መግለፂ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

  Рет қаралды 55,730

Tigrai Tv

Tigrai Tv

Күн бұрын

#መግለፂ
----------
Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Facebook: / tigrai.tv1
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-maiL: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
Instagram: / tigrai.tv
KZbin: / tigraitv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV

Пікірлер: 164
@brukbk7408
@brukbk7408 8 ай бұрын
ኮለል ኣይትበል ሓፃር ቃል ግዝኣት ትግራይ ይመለስ ዘይትብል ዘይካኣል እንተኾይኑ ንህዝቢ ትግራይ ንገር ጀግና ህዝቢ ኣይተዋርድዎ
@feruza1355
@feruza1355 8 ай бұрын
ኣሕ😢 እዚ ኩሉ ዝተከፈለ ዋጋ ቀይርኩምዎ ናብ ዋጋ ዕዳጋ እዚ ኩሉ ዝተከፈለ መስዋእቲ ትግራይ ሃገር ክትኮን ካብ ኩለን ልዕልቲ፤ ዝኩሉ ዝተሰውአ መንእሰይ ዳግማይ ንከይትነብዕ ኣደይ፤ ትማሊ ዝተምሓለ ማሕላ ኣበይ ደኣሎ ኣደይ ትነብዕ ኣላ😢 ሰላም ኢልኩም ዝፈረምኩምዎ ፌርማ ብሰላሕታ ተወደአ ህዝበይ ብቁርመማ ይገርም!! ኣሕ በልስኪ ኣጆኲ ዓደይ ከኣልዮ ኩሉ ብደገን ብውሽጥን በዚሖምኪ ተኳሉ😢 ትግራይ ትስዕር 💪❤💛❤
@merhawiethu6113
@merhawiethu6113 8 ай бұрын
አይተ ጌታቸው ሓቂ ተዛረብ አብቲ አኼባ ዝነበረ ኩነታት አብይ እንድሕርዳአ ፈኪሩ ሕጂ እንድሕርዳአ ተዘይተዛሪብካ ዳሓር ፀገም ምስመፀ ከምዚ ኢልና ከምዚ ኢልናዬ ከይንሰምዕ ህዝቢ ትግራይ ሓቂ ንገርዎሽ
@Vevoomer
@Vevoomer 8 ай бұрын
Justice for Tigraygenocide.
@Vevoomer
@Vevoomer 8 ай бұрын
Abiy Ahmed Killed 1.2 million and he is free Invaded and occupied 40%Tigray and he is free Demolished tigray economy 95% he is free He want to complete his genocide by distegrating Tigray in to pieces and getachew is happy and he want to live by disintegrating
@Vevoomer
@Vevoomer 8 ай бұрын
They care about their postion ,party TPLF than the people . Tigray youth should arrest TPLF mafias before any move . First they should return all the occupied land .
@abigaltigray-x5w
@abigaltigray-x5w 8 ай бұрын
ኢ/ያ ከይትፈርስዶ በልካ ዋይ ፅንዓት ይሃብኪ ኣደይ😭😭😭
@MeryamGEREZIHER
@MeryamGEREZIHER 8 ай бұрын
መሕፈርቲ ዝኮኑ ሰባት 😢😢
@Kenerie
@Kenerie 8 ай бұрын
ይልቅ በረሃብ የሚሞተውን ወገናችንን እንድረስለት ፤ የናንተ ፖለቲካ እንደሆነ ምንም የሚጠቅም ነገር የለዉም።
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 8 ай бұрын
ናትግራይ ምምህዳር ናወርቂ ማ ዓድን ጊዜ ተለይወሰደ ክቛፃፀር ይግባእ ።
@negashabdu4046
@negashabdu4046 8 ай бұрын
እዛ ምስ ከባቢና ሰላም ኢና ንደሊ ዳኣ ሓቕነት ኣለዋ ዲዩ😢😢😢😢
@MikiyasAregawi-f2g
@MikiyasAregawi-f2g Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤Gegena
@mulugobezayehu9864
@mulugobezayehu9864 8 ай бұрын
ብግልፂ ተዛረብ :ምንም አይሰራሕኻን:: ህዝቢ ብጥምየት ይውዳእ አሎ:: ወረ ጥራሕ !!!!!
@Kidane-l5u
@Kidane-l5u 2 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ዘዋጽኦ ይፈልጥእዩ።ኮለል አይትበል
@gebremichaelasgedom6910
@gebremichaelasgedom6910 8 ай бұрын
ይቅረታ, ይመስለኒ? ዝብል ኣባህላ መረዳእታ የብሉን ግልጺ ይዅን
@ranirani3899
@ranirani3899 8 ай бұрын
ከሕዳም አፍ ጥራይ አዞም ኩሎም መናእሰይ ተቀዚፎም ናዓኻን ከማኻን ከድሕኑ ረሲዕኻዮም መድሃኒአለም ይቅፃዓኻ ንባዓት አዴታት ደም ንእሳት የሕዋትን ይፋረድካ ኤህህህህ💔💔😭😭
@tekichowe
@tekichowe 8 ай бұрын
ስቅ በሊጓሓፍ ኣብዚ መፅኪ ኣትፃረፊ ንቀደም ልነብስኪ ታይ ኣበርክተ እልኪ ሕተቲ
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y 7 ай бұрын
⁠Fara temberkaki
@SamsonTadesse-q4x
@SamsonTadesse-q4x 8 ай бұрын
ሕጂ ምስ ፃድቃን ልክዕ ንህዝቢ ትግራይ ዝፈተዉ ይመስሉ ልምዐት ልምዐት ኢሎም ናብ ህዝቢ ጋጋ ዛትዉ ዘለዉ ህዝቡ ትግራይ አስተውዕል ደጋጊምካ አስተውዕል
@beharwabela6385
@beharwabela6385 8 ай бұрын
ዕላምኡ ነዞም ዋሕስ ህዝቢTDF ዕጥቂ ከፍትሖም እዩ ዝመስል
@Zenazeru
@Zenazeru 8 ай бұрын
Entay ybl alo😢
@esayasmesefen7784
@esayasmesefen7784 7 ай бұрын
ሸኮለል አትበል መሬት ትግራይ ይመለስ ህዝብና ካብ ስደት ይመለስ፡፡
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y 7 ай бұрын
Getachew reda, Banda , hashker Abiy
@tsiyonawiAxumawi
@tsiyonawiAxumawi 8 ай бұрын
ትክክል ናይ ትግራይ እዩ
@Oneday-y3f
@Oneday-y3f 8 ай бұрын
ጌታቸው ዝተዛረብካየን ክሳብ ሎሚ ሓንቲ አይተግበርካን 0 ሃተፍተፍ ጥራሕ።
@الهمه-غ7ن
@الهمه-غ7ن 7 ай бұрын
ዓለም.ቀይሕ.ክረሰትን.ከይንካ.መሰል.ይክብረ
@KflomGs
@KflomGs 2 ай бұрын
ስማዕ ጌች ..... ንስልጣን ትንህር ኣለኻ ትመስል ! ምክንያቱ ኣይንሸማገልን ፣ምውንጃል፣ ምፅልላም፣ ሓሳብ ብፆትካ ብኣሉታን ንሚድያ ብዘይምጥንን ዘረባ ምግላፅ ወ ዘ ተ .....ባእ...ግደፍ...ድሮ ትማሊ ክትርስዓ ! ገና ትዕሸል ምስ ቆስሉ ፣ታዶ ምስንብዓታ ፣እቲ ኣቦ ምስ ሓዘኑ፣ ትህዝቢ ኣብ ኬንዳ ፣ኣብ ስደት ፣ኣብ ፀገምን ጥሜትን፣ ታዓዲ ኣብ ብርሰትን ኣብ ኢድ ፀላእትን ወ ዘ ተ እናሃለና ! እዚ ሒዝካስ ትማሊ ምስቲ ህዝቢ ብድሮን ዝጨፍጨፈ ፣ መሰረተ ልምዓትና ዘዕነወን ኮፍ ኢልካ ተደራዲርካ፣ ተዘራሪብካ፣ ብ ሰላማዊ ስልጡን መማረፂ ፀገም እናተፈትሐስ : ሐዚ ምስ መሳርሕትኻ ምስ ብፆትካ ንውሽጣዊ ፀገማትካ ኣይንሸማገልን ይበሃል ! እዚ ህዝቢ ትግራይ ኮነ ዓለም ኣይንፅበዮን ንፅበየኩም ን ዓብዪ ሚዛን እዩ ። ስለዚ ሕልና ይሃሊ ! ቅድሚ ጉባኤ ሱባኤ !
@ዳሓንንኹሉግዜኣለዎ
@ዳሓንንኹሉግዜኣለዎ 8 ай бұрын
እታ ሪፈረንደም ሪፈረንደም እቲብል እንታይ እዩ ሕስይስይ ዘብላ ኣሚኑላ ወይ ፈሩሙላ ግዲ እዩ
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 7 ай бұрын
ውዕሊ ፕሪቶርይ ብኽርቢት ኣቃፂልካዮ ኢኻ::
@UserUsers-d2y
@UserUsers-d2y 8 ай бұрын
ክልል ትግራይ ናብዚ ወሪድኩም!! ጉድዩ ህዝቢ ትግራይ ጽንዓት ይሃብካ! መንግስተ ሰማይ የዋርስካ!!
@alemayotadele7390
@alemayotadele7390 8 ай бұрын
tell frankly when time frame
@natykalab3761
@natykalab3761 8 ай бұрын
ኩሉ ናታትኩም ፀገምዩ ናይ ኣብይ ኣይኮን
@genetatsbeha3205
@genetatsbeha3205 8 ай бұрын
ስለ ኢትዮጵያ እንታይ ይምልከቶ ህዝቢ ትግራይ ዋይ ኣታ ሕፊሩ 🙆🏽
@luwamluwam3868
@luwamluwam3868 8 ай бұрын
እስታሊን ቴድሮስ ፀጋይ አሉላ ጉድኩም ስምዑ
@filmonberhe-sg5uy
@filmonberhe-sg5uy 7 ай бұрын
Rip😭😭😭😭
@kmjon-f6i
@kmjon-f6i 8 ай бұрын
ብጌታቸዉ ረዳ መሪሕነት ትግራይ ናብ ዝሓሸ ደረጃ ከምትብፅሕ ተስፋ ይገብር.
@MeryamGEREZIHER
@MeryamGEREZIHER 8 ай бұрын
እንታይ ተስፋ ሪእካሉ ወደይ አሕሕሕ ህዝበይ 😢😢😢
@kmjon-f6i
@kmjon-f6i 8 ай бұрын
ኩሉ በቢደረጅኡ አንተሰሪሑ ብድምር ለዉጢ ይመፅእ
@lilegrema813
@lilegrema813 8 ай бұрын
እነንተ ቦታውን ልቀቁ ተጠንቀቁ ለህዝብ እየተባላችህ ወጣቱን አጭርረሳችህ
@TesemaAlemu-d2c
@TesemaAlemu-d2c 8 ай бұрын
ተደፍኦ
@ChontodahranChontodahran
@ChontodahranChontodahran 8 ай бұрын
ነዝስ ወላ ጏሳኻ ኢኻኮ ዘይትገብሮ😢
@ahmedhussen9085
@ahmedhussen9085 8 ай бұрын
ዕንዳዕንይንይ
@MerhawiZemen-tu6st
@MerhawiZemen-tu6st 8 ай бұрын
ንመሰል ዓርሰ ውሳነና ኢና ንዋጋእ ዘለና ኢልኩም መንእሰይ ከም ውሕጀ ምስ ተጓዓዘ ፣ ሕጂ ድኣ እንታይ ትብሉ ኣለኹም።
@gizegize4486
@gizegize4486 8 ай бұрын
ጌቿ ሐቢቢንበር
@hagosbahta9949
@hagosbahta9949 8 ай бұрын
ካብዞም ተስፋ የለን ህዝብና ባዕሊካ ንቃሕ 😮
@lilegrema813
@lilegrema813 8 ай бұрын
ጌታቸው እባክህን መጥጠህ ህንንን የምትነግረን ምን ይጠቅመነል ህዝብ ሌላ ክረምት መጥቶ እስኪያልቅ ነው የምትጠብቀው ህዝባችን ተበትኖ የሚበላው አጥቶ እነንተ ይህንን ሁሉ ቀነቶች ስብስባ ያሳዝነል ይህ የስልጣን ፉክቻ
@anbessa6836
@anbessa6836 8 ай бұрын
ACHBERBAREE BANDA
@Zemenfe
@Zemenfe 8 ай бұрын
እዛ ጉዳይ ዝፈርሓ ዘሎ ይመስል እንበር ካብ ኣዘራርብኡስ ሪፈረንደም ተቐቢሉዋ እዩ ዝመስል
@yoftahemenber2849
@yoftahemenber2849 8 ай бұрын
ክላእ ወስላታ ነገር ኢካ ካብ እግዛብሄር እምበር ካባኩም ተስፋ የብለይን
@bharenegashe6471
@bharenegashe6471 8 ай бұрын
የታሰሩት አሉ አሁንም መሬታችን ለምንድነው የማይመለሰው የትግራይ መሬት እንዲመለስ ይተፈረመ መመለስ አለበት የተጨፈጨፈ ህዝብ ከሞት ተነስቶ ነው እርፈረደም የሚያደረገው???🤔
@JshshKwheh
@JshshKwheh 7 ай бұрын
ሃገረ ትግራይ ትብሉ ዶ ኣይነበርኩምን ሕጂ ደኣ እንታይ ኮይንኩን ንሱስ ይትረፍ ደሓን ብያንስ ቅድሚ ኲናት ዝነበረ ግዝኣት ትግራይ ይመለስ ምባል ይሓይሽ
@TruewayofLove
@TruewayofLove 8 ай бұрын
Wow
@AlematAraya
@AlematAraya 8 ай бұрын
ብቅልጥፍ ህዝብኩም ኣድሕኑ ዝኮነ ኮይኑ😢😢
@tsiyonawiAxumawi
@tsiyonawiAxumawi 8 ай бұрын
ኣምሓራይስ ታሪክ ሃልይዎስ ሰብ ኮይኑስ ንትግራዋይ ክዋጋእ ክክክሰ አይ አድጊ
@leberlegataamen7080
@leberlegataamen7080 8 ай бұрын
Thank you! Tegadalat Gecho!
@lilegrema813
@lilegrema813 8 ай бұрын
ጌታቸው እነንተ የተረፋችሁት ብፈጣሪነ በትግራይ ህዝብ ወጣት መስዋአትነት ነው እነንተ ግን እንደተከፈለላቸው መስወአትነት ለትግራይ ህዝብያደረጋችሁት የለም ህኅብንምያድጭእሩስው የነንተ መዝዝነው አሁንም አስቡበት
@lilegrema813
@lilegrema813 8 ай бұрын
ጌታቸው በነንተ ተስፋ ቆርጫለሁ ያሳዝነል ህዝብ ማለቁ
@Dana-Solomon
@Dana-Solomon 8 ай бұрын
ህዝብ ስላለቀ ምን ይጠበስ? ሰላም ሲሆን አፋችሁ አይቻልም ጦርነት ሲሆን ኡኡኡኡ አለቅን ተራብን ጄኖሳይድ ትላላችሁ :: ምንድ ነው መፍትሄው?
@danaitadam3107
@danaitadam3107 8 ай бұрын
መን ኢዩ ክፍትሽ ዘለዎ? አይንሰኻ እንዶ መራሒ እየ እትብል ዘለኻ!
@mekonnengebreal8969
@mekonnengebreal8969 8 ай бұрын
ብእንግሊዝኛ እውን ተዝግበር ንቶም ዓለምለኸ ሕብረተሰብ ንኽርድኡ ይጠቅም እዩ
@bettyboo7783
@bettyboo7783 8 ай бұрын
ናይ ትግራይ ባኣል ስልጣናት ክረምቲ ከይመፀ ነቷም ተመዛበልቲ ናብ ገዟኦም ንክምለሱ ፃኣርሏም በይዛካትኩም ህዝብና ተሳቅዩ
@الهمه-غ7ن
@الهمه-غ7ن 7 ай бұрын
ከትወረድ.አወንበረካ
@desbelewelay4936
@desbelewelay4936 8 ай бұрын
እሞ አመሓይሽዎ እንዶ እንታይ ትፅበዩ አለኹም
@abrahamzekios5252
@abrahamzekios5252 7 ай бұрын
There is no national tigray. We are Ethiopians tigray is ethiopia. Good thanks from tigrayns USA 🇺🇸 ethiopia forward
@AberaKebede-cl5mu
@AberaKebede-cl5mu 8 ай бұрын
ኣታ ሓወይ መግለፅን መላገፅን ብምሃብ ዓመት ሙሉእ ሓንቲ ፍረ እንዶ ብተግባር ተርጉም
@UserUsers-d2y
@UserUsers-d2y 8 ай бұрын
ጎይታኹም አሜሪካ ዝሃበትኩም ትእዛዝ ኩሉኻትኩም ክትፍፅሙ ኢኹም!!
@gebrudesta4119
@gebrudesta4119 8 ай бұрын
እታ ናይ መሬት ምምላስ ክገልፃ አይደለየን ፣ ሪፈረንደም ተቐቢለምዋ እዮም መፂኦም።
@tesfufeleke5434
@tesfufeleke5434 8 ай бұрын
ናይ ወልቃይት ፋይል አብ ፕሪቶርያ ተዓፅዩ እዩ ወልቃይት ፀለምቲ ራያ ናይ አማራ እዩ።
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 8 ай бұрын
ሕጂ ሃንዲሱ እዩ ዝዛረቦ ዘሎ። ናይ ሓደ ተራ ሰብ ኣዛራርባ እምበር ናይ ሓደ ኣብ ፖለትካ ዝነጥፍ ሰብ እሞ ኸኣ ካብ ኣኼባ ተሞጊቱ ዝመጽ ኣይመስልን። ኣብይ ብፍርሒ ሸራዕራዕ ዘበሎም እዮም ዝመስሉ።
@MeryamGEREZIHER
@MeryamGEREZIHER 8 ай бұрын
እዚቨቶም ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ እዮም እህህ
@kidudest7893
@kidudest7893 8 ай бұрын
Konne eillom eyom zedenagiru zellew.hizibena atimika resuu adeninu keneber selezidelu ettu FM.
@Teklino84
@Teklino84 8 ай бұрын
ትግራይ ስለ ኢትዮጵያ ክትሓስብ ጀሚራ 😂😂😂😂😂 ኡይይይይይይይይ 😂😂😂😂😂
@Teklino84
@Teklino84 8 ай бұрын
ትግራይ መይታ ተቀቢራ ሎሚ
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 8 ай бұрын
ሎሚ ኣይኮነትን ተቕቢር። ኣብ 90 ክንዲ ብርእሳ ክትሓድር ትፍትን ክትክድም ኣብ ትሕቲ ኣሜሪካ ከም ሰራሕተኛ ገዛ ተዓዲባ ክትሰርሕ ምስ ጀመረት እዩ።
@grsemaichew-ek6hc
@grsemaichew-ek6hc 8 ай бұрын
Welqayit is our territory amhara period
@Tadesse-zz5dp
@Tadesse-zz5dp 8 ай бұрын
የትግራይ ነገር መዳከምያ ነው
@AmirAbabiya-zt1iv
@AmirAbabiya-zt1iv 8 ай бұрын
getcho😊
@NgussieYohannes-jh8jb
@NgussieYohannes-jh8jb 8 ай бұрын
አታ ሐደ ነገር ግበሩ ካብ ጌጋኩም ተማሀሩ ብወረ ግዜ ጨርስክምዎ
@mengistugebremichael7626
@mengistugebremichael7626 8 ай бұрын
Sleeping pills. ገለፃኣ ፅብቅቲ ኣይኮነትን። ብሰላም ሹም ግዛኣትና ተመንጡልና ኣለኹም።
@gebrudesta4119
@gebrudesta4119 8 ай бұрын
ካብ አዘራርቡኡ ዝኾነ ዝፈርሖ ነገር ዘሎ ይመስል? ዳሕራይ ሽግር ምስ መፀ ከይሓሰብናዩ ከይትብሉ ንህዝቢ ግልፂ ግበርዎ።
@KefaliTade
@KefaliTade 8 ай бұрын
ገታቸው ከም ደርፊ ደጋጊምካ ዝስመዐሉ ግዜ ሓሊፉ!! ብጀካ ዘረባ ሓንቲ ውፅኢት ለውጢ ዘይብሉ ብላ ብላ ከንቱ...
@SamsonTadesse-q4x
@SamsonTadesse-q4x 8 ай бұрын
አብዙይ ከነስተውዕል ዘለና ተጋሩ ብጣሚ እዩ ዝሕሱ ዘሎ ሕጂ ንትግራይ ሕያል ምክብኻብ ክግበረላ እዩ ካብ ፌደራል ማለትዩ ንሱማለት ኤሬትራ እስካብ ትውቃእ ማለትዩ ዳሓርግን ፌደራል ትግራይ ትግርኝ ምስተጻፀሩ ትግርኛ ዝባሃል ብዝተፈላለየ ሲስተም ክጠፍእ ከምዝኾነ ኩሉ ትግርኛ ተዛራቢ ከምኡውን ሙሁራት ተጋሩ ይኹን ሙሁራት ኤረትራ ብጣዕሚ ምክትታል ዘድልዮ አፉ እስካብ ሕቂ ምዝራብ ዝጠፎኦ ሃለውለው ዝብል ዘሎ ጋሓፍ
@brukbk7408
@brukbk7408 8 ай бұрын
ሽዓብያ ስላምና ተዘይዘሪጉ ድዩ ዝበለ ሐዝስ ስላም ድዪ ሂቡካ ዘሎ?
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 8 ай бұрын
ዕርሰ ውሳኔ ዝብል ሓሳብ ቀሪእዩ ማለት እዩ።
@kidudest7893
@kidudest7893 8 ай бұрын
Nayshaebia kabb gizeat Tigray meass eyuu kewetsei!!!?
@jhi3325
@jhi3325 8 ай бұрын
ፅሐፉ ሱቅ እልኩም ጋዜጠኛታት
@meridtafesse2867
@meridtafesse2867 8 ай бұрын
Getachew, where is the Federal government flag??? Even the one with Ambasha!
@yaredabraham7735
@yaredabraham7735 8 ай бұрын
4 what
@meridtafesse2867
@meridtafesse2867 8 ай бұрын
@@yaredabraham7735 declare you independence and stop talking about Ethiopia
@thehabenshow1190
@thehabenshow1190 8 ай бұрын
It’s funny you guys are the one enforced that flag now he doesn’t have it behind him. Good observation.
@MerhawiZemen-tu6st
@MerhawiZemen-tu6st 8 ай бұрын
ትግራይ ትስዕር ናብይ ከይዳ
@medhenymeda-hd5im
@medhenymeda-hd5im 8 ай бұрын
ህዝብኹም ክሕድኩም ተጋድልቲ ክሕድኩም መሬቱ ክሕድኩም ኽፍኣት ፍጥረት
@hamidshafi
@hamidshafi 8 ай бұрын
We are in critical crisis we to solution befor imprisoning
@halefomgebreyohanns3442
@halefomgebreyohanns3442 8 ай бұрын
ኢትዮጵያ ከይትፈርስ ዶ በልካ ንምንታይ ድኣ ካብ መጀመርትኡ ዘይበልፀግካ ዝኩሉ መስዋዕትነት ከይተከፈለ
@mmt-ye1xr
@mmt-ye1xr 8 ай бұрын
ጌታቸዉ ወዲ ሻርሙጣ ትይት ይፈንቆልኻ ተፈናቀልቲ ኢልካ ዘረባ የለን! ራያ አይትግነይኑ ኢያ
@lilegrema813
@lilegrema813 8 ай бұрын
እኔ በበኩሌ ስለ አሁን ላሉ የትግራይ ባለስልጣነት ለስልጣነቸው እንጅ ለህዝብ ግድ የላቸውም ስስለዚህ ተስተካክሎ ለህዝብ እስካልቆሙ ድረስ ተስፋዬ ተቆርጧል ::
@kidudest7893
@kidudest7893 8 ай бұрын
Etu sebay kemnefahito enategebette etuu nay hizibena tsegem yegadedo allo!!! Nikhu!!!!
@yonas8505
@yonas8505 8 ай бұрын
Ata erefti habwo nhzbkum tgray abadimkuma ikum
@lopesohadiso
@lopesohadiso 8 ай бұрын
እናንተን ሆዳሞቼ ፖለቲከኞች ለሆደች ሰትሉ ሚሲጉኑ የትግራይ እናቶቻችን አዲስ አባበ ለመኛ አደረገችሁ እግዚአብሔር ይጠይቀቻዋል 😢😢
@SamsonTadesse-q4x
@SamsonTadesse-q4x 8 ай бұрын
ምታምማን ማለቱ እረን ዝተረፋ አፅዋር ናይ ትዲኤፍ ንማሃብ ድሌት ስለዘለዎም እዩ ራአዩ ዕትቂ አይተርክቡን ብላብላ ኢሎምና ይብል አሎ
@FeqarNetserab-ks8nz
@FeqarNetserab-ks8nz 8 ай бұрын
ግስ ዓንጃል
@bekeleberhanu9302
@bekeleberhanu9302 8 ай бұрын
Gecho you are great. ❤
@grsemaichew-ek6hc
@grsemaichew-ek6hc 8 ай бұрын
No territory called tigray the land belong to amhara and afar
@grsemaichew-ek6hc
@grsemaichew-ek6hc 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@abigebru4878
@abigebru4878 8 ай бұрын
ዘረባ ጥራሕ! ኣፅሊእኹም💩
@teklebrhanmezgebe2712
@teklebrhanmezgebe2712 8 ай бұрын
ዴሞግራፊ ንምቅያር ካብ ዝግበር ሓደ መከላከያ ዝተብሃለ ፀረ ሕገ መንግስቲ ዩ
@TekaHailu
@TekaHailu 8 ай бұрын
*ፅቡቕ'ዩ🙏ግን ፋታ...አይትሃብዎ!ኣብይ👹ወኦሮሙማ.. ልምድንጋር🤷‍♂️ግዜ መግዝኢ ከይኾን?🙏ጌቾ♥️ህንደይ ግዜ ቁማር ክጫወቱ...ፕሪቶያ ልክፍፁም ኸዚ✅ግርግሩ ለይረገበ አፈፅሙዎ🙏ኸዚለ..ሃም'ቲ.. ትነግርለኻና ተኾይኑ((ብስግኣት ምኽንያት እዩ))ንነጋገር ልበለኩም🤷‍♂️ምስ ጎሮባብቲ ምንግጋር የድሊ እዩ ልባዕልና እልና*
@jembermedhanye7333
@jembermedhanye7333 8 ай бұрын
ቑፅሪ ምጥቓስ ታይ እዩ ጥቕሙ
@cherkostube3649
@cherkostube3649 8 ай бұрын
Gecho, ask Ethiopian government to pay social assistance forever, otherwise, it doesn't compensate the people. Also, I know you are deconstructed with your shugar. Exercise more, and have a cup of double whisky shut followed with a throwup drink.
@brktihaile520
@brktihaile520 8 ай бұрын
ዘረባ ጥራሕ
@UserUsers-d2y
@UserUsers-d2y 8 ай бұрын
ወርቂ ደኣ ሞንጆሪኖ ዘሚታቶ!!
@Zeleul-f8r
@Zeleul-f8r 8 ай бұрын
Tekalu comment wehabti mereja zeyblu zereba
@Teklino84
@Teklino84 8 ай бұрын
Rip ትግራይ 😂😂😂😂😂
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 7 ай бұрын
ኣጆኻ ጌቾ ።ጥራሕ ጥንቃቀ ግበር። እቶም ዘየስሩሑኻ ክጋሓፉ እዮም።
@TTG-t3k
@TTG-t3k 8 ай бұрын
Please the Tigray people needed election 🗳️ now otherwise you guys are not delivering what we need.
@Vevoomer
@Vevoomer 8 ай бұрын
You can't put referendum after occupation of 40 % Tigray lands What ever no referrendum before restoration of statuesque ante
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 8 МЛН
1 сквиш тебе или 2 другому? 😌 #шортс #виола
00:36
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 106 МЛН
EMS Special ጀነራል ተፈራ ማሞ ይናገራሉ Oct 2024 F
14:57
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 70 М.