መግለጺ ጉባኤ ጳጳሳት ኤርትራ ብዛዕባ ብቅድስቲ መንበር ዝወጸ ኣዋጅ " ስኢል ተአምኖ" ብዝምልከት። ብኣባ ዮናስ ዮሓንስ ሎሚ ምሸት 03/01/2024

  Рет қаралды 27,281

cfb tv ( ካቶሊካዊ መኣዲ ሕውነት)

cfb tv ( ካቶሊካዊ መኣዲ ሕውነት)

7 ай бұрын

መግለጺ ጉባኤ ጳጳሳት ኤርትራ
ብዛዕባ ብቅድስቲ መንበር ዝወጸ
ኣዋጅ " ስኢል ተአምኖ" ብዝምልከት።
ብኣባ ዮናስ ዮሓንስ
ሎሚ ምሸት ኣብ ካቶሊካዊት መኣዲ ሕውነት 03/01/2024

Пікірлер: 95
@lety8970
@lety8970 6 ай бұрын
አባ ዮናስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እዚ ቃላት ንሱኹም ትሰብኩሞ ዘሎኹም አምላኽ መንፈሱ ዘፍሰሶ ጥራይ እዩ ። አምላኽሲ ብአኹም ክግለጽ ፡ጸሎትና እዩ
@churafltet1215
@churafltet1215 6 ай бұрын
ኣነ ኦርቶዶክስ እየ፡ ፖፕ ፍራንሲስ ዝወሰድዎ ውሳኔ ከኣ ንኹልና ዝጸሉ ብምዃኑ ሕማቕ ተሰሚዑኒ ኔሩ፡ ናይ ኤርትራ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ከም ዘይትቕበሎ ግን ግምት ኔሩኒ ፡ ነዚ ምስ ሰማዕኩ ከኣ ደስ ኢሉኒ፡ ብሓቂ ንፉዓት
@haileabraha7015
@haileabraha7015 6 ай бұрын
ኣዝዩ ደስ ዝብል ቅዱስ ኣስተምህሮ ሊቃውንቲ ኣቦታት ካቶሊካውያን ካህናት ደስ ዝብል ኣስተምህሮ ፡ ፈጣሪ መመሊሱ ይባርኽኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ። መመሊሱ ጸጋኹም የብዝሓዮ ።
@makdaaman1147
@makdaaman1147 6 ай бұрын
ነቶም ሰባት ኣይንጸልኦምን ኢና እቲ ብድሕሪኦም ዘሎ ኩፍእ መንፈሶም ግን ጠጠው ኢልና ክንቃወሞም ኣለና ከም ክርስትያን ኮለል ኣይንበል ንፖፕ ተጋግካ ኢልና ጠጠው ጀነብሎም ኣለና ንጸልየሎም ንመስክረሎም ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ
@user-ur2ek6fu8l
@user-ur2ek6fu8l 5 ай бұрын
ወንጌል ማቴዎስ ምዕራፍ 5 ፍቅዲ 44 ❤
@user-zw6lm1xw3w
@user-zw6lm1xw3w 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ብርኽ የብልኩም አባቴ ሐወይ ጽቡቅ አገላልጻ አገልግሎትኩምይባረኽ
@Mubu-nc2dz
@Mubu-nc2dz 6 ай бұрын
አሰይ ደስ ዝብል ትምህርቲ ተባረኩ አባ ዮናስ❤❤❤❤❤❤
@redietteklay4661
@redietteklay4661 6 ай бұрын
Amen amen ❤amlak ymesgen kabza beteksian ezia mwladey amlak zemenkum ybark ❤
@user-rg1zc9ki7x
@user-rg1zc9ki7x 6 ай бұрын
God bless Eritrean people and Eritrean church. Amen❤🙏🙏🙏🍄
@AseniaSolomon-nc7js
@AseniaSolomon-nc7js 6 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንዓካ ንዘልዓለም አሜን
@mihretgebretnsae267
@mihretgebretnsae267 24 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን አብ ልብና የሕድረልና አባቴ❤❤🎉🎉
@abrahamgaimgebremariam3405
@abrahamgaimgebremariam3405 6 ай бұрын
Great and sound speech father, God bless you father, love you.❤❤❤
@letinagimie539
@letinagimie539 4 ай бұрын
God bless you Abba Yonas thank you Amen
@almaz523
@almaz523 24 күн бұрын
አባቴዋ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏🌹🌹🌹
@AseniaSolomon-nc7js
@AseniaSolomon-nc7js 6 ай бұрын
Amen Amen Amen. 🙏🙏🙏😇😇😇❤️❤️❤️👏👏👏
@danielbarnabas2206
@danielbarnabas2206 6 ай бұрын
ከም ርእይቶ መደብኩም ካብ ሓደ ሰዓት ንልኣሊ እንተዘይከውን ፅቡቅ እዩ:: ነዊሕ እንተኮይኑ ብክፋላት ምቅራብ እዩ tnx
@leteyosieftekle5797
@leteyosieftekle5797 6 ай бұрын
Thank you Aba God bless you, it is very emportant, we need this kind teaching or explanation iand clarification. It is very critical at this time. Thanks so muvh.
@abrehetgebrekidan1425
@abrehetgebrekidan1425 6 ай бұрын
እግዚአብሄር ኣገልግሎትኩም ይባረኽ
@hadastewelde-yohannes3628
@hadastewelde-yohannes3628 6 ай бұрын
Vielen Dank für die Information ABBA 🙏🙏🙏🙏🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾
@yoditanday8131
@yoditanday8131 6 ай бұрын
Amen Abba Yonas tebareku❤
@AseniaSolomon-nc7js
@AseniaSolomon-nc7js 6 ай бұрын
Thanks Abba🙏🙏🙏❤️❤️❤️👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@selamawitmisgun8857
@selamawitmisgun8857 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣዕዚዙ ይባርኽኩም, የቐኔየልና , ከምዚ ዓይነት ኣስተምህሮ ኢና ክንጽበ ጸኒሕና። ኣገልግሎትኩም ይባርኽ።🙏🙏🙏
@meronyohannes6350
@meronyohannes6350 6 ай бұрын
Abba Tebareeeeeeeku Amlak tsegiu yebzhalkum Agelglotkum yibarek Abba Aksinkumna
@dodobahta2804
@dodobahta2804 6 ай бұрын
Amen amen thanks ❤❤❤
@semaineshmsghune5098
@semaineshmsghune5098 4 ай бұрын
Amen 🙏 thanks
@yoditabraham2005
@yoditabraham2005 6 ай бұрын
ጸባ ስተዩ ኣባ ዮናስ ኣምላኽ መመሊሱ ንበረኸት ይግበርኩም።
@amineraki6139
@amineraki6139 6 ай бұрын
Tanks Abba❤❤❤amen
@mehrettesfay2782
@mehrettesfay2782 6 ай бұрын
አባቴዋ ኦግዛአብሄር ይባርኽ❤❤❤❤❤❤
@mekonnen233
@mekonnen233 6 ай бұрын
Thanks 🙏 amen .
@letinagimie539
@letinagimie539 4 ай бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
@letinagimie539
@letinagimie539 4 ай бұрын
Amen 🙏 🙏
@letinagimie539
@letinagimie539 4 ай бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤❤
@brikhtisolomon
@brikhtisolomon 6 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@user-os4ge1tv5y
@user-os4ge1tv5y 6 ай бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏 amen
@kidistimesgun1136
@kidistimesgun1136 6 ай бұрын
Thank you Aba Yonanas God bless you
@letinagimie539
@letinagimie539 4 ай бұрын
God bless you Esu thanks ❤
@bc5036
@bc5036 6 ай бұрын
Aba yonas edmen tinan yhabkum tebareku❤❤🎉🎉
@kemaitsemharay2753
@kemaitsemharay2753 6 ай бұрын
GodBless Eritrean People's Amen 🙏 ❤❤❤
@ghebrialtedla5939
@ghebrialtedla5939 6 ай бұрын
Edmen tienan yihabkum aba yonas amlak bafkum yizareb alo mo ab lbna yehdro silase yibarkum❤❤❤
@brhinyosief5873
@brhinyosief5873 5 ай бұрын
Amen❤❤❤❤❤❤
@zaidwold3672
@zaidwold3672 6 ай бұрын
❤😢😢😢
@letinagimie539
@letinagimie539 4 ай бұрын
Amen
@tsegaandom3961
@tsegaandom3961 6 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤
@mesganagfisehatsen153
@mesganagfisehatsen153 6 ай бұрын
Egzabher xge ybzhalkum🙏🙏🙏
@biriktiyitbarek4161
@biriktiyitbarek4161 6 ай бұрын
Egziabher yibarkum Abatea 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️🌟
@sarameheretab4178
@sarameheretab4178 6 ай бұрын
God please aba.
@mehretpetros9870
@mehretpetros9870 6 ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-os4ge1tv5y
@user-os4ge1tv5y 6 ай бұрын
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@farisb.f8898
@farisb.f8898 6 ай бұрын
Wwwww, thank you Abba, betami agedasen ewanawn temherti, we love you❤❤
@mesganagfisehatsen153
@mesganagfisehatsen153 6 ай бұрын
Xbuk astemhro Aba yonas xgakum yebzhalna🙏🙏🙏
@TrhasReda-eb9rj
@TrhasReda-eb9rj 4 ай бұрын
🙏❤️🙏❤️🙏
@saraokubay4904
@saraokubay4904 6 ай бұрын
Thank you 🙏 abata 🙏👏👏👏👏
@tekaliteklzgi5054
@tekaliteklzgi5054 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@gabrieldebray
@gabrieldebray 6 ай бұрын
🙏❤🙏❤🙏🙏
@nigstianday7806
@nigstianday7806 6 ай бұрын
Nay bhaki kalhiwet ysmalna xbuk meglexi ( i am orthodox)
@user-ym2xt9gv3e
@user-ym2xt9gv3e 6 ай бұрын
Thank you abba ❤❤
@shuwagayim2643
@shuwagayim2643 6 ай бұрын
Amñ
@GenetMisgina-jg5yl
@GenetMisgina-jg5yl 6 ай бұрын
Right abaaaaa
@letanyemane2370
@letanyemane2370 6 ай бұрын
❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹
@medhintecruray1307
@medhintecruray1307 6 ай бұрын
Selam wosenay abba yonas Egzeabiher yibarekhka kab kemzey yedhinena Amlakh thank you Eseyas for the amazing job 👏God bless you 👍🙏
@shuwagayim2643
@shuwagayim2643 6 ай бұрын
A.m
@AseniaSolomon-nc7js
@AseniaSolomon-nc7js 6 ай бұрын
በሐቂ
@abrahamgaimgebremariam3405
@abrahamgaimgebremariam3405 6 ай бұрын
Not waiting for clearance I mean
@bdal4966
@bdal4966 6 ай бұрын
Temesgen fetari edmen tienan yhabkum 🙏🙏🙏❤❤❤❤
@negasimengstu6532
@negasimengstu6532 6 ай бұрын
Aba subuk tmhrti.
@belwaygaym3085
@belwaygaym3085 6 ай бұрын
Belway gayem hamid
@user-uo5qt6sg6s
@user-uo5qt6sg6s 6 ай бұрын
kidmi hji pope francis nezi hade aynet xota zigber merae teqawimomo ayfeltun iyom betekirstyana gn kitshifno iya merixa nera hji wun amlak ezi zerayena nemsgno ,aba yonas tebarkulna
@abrahamgaimgebremariam3405
@abrahamgaimgebremariam3405 6 ай бұрын
Dear father they already approved it and they signed it. The Eritrean church should condemn it and not for clearance it’s already clear.
@nebiatogbamicael9243
@nebiatogbamicael9243 6 ай бұрын
እዚ ትህቡና ዘለኩም አስተምህሮ ብጣዕሚጹቡቅ እዩ አብልብና ይሕድሮ። ናብ መንገዲ አምላኽይምለሶም ናይ ኤሪትራ አቦታትን በላሕቲ እዮም ነይሮም ዉጉዝ እዩ አብ እምነትናየጽናዓን ❤❤
@putin5933
@putin5933 6 ай бұрын
Kolel aytibel neti apas awgizo
@AseniaSolomon-nc7js
@AseniaSolomon-nc7js 6 ай бұрын
ደው በሉ ዕድመን ጥዕናን የሀብኹም አባ ዮናስ አሜን❤️
@user-ox5sv8nk2h
@user-ox5sv8nk2h 6 ай бұрын
Ane zehato hkent entlwom Pope Francis selamentay abeti kab alem melu takibom kelwu kelatom papasate catholic zeyewjwo bedhrom beynom zewju ezi zey emn eyu ezi negr keltuf mefthi entzy rekibu yenawi eyu ne betkrtyane.
@makdaaman1147
@makdaaman1147 6 ай бұрын
ኣብ ካቴሊካዊ ፖፕ ዝበሎ ቅቡል ኢዩ ስለዚ ማሕበር ካቴሊክ ኩሎም ኣባቴታት ወጽኦም ዘይቃወምዎ ምክንያቱ ኩሉ ካብኦም ኢዩ ዝመጻና መምርሕታት ዘየውርድዎ ናይ ሰይጣን ልኡኽ ከይኸውን ካብ ቃሉ ወጽኡ ዝዛረብ
@ltesfai197
@ltesfai197 6 ай бұрын
ኣዴና ድንግል ማርያምን ቅዱሳንን ምስ ሞቱ ዝልምኑልና ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንዶ ሓብሩኒ ። ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ። ( ከይሞተ ከምዚ ኢሉ ) ወንጌል ዮሐንስ 14 ³ ከይደ ስፍራ ምስ ኣዳለኹልኩም፡ ኣብቲ ኣነ ዘሎኽዎ ንስኻትኩምውን ኣብኡ ምእንቲ ኽትኰኑስ፡ ተመሊሰ ኽመጽእ እየ እሞ ናባይ ክወስደኩም እየ። … ⁶ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን። ( ኣብ መስቀል ኮይኑ ከኣ ለሚኑ ) - ወንጌል ሉቃስ 23፥34 “የሱስ ድማ፥ ኣቦይ፡ ዚገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ፡ ሕደገሎም፡ በለ። ንኽዳውንቱ ኸኣ ዕጭ ኣውዲቖም ተማቐልዎ።” (ሕጂ ከኣ ዝልምነልና ዘሎ ይብል ኣሎ ) ሮሜ 8:34 እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ። ዕብራውያን 4: 14-15 ደጊም ብዘይ ሓጢኣትሲ፡ ብዅሉ ኸምዚ ኸማና እተፈተነ እዩ እምበር፡ ብድኻምና ኺድንግጸልና ዘይኽእል ሊቀ ኻህናት የብልናን እሞ፡ ብሰማያት ዝሐለፈ ዓብዪ ሊቀ ኻህናት፡ የሱስ ወዲ ኣምላኽ ካብ ዚህልወናስ፡ ምእማንና ነጽንዕ። እግዚኣቢሄር ይባርኽኩም።
@azezetabrha8382
@azezetabrha8382 6 ай бұрын
Aba God bless you thank you 🙏 🙏🙏 wish long life for you ❤❤❤:
@user-vy9ib1vl1f
@user-vy9ib1vl1f 6 ай бұрын
ጽቡቕ ት/ርቲ እዩ ቀቃለህይወት የስማዓልና፤ እሞ አነ ሕቶይ መንግስቲ ብሕጊ ዘጽደቆሎም ንቤተክርስትያን ክኸሱ ይኽእሉዶ ነዚ ቤተክርስትያን ከመይ ክርእዮ ይኽእል? የሕጺረ
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 6 ай бұрын
እሞ ከድኣ ካብዚ ዝበለ ዕድል እታይ ኣሎ ፣ኣምላክኮ ልብኹም ይርእሎ እታ ብኹሉ ግምጅኣ ንዋየ ቁዱሳትን ፣እት ናይ መላእክቲ ናይ ያሪደይ ልብኹም ኣይሰለቦን ፣እሞ ኸድኣ ኣብትሓት ሃገር እትምፍልላይ ካበይ ዝመጸዩ ፣ትሕሸኩም ነዝመንእሰይ ወለዶ ዕድል ሃብዎ ፣
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 6 ай бұрын
እዚ ዝህቦ ርእይቶ ነቶም ነዚ መግለጺዚ ዝሃቡ ሊቃውንይን መማህራንን ኣኽብሮትን ትሕትናን ኣናኣርኣኹ እየ :: ኣብቲ ዝተዋህበ ስብከት ትግርኛ ዘይኮኑ ቃላት ሰሚዓ ::ካብ ሊቃውንትና ከምኡ ጌጋ ኣይተጸበኹን :: ንኣብነት ኣብቲ መዝሙር ' እኖና ' ከምኡ ብተዳጋገሚ ' ተጸጺቶም ' ዝብሉ ቃላት ተዘሪቦም :: እዚኦም ቅላት ትግርኛ ኣይኮኑን :: እዚኦም ቃላት ኣምሓርኛ እዮም :: እዚኦም ብትግርኛ ' ኣዴና ' ከምኡ 'ተጣዒ ሶም ' እዮም ዝበሃሉ,:: ኣብዚ ብፍላይ መማህራና ነዚ ክፈልጥዎ ዘለዎምን : ድቓላ ትግርኛ ከየምጽኡልናን ዓቢ ጥንቃቐ ክገብሩን ብቑንቁና ክገልጹልና የተሓሳስቦም ::
@GenetMisgina-jg5yl
@GenetMisgina-jg5yl 6 ай бұрын
Seb buzuh elu kbl eyu wn fetene yu kab kedem n krstos yxarerwo nerom hiji wn n sabtu.. “alem nay zeykbertni nakum aytekbrekumn ya elu a yu” so Nhna mengedna nkexil kab mengedna aynelgs my chatolic
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 6 ай бұрын
ሕቶ በጃኹም ናብት ሓቅ ንምጻ ኣምላክ ዝፈትዎ ንስራሕ ገደማትና ይፈተሽ ይረእ ትታሪክ ካብ ተዋህዶ ዘፍለየኩ እንታዩ ?ክሳዕ ማዓስ ብሓደ እግርካ ምሕካስ ካብ ምስ ባዓል ባቲካን
@tirhashabrham2943
@tirhashabrham2943 6 ай бұрын
ጳጳሳት ኤርትራ ብትክክል ገሊጸሞ ኣለዉ ዕንክሊል ኣይበሉን። እቲ ብላዕሊ ዝተዋህበ ውሳነውን ግልጺ እዩ ካህናት ንሓድኣዊ ጾታ ይባርኹ ዝብል እዩ እዚ ዓበይቲ ጳጳሳት ኣፍሪቃ ብግልጺ ዝቃወምዎ ዘለዉ። ኣባ ዮናስ ግን ቅድሚ ሕጂ ብዛዕባ ሕዳዊ ጾታ ዝተባህለ የለን ሰብ ካብርእሱ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ኢልኩም ኔርኩም ሕጂውን መርገጺኹም ኣየነጸርኩምን። እወ ሕጂውን ዘረባኹም እወ ወይ ኣይኮነን የብሉን ኮለል ኮይኑ። ሃወርያ ጳውሎው ብሂወት እንተ ዝህሉ ንፖፕ ፍራንሲስ ኣብቅድሚኦም ምተቓወሞም ኔሩ ምኽንያቱ ንኣምላኽ እምበር ንሰብ ኣይፈርህን ኔሩ። እግዚኣብሄር ልቦና ይሃብኩም።
@user-bh5qg5oc1g
@user-bh5qg5oc1g 6 ай бұрын
ባርኹ ዝብል መምርሒ ስለዝወጸ ኢዩ ብጹዓት ኣቦታት ንኹሎም ደቃቶም ካህናት ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከቡ ከይትባርኹ፥ ነዚ ተኣዊጁ ዘሎ መምርሒ ኣይንቅበሎን ኢና ዝብሉ ዘለዉ:: ስለዚ ካብ ቅድስቲ መንበር ዝተባህለን የለን ምባል ካብ ሓቅነት ዝረሓቀ ኢዩ::
@rut1028
@rut1028 6 ай бұрын
Yes abzi seat ezi Katholik ne megsti alem ya tegelgl zela
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 6 ай бұрын
እዚ ብካቶልካዊት ቤትክርስትያን ኤርትራ ዝተዋህበ ናይ ግብረሰዶማዊ ናይ ገለ ሰባት ትባ ዓእታይን ኣንስታይን በዛ ቤተ ክርስትያን እዚኣ ካብ መበቆላዊ እምነት ህዝቢ ኤርትራ ዝራቐ እዚ ሃይማኖት እዝውን ንህዝቢ ኤርትራ ዘይመበቆላውዩ እዚ ብባዕዳውያን ኣብ ኤርትራ ዝኣተወዩ:: ስለዚ ኣነ ብውልቀይ ነዚ ኣዋጅዚ ኣዝየ ይኹንኖን ይነጽጎን :: እዚ ሓያላት ናይዚ ግዜዚ ንመንፈሳዊ ዘይኮነ ንስጋዊ ረብሐኦም ኢሎም ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራን ኣፍሪቃን እምነቱ ንምስባር ህዝቢ ኤርትራን ኣፍሪቃ ዓመቱ ንምስሓት ዝግበር ዘሎ እኩይ ሽርሕታትዩ :: እቶም ነዚ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ትብሉ ዘለኩም ኣብቶም ኤሮጳውያን ነዚ ሃይማኖት እዚ ዝሓብኹም ከድኩም ምስኦም ሓቢርኩም ኣብ ግብሪ ኣውዕልዎ :: ንቅዱስ መጽሓፍ ከምድላይካ ገርካ እናጠዋወኻ እናቶርጎምካ ንህዝቢ ዘይእምነቱ ምእታው ዝግበር ዘሎዩ:: ስለዚ ነዚ ሓደገኛ ዝኾነ እምነትዚ ኩለን ሃይማኖታት ኤርትራ ብህጹጽ ክውግዞ ዘለዎ ሽርሕዩ :: ዘይኣምነሉ ምእታውንዩ ::
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 6 ай бұрын
ኮለለል ላምስያ ብኢዳ ዝቀርባ ብእግራ ትሓክክ ፣እወ እንሆ እምባኣር ተጋሂድልኩም እዚ መፋራረዲ እዩ ፣ እእቶም ጳጳስና ትብልዎም እቲ ናይ ሰዶም መንፈስ ኣብኦም ከምዘሎ እዩ ዘረድኣካ ልብ ዝሓለኖ መልሓስ ትዛረብ ፣መን እዩ ሕጂ ክሰምዓኩም እትመንእሰይ ተኮነ መትሓዚ የብሉን ፣በቃ ጳጳስ እተ ኣውጁ እዩ ዝብል ፣እትመንፈስ
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 6 ай бұрын
ኩልካ ኣብ ስጣን ዘለካ ኣታ ባድረ ትባሃል ካብዚ ዝበለ ውርደት እታይ ኣሎ ፣ንዓ እታ ዕድል ተጠቀመላ በቃ ከምዚ ካብኮነ ኢልካ ምስ ሓውካ ተጸምበር ፣ኣነ ኩሎም ኣዝማደይ ኮተሊክ ኣለውኒ ፣ እወ እንዳ ወልደ ሰማዕት ኣኩርር ፣ግን እታዩሞ እስኪ እትፍረ ንርእ ፣ ኩሉ እትናትኩም ብጉልባብ ረዳእታ እዩ ።
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 6 ай бұрын
ስለዚ ገና ካብዚ ዝኸፈእ ውርደት ከይወሰካ እንሆ ዕድልካ ተጠቀመላ ምስ ሲነዶሶ ኤርትራ ተማኪርካ ኣዋጅካ ኣውጂ ።
@user-cg9om6ve5n
@user-cg9om6ve5n 4 ай бұрын
እንታይ ትብሊ ጓለይ ኦሮቶክስ ሲ ኣፍቂዳ እንድያ ተዋህዳ ንባዕላ ኣይጣዓማን ዞሎ ኣብ ኣኩሩር ዓዲ ጾሎት ክኣ ቤተሰብ ኣለውኪ መስለኒ ቤተሰብኪ እንተ ተመሊሶም ናብ ተዋህዶ ክምለስ እየ ኣነ።❤😂😅❤❤❤❤
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 6 ай бұрын
እዚ ብካቶልካዊት ቤተክረስትአን ኤርትራ ተኣውጁ ዘሎ ኣዋጅ ምስ ሃይማኖት ህዝቢ ኤርትራ ዝኸይድ ንባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘማራስሕ ብህዝቢ ኤርትራን ኩንኑን ንጹግንዩ :: ብቐደሙ እዚ ሃይማኖትዚ ኣሮፓውያን ገዛእቲ ንረብሐኦም ን ንህዝቢ ኣፍሪቃ ከፋፊልካ ምግዛእን ዘተኣታተውዎዩ :: እዚ ዓለም ንምምዝማዝ ዝተወጠነ እምበር : ተገዳስነት ኣብ ሃይማኖት ኣልይዎም ኣይኮኑን : እዚኦም ኣብ ሓብቲ ምእካብን ምጉሕጓሕን እምበር ኣብ ሃይማኖት የለዉን. ሃይማነቶም ብመዓር ዝተሸፈነ ተንኮልዩ :: መሰላትን ደሞክራስን ይብሉ ንመሸቀጡ :: እዚ ንህዝቢ ኤርትራን ኣፍሪቃን ጎዛዚኻ ኣብ ነን ሕድሕዱ ክዋጋእ ቅሳነት ከይረክብ ዝግበር ዘሎ ሽርሕታትዩ ::
@shishayhabtezghi9310
@shishayhabtezghi9310 6 ай бұрын
ካብ ፍልጠት ሓራ
@rosagattorno-RM
@rosagattorno-RM 6 ай бұрын
ኣቡናትና ተባዕን ቅዱስን ውሳኔ ሂቦሙና ኣለዉ:: ነዚ ዝኾነ መግለጺውን ኣየድሊዮን ኢዩ ምክንያቱ ንጹር መልሲን መምርሕን ሂቦሙና ዝለዘዉ:: ነቲ ወጺኡ ዘሎ ናይ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ወጺኡ ዘሎ መምርሒ ግን ግጉይን ዘይቅቡልን ምኻኑ ግን ምኩሕሓል ዘድሊዮ ኣይኮነን:: ከምቲ ወንጌል ዝብሎ ንጌጋ ጌጋ ንሓቂ ሓቂ ክንብል እግዚኣብሔር ይሓግዘና
@letinagimie539
@letinagimie539 4 ай бұрын
Amen
@amineraki6139
@amineraki6139 6 ай бұрын
Tanks Abba❤❤❤amen
@nebyatyemane6651
@nebyatyemane6651 6 ай бұрын
🙏🙏🙏
"ናይ ምስጋናን፡ ምስክርነትን  ምሸት" ዕለት 31/07/2024
cfb tv ( ካቶሊካዊ መኣዲ ሕውነት)
Рет қаралды 57
ሰለምንታይ ኢና ማዕተብ ንለብስ ብኣባ ሰሎሙን ተስፋሚካኤል 29/07/2024
1:37:53
cfb tv ( ካቶሊካዊ መኣዲ ሕውነት)
Рет қаралды 2,2 М.
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 23 МЛН
Useful gadget for styling hair 🤩💖 #gadgets #hairstyle
00:20
FLIP FLOP Hacks
Рет қаралды 9 МЛН
Playing hide and seek with my dog 🐶
00:25
Zach King
Рет қаралды 34 МЛН
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 33 МЛН
መሎኮታዊ ህያብ  "እምነት" By Abba Yonas Yohannes
52:09
ዓይኒ-ማይ: AyniMay Tube
Рет қаралды 2,9 М.
መንፈስ  ቅዱስ መንፈስ ሓቂ "ብኣባ ዮናስ ዮሓንስ"ዕለት 10/07/2024 ስዓት @8፥00 UK Time
1:41:42
Моя Жена Босс!
0:40
Petya English
Рет қаралды 9 МЛН
Choices for your loved ones❤️
0:15
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 16 МЛН
БАТЯ И ТЁЩА😂#shorts
0:58
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 5 МЛН
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
0:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 7 МЛН