መላጸ | melaTse - Eritrean Movie - ERi-TV

  Рет қаралды 661,497

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 418
@wedikebarikbreab6982
@wedikebarikbreab6982 3 жыл бұрын
ናይ ገድሊ ብብዝሒ ክትፍንውልና ንምሕጸነኩም ብታዕኒ እዩ ማሃሪ ፍቅሪ ሃገር ብታዕሚ እዩ ኣብ ማዓላ ዘውዕሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏿💒♥🕌⛓️
@kidanki16yaruru84
@kidanki16yaruru84 3 жыл бұрын
ጓል ሮሞዳን ልብና ኣምሊቅክና ጸኒሕኪ ናይቶም ቀዳሞት ጀጋኑ ከይኣክል ፥ ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ በርትዑ
@misghinamebrehatu6960
@misghinamebrehatu6960 3 жыл бұрын
ቀዲሕካ ዘይውዳእ ታሪኽ ህዝባዊ ግምባር. ነዚ ምስ ራኣኻ ቱርጉም ኤርትራውነት ይበርሃልካ:: am so proud to be one of you my beloved ones🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@saronsamsom5
@saronsamsom5 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤eritrea 🇪🇷 I am proud
@mezekrghebrehannis4687
@mezekrghebrehannis4687 3 жыл бұрын
ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ዘኹርዕ እየ። ኤርትራዊ ጂግና ሓየት እዩ ወትሩ ሃገረይ በሃሊ ኣብ ዘሃለወ ይሃሉ ወትሩ ሃገርና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abigayltesfalidet5455
@abigayltesfalidet5455 3 жыл бұрын
Thank u so much for this movie. It helps so much for us that are the new generation of 🇪🇷to know our history. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏🏽
@zemichaelhagos6884
@zemichaelhagos6884 3 жыл бұрын
ብጣዓሚ ዝበለጸት ስርሓት ገድላዊ ሂወት።ዓወት ንሓፋሸ!!!🇪🇷🤍💕💗💗❤️❤️💚💙❤️
@alemtesfay26
@alemtesfay26 3 жыл бұрын
ERITREAN MOVIE IS THE BEST MOVIE IN THE WORLD....GREAT JOB...WELL DONE......WE ARE PROUD TO BE ERITREAN...GOD BLESS ERENA
@kelatihabtom8265
@kelatihabtom8265 3 жыл бұрын
ዝቖመለ ብመላጸ ላጺና ንኹሉ ቁሩባት ኢና ደቂ ኤረይ። ብኤርትራውነትካ ተሓበን ኩሉኻ ኤርትራዊ ።
@MISGNAGHIRMAY09
@MISGNAGHIRMAY09 3 жыл бұрын
ሕጂ ግርም ናይ ገድሊ ፊሊም ብጣእሚ፡ ካብ ዝፈትዎም፡ ፊልምታት ሃገርና ኢዩ፡ ልእሊ ኩሉ ትሕዝትኦም ጅግንነትን ቆራጽነትን ኤርትራዊ ዘርእዩ ስለ ዝኮኑ፡ ሕሉፍ ታሪኽ ናይ ሎሚ ህላወና ስለ ዝኮኑ። የቀንየልና።
@luwamabraha9444
@luwamabraha9444 3 жыл бұрын
Me tooo ❤ I love you all deki adey meary
@samibara4640
@samibara4640 3 жыл бұрын
Love you wedi erey ane wen kemaka areaeya eyu zeleni
@binyamfessahie2004
@binyamfessahie2004 3 жыл бұрын
@@luwamabraha9444 aÀaqqq
@eriqueen3354
@eriqueen3354 3 жыл бұрын
ኣነ ውን ከማካ የ ወዲ ኤረይ ኤርትራ ንዝላኣለም ትንበረልና 🇪🇷💪
@RBT._F
@RBT._F 3 жыл бұрын
Misgna Ghirmay ቡኡ እንዲካ ዓቢካ ግድን ኢካ ክትፈትዎ እምበር 😏
@robelteweldemedhin9456
@robelteweldemedhin9456 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ፡ ታሪኽ ጅግንነት ወለድና ክዝንቶን ክስነድን ትገብርዎ ጻዕሪ ብልቢ የድንቕ በርትዑ
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 жыл бұрын
ኣቤት ጅግንነት ናይ ህዝባዊ ግንባር መዳርግቲ ዝይብሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💕💕💕
@yonasberhe5279
@yonasberhe5279 3 жыл бұрын
ዋውውው ናይብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ንጅግንነትናን ገድልን ተጋድሎን ኣጉሊሓ ተዘንቱ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረይ ከዳዕ ውዒሉ ሓዲሩ ካብ ሓለንጊ ሰውራ ኣየምልጥን ዩ ።
@user-A4stuu
@user-A4stuu 3 жыл бұрын
ደቂ ዓቴ ኣለኩም ዶ ሰሊምኩምኒ ሕለፉ እስከ
@adunyataeban1570
@adunyataeban1570 2 жыл бұрын
Eza movie lieli 5 gzie rieya btaemi mud zelewa hakiena tarik mkana ka des tbleka bfuluy eza gal romodan koyna twasae ka mexelell beka❤❤❤
@ወዲየማነ
@ወዲየማነ 3 жыл бұрын
ደቂ ዓቴ ሰላም ኣኣብ ዘለኹሞ 👉 ከተማና ኣብ መጻኢት ኤረትራ 🏦🌇🚇✈️🛩 👉 ዓደየ ዓዲ ጀጋኑ (((( 💯✔ ))))
@YourWorstNightmare525
@YourWorstNightmare525 3 жыл бұрын
Eritrea mexea ea
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 3 жыл бұрын
Great historical movie script, acters, make up everything is perfect.job well done🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@letutewe5730
@letutewe5730 3 жыл бұрын
Nay bhaki izi iyu film malet nezi rina neti kali kinri iko demet 5 mot iyu
@jaynjonas
@jaynjonas 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሰሓቢት ኣብ ክውንነት ዝተሞርከሰት ኮይና ተሰሚዓትኒ። ልክዕ ከምዛ ተዋስኦኹም ካብ ሳሕል ንቋሓይን ምስ መጻና ኣብ ቋሓይን ዓናጉለ ዝተባህለት ዓዲ ብሰንኪ ምልሻ ስርናይ ዘጋጠመና ሽግር ከዕልለኩም ክፍትን ኢየ። ሓንቲ ሓይሊ ብስውእ ወዲ ጸጋይ ( ወዲ ምለዛናይ ) ትምራሕ ኣብ ሰለስተ ህድሞታት ተባታቲና ንኳደረ ምግቢ ከምጽኣልና ምስልኣኽናዮ ወዮ ኳደረ ሓዉ ምስ ጀብሃ ክታኾስ እንከሎ ስለዝተቐተለ እዚ ኳደረ ናይ ሓዉ ሕነ ክፈዲ ክብል ንሩባ ቀጢና (መዓስከር ናይ ምልሻ ስርናይ) ከይዱ ሓንቲ ሓይሊ ኣብ ዓዱ ከምዘለና ይሕብሮም። ምልሻ ስርናይ ኩሎም ደቂ እቲ ከባቢ ስለዝኾኑ ቀልጢፎም መጺኦም ነተን ክልተ ጋንታ ይኸብወን። ናተይ ጋንታ ኣበየናይ ህድሞ ከምዘላ ጋን ስለዝኾኖም እንዳፈተሹ እንከለዉ ኣነ ክሸይን ኢሊ ነተን ክልተ ቦምባይ ምስ ስዉእ ወደ ኣስመላሽ ገዲፈ እንዳሓሰር ክሸይን ምስኣተኹ ስረይ ከይፈታሕኩ እንከሎኹ ልክዕ ከምዚ ሰብ ተሓቢኡ ዝጥምተኒ ዘሎ ኮይኑ ስለዝተሰማዓኒ ነብሰይ ግፍፍ ይብለኒ እሞ የማነይ ጸጋመይ እንተኣቋመትኩ'ሲ ወዮ ምልሻ ስርናይ ካብ 15ሜትሮ ዘይርሕቕ ኣነ ተጋዳላይ ወይ ድማ ወዲ ዓዲ ሙዃነይ ስለዝተጠራጠሩ ንዓይ ሸለል ይብሉኒ። ምኽንያቱ ካብታ እንዳሓሰር ወጺኤ ናበይ ከምዝኣትው ክዕዘቡኒ ስለዝደልዩ ኢዮም። ኣነ ግን ኣብ መጻወድያ ጸላኢከምዝኣተኹ ስለዝፈለጥኩ ነታ ጋንታና ዝነበረታ ህድሞ ንየማን ገዲፊ ኣብቲ ደምበ ናይታ ህድሞ መራሕ መስርዕ ወዲ ንግሩ ክዳኑ ክቖምል ይጸንሓኒ። ንወዲ ንግሩ ተኸቢብና ከምዘለና የርድኦ። ንወዲ ንግሩ ጋንታ ምልእቲ ንዓይ ትስዓበኒ ይብሎ። ወዲ ንግሩ ከይደንጎዬ ምልእቲ ጋንታ በቲ ምልሻ ስርናይ ዝመጽኦ ሃቲፍናብድሕሪኤን ቶኽሲ ምስከፈትናልን እተን ክልተ ጋንታ ብእዋኑ ተኸቢበን ስለዝነበራ ካብ ሓንቲ ጋንታ ሓፋሽ ውድብ መምህር ተኽለ ወዲ ቋሓይን ዓዲ ብርህቲ ኣብ ኣስመራ ኣዶሊስ ቤት ትምህርቲ መምህር ዝነበረን ከምኡውን ሓፋሽ ውድብ ካሕሳይ ወዲ ቋሓይን ዓዲ ሓንሰ እቲ ሳልሳይ ድማ ስዉእ ወደ ኣስመላሽ ይስዉኡና። ካብኡ ነታ ህሞት እቲኣ መምሃሪት ኮይናትና ምስ ምልሻ ስርናይ ውግእ ጭርጭር ዓበደ እንዳ ኣካየድና እንከሎንና ንስውእ መምህር ተኽለ ኣቡኡ ዕጡቕ ሓፋሽ ውድብ ኣብ ዓዶም ዓዲ ብርህቲ ሓዉ ነቲ ኳደር ምልሻ ስርናይ ጸዊዑ ሰለስተ ተጋደልቲ ዘኽሰረና ኣብ ዓዲ ብርህቲ ክበጽሕ ምስመጸ ካብ ትዕቢት ተበጊሱ ኣብ ዓናጉለ ሰለስተ ኣብዑር ኣውዲቕና ይብል። ማለቱ እቶም ሰለስተ ስውኣትና ማለቱ ኢዩ። እታ ናይቲ ቐሺ ናይ ብድዐ ዘረባ ናባና መን ከምዘብጽሓ ብምስጢር ክሕዛ ኢዬ።ምኽንያቱ እቲ ወዲ ዓሰርተ ሓሙሽተ ዝነበረ መንእሰይ ብህይወቱ ኣብ ዓዱ ስለዘሎ ኢዬ። ሓደ መዓልቲ መራሒ ሓይለይ ወዲ ጸጋይ ንዓይ ጸዊዑ ማንጁስ ንዓይን ንዓኻን ጥራሕ ትምልከት ስርሒት ስለዘላ ካብ ቀዳመይቲ ጋንታ ካላሽን ክዋሃበአካ ኢዩ ፋዱስ ክንብገስ ኢና ይብለኒ። ሰዓት ክልተ ኣቢሉ ኣብ ዓዲ ብርህቲ ምስኣተና ናብቲ እቲ ከዳዕ ቀሺ ዝሕባኣላ ገዛ ኣቲና ነተን ብዓልቲ ገዛ ኣባ ቐሺ ድኣ የለውን ድዮም ኢሉ ወዲ ጸጋይ ይሓተን። ንሰን ድማ ኣይኢ( ብናይ ገዛውትና ኣባሻውል ዘረባ ኖኖእ ማለት ኢዩ)። ስዉእ ወዲ ጸጋይ ይሕስዋ ከምዘለዋ ይርዳእ። ደገ ወጺና ንቦታና ንምለስ ከምዘለና መሲልና ኣነ ኣብቲ መንደቕ ናይቲ ህድሞ ምስ ካላሽነይ ተሓቢኤ ኣባ ቐሺ ዝተመለስና መሲልዎ ሃንደፍ ሃንደፍ እንዳበለ ገዛ ምስኣተወ እተን ሰበይቲ ማይ ንእግሩ መሕጸቢ ምስቀረባሉ ኣነ ካብቲ መንደቕ ናይቲ ህድሞ ዘሊለ ወሪዴ ኣባ ቐሺ ነቶም ሰለስተ ኣብዑር ኣብ ዓናጉለ ዘውደቕኩሞም ዝባርኾም ቐሺ ስለኣተሳእነ ክትባርኹዎም ምሳይ ክትከዱ ኢኹም። ሓውኹም ውን ገለ ዝባርኽ ቀሺ ንኽጽውዕ ንሩባ ቀጢና ሊኢኽናዮ ኣለና ምስበልኩዎ ኣባ ቀሺ ኣብዘለዋ ምኽኽ ኢሉ። ንኣባ ቀሺ ሒዘ ናብቲ ስዉእ ወዲ ጸጋይ ዓሪድሉ ዝነበረ ቦታ ምስበጻሓና ንኣባ ቀሺ ብነጸለኦም ጌሩ ኣብ ክልተ ቅልጽሞም ንድሕሪት ኣሲሩ ንማይምነ ንወስዶም። ስርዒት ናይቲ ከባቢ ነቲ ከዳዕ ኣባ ቀሺ ኣብ ዕዳጋ ናይ ማይምነ ንሞት ይፍርድ ይብለኩም። ኣብ ቀጻሊ ወዲ ጋንታይ ዝነበሪ ኣብ ውግእ ከምዝተሰወረ ዝፍለጥ ወዲ ከባቢ ዓዲ ዃላ ሳጓኡ ከመይ ጌርና ከምዝኣለናዮ ከዕልለኩም ኢዬ።
@ኤርትራዊትየጋልጂግና
@ኤርትራዊትየጋልጂግና 3 жыл бұрын
ክንደይ ጂግኒነት ዲዩ ተፈጺሙ ኣሕሕ መኣስን ኣበይን ደኣ ዚተረፈ ከተዘንትወልና ኢካ ክንጽበየካ ኢና በጃካ ወላ ኣብዚ ጸሓፈልና
@jaynjonas
@jaynjonas 3 жыл бұрын
@@ኤርትራዊትየጋልጂግና ጽባሕ ከዘንትወልኩም ኢዬ። ጽ
@samibara4640
@samibara4640 3 жыл бұрын
ክንጽበ ኢና ክቡር ኣያና እቲ ዓዲ ሓንስ ዝበልካዮ መን ኢዩ ዝበሃል ሽሙ
@jaynjonas
@jaynjonas 3 жыл бұрын
@@samibara4640 ዓዲ ሓንሰ ዓዲ ናይቲ ዕሉል መጋበሪኣ ጸላኢ ዝነበረ ወዲ ስላምሳ ናይ ምልሻ ስርናይ ሓላፊ ዝነበረ ዳሓር ሕዝባዊ ግንብር ዝቐንጸለቶ ኢዩ። ናቲ ዝተሰወኤ ብጻይና ካሕሳይ ይባሃል።
@robelteweldemedhin9456
@robelteweldemedhin9456 3 жыл бұрын
ኤርትራ ኩሉ ኣካላ ታሪኽ አዪ ዘዘንትዎ አዩ ውሒዱ ካልእ ጉዳይና ክኣ ሒዙና ዋላ አዚ ኮይኑ አውን ድሕር ኣይንበል ደቂ ኤረ
@freta8958
@freta8958 3 жыл бұрын
ከም'ዚ ዓይነት ፊልም ታሪኽ ጀጋኑ ዝሰነደ ኣይትጋደፉና በጃኹም ምስጢራውነት ተዋፍይነት ብጻይነት ምስኦም እዩ በቃ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘👏👏👏
@atakltielias
@atakltielias 3 жыл бұрын
ከምቲ ዝምስጠኒ ፊልም ገድሊ፡ ጽቡቕ ስራሕ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና 🇪🇷💞.
@angesom-o4b
@angesom-o4b 3 жыл бұрын
ውው ኣናብስ ደቂ ኤረይ ዘይሓሰብናዮ ድኣ ዓዲ ተከሌዛን ዓደይ ሸይፈያ
@seludousboy8369
@seludousboy8369 3 жыл бұрын
Xere ertrawnet yelen bro xere Maha u zelo lomi kab hawka shenkelawi.
@banamichael2207
@banamichael2207 2 жыл бұрын
Wedi adey mearey selam niaka yikun.
@habt8607
@habt8607 3 жыл бұрын
Higi ewen alowu hasusat deki hager! Kulu geziye alowo deki 🇪🇷👍❤️❤️
@samridesale4812
@samridesale4812 3 жыл бұрын
ናይ ጅግንነት ፍልም ክበዝሕ ኣለዎ ፍሉይ ፍቅሪ ሃገርና ክፈሪ ክንዝክሮን ይግባእ ቀጽልዎ ብልጽቲ ስራሕ
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 3 жыл бұрын
Ewe yzento yneger tarkna nwres
@ብተስፋንንበር
@ብተስፋንንበር 3 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባር ነበልባል ሓዊ እሳተ ጎመራ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@fiyoritsegay7691
@fiyoritsegay7691 3 жыл бұрын
Wow egzabhier amlak ymesgen 🙏🤲deqi Erie jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👏👏👏👏💪💪💪💪👍
@dmgalves3291
@dmgalves3291 3 жыл бұрын
Right or wrong always my country, I stand with Eritrea::🇪🇷🙏🤲🏼
@tsegayeritrea1828
@tsegayeritrea1828 3 жыл бұрын
ኤርትራዊ ፈታዊ ሃገሩ ፈታዊ ህዝቡ ፈታዊ መንግስቱ ኩን ምኽንያቱ ብዘይ ሃገር ክብረት የለን ብዘይ ህዝቢ ዓወት የለን ብዘይ መንግስቲ ሕጊ የለን
@azeomhayle4123
@azeomhayle4123 3 жыл бұрын
ኣበይ ዘሎ መግስቲ ዲግታቶር
@samibara4640
@samibara4640 3 жыл бұрын
Nay Behaqi brada 44 .
@asmerethaile8989
@asmerethaile8989 3 жыл бұрын
ከምቲ ወደይ ዝበሎ እዛ ናይ ኤርትራ ፊልምስ ውግእ ጥራሕ ድያ ተመጽእንሱ ጥራሕ ድዮ ዘሎኩም ተመክሮ ማሃሩ ዝኮነዘይተምጽእ ክብሉ ሓቆም እዮም እዞም ኣብ ስደት ዝዉለዱ ደቅና።
@goodriea5478
@goodriea5478 3 жыл бұрын
Lp
@blessedblessed9865
@blessedblessed9865 3 жыл бұрын
@@asmerethaile8989 bhayli agedidu zerayaeki seb alo diu ewae
@filmonyebiyo978
@filmonyebiyo978 3 жыл бұрын
ከምዚ ናይ ንጣብ ዝክሪ ዘመን ተመሳሳሊ ተከታሊ ኣውሩዱልና ታሪክና ክንፈልጥ ደቂጀጋነ ምካና ክንሕበን 🇪🇷
@selambekru4589
@selambekru4589 3 жыл бұрын
Perfect job well done Eritrea God bless 🙏🏾🙏🏾🤲🏼🤲🏼❤❤
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 2 жыл бұрын
Well come Eritrea and Eritrea 🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪
@eritrea1710
@eritrea1710 3 жыл бұрын
Thank u kemizitat film kibezih alewo kexiliwo jeganu 🇪🇷👏
@rutamehari6080
@rutamehari6080 3 жыл бұрын
እዋይይይ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ በጃኩም ኩሉሻዕ ከምዚ ስሩሑ😘😘😘😘😘😘😘😘
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 3 жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባረይ 💪🏿👑🙏🏿🇪🇷
@ታባውፍያትክብሮም
@ታባውፍያትክብሮም 3 жыл бұрын
ምአዳርግቲ ዘይርከቦ ጂግንነት ኣብ ዓለም ኤርትራዊ ጥራይ ኢዩ። ,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@xamanaentertement9287
@xamanaentertement9287 3 жыл бұрын
እቲ ባዓል ኩሽፍ እቲ ከዳዕ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዩ ንሱ ጸላኢ ኤርትራን ህዝባን እሱ ዩ ፡ቀንጽልዎ ሓሳብትና ተሳማሚዕና ንምሓዎ ሃገርን ክትውላዕ ህዝብና ክለምዕ
@msganasbhat9398
@msganasbhat9398 3 жыл бұрын
ጽብቅቲ፡መሃሪት፡ ልቢ ኣንጠልጣሊት። ንፉዓት ተዋሳአቲ። ክምዚ ክበዝሕ ኣለዎ፡ አዚ ኩሉ ዓመት ታሪኽና መጻወቲ ወያነን ወይጦታቱ ኮይኑ አዩ ጸኒሑ።
@msganasbhat9398
@msganasbhat9398 3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 ከመይ ክይተወለድካ ተሪፍካ ወደይ፡ሕልኩስ
@eriangelino7800
@eriangelino7800 3 жыл бұрын
Gual Romodan is a real Eritrean beauty.
@yonashabton235
@yonashabton235 3 жыл бұрын
Eway Lwi shikor gal romodan btami zidnek srah serihkum jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪👌
@harenatesfu9236
@harenatesfu9236 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ስሓቢት ክገርመኩም ፍሕት ከይበልኩ ተወድኣ ቀጽልዎ ከይመትና ታሪኽ ገድልና ካብ ባሕሪ ብጭልፉ ይቀርብ እዩ ከከም ዓቅምኻ ምብርካት ጽቡቅ እዩ ኣትሕመቁ
@teklit3568
@teklit3568 3 жыл бұрын
Me too
@ancharotube7658
@ancharotube7658 3 жыл бұрын
ቤላ ታሪኽ ዘለዋ እዚያ መሳጢት ውዕሎ ጀጋኑ ተዘንቱ ምቁርቲ ፊልሚ 👍🇪🇷😍
@temesgenamlak6912
@temesgenamlak6912 3 жыл бұрын
ዋው ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ ካብ ውሽጢ ልበየ ዝፈትወኩም ተባረኩለይ ልዕሊ ኩሉ ንበሩለይ .ብጣዕሚ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ቀጽልዎ
@tesfomtekleab1120
@tesfomtekleab1120 3 жыл бұрын
መቸን ታሪክ አዛ ሓላል ሃገር ሃገርና ኤርትራ መከራን ጸበባን ጪቀትን ሕሰምን ታሪክ ሰዉራ ሃገርና ተጻሕፉን ተነቢቡን ተተሪኩን ኣዘቲካን መቸን ልክዕ ከም ቃላይ ባሓሪ አዩ ዘይዉዳ አሞ። ክሉ ግዜ ንድሕሪት ምልስ አልና ከምዚ ናይ ሕጂ (ከም መላጸ )ደረስትናን ጸሓፍቲ መጽሓፍትን ናይ ታሪክ ተማራመርትናን ሃገርና ኮታ'ስ ኣብ ክሉ ዓዉዲ ምርምር ታርክ ዝነጥፉ ንነጥፍ ኣዚና ክንሰርሓሉን ንዳሓረዋይ ወሎዶ ንወለዶ ክዝተዎን ክዕዘቦን ክርኦን ክንሰርሕ ኣለና ከም ቀደምና ደቂ ኤረይይይይ ሓላላት ጽብቅ ስራሓ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanuelweldemariam3067
@amanuelweldemariam3067 3 жыл бұрын
ዋው፡ ታሪክ ህዝባዊ ግንባር መወዳአታ የብሉን ።
@awelhassen3670
@awelhassen3670 3 жыл бұрын
❤❤❤❤ኤረይ መለይ ብልጽቲ ፍሊም ሰሰኑልና
@hagoshabte7599
@hagoshabte7599 3 жыл бұрын
Thanks our heroes always.
@lovemyselflovemyself1984
@lovemyselflovemyself1984 3 жыл бұрын
Welcome ❤️🇪🇷🇪🇷eri nexalalem tenbar ❤️❤️❤️❤️❤️beruk kedame senbat ka💙❤️💛💚
@Eritrea19913
@Eritrea19913 3 жыл бұрын
ጀጋኑና ወትሩ ይዘከሩ!
@gedamaxqku1451
@gedamaxqku1451 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅትን መሃሪትን መዘከሪትን ዝሓልፊ ቅልዉልዉ ትገልጽይ ናይ ደቀ ኤረይ
@mazayysorry5434
@mazayysorry5434 3 жыл бұрын
ሓላላት ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ🇪🇷♥️ ግን ድምጺ (classical)ተብዝሕሉ ኣለኩም💙🙏
@Alekuuuuuuuu
@Alekuuuuuuuu 2 ай бұрын
ያ ጀጋኑ ደቂ ኢረይ ከምዚ ከፊልኩም ከምዘምጻኣኩማ ይርዳኣና ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም jeganu
@selamskitchen9151
@selamskitchen9151 3 жыл бұрын
Jeganu Eritrean Tegadelti, what a great movie. I am so proud of my history. ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@kbrinamlak3267
@kbrinamlak3267 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንቶም ንሕና ንክንነብር ሂወቶም ዝወፈዩ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣሕዋትናን።
@fertimss3250
@fertimss3250 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤Nayi Bhaki jeganu kexilwa deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 3 жыл бұрын
ወልደገባ ናይ ኤርትራዊ ዘርኢ ዘይብሎም ከብዶም ዚዘመዶም ርጉማት ክንደይ ጀጋኑ ኣጥፊኢኩምልና ከይኣክል ክርዳድ ወሊድኩምልና ምኻድኩም ይገድድ
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 3 жыл бұрын
Ewe bmesfer srnay canada resom zdonkore tekieomlna.
@solomonkudus6747
@solomonkudus6747 3 жыл бұрын
Hgdef mendef emo telimo nhzbawi gnbar nana ka ab sedt asfromna
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 3 жыл бұрын
@@genetteklemengesha9164 😘👍👌
@salehosman4442
@salehosman4442 3 жыл бұрын
@@fthawitmengstab7906 ክክክክክክክ እዝጊ ኣዛረበኻ ክርዳዶም ከፊኡና
@simonmussie86
@simonmussie86 3 жыл бұрын
Nay behaqe zere mergem zkonu Gedfomlna ab enda swa zteweldu
@erireemna5202
@erireemna5202 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ታሪኽ ሰብ መትከል ዘይድገም
@ssss-uz4ys
@ssss-uz4ys 3 жыл бұрын
Btami sbuk nwlud welodo kihalf zelewo tarik jeganuna kab bahri bchilfa long live
@rahelzerai407
@rahelzerai407 3 жыл бұрын
Eway deki erey ❤️🇪🇷 welela 🇪🇷❤️kemzi film kexelleni u zdeli 👍🏻💪❤️🇪🇷
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 3 жыл бұрын
This is My history God bless eritrea
@amanuelyonas4663
@amanuelyonas4663 3 жыл бұрын
እዚኣ ፍሊም ኣዚያ መሃሪት እያ ፡ልክእ ከምዚኣ ፊሊም ዘሎ ከዳእ ፡ኣብዚ እዋን ክማኡ በዚሆምና ኣለዉ፡ከይተፈለቱ ኣብ ማእከልና ኣቲዮም ከምንደይ ንሰማማእ ይግብሩ ኣለዉ ፡ ንሕና ኤርትራዉያን ብሃደ ስምረት ጸላእትና ኣለሊና ክንጎኣዝ ኣለና መፍቶ ኣዚኦም ከድኣት ኣይንኩን።
@mikimokie2670
@mikimokie2670 3 жыл бұрын
Eritreawi ምኻነይ ማረ እየ ሽንዱሕ ሑቡን እንታይ እሞ ብናፉቖት ሃገርና እንዶ ሓቒቅና ኣብ ስደት ሰፊርና ኣምላክ ኣኻኺቡ ናብ ሃገርና ዝመልሰና ዘመን የምጽኣልና ደቂ ሓላል መሬት!!! So nice movie 1000000000000%%%%%%%%
@davidDavid-kn2dq
@davidDavid-kn2dq 3 жыл бұрын
We Eritreans should be free speech with out to say any thing we want to say
@tadeseyonas9130
@tadeseyonas9130 3 жыл бұрын
amlak msakum ykun burukat sdrabietey edmen tenan yhabkum fetari aboyy amien bahaki
@hagoshabte7599
@hagoshabte7599 3 жыл бұрын
God blessed Eritrea and our defense force.
@fn7619
@fn7619 3 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ የቀንየልና ታሪክ እዩ ነባሪ ስዉኣትና ክቀስኑ ታሪኮም ይዘንቶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።ዓጋመ እኳ ናይ ኢዶም ርክቦም ኣለዉ።፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@ksadadishurum4426
@ksadadishurum4426 3 жыл бұрын
We are proud of eritrean military 😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈👈👈👈👈
@teksteaskalu1197
@teksteaskalu1197 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@searehabte1372
@searehabte1372 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ደቂ ኤረይ ብልጽቲ ፍሊም ሰስንሉና
@_Esege_Asmera
@_Esege_Asmera 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ሪመይ ብፍላይ ከኣ ደራሲ ንፉዕ ኩላትኩም ኣብዚኣ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ቡሉጻት
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim Жыл бұрын
ልዕሊ ዓሰርተ ግዜ ሪኤያ ሓዊ ዝኾነት ፊሊም🔥💗🇪🇷💗🇪🇷💗
@tedrosweldegergs9339
@tedrosweldegergs9339 3 жыл бұрын
Eri Tv ኣዝና ነመስግነኩም
@F-NG5
@F-NG5 3 жыл бұрын
ፊልምታት ገድሊ ርእየ ኣይመንዎን እየ ብዙሕ ዝሓለፈ ከርተትን መከራን ከልበትበትን እዩ ዘዘካክረኒ ኣቤት ዝሓለፈ ጅግንነት ሓቦ ቆራጽነት ኣብ መንጎ ጸላኢ ብምእታው ሂወቶም ዝበጀዉ ንስለ ሃገር ዕድሚኦም ወፍዮም ን ልዕሊ 30 ዓመታት ስድርኦምን ደቆምን ገዲፎም ንስለ ናጽነት ኣብ በረካታት ሳሕል ከርተት ኢሎም ናጽነት ኣምጺኦም......................................እንታይ እሞ እቲ ዘሕዝነካ ግን እዛ ኩሉ ጅግንነትን መስዋእትን ዝተከፍላ ሃገር ሕድሪ ብጾቶም ዘየክብሩ ሒዞማ ደቂ ስዉኣትን ህዝባን ከኣ ዕረ እንዳ ጠዓመና ኣብ ስደት ንነብር ኣለና
@eritreanchannel2956
@eritreanchannel2956 3 жыл бұрын
Welcome shabya ጀጋኑ
@malovelycountryeritrea5768
@malovelycountryeritrea5768 3 жыл бұрын
ዋው ፍሊቲ ፊልም ግና ሪኢቶ ክንህበኩ 33:51 ደቒቕ ዘላ በቲ ድሕሪ ሳምሶም ተኪኤ ክልተ ሰባት ካብቲ ጎቦ ይወርዱ ኣለዉ እዚኣ ኤዲተር ከይረኣያ ሓሊፉ ብዝተረፈ ብልጽቲ ስራሕ ቀጽልዎ ኣናብስ ደቂ ኤረይ
@wediberhe5110
@wediberhe5110 3 жыл бұрын
ንሕብእቲ ሰልፊ እትውክል ስራሕ ናይ ብሓቂ ዓቢ ስራሕ ኢዩ
@Asmerasegeneyti1234
@Asmerasegeneyti1234 3 жыл бұрын
Deqi Ereye Jeganu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 nayzi keyhwedi solomon zbhela btaemiye zfetwo!
@rahwaandom2595
@rahwaandom2595 3 жыл бұрын
Well come ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@proudEritrawit
@proudEritrawit 2 жыл бұрын
ኤርትራና ብልማናኖ ኣይ ኮነትን ተረኪባ ኩቡር ሂወት ረዚን ዋጋ ኢዩ ተከፊልዋ❗️ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰምኣታትና🌹🕯🇪🇷️🌹🕯️🇪🇷 ❤❤❤ልዑል ክብሪ ነቶም ክሳብ ሕጂ ደኪመ ከይ በሉ ዝቃለሱ ዘለዉ ጀጋኑና🇪🇷✊🇪🇷✊
@nabrasdetchannel586
@nabrasdetchannel586 3 жыл бұрын
Eritrea nzelalem tnber 😍😍😘😘💌💌💞💞
@mihrettewelde4975
@mihrettewelde4975 3 жыл бұрын
Deki Erey jeganu amlak msakum ykun Awet ndeki Erey 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mislalmaashow2365
@mislalmaashow2365 3 жыл бұрын
Men kem HEZBWI GEBAR ✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meley-eritreanwellbeingmed4010
@meley-eritreanwellbeingmed4010 2 жыл бұрын
OMG-iI really loved this movie. So sophisticated.
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Жыл бұрын
ወዲ ስዒድ ሓወይ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣለኻ ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና
@samridesale4812
@samridesale4812 3 жыл бұрын
ታሪኽና ወትሩ ይዘከር ች
@መለይመለይ-ነ4ፐ
@መለይመለይ-ነ4ፐ 3 жыл бұрын
ደቂ ሪመይ እቲ ዝኹርዓና ታሪኽና ዩ ሻዓብያ
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 2 жыл бұрын
Best film our heroes ❤️ proud to be eritrean
@jaynjonas
@jaynjonas 3 жыл бұрын
ኣብ መጻኢ ናይ ሓደ ከዳዕ ወዲ ጋንታይ ዝነበረ ሳጓኡ ሶንኪ ንሕና ኣብ ውግእ ከምዝተሰወረ ( missing in action) ንፈልጦ ንሱ ድማ ኣብ ደቂ ዓዱን ደቂ ከባቢኡን ከመይ ጌርና ከምዝኣለናዮ ከዕልለኩም ኢዬ።
@ፍረጻማ
@ፍረጻማ 3 жыл бұрын
በል ኣይትህመክ ተኮነ ሃቲምካ ኣምጻዮ
@asushkor1407
@asushkor1407 Жыл бұрын
Erterawi kubure menenete 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍mesati film dqi Eri
@ሽደን
@ሽደን Жыл бұрын
ዋውውውው ከምዚኣ ጌሩ ዝመሰጠኒ ፍልሚ የለን ቀጽልዎ በጃኩም ዋላ 2ሶሽን ግበሩላ በጃኩም ወይ ከምዚ ተማሳሳሊ ማሃርን ኣዛናጋዕን ታሪክ ክምስንድን ክንጽሕፍን ኢዩ ዘሎና ታሪክና ተቀዲሑ ኣይዉዳእን ኢዩ እቲ ቀንዲ ዘይተጻሕፈን ዘይተደርሰን ብሕጂ ኢዩ ዘሎ ንፈልጥ ኢና ሞ ዓቅልና ተጻዋርነትን የድልየና ነዚን ወዲከምዝን ክንደርስን ክንጽሕፍን እቲ ንእሽቶ ወለዶ ካኣ ታሪኩ ኣያታቱን ታሪኩን ይፈልጥ።
@samitahama1278
@samitahama1278 2 жыл бұрын
ታሪኽ ገድሊ ብመልክዕ ፊልም ክቅርብ ከሎ ልዕሊ ማንም ዝኽየፍ ኣነ'የ።ብፍሉይ ድማ ታሪኽ ፈዳይንን ሓፋሽ ውዱባትን፡እቲ ንኽትኣምኖ ትሽገር ስርሒቶምን ትብዓቶምን ማራዩ ዝገርመኒ፡ ኣብ ውሽጢ ጸላኢ ኮይንካ ክትሰርሕ,,,,ቀጽልዎ እየ ዝብለኩም ታሪኽና ከይዕበጥ ብዝሓየለ ቀጽልዎ። እዛ ፊልም ድማ ናይ መወዳእታ ብልጽቲ ስራሕ💯፡ ብሙድ ጀሚራ ብሙድ ወዲኣ❤🇪🇷❤🇪🇷✌
@awetshmendi5333
@awetshmendi5333 3 жыл бұрын
My blood 🩸🩸🩸🩸 ane kem eritrawi htsib manta jgna tarik rian semian ayfeltn Eritrea 🇪🇷 forever
@fikaduhabtay1410
@fikaduhabtay1410 3 жыл бұрын
Xbuk aleka n meselu gn ab hageru dew elu zey hatt kem qola bhgdef tedahilun teregixun znenr hzbi bmukanu btaemi yguhu. Ab alem kemzi hzbi Eritrea zehlfo zelo ab kali hagerat yelen. Blash meswaeti jeganu yetehasasbeni naxnetu zeyestemakere hzbi
@eritrean-americancommunity482
@eritrean-americancommunity482 3 жыл бұрын
I love truly a great an Eritrean history.
@fthawigebrezghi2447
@fthawigebrezghi2447 3 жыл бұрын
አንባዕ ናይ መወዳአታ ተባዕታይ ስራሕ ማራ ማራ ሲሕባትና
@eritrea6227
@eritrea6227 3 жыл бұрын
Waww nay bhki belxti flim deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@hagoshabte7599
@hagoshabte7599 3 жыл бұрын
All artists respect very much respect.
@yohannessereke2231
@yohannessereke2231 3 жыл бұрын
ታሪኽና ይስረቅ ስለዘሎ ፡በጃኩም ብብዝሕን ብቀጻልን ስርሑሉ
@ፍቕሪእዩጡዑም
@ፍቕሪእዩጡዑም 3 жыл бұрын
ክክክክክክክክ
@ኣስመራይሓላል
@ኣስመራይሓላል 2 жыл бұрын
@@ፍቕሪእዩጡዑም *ሰራቂ ሙኻንካ ግዲ ኣሰኪፉካስ ምይጽይጽ ትብል ኣለኻ ፡ እስከ ሓደ ዝጭበጥ ታሪኽ ኣቦታትካ ኣምጽእ ክንሰምዓ ካብ ቀደም ጀሚርኩም ምስ ሰብ ተሓንጊርካ ምኻድ ኢዩ ታሪኽኩም ደቂ ጁንታ*
@luwamtesfay3367
@luwamtesfay3367 Жыл бұрын
​@@ፍቕሪእዩጡዑም ehi dea tshk kabzom kulom zserku neaka tesekifuka arayai kunti esu eyu tarika zeytarika kea aytarikan eyu deki may telamit kwskeka
@fn7619
@fn7619 3 жыл бұрын
ዓሽ ንዓኩም ሒዝካስ መን ከም ሕዝባዊ ግምባር ኩሉኩም ንበሩ ክበሩ ኣምላክ አብ ዘለኩሞ ይሓልኩም፡🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yohannessereke2231
@yohannessereke2231 3 жыл бұрын
ክንደይ ከዳዓት ብረብሓ ዝሰድዑ ከኣ ነዚ ወርቂ ዝኮነ ክንደይ ዋጋ ዝሓተተ ታሪክ ከቓሽሹዎ ንርእን ንሰምዕን ኣለና ሞ በጃኹም የሕዋተይ ንመሃር ንንቃሕ ነስተውዕል ካብ ታሪኽ ጀጋኑ ምኽሓድ ናትና ቅያን ታሪክን ንስራሕ፡ ጊዜ ከይሓተና
@hiwetgebrezgabiher5517
@hiwetgebrezgabiher5517 2 жыл бұрын
ሰላም አሪትራውያን ጀጋኑ፣ኣቱም ሰብ ስረ ፣ብሂወት ዘሎኩሙን ዝተሰዉ ኡን፣ክሉኩም ጀጋኑ ሐለውቲ ሀገር ዕርዲ ሀገር አኩም፣ኩሉ ጊዜ ዕውታት አኩም፣ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።
@elltaeri2204
@elltaeri2204 3 жыл бұрын
ሐቐኛ ዛንታ የማነ ወደገባ ,ከዳዓ ጭፍሩኡ ጠሊማታ ክልተ ግዜ ከዳዓ
@ንሰማማዕኣይንበልገርማዕማ
@ንሰማማዕኣይንበልገርማዕማ 3 жыл бұрын
ማኣረ ከንድምንታይ ታርክ ኢዩ ተስረሁ ናይብሃኪ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣህዋትናን ኢዮም ሃልፎም ዋዋዋዉ ባካ
@berhaneredie9723
@berhaneredie9723 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅትን መሃሪትን መዘከሪትን ን ዝሓለፈ ቅልውላው ኢትገልጽ ናይ ኤርትራ
@rahawatesfaslasie9291
@rahawatesfaslasie9291 3 жыл бұрын
Bitimi Sahabit Gadlawi HiwT 🇪🇷 Tagadalayin Hizbin :,Kedat daki Hagern Zahlfwo Tarik it' Galix Kaxlwo 🙏🇪🇷
@brhanemarkos7704
@brhanemarkos7704 3 жыл бұрын
ኣብቲ እትገብርዎ ስራሕኩም ኣሳልጦን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኩም ካልእ ብናተይ ርኢቶ ግና እዚ ከም ጥዓም ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎስ እንታይ ዓይነት ኣዘራርባ ይዛረብ ኣሎ ካልእ እቶም ሓለፍቱ ከ ስቕ ኢሎም ድዮም ዝሰምዕዎ ተጋዳላይ ከምዚ ኣይገብርን እዩ
@tsehaineshberhane6279
@tsehaineshberhane6279 Жыл бұрын
ማራ ብልጽቲ ፊልም🇪🇷🇪🇷💚♥💛💙🇪🇷🇪🇷👍
PIZZA or CHICKEN // Left or Right Challenge
00:18
Hungry FAM
Рет қаралды 14 МЛН
У вас там какие таланты ?😂
00:19
Карина Хафизова
Рет қаралды 22 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 7 МЛН
Eritrea. Battle of Mereb - Alitiena Tzerona
58:44
Zantana Imaging
Рет қаралды 78 М.
🔥 ዝሙት እናፈጸመ ቪድዮ ለቒቑ / ዖንዱ ሕማ ኣሎ
48:49
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 3,6 М.
ጽንዓት ድራማ ፊልም | TsnAt - full movie, ERi-TV, Eritrea
2:15:17
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 584 М.
eritrean full movie anbelbli
3:59:06
Awate Sami
Рет қаралды 2 МЛН
PIZZA or CHICKEN // Left or Right Challenge
00:18
Hungry FAM
Рет қаралды 14 МЛН