መቐለ ክልተ ሓደሽቲ ብለይቲ ዝተሰምዑ/ርእሰ ከተማ ሓያል ኲናት ተወሊዑ ሓዲሩ/ደብረፅዮን ወይስ ሞንጆርኖ/EriTv ሓበሬታ ብዛዕባ ዝምድና ምስ ወያነ!

  Рет қаралды 33,320

Tigray Horizon

Tigray Horizon

Күн бұрын

Пікірлер: 87
@gidayfantaye7803
@gidayfantaye7803 2 ай бұрын
እውነት ፣ከሆነ ፣ከሻብያ፣ ጋር፣ ይሻለኛል ፣ከአማራ፣ ጋር፣ ከመሆን ።❤❤❤❤
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 2 ай бұрын
ጉጅለ ጌታቸው ሓድሽ ብልጽግና ክልል ትግራይ ብህቢ ምሽፋጥ ጠጠው ይበል። ቆንጆ መልሓስ ሕማቅ ተግባር ካብ አብይ መሸረፈት ዝተለቀሐ ጌታቸው መንፊት
@KirosHadish
@KirosHadish 2 ай бұрын
መንፈት ባዕልካ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 2 ай бұрын
ጌታቸው ረዳ ጸለመታት ንህይወት ብብጽግናዊ ቋንቋ ተዓዝብና ወዳጀ ሸቀጥ ብህዝቢ ትግራይ ።
@KirosHadish
@KirosHadish 2 ай бұрын
አየትጋገ
@ForoIngal
@ForoIngal 2 ай бұрын
ርካሽ አብ መንጎ ደብረፅዮን መንጆሪኖን ክትአቱ ደሊኻ ከብዳማት አይኮኑን ንሶም
@Ashenafi-bz9pj
@Ashenafi-bz9pj 2 ай бұрын
ንምንታይ እኹም ዝፀንሐ ዝሓለፈን ዜና ቲደጋግሙ ዘለኹም ኣነ ናይኹሉ ግዜ ተኸታታልኹም እየ ምዲግጋም ይበዝሕ ኣሎሞ ኣስተኻኽሉ
@Ggff-m5r
@Ggff-m5r 2 ай бұрын
ጹቡቕ ሐሳብ ሃዋሃው ❤❤❤❤❤❤
@loogoo2009
@loogoo2009 2 ай бұрын
ጌታቸው ዝመርሖ ግምት ግዝኣት ትግራይ ስደተኛ ዘይምልስ ውዕል ፕሪቶርያ ክሕብሕብ ፋሕፋሕ ይብል ኣሎ ወይ ትግራይ ምራሕ ብፍትሒ ርትዒ ዝመርሕ መራሒ ንጠልብ
@aatsedemekebeb2494
@aatsedemekebeb2494 2 ай бұрын
He is big layer .Gatachew is not Oregenal weyane he is pp 😢😢😢
@KirosHadish
@KirosHadish 2 ай бұрын
ተቀቢልናዮ አለና
@amenamen8983
@amenamen8983 2 ай бұрын
No no never. Mes weyana
@teameneguse9717
@teameneguse9717 2 ай бұрын
Hasawi
@JonnyAregawi
@JonnyAregawi 2 ай бұрын
ወይ መከራ ከኋላ የመጣ ኣየን ኣወጣ
@wewe5688
@wewe5688 2 ай бұрын
እዋይ ፕሮፖጋንዳ ሙዃኑ ድዩ አብ ድምጺ ሓፋሽ ናይ ታሪኽ ሕቶን መልስ ንዝቀረበ ነዚ ሕጂ ዘሎ ብምንም ታአምር ዘይውክል ቕድሚ ዓመት ዝቀረበ እሞ ትማሊ ዝተደግመ እንዳፈለጥኹም ህዝቢ ትግራይ ንኸተታሉሉ ዘቕረብኩሞ ሓሶት እዩ፡ ሕጅውን ካብ ዝሓለፈ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳ ጸገም ዝምጽእ አይተመሃር ሄርዞን ምድያ ሓሶት አየቐይሕን አይጠቕምን
@Brokethebeas
@Brokethebeas 2 ай бұрын
Eri-tv ask just normal historic question.
@TemuEmaro
@TemuEmaro 2 ай бұрын
አይትሓሱ በልዎ አባ ንጌቾ ስልጣን አብላዕሊዕዎ ጉባኤ እንታይ እዩ ሽግሩ ተሳቲፍኻ ዘይምስምዕማ ይኸአል ነይሩ🎉🎉🎉🎉🎉
@toyotaw2500
@toyotaw2500 2 ай бұрын
ጎጅለ ርስቲ ዳራአየት ዳሱምኤት ናብ ቀይዲ ክትአቲ እያ. ጃንዳ አድዋ ጥእና የሐበለይ ይቅረታ ጎይታይ ኢሳያስ ዝአተኽው ቃል ናቅፍ ፌርማ ተጋግየ አድሕነኒ ጎይታይ ማሐረኒ አራት ኪሎ ዳግማይ አረክበኒ ክልተ ቀጠፍቲ ሐመድ ስንቅም.
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor 2 ай бұрын
ጌታቸው ማለት ናይ ለገሰ ትሉ ስልጣን ተረኪቡ ይሰርሕ እዩ ዘሎ ህወሐትን ሻዕብያን ተሰማዕሚዖም እዮም እሞ አብይ ስራዊት ስደደለይ እዩ ኢልዎ እተን ኣብ ናይ ትግራይ ፅንተት ትግራይ ዋና ተዋሳእቲ ዝነበራ ሚድያታት ተፈለጥቲ ሰባት ንኣብነት እኒ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣረጋዊ በርሀ ግደይ ዘ ሓቨሻ ሚድያ ዋልታ ፋና ንጌታቸው ንደግፍ ዝብል መግለፂታት ኣውፂኦም ኣለው እቲ ሕቶ ንምንታይ ንጌታቸው ይድግፉ ኣለው ንኒ ደብረፅዮን ንምንታይ ኣምሪሮም ይፀልእዎም ኣለው ????????
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي 2 ай бұрын
😂😂😂😂
@blendesalegn1310
@blendesalegn1310 2 ай бұрын
ድቃሉ አይትበሉ ዲቃላ መንምዃኑ ፍለጡ ተረፍመረፍ ናይህግደፍ ተኸተልቲ እዮም።
@abebakidane8231
@abebakidane8231 2 ай бұрын
ጌታቸው ረዳ የባንዳ ስብስብ ፈፅሞ አይሳካለትም
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي 2 ай бұрын
ደብረ ፅንተትትትት😂😂😂😂
@tesfayberhe9966
@tesfayberhe9966 2 ай бұрын
ሀሳዊዊዊዊዊዋዊዋዋዊዋዋዊዊዊዋዋዊዋዋዊዋዊዋዋዊዊዋዊዋዊዋዋዊዋዊዋዋዊዋዋዊዊዋዊዋዋዊዋዋዊዋዋዊዋዋዋዋዊዊዋዋዋዋዋዋዋዋዋዋcopy wedi abdi zemo copy before 1991 independent eri ንተጋሩ ምሽዋድ ምህሳብካ እዩ ዘህዝንንንንንንንንን ጌታቸው ኪትት ከምዝኸዉን ርሁቅ አከንን?????? ምቅናይ ከምዝበሎ ኪሮስ አለማዮህህህህህህህ
@yonasaraya2402
@yonasaraya2402 2 ай бұрын
Getachew Yehuda ahlifu hibiwom😢
@haqitisier8947
@haqitisier8947 2 ай бұрын
ጌታቸው ብልጽግና እንበር ህወሓት ኣይኮነን
@BerhanemeskelTesema-m2h
@BerhanemeskelTesema-m2h 2 ай бұрын
Berhanemeskel: Ghetacew ab belezegena cheka zeteleweska seb eka woiane deki alewewa kenbedehka ena Ata feresame
@wewe5688
@wewe5688 2 ай бұрын
መርገም ዝገበርኩሞ ግፍዕ አብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጵያን ህዝቢ ትግራይን እዩ ከአልዎ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 2 ай бұрын
President ትግራይ ጎይቶእም ንቂዲሚት ትግራይ ካብ Genocide ክተድሕን አብ ጎድኒ ጎይቶእም President አብ ልእለ ጎጅለ 4 ውልቂ ስሳእነት ሒዙ ናብ ቀይዲ ክአቱ ይግባእ.
@loogoo2009
@loogoo2009 2 ай бұрын
ሆራይዘን ተጠንቀቕ
@hakieye5649
@hakieye5649 2 ай бұрын
are sure you try to scare him who are you no more kadre
@yohannesaddis-m2y
@yohannesaddis-m2y 2 ай бұрын
መስኽቕቲ
@salusalu-f9g
@salusalu-f9g 2 ай бұрын
ገታቸው ሳክራም ንገዳይም ተጋደልትይ የሕልፉ ዝህብ በላዕ
@KirosHadish
@KirosHadish 2 ай бұрын
አሰካ ብገንብ ሰከርከ ሐሳዊ ኢካ
@ForoIngal
@ForoIngal 2 ай бұрын
ህዝቢ ትገራይ ደንጉዩ እተኾነው ህዚ ነቂሕኩም እዩ
@BIGSMOKE-w3p
@BIGSMOKE-w3p 2 ай бұрын
ኹሎም መሕፈር ቲ ሰረቅቲ ቶሎኢሎም ስልጣኖሞ የረክቡ
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 2 ай бұрын
ናይ ታሪኽ ሕቶ እዩ. ቋንቋኦም ቋንቋዅም ሰዋስዉ ኣጥፊኡዎ ሕጂ ከኣ ሕሉፍን ህሉዉን ምፍላይ ስኢንካ. እንተተገብረ ኸ እንታይ ሕማምካ ንሓዋሩ ዘዋጽእ መገዲ ምስ ኣሕዋትካ ምስምማዕ ዶ ኣይኮነን??
@meressameressa5837
@meressameressa5837 2 ай бұрын
አብ ትግራይ ከምዚ ዓይነት ፕሎቲካዌ ንሕንሕ ክመፅእ እዩ ኢልካ ንምሕሳቡ የፀግም እዩ ኑይሩ ክምዚብምርአይና ዘሐጉስ እንትኾን መጠንቐቕታ ዘድልዮ ግን TDF ናይ ህዝቢ ትግራይ ዓብይ ትካል ክኸውን ንምነ ከምኡውን ስለላ ፖሊስ እዚኦም ብወግዒ ድሕንነት ህዝብን ዓዲን ዝሕልው ክኾኑ አለዎም
@iamfree347
@iamfree347 2 ай бұрын
እቲ አብመንገዲ ተደርብዩ ዘሎ ትግረዋይ አይኮነን ማለት ድዩ
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 2 ай бұрын
ደንቆሮ ወዲ ደንቖሮ ድቓላ
@DawitWm
@DawitWm 2 ай бұрын
ነቲ ናይ ብልፅግና ልኡኽ ተፈንጫሊ ጉጅለ ግማት ኢኻ ተዳሉ
@EMH-Tech
@EMH-Tech 2 ай бұрын
ሓሳዊ ኢኻ
@actttig9753
@actttig9753 2 ай бұрын
ምድሐን ውዱብ ህወሐትዶ ወይስ ምጥፋእ ዉዱብ ህወሐት ? አየ እንዳ በተኽ ብትኽ የብልኩም
@opsahmed7211
@opsahmed7211 2 ай бұрын
Gachoo cekaram
@ZenebeNegash-yr2ns
@ZenebeNegash-yr2ns 2 ай бұрын
ጌች ቡቅዕ ሰብ
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 2 ай бұрын
ኣምሓሩ ጊታቸው ጥር ስጋ ሓብዎ ስቕ ክበል አዩ
@Girmay-g9r
@Girmay-g9r 2 ай бұрын
ሐሰውቲ ኮራኹረ አብይ አሕመድ
@HaftomGgiorgis
@HaftomGgiorgis 2 ай бұрын
በጃኹም ኣይትሓስዉ ናይ ቀደም መድረኽ ምዃኑ ከመይ ጠፊኡካ እዩ እዚ እተቅርብ
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 2 ай бұрын
ዝኸበርኩም ትግራይ ሆራይዘን ዜና ሓሶት ብምክትታልኩም ነመስግን
@MehariGirmay-h6o
@MehariGirmay-h6o 2 ай бұрын
ንውልቀ ሰባት ዝግበር ፀለመ ጠጠው ይበል።
@negasitesfamichale3205
@negasitesfamichale3205 2 ай бұрын
እቶም ስልጣኖም ግዲፎም ዝወረዱ እንታይ ክገብሩ ምስ ጌታቸው ተአኪቦም በይዛኹም ነስተውእል
@tesfayberhe9966
@tesfayberhe9966 2 ай бұрын
ናይ ትእምትን ናይ ጌታቸው ብለሰት ንኸብዱን ንህዝቢ ትግራይ ክፈላሊ ሁኽ ዝበል ብጽጋብስ ተመን delicious food.ዝበለ እሱብ ፍጥረት ቅድማ ነጸነት 1991 ከደናግር እስኻድማ news መን ምኸንካ ፈልጥናካ አለና ተጋሩ No like No share laire mediaaaaaaa
@BereketKiflu-y6z
@BereketKiflu-y6z 2 ай бұрын
ህግደፍ ስጋብ ሕጂ አየፈለጥኩሞን ማለት ኢዮ ንአቢይ ሪዕዲ ከፈጥር እዮ ዝፍትን ዘሎ
@Gebrewmichael
@Gebrewmichael 2 ай бұрын
ግርም እዩ። ናይ ትግራይ ጸላኢ ናይ ኦሮሞ ብልጽግና እዩ። ሰለዝኾኑ ንዚ ሓይሊ አዙይ ካብ ስልጣን ንምእላይ ምስ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ምትሕብባር የድሊ።
@solomonbrhane7337
@solomonbrhane7337 2 ай бұрын
Mes man malti wela Mes shabya
@michaeltedla2271
@michaeltedla2271 2 ай бұрын
Very stupid head line scaring people it seems as if something happened in Mekelle
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 2 ай бұрын
አብ አለም ገጢሙ ይፈልጥ ዶ ይኸውን?,ንትግራይ ዝገጠማ ሰልጣን ሰባእስ እንተኾይኑ እኒ ጥላሁን ይግዛው አበበ በርሀ ስብለቱ ውነህ 62 ንምንታይ ህይወቶም ከፍሎም ደቒ ብሩዣ አኮ አዮም ናይ ወለዶም መሬት ንድኻ ኢትዮጵያዊ ብዝብል ጭርሖ እዮም ተሰዊኦም ሎሚ ግን 1000000 አሸል ሙሁራት መላምል ከብ ጫፍ ጫፍ ትግራይ ሰውእና እናበልና አሸላት ከፍለካስ አብ አሸላት ሳኢስኢት መስሉ ይረአየን ግደፉ ሓቢርኩም ትግራይ አድሕኑ። ወይ ኻ ኩሉኹም አብ ሓደ ወንበር ኮፍ በሉ ብዘይ በለካ ለኽኤካ ሓሳባትኩም ተንትንኩም ንህዝቢ አቅርቡ ይረደኤና ።
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 2 ай бұрын
ገታቾው ረዳ ምስተሸነፍካ ህድማ ብኽያትን ኣይሰርሕን ተሳዒርካ ኢኻ ዓጆውጆው ኣይሰርሕ በኻይ ጨላጢ ውስክ ጫት 2 ዓመት ዘሮ
@loogoo2009
@loogoo2009 2 ай бұрын
ኩሎም ኣየድልዩናን
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 2 ай бұрын
ኣንባዓል ቸው ቸው አንታይ እዮም ዝአብሉ ዘሎዉ።
@MehariGirmay-h6o
@MehariGirmay-h6o 2 ай бұрын
ኣዳምፆም
@Aduniahope
@Aduniahope 2 ай бұрын
😂እዚ ናይ ኤርትራ ሕቶን መልሲን ህወሓት ንምፅላም ኮነ ተባሂሉ ዝቀረበ 'ዶርሆ ፍሒራ ትረኽቦ' ተንኮል ሻዕብያ፤ ኣብ መንጎም ርክብ ከምዘየለ መረጋገፂ
@andayaman4097
@andayaman4097 2 ай бұрын
ካብ ምስ ወያነ 100 ግዜ ምስ ብልጽግና ዝምድናና ክዕረ ተኽእሎ ኣሎ።
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 2 ай бұрын
ተንኮል አለም ገ/ዋሂድ ከተብቅዕ አለዋ
@loogoo2009
@loogoo2009 2 ай бұрын
ኣለም ቢዓል መርገፂ ጥንኩር ሙኩር መራሒ
@Teklay14
@Teklay14 2 ай бұрын
መዓኩሩ ለሐሶ ቡሽቲ​@@loogoo2009
@RingAliok-yo2pc
@RingAliok-yo2pc 2 ай бұрын
አታ ርኹሰ ንጌታቸው ብልፅግና እዮ ዝበልካ አንታ ደደብ ናይ ገብረፅዮንና ሞንጆሮኖ አለም ናይ ጌታው አሰፋ ሐሸክር እኻ ምሰኦም ኮይንኻ ክንድ ጌታቸው ረዳ አይትኾንን ደደባት ሐዚ ናይ መጨረሳ ሳዓት እዮ፣
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 2 ай бұрын
ሓሳዊ ለኸባጥ። አይናይ ኩናትዩ አብ መቀለ ተወሊኡ። መን ክሰምኣምኩም ኢኹም ትሕስው ትውዕሉ ዘለኹም። ረሳሓት።
@ወዲገርዓልታሰየ
@ወዲገርዓልታሰየ 2 ай бұрын
ጌችየ ጅግና ደሰ ዝብል መግለፂ ኣቆም ይሃሊ ፈታዊ ህዝቢ ይሰዕር ደርዕም
@fisshadesta
@fisshadesta 2 ай бұрын
መሪሕነት ህወሓት ሃገራውን፣ ኣህጉራውን ዓለማውን ምንባብ ዝተስኣኖምን ንውልቀ ረብሖኦም ጠጠው ዝበሉ ኢዮም።
@WediAslafyMesmer
@WediAslafyMesmer 2 ай бұрын
ምንባብካስ ፀርፊ ዲኻ ተማሒርካላ መፍትሒ ዝከውን ሓሳብ ዝእርም ሓሳብ እዩ ናይ መንበባይ ።
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 2 ай бұрын
ተጋሩ ብስርቅን ብሓሶትን ዝተጠመቑ ይመስሉ ዳሓን ኩኒ ትግራይ ብደቓሉ ትገዛኢ
@gadogado-o4d
@gadogado-o4d 2 ай бұрын
ኩርኩር ህግደፍ ኣብዘይጣጣኻ ጨርባሕባሕ ክትብል ፃሕልኻ ኣይተሕርር። ዋኒንካ ግበር። ንሱ እንተኣብዩካ ሲናይ ኬድካ ኩሊትካ ሽጥ!!!
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p 2 ай бұрын
​@@gadogado-o4dስቅበል ኣታ ሰራቂ ታቦት ሰራቂ መስቀል ረዋኢ ሓፍቱ ቀታሊ ሓፍቱ ብጽብጽ
@MehariGirmay-h6o
@MehariGirmay-h6o 2 ай бұрын
ጌታቸው በጃኻ እስኪ ነዞም ዓወፅወፅ ዝብሉ ዘለዉ ሰባት ኣቋምካ ኣርእዮም። ንህዝቢ ዝጠቅም ስራሕ ንምስራሕ ዝዕንቅፉ ሰባት ናተይ ጥራሕ ይኹን ዝብሉ ምኻኖም ርኢና እና። ስለዚ ኣጆኻ ጌቾ ወሳነታትካ ንረብሓ ትግራይ ኣብ ቀረባ ዘግህድ ክኸውን ንምነ🙏👍
@gebrehiwothailu5925
@gebrehiwothailu5925 2 ай бұрын
ወይ ዉድብ ህወሓት በቃ ደሓን ሰብ አይውፀኣልኺ ተቢሂልኺ ተረጊምኺ ኢኺ ትመስልኒ፡ብኒ በዓል ገብሩ አስራትን ብፆቱን ብግፍዒ ብመለስ ካብታ ብዙሕ ናዕድመ ዘመኖም ዘገልገልዋ ዉድብ ብግፍዒ እንትባረሩ?ጌታቸዉ እዉን ናይ ዉሽጢ ዕሾኽን ናይ እዞም ሱር ቦቆስ ሑቡእ አባል ኮይንኻ ታሪኻዉት ዉድብ ንክተፍርስ ትንቀሳቀስ ዘለኻ ዉዳቕ ሰብ ኮይንኻ ተረኽብኻ ዘሐዝን እዩ።
@tsegayhaile4524
@tsegayhaile4524 2 ай бұрын
ኣይትሓስው
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p 2 ай бұрын
ሻዕብያ ሕውሓት ነንሕድሕደን ክንቆታ ከምዘለወን እዩ ክሰርሕ ዘለዎ ከምዛ ናይ ሱዳን መታን ክትኮሳተራ ኣዮኹም ንይና ሰባት ክትውድኣ ኢኽን ኣቢ ከኣ ድሮን ጌሩ ክጭፍጭፈክን እዩ ጉዳይና ኣይኮነን ወላ ህንኩት የብልክን ዝጭፍጭፈክን ኢኽን ትፈትዋ ኣንትን ቆማላት😂😂😂😂
@tesfayberhe9966
@tesfayberhe9966 2 ай бұрын
ከመይ ዝበልካ ዝወረድካ ናይ u tube ገንዘብ ትእከብ ተለስብ ጉህላ ሰብ እኻ ወደይ??? ካብ ወዲ አባዲ ዞመይ ብህዝቢ ትግራይን ጌታቸው ተቀላባ ሸብ ቅድሚ 1991 ቅድማ ነጽነት ኤርትራ ዜና ናይ ህዚ ዝለጦፎ copy ገርካ ትሰጥፍ አተሰባት ሰብ ኩኑ ባጃኻትም እኽኽኾኾኽኽኾኽኽኾኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኾኽኽኾኽኽኽኽኽኽኽኽኾኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኾኾኽኽኽኽኽኾኽኽኽኽኽኽኽኾኽኾኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኾኽኽኽኽኽኾኽኽኽኽኽኽኽኾኽኾኽኾኾኽኾኾኽኽኽኽኽኽኽኽኾኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኾኽኾኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኾኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኾኾኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኾኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኾኽኽኾኽኽኽኽኽኽ
@sdssr2850
@sdssr2850 2 ай бұрын
እነሰዳ ደብረ ጼን ስረሰዓት ግበሩ።
@merafadhane2566
@merafadhane2566 2 ай бұрын
🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮✍🤮
@merafadhane2566
@merafadhane2566 2 ай бұрын
😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱
@nisri1567
@nisri1567 2 ай бұрын
ንስልጣን ንስርቂ ንውልቀ ረብሓ ክትብሉ 1000000 መንእሰያት ኣርጊፍኩምሲ ኣይኣኸለኩምን ኣየ ሸፋቱ፡ ህዝቢ ኣጽኒትኩም። ኮራኩር ዑሱባት፡ ኣይትመርሑ ኣይትምርሑ፡ ምንሽሮ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኰንኩም ኣለኹም። ኣማስይኡ ግን ጸኒትኩም ክትተርፉ ኢኹም። ሕወሓት ዝበሃል የሎን፡ ቀደም በኒኑስ ነበርያ ነበረ ኮይኑዩ። ኣብ ሕልሚ ኣይትንበሩ።
@yonathannegase
@yonathannegase 2 ай бұрын
ኣይትሓሱ እዚ ናይ አሪ ቲቪ ናይ ሰማንያታት እዩ። ሕጂ ደኣ game over እንድዩ። ህወሓት ናይ ፖሎቲካ ዲመንስ ስለ ዘለዋ እዩ ነዚ ናይ ቀደም ከም ሓድሽ ነገር ጌራ ተምጽኦ ዘላ። ፕድሕሪ ሕጂ ሱቕ ኢልካ ሰላም ዕርቂ ዝበሃል የለን።
Хасанның өзі эфирге шықты! “Қылмыстық топқа қатысым жоқ” дейді. Талғарда не болды? Халық сене ме?
09:25
Демократиялы Қазақстан / Демократический Казахстан
Рет қаралды 354 М.
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 51 МЛН
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 8 МЛН
Хасанның өзі эфирге шықты! “Қылмыстық топқа қатысым жоқ” дейді. Талғарда не болды? Халық сене ме?
09:25
Демократиялы Қазақстан / Демократический Казахстан
Рет қаралды 354 М.