-tebelexti
@zebene-tebelexti 2 сағат бұрын
KIROSEY HALAL SEB ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@teferiwoldeyesus883
@teferiwoldeyesus883 9 сағат бұрын
እውነተኛ ታጋይ ታላቁ ኪሮስ አስፋሃ ብርቅየ ኤርትራዊ ነው አረመኔው ኢሳይያስ አፎርቅ የጃጃ ሽማግሌን ለመገርሰሶ ከሚታገሉት ወጣቶች አንዱ ነው አይዞህ በርታ ኤርትራ በቅርቡ ነጻ ትሆናለች❤❤❤❤
@FiyoriTedros-o4g
@FiyoriTedros-o4g 7 сағат бұрын
❤❤❤
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 5 сағат бұрын
ኣብ ሰርያ ዲክታተር ተዓልዩ ብኸመይ? ማዓንጠኦም ሸጥ ኣቢሎም ተቓሊሰምዎ ኣብ ኤርትራ ብኸመይ እዩ ዲክታቶር ክዕሎ ብሬድዮ ብቲቪ ድዩ ክእለ ኢሰያስ? ደንጺዩኒ ሎ
@Sandrogrmay
@Sandrogrmay 6 сағат бұрын
Kiros beal metkel
Deadpool family by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 7 МЛН
ሓዱሽ ጳጳስ ህግደፍ፡ ብቕትለት ሰብ ተሓታቲ፡ ወኪል ህግደፍ ኣብ ተዋህዶ፡ 13/ታሕሳስ/2024
1:07:36
🔥 ቃልኣብ ዘሕዝን / ዮናስ ሱሱዕ እዩ
43:46
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 16 М.
Новости дня | 13 декабря - вечерний выпуск
11:50
Euronews по-русски
Рет қаралды 72 М.
Deadpool family by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 7 МЛН