No video

መደንገፂ ፕራንክ ኣብ ገጠር ጀሚርና [ ዘይተፀበናዮ ገጢሙና ]

  Рет қаралды 59,463

Yada Tube

Yada Tube

Күн бұрын

yada tube ፍልይ ዝበሉ ትግርኛ ፕራንክ [ መዘንግዕ ካሜራ ] ትረኽብሉ ከምኡዉን ዘዘናግዑ መደብ ዝቀርበሉ ቻነል እዩ ሞ ቀፃሊ ቪዲዮና ከየምልጠኩም subscribe ግበሩ::
Tigrgna prank ትግርኛ ፕራንክ eritrean prank መዘንግዕ ካሜራ new tigrgna music ገሬ እመን new eritrean music ገጠር ተጋሩ eritrean comedy new 2023 eritrean music funny tigrgna

Пікірлер: 395
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x Жыл бұрын
ዕባይ ሃገረ ሰብ ተሊኩም ከምዚ ከማይ ላይክ ወቅጡኒ ኣዘካኪርኩምና ቱካ ገንዘብ ናጋሰና 😂 ❤❤❤❤
@SlamhAlnassr-uw9nb
@SlamhAlnassr-uw9nb Жыл бұрын
ኣለና ደመይ
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x Жыл бұрын
@@SlamhAlnassr-uw9nb ሃልዉለይ ደቂ ሪመይ ምህላዉኩም እዩ ምህላወይ💘💘💘💘🥰
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j Жыл бұрын
❤🥰❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
❤😢
@gsjshd3479
@gsjshd3479 Жыл бұрын
አለና ማዓረይ❤
@mkm4736
@mkm4736 Жыл бұрын
ድምፂ ውጉኣት ተጋደልቲ ኣሕዋትና ኹኑ ኸይድኹም ኣጆኹም በልዎም በጃኹም😢😢
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j Жыл бұрын
ከማየ ከፍቲ ናጓሰየ ዝዓበየ 👍😢❤
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 Жыл бұрын
ኣነ ናሓለኩየ ዓበ ከፍቲ ግን ስቅለየ ዝሰደን ነረ ኣብ ጎቦ ይድቂስ ነረ ሃካይ ነረ ክክክ
@user-rv1jn5vt2d
@user-rv1jn5vt2d 4 ай бұрын
Aleku ❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Жыл бұрын
ያዳዋይ ቀዳመይቲ ባዕለይ 😍❤💛 like ግበሩለይ 😕
@user-zm7og6yx1t
@user-zm7og6yx1t Жыл бұрын
ናይዚ ዓመት እዚ ምርጥ ዩቱበር❤❤
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Жыл бұрын
_ከም ገጠር ዝጥዕም እኮ የለን ብስሩ አብኡ እዩ ዘሎ እቱ ሰላምን ፍቅርን love you more♥♦_
@awets23
@awets23 Жыл бұрын
ድሕሪ እዚ ኩሉ ዘሕዝን ኩነታት ዘሕለፍኩሙዎ ሕጂ ከምዚ ኢልኩም ክትሕጎሱ ክትርኢ ኣዝዩ ደስ ዘብል እዩ።
@bhhsswarjun8926
@bhhsswarjun8926 Жыл бұрын
ተመስገን ኣምላኬ ካብዚ ኩሉ መንከራ እዚ ዳርኤኻና🥺🙏 ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤❤
@hiwotbrhana7405
@hiwotbrhana7405 Жыл бұрын
ን እግረ መገድኩም ብዛዕባ ስደት ሕማቅ ነገሩ እስኪ ነቲ ህዝቢ ኣምህሩ በጃኩም😢
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@Hiwot Brhane ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሂዊ ሓፍተይ
@user-gq2gl2xf6v
@user-gq2gl2xf6v Жыл бұрын
ማኣዘ ኢና ዓድና ንኸዶ ፈቂዒና እኮ 😢❤️😍
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
ያዳየ ተጋሩዋይ ፅሩያት ኣብ ዘይ መልአ ናብ ቦታታት ትግራይ እንዳከድኩም ተዘናግዑ ንሕና ለ ንዘናጋዕ ❤️
@galaxygalaxy2879
@galaxygalaxy2879 Жыл бұрын
ዋው ደስ ዝብል እዩ በጃኹም ክትሓልፉ ከለኹም ዓዲጉዶም ዓደይ አርእዩኒ ናፊቀያ አለኹ 😥🙏💞
@brhanabreh101
@brhanabreh101 Жыл бұрын
❤❤
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
ከሪመላ ዋላ ገዚእክምሎም ኪዱ ነዞም ህፃናት 🙄😍😍😍ገጠረይ ጥዑም❤❤ያዳዋ ብሉፅ
@eldanasemere
@eldanasemere Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Eruna1993
@Eruna1993 Жыл бұрын
ውይይይ ተዓዊትልኩም እዛ ኣደ ከመይ ጌራ ስዒማትኩም 🙏 ኣደ ብርሃን ገዛ 🙏
@slamslam8991
@slamslam8991 Жыл бұрын
ሓቂ
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl Жыл бұрын
ብሓቒ ኣዶ ብርሃን ገዛ😪❤ተሓጒሳ ትንበር ኣዶስ
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሊእ ሰላም ይግበረልና
@ndjs6045
@ndjs6045 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abiabi-vl6qz
@abiabi-vl6qz Жыл бұрын
ፅቡ ናብ ገጠራት ናከድኩም እዩ ተመልካቲ ልበዝሐልኩም😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@emmaq1588
@emmaq1588 Жыл бұрын
ናይ ቀደም ብቆልዕትና ኣዘኪርኩሞና ደቂ ሃገረሰብ ኣለኩሞዶ ካምዙ ከማይ ናፊቁኩሞዶ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ኣጀኪ ትግራይ ዓደይ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ወለላይ
@emmaq1588
@emmaq1588 Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 እሺ
@fjb5157
@fjb5157 Жыл бұрын
ሂዋነ ዘይኮነስ ሒዋነ እዩ ኡፍ ዓድና እምበር ናፊቅና ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ዓደይ ሪኤያ💚❤❤❤❤
@user-so6xc4gr3l
@user-so6xc4gr3l Жыл бұрын
ኣዴታትና ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ኣቀባብላኣ ኣሰዓዕማኣ ናፊቀዮ ማዓዝ እየ ካብ ስደት ተመሊሰ ከምዝይ ገይራ ኣደዋይ ትስዕመኒ 💔😢
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
ያዳ ሓውና ምስ ኹሎም መሳርሕትኻ የቐንየልና ብዙሕ ተረክሮ እኹም ኣዘኻኽርኩምና ከም ሃገረሰብ❤️ ሃመኹም ናብ ሞኾን ማቻረ ውርድ በሉ እኹም😊💛
@user-sx1sr1jk7c
@user-sx1sr1jk7c Жыл бұрын
ቀፅሎ ናብ ገጠራት ናከድካ ኣርኤና ማዓረይ❤❤❤
@kidan5256
@kidan5256 Жыл бұрын
እሰይ ዞም ሓተይ ክብሪ ይሃብኩም 😍😍😍ናብራ ገጠር ክንደይ ይጥዕም ስደትና የሕፅረልና 🙏🙏🙏
@user-st7wj7or9v
@user-st7wj7or9v Жыл бұрын
ዋውውውውውውው ላይክክክክ ሳበሰክራይበ ግበሩ ይመቸኹም❤
@SadorFilms
@SadorFilms Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ፕሮግራም እዩ ያዳዋይ ፣ መንፈሳዊ ቕንኢ የሕድረልካ😜 ብዙሕ ነገር ከስታውስ ጌርኩሙኒ። I am Waiting for the next part ❣
@user-st9ig8hx2h
@user-st9ig8hx2h Жыл бұрын
አነሰ ድገደደ ናፍቀ💔😓አዋይ ገጠር ዓድና ደስስስ ክብል👏👏💘💘💘💘🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-sx1sr1jk7c
@user-sx1sr1jk7c Жыл бұрын
ደቂ ገጠር ኣለኩም ዶ ዓድና ማዓረይ❤❤❤
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k Жыл бұрын
ትዝታ ያኣኽ ገጠርካ ጥዑም😢❤
@zafuzanbeyegaltigray
@zafuzanbeyegaltigray Жыл бұрын
ዊይይ ምድሪ ዓድና ደስስ ክብል እረ ቀፅልዎ ዞም ኣሕዋተይ ደስስስ ኢሉኒ ብጣዕሚ 2ይ ክፉል ቀፅሉሉ ኣሕዋተይ ኣብ ሱዑዲ ዘለና ኣሕዋትኩም ተስፉ እዩ ዘም ኣሕዋተይ ኣነ ጓል ዓዲ ጉደም እየ በዚ ኣጋጣሚ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለኩም👌🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-kz1mt1sh4r
@user-kz1mt1sh4r Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራተይ ❤❤❤
@zufanbayray899
@zufanbayray899 Жыл бұрын
ብእገሪርኩም ዓድጉደም ኣሪኡና ናፍቅ ዓደይ♥💋
@selam3156
@selam3156 Жыл бұрын
ዎውውውውውውውው በሉ ናይ ገጠር ክትሰርሑ ኢልኩም እግርኩም ከይትወቅዑ ድንቂ 👁️‍🗨️ ሪኢናልኩም አለና ዊኢን🙄🙄🙄🙄 እዋይይይይይይ ቀደም ዲግዲጋ ክሰርሕ ከለኩ አዘካኪርኩምና እዋይይይይ ዓድና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Жыл бұрын
ወረዳይ😢 ታማ ብእግረ መንገድኹም ዓድጉደም ዘየርአኹምኒ😮 ናሃየ ናሃየ ሃየዋ ኣብዚ እግሪ ካሕሱ ደርጊ ተፈንዲሱ ሃመዓልኻ ኢለዮ ለይሃበኒ መልሱ ኮአዩ😂😂እነበረ ደርፊ😅
@user-ru9df1lv4z
@user-ru9df1lv4z Жыл бұрын
ይዝክር❤
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Жыл бұрын
@@user-ru9df1lv4z ከለ ኣነ😘🤣
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
​@@user-ru9df1lv4z ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
​@@grmaneshalal4401 ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሓፍተይ
@ksanetchanel9855
@ksanetchanel9855 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ብዙሕ ክንፅበ ኢና በርትዑ 💪😘❤💛😘😘😘 ያዳ ሓወይ ከመይ ክረክበካ ይክእል ተገዲስካ መልሰለይ pls ወይ ስልኪ🙏
@yadaprank
@yadaprank Жыл бұрын
Yada tube phone no...0980249828
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 Жыл бұрын
ግዜ ቁልዕነተይ ቃፍታ ዓደይ ኣዛኻኺሩኒ😢ሎሚ ዓደይን ኣደይን ዘይ ቋንቆአን ከዛረባ ዘይ መንነተን ሒዘን ነፃነተን ተገፊፈን ይነብራ ኣለዋ ። ዓደይ ቃፍታ::ዓዲ ሕርዲ: ዓዲ ምላጭ:ዓዲ ጠቀር : ሶላ : ኣየሳ :ዓፅሚ ሓርማዝ:ማይ ጋባ:ማይ ኩመል : ዓዲ ረመፅ:በዓከር, ዳንሻ :ሑሞራ:ርዋሳ:ትርካን : ኣደባይ :ማይ ካድራ:ዓዲ ገሹ...እስቲ መስኽሪ ኣንቲ መሬት እስኺስ ኣምሓረይቲ😭
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
ኣሰይይይ ገጠር ዓድና ጥዑም ያዳ ሓውና ኣጆካ በርትዕ ተጋሩ ኣሕዋተይ ላይክ ሳፕስክራይብ ናግበርና ባዓልና ነታባባዐዮም ብዝተረፈ ሰላምን ቅሳነትን ንህዝብና🙏❤❤❤❤❤❤
@user-ty8sg4nm6u
@user-ty8sg4nm6u Жыл бұрын
ሰላምዲ ደሰ ይብል እንኳዕ ሰላም መፅእኾሙ ቀፅሉሉ መጀ ዕደና አረአኺሙና እግዚአብሔር ይመሰግን ገ!ፀዲቂ ሒዉና አኒኪዒ ነብዚ አብፀሐከ ዕዱና ንፊቂናይ 👏👏👏❤❤❤❤
@hayatnagashi9583
@hayatnagashi9583 Жыл бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ እየ ዝካታተለካ እና ደስ ትብለኒ ይቱበር ያዱየ ደሞ ደስ ኢሉኒ እየ ሪአያ እዛ ክሊብ ሒዋነ ዓደይን ከባቢኣን ስለዛርእካኒ ደስ ኢሉኒ ቀፅለሉ ማኣረይ
@user-qk3is4qs4q
@user-qk3is4qs4q 6 ай бұрын
ይሞችኹም ዓድኻ ጥዑም ኣብ ሰደት ደለና ብሰላም ናብ ዓድና ይምለሰና ገፅ ወለድና ያርአየና 👏❤❤
@tigrayeyahegrey3705
@tigrayeyahegrey3705 Жыл бұрын
ናይ ገጠር ሰብ እኮ ለዋህ እዩ ማርያምን❤😢❤❤
@medhin8187
@medhin8187 Жыл бұрын
ሰሳም ሰላም ያዳ ሓዉና ዋዉ❤🎉 እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ቀፅለሉ ደስ ይብል ❤🎉 የቐንየልና ከባቢታት ትግራይ ስለዘጎብኖኹምና ❤🎉
@user-qd3lt1pi6l
@user-qd3lt1pi6l 6 ай бұрын
እፍ ዓድኻ ጥዑም ስደትና ኣሕፅረልና ኣምላኽ ኣቦይ😢 ፅቡቃት ኢኩም ተጋርዋይ❤❤
@user-hd3gd6lg8p
@user-hd3gd6lg8p Жыл бұрын
ዋውው ዓደይ😢 ገሬ ወዲ ሓፍቲ ❤
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Жыл бұрын
_ክክክክ ማዮምን ጭቅኦምን ድአ ወዲእኩምሎም እምበር ታይ ትሕግዝዎም ክክክክ መዓራተይ ዘና አቢልኩምና_
@user-jr4be1ew2c
@user-jr4be1ew2c Жыл бұрын
ሕዋነ ዓደይ ❤❤❤❤
@70wit
@70wit Жыл бұрын
ሕዋነ ራያ ድዩ እባ❤
@user-jr4be1ew2c
@user-jr4be1ew2c Жыл бұрын
@@70wit ሕዋነን ከባቢኣን ባህሉ ይኩን ላዛኡ ናብ እንደርታ እዩ ዘብል 🙏
@user-hz5rj6tb8l
@user-hz5rj6tb8l Жыл бұрын
ደስ ፡ ክብለካ እዚ ባታ❤❤
@user-lj1ll3hx3d
@user-lj1ll3hx3d Жыл бұрын
ዋውውው ሎሙስባ ዓድና ከይድካ ያዳ ሽኮር ድሕር ክንደይ ዓመት ዝተወለድናሉ ዝዓበናሉ ዓዲ ኣርኢካና የቀንየልና💚 ገሬ ውድ ግርማይ ወድ ዓደይ መታዓቢተይ ምጃ ዓድና ተናፋቂት💚
@user-gh2lq3cz3c
@user-gh2lq3cz3c Жыл бұрын
ኣብኡ ከለኹም ዓዲ ጉደም ሰላም በሉልና ኣብ መንገድኹም እዩዋ ያዳዋይ❤❤😢😢🎉
@user-jj1yr3pv9l
@user-jj1yr3pv9l Жыл бұрын
ዋይ በእዉነት ፋቅዕ ሞይትና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰላም ንዓድና❤🎉
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Жыл бұрын
ገጠር ዘይኮነስ ሃገረ ሰብ በሉ ደቅዓደይ❤❤❤❤❤❤ እዚ ብጭቃ ገዛ ምስራሕስ ኣብ ዓደምሓራ ጥራሕ ይመስለኒ ነይሩ ኣብ ትግራይለ ኣሎ እዩ ማለት ድዩ❤
@TiedY-nc6iy
@TiedY-nc6iy Жыл бұрын
ኣብ ራያ ኣሎ ኣብ ሽረ ዉን ኣብ ከተማ ሕልፍ ኢልካ ኣሎ ብኸምዚ ዝስራሕ
@mikiman5576
@mikiman5576 Жыл бұрын
ክረምቲ ብዝመፀ ቁፅሪ ይፈርስ ይኸውን እምበር ብጭቃ ድኣ እንታይ ክሕዝ ኢሉ
@selamukbazgi1854
@selamukbazgi1854 Жыл бұрын
ብ ሓመድ ድዩ ድስራሕ😮😮
@user-jw3dl1cz4c
@user-jw3dl1cz4c 10 ай бұрын
እፍፍፍ ዓደይ ኣናፊቅኩሙኒ /5/ዓመት ስደት 😥ንዓኹም የምስለና ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ስደትና አሕጽረልና ትግራየይ ሰላምኪ ይመለስ🤲👏💙
@GhGh-wz4zt
@GhGh-wz4zt Жыл бұрын
ትዝታ እምበር ተወድእና😢 ይመችኹም ደቅ ርመይ❤❤
@ghmn-eq9vi
@ghmn-eq9vi Жыл бұрын
ያዳ ማለት ወዲ ትግራይ ጂግና ወዲ ሓላል ሜርየት❤❤❤❤❤❤
@user-bu3nq9su9t
@user-bu3nq9su9t Жыл бұрын
ዙደራፊኻብደይ ሓቅንው❤️❤️❤️😘
@selmmohammad-bi3mt
@selmmohammad-bi3mt Жыл бұрын
ዓደይ ትራኣዩኒ 🫶❤️🏖️😢
@ShhhHhh-xd1jd
@ShhhHhh-xd1jd Жыл бұрын
ተጋሩ ሸኮራት አይይይ ዓድና ማዓዝ ኢና ንኮዶ እንዶ ንፉሰ ገዛይ ናፊቅና♥️🥰ብዝኮነ ይመችኩም ያዳዋ🥰🥰🥰💖💖
@hgf6568
@hgf6568 Жыл бұрын
አሰይይይይ ሕግስቲ እዩ ጋል ገጠር ብምካነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምቅራተይ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ ደስ ክብል መኣዝኢና ናብዛ ቅድስቲ ሃገርና ንምለሶ ኣይ ትዝታ ኣይ ናፍቆት😢
@teshaleberhe7322
@teshaleberhe7322 Жыл бұрын
ያዳ ምዕራብ ሑሞራ ድኣ ምዓዝ ኢኹም ክተሩኢና ዓድና ናፊቑና እኮ
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ፅቡቃት❤❤❤❤❤❤
@tomasfeshaye6319
@tomasfeshaye6319 Жыл бұрын
Ajukum tegaruweni des bhale eyu 🥰🥰🥰👍👍
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 Жыл бұрын
ወዬኔ ደስ ክብል ቦታ❤❤❤❤ መንገዲ ለ ብጣዕሚ ኢኪም ጎቦዛት ብፍላይ ያዳና❤❤❤ ማንጊ❤❤❤ ኣቱም ጀጋኑ🥰♥️🙏 ብዝተረፈ ካዓ ብሰላም ምፁና❤❤❤
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 Жыл бұрын
ተመሰገን ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ዓደይ ሪኤያ ሒዋነ ዓደይ ናፍቅኪ እምበር 🤲🤲❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@selam yamane ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሰሉ ሓፍተይ
@user-mn1gu8ps1p
@user-mn1gu8ps1p 2 ай бұрын
ዋይ ተዓዲልኹም ዓድኻ ጥዕም ኣየ ስደት😢😢❤❤❤❤
@sayed5596
@sayed5596 Жыл бұрын
ብጣዕም ደስ ዝብልልልል።❤❤❤❤❤❤❤❤
@fgyhhu2924
@fgyhhu2924 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕደመ ጥዕና ይሃብኩም ኣሕዋተይ ክንደይ ከ ደስ ይብል ገጥረ ገዛና😘
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@Fgy Hhu ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ
@user-jv2oq1cq2g
@user-jv2oq1cq2g Жыл бұрын
ሒዋነ ዓደይ 😢ግን ጣብያ ምጃ ኢልኩምሲ ተፀብየ ነይረ ግን ኣበይ እዩ ብትሕትና መልሱለይ
@user-mj1rn4tx8y
@user-mj1rn4tx8y Жыл бұрын
ኮሪሜላ ግን ወይገዛአኩምሎም ዞም ቆልዑ😮
@selamberhe3467
@selamberhe3467 Жыл бұрын
ኣሰይይይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ፅርያት💋💋❤❤❤
@selam3156
@selam3156 Жыл бұрын
አይትሳአኒ ምጭዋት ደቂ ሓላል ዓድና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤
@user-vy8wk8td8f
@user-vy8wk8td8f Жыл бұрын
ሃገረ ሰበይ ፃዕዳ🥰🥰 ያዳ ምስ ማሓዝትካ ይመችካ ቡኡነት😘
@letishkebede5965
@letishkebede5965 Жыл бұрын
ሒዋነ ዓደይ ናፍቀ😢😢
@user-hq7ik9kh9l
@user-hq7ik9kh9l Жыл бұрын
ቀፃልባ በጃኩም❤✅🙏
@khjh8891
@khjh8891 Жыл бұрын
ያዳዋይ ቡሉፅ ሰብ ክፎትወካ ኣነስ ቃፅለሉ ዝሓወይ❤❤❤😍
@gullala4624
@gullala4624 Жыл бұрын
ቃልጢፍኩም ላአክልና ዙባታታት ብጣዕሚ ሳቢማራኪ
@user-el9ch2ew2i
@user-el9ch2ew2i Жыл бұрын
Selam tegaruway 😀😀😀💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🌹🌹🌹🌹🌹🌹🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝❤❤❤❤👌👌👌👌
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 Жыл бұрын
ዕድመ ንእስነተይ ዝዓበኹላ ምስ ኣደይ ምስ ኣቦይ ዘዓበኹላ❤
@user-sh9ng3hq6i
@user-sh9ng3hq6i 2 ай бұрын
ሕዋነ ዓደይ ናፊቆተይ😢😢👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👍👍
@user-vf9yj2hk6m
@user-vf9yj2hk6m Жыл бұрын
ደሰ ክብለካ ዓደና አናፉቁኩሙን. ዕደመን ጥዕናን የሃብኩሙ❤❤
@user-cg6ib9wq1u
@user-cg6ib9wq1u 5 ай бұрын
ፅሩይ ዝኮነ ቆላዓ ኣነስ ክፈትወ ቀፅለሉ ዛሓወይ 😄😄😄😄😄😄
@yadaprank
@yadaprank 5 ай бұрын
😘😘
@user-yw6dr5lr6q
@user-yw6dr5lr6q Жыл бұрын
ዓድግድም አርእየና ብኡ ገይርኹም😂❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ul6tx5ob3k
@user-ul6tx5ob3k 4 ай бұрын
ኣይይይ ሰደት እሰይ ክንደይ ይጥዑሙ ❤❤
@user-tj6qr3dh5r
@user-tj6qr3dh5r Жыл бұрын
ደስ ክትብሉ ዓድና ኣናፍቅኩምና😢❤
@FhTu-sr2uj
@FhTu-sr2uj 4 ай бұрын
ዋይ ደስ ክትብሉ ይምችኹሞ❤❤❤
@selam3156
@selam3156 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ መልእዎ ባ እቲ ገዛ ጠቅንኩም አይተፋርቅዎዎዎ ዳአ ኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽ እግርካ ዶ ተጋጊካዮ ሎሙስ 🤭😁😁😁😁
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ደስ ክትቡሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤ኣነስ ከባቢታት ዓድና ኩሉ ክርኢ ከለኹስ ዓደይ ይናፍቕ ኣየ ስዴት 😢ንዓና,ውን እግዚአብሔር አምላክ ስደትና የሕፅረልና😢
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ኣስራተ ድንግል ሰብ,ስክራይብ ግበርለይ መኣረይ
@user-st7wj7or9v
@user-st7wj7or9v Жыл бұрын
ዋውውውውው በረተዑ በጃኹም ሰብሰክራይበ ግበሩ አይክፎሎን ታይ ይፈለጠ ንተካ ተሰፍይ ዓደይ ተክዱ ተኮኑ❤❤❤❤
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e Жыл бұрын
ደቂ ከተማ ዑሙፁላት ሰራሕ ዘይክእሉ😅😅😅😅
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl Жыл бұрын
መንኪሰይ ክፎትወካ መዓረይ❤❤❤❤
@abooa8769
@abooa8769 Жыл бұрын
ወይኔ ማይ ነብሪ መንገዲ ዘለ ሪአያ 😢😢😢😢
@ግርማነሽ
@ግርማነሽ Жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ሕዋነ ዓደይ ናፍቀተይ😌😌😌
@salamaaa905
@salamaaa905 Жыл бұрын
ጎቦዛት ከምዚ ኣቅርቡልና
@user-ze1yj8kb6c
@user-ze1yj8kb6c Жыл бұрын
ያዳ ልተሐሽ ፕራንክ ግበረልና ?
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
ፀባ በሉ ስተይለና ኢኩም
@frehiwothagos1697
@frehiwothagos1697 Жыл бұрын
ተዓዲልኹም 🥰ለለ ኣንውሕ ኣብልዎ 🙏😊
@user-kq3zd4dh6m
@user-kq3zd4dh6m Жыл бұрын
እንካዓ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሪመይ ኣየ ገጠር ምጠዓሙ ዓድና እኮ ናፊቅና 😢❤❤❤❤
@SelamTesfay-qu3pb
@SelamTesfay-qu3pb Жыл бұрын
እሰይይይይ ደሰ ክትብሊ ዞም አሕዋተይ ❤❤
@frfr-dm5rw
@frfr-dm5rw Жыл бұрын
ብጣዕሚ እንዲና ንፈትወኩም ከምዚ እንተገይርኩም ድማ ዋው❤❤❤❤❤😂
@user-mv7dz4yg4f
@user-mv7dz4yg4f Жыл бұрын
_ዓደይ ሙሉኡ ሰላም ይመልሰልና ሙቁራተይ ደሰሰ ክትብሉ♥️ ናብ ራያ እወን ኹዱ ሞኾኒ ናብ ገጠራት ያዳዋ🤲_
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሓፍተይ
@user-mv7dz4yg4f
@user-mv7dz4yg4f Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 እሽኒ♥️
@user-xr5bj8sf8k
@user-xr5bj8sf8k 5 ай бұрын
ያዳ ግን ሽኮር ኢኻ❤❤❤❤❤❤
@hawltbayru3830
@hawltbayru3830 Жыл бұрын
ዓድና ስለዛረአኩሙና ደስ እሉና ያቀንየልና
@selam3156
@selam3156 Жыл бұрын
ብሰላም ሙፁና
WILL IT BURST?
00:31
Natan por Aí
Рет қаралды 40 МЛН
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 14 МЛН
sep 5/2024 ኣቦ ነዓ ጉድ ስማዕ ሚለን ሃይሉ ተታሒዛ
24:35
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 17 М.
WILL IT BURST?
00:31
Natan por Aí
Рет қаралды 40 МЛН