"መንግስትና ካብ ሕቱኽቱክ ንግዲ ፍቃድ ህወሓት ወፂኡ ናብ ናይ ህዝቢ ኣጀንዳ ክኣቱ 'ዩ!" ኣሰፋ ኣብርሃ ኣብ ዋዕላ JSTS

  Рет қаралды 22,791

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Welcome To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Abrha_Teklu
#Proffesor_Fiseha_Asgedom
#ብፁእ_ኣቡነ_ሰላማ
#ሊቀ_ጳጳስ
#mulugeta_Tuemzgi
#Eritran_Activist_Mulgeta_Tuemzgi
#ሙሉጌታ_ጥዑምዝጊ
#Dejen_mezgebe
#ደጀን_መዝገበ
#ውናት
#ናፅነት_ትግራይ

Пікірлер: 53
@user-lp3br9ss2k
@user-lp3br9ss2k 25 күн бұрын
ናይ በሓቂ ሕቶ "ንግድዲ ፈቓድ" ጉጅለ ዕንክሊል ንተጋሩ ዋጋ የኽፍል ኣሎ።
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 25 күн бұрын
❤❤
@FissehaKahsay
@FissehaKahsay 25 күн бұрын
Great explain!!!!
@anwartuem-bf4hu
@anwartuem-bf4hu 25 күн бұрын
ገራሚ ሰብ
@yokishmedia
@yokishmedia 25 күн бұрын
ጥሩ ሚዲያ ነዉ በርቱ
@negaaraya6811
@negaaraya6811 25 күн бұрын
ብሓፈሻ ኣብ ምልእታ ኢትዮጵያን ትግራይን ስላም ክወርድ እንተኾይኑ፡ ኣብይን {ብልጽግንኡን} ወያነን ካብ ምሉእ ኢትዮጵያ ከልግሱ ኣለዎም፤ እንተዘኮነ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ዝባሃል ክፍጠር ኣይክእልን እዩ። ወይ ካኣ ኢትዮጵያ እንተዋሓደ ናብ 3 ወገን ክትመቓቐል እያን። ይንዋሕ ይሕጸር ካኣ ካብ ክልቲኡ ሓዲኡ ክፍጸም ናይ ግድንን መሰረታዊ ጉዳይ ናይ ኢትዮጵያ ስለዝኾነን።
@getachew983
@getachew983 8 күн бұрын
ሕወሓት ሸቃጢ ጠላዕ ምፅዋት አመል ጌይርዎ ዐፋኒ ውድብ ጉጅለ#አደመ ብዛዕባ ስልጣኑ ንግዲ ፍቓድ ዕንይንይ ይብሎ ለማስ ጉጅለ
@northern_insider1221
@northern_insider1221 19 күн бұрын
እታ "JSTS" ዝበልክያ GSTS ብዝብል ይትኣረም፤
@Wizmyly
@Wizmyly 25 күн бұрын
ዝገረም ኣገላልፃ
@sabagebru6850
@sabagebru6850 25 күн бұрын
የትግራይ ሕዝብ ጠላትሕ አብይ ነው የባእድ ሰራዊት አሰገብቶ የትግራይን ሕዝብ ሕዝብ ከምድር ገፅ ለማጥፋት ያቀደው እቅድ አልተሳካም ከ እግዚአብሔር በታች በትግራይ ሰራዊት አማካኝነት ያቆስለሕን ውሻ ግደለው እንጂ አታላምደው እያለ ካለ አርመኔ ስርአት እምነት ሊኖርን አይገባም ሁሌም በጥርጣሬ እና በተጠንቀቅ ልንኖር ይገባል አብይ የትግራይን ሕዝብ አይወድም ስሜኑን የማጥፋት አላማ ነው የያዘው ቆፍጠን ማለት አለብን አብይ ቆሻሻ ነው አይታመንም እስስት ነው 👹 ስሜኖች አንድ ተስማምታቹ አብይን አስወግዱ አብይ እስካለ ድርስ ስላም የለም እንደ ኬኒያ ተባብሮ ማስወገድ አለብን አንድነት ኃይል ነው 💪
@yibrahfisha9859
@yibrahfisha9859 24 күн бұрын
አብ ፕሪቶሪያ ባይቶ ትግራይ በጊዜያዊ መንግስt ክትካእ መን ገይሩ?.... ክመለስ አለዎ
@getachewdesta1433
@getachewdesta1433 25 күн бұрын
Sekaram asfa abrha
@AmAn-jz2rj
@AmAn-jz2rj 25 күн бұрын
ሓደ ትግራይ ንህዝቢ ወጊኑ ሓቂ እንተውጸአስ ንምንታይ ኢኩም ትጸርፍዎ ካብቲ ዕንኪልል ናይ ስብሓታውያን ሰለ ዝወጸ ድዩ ፉተ ጽላእ ትግራይ ናይ ኩሉ እያ 30ዓመት ብዘይ ሕጊ ዝገዛክምዎ ይኣክሎ ሕጂ ዝግዛእ ትግራዋይ የለይ ሰርቅኩም ፈሽሉ እዩ
@yemaneleake-hf3et
@yemaneleake-hf3et 25 күн бұрын
GSTS
@getachewwork5480
@getachewwork5480 25 күн бұрын
መትህዚ ሲኢነሉ ፣ መንግስቲ ይፍረሰልና ኢልኩም፣ ክፉዐት፣ ስልRአን ፍለጋ ይመስል
@getachewwork5480
@getachewwork5480 25 күн бұрын
እኛይ ትብል አልካ ፣ ካላኦት ይቃለሱ ግሌጁም ጸርቁ
@user-bc9bm1uu9m
@user-bc9bm1uu9m 25 күн бұрын
ናይ ዐለም ሙሁራት ልላአኩዎ ትግራይ ትጥቀመሉ መሥርህ ከተጠቀሙሉ ፀኒሆም ኸዚ ይቅርታ ኢልካ አብ አፈላላ ጊዘ ሐሣቡ ምልዐል ቅቡልነት ዘለዎ አይመሥለንን
@AdonayTeklay-o3h
@AdonayTeklay-o3h 25 күн бұрын
ዓብይ ሐሐዉና አብርሃ አሰፋ ዘቀመጦ ምክርቤት ምፍራሰ ግልፂ አይገበራን ከልአይ ምምሕዳር ንምምሰራት ተጋቲቱ ውድብ ሀወሐት ፈደራል መንግሰቲ ከም በዓል ፃድቃን ዝበሉውልቀሰባትን ተቃወምቲ ውድባትን ዝነበሮም ሚና አይገለፀን ካልእ ንግዲ ፍቃድ ዝበሎ ቂመኛ ምካኑ ገሊፁልና ናብ ሐዱሽ መንገዲ ኢና ንጋዓዝ ኢሉና ናፍታ ቴሰዓን ሰለስተን ዝፈሸለት ናይ ውልቀ ሃፍቲ ምዕባይ ድዩ ንቶ ዝብለና ዘሎ ዓበይቲ ትካላት ብሰልጣን ተጠቂምካ ናብ ባዕልካ ወኒንካ እኮ ዩ ኣእሲሩካ ሕጊ አልባ ነጋዳይ ንምካን ሞኩርካ አይተሳኸዐልካንሞ ናብአ ንእቶ ሕጅውን በለና ዕንክሊል መን አምፂኡዋ በሉልና ብራኸ ሸው ውዕል ፕሪቶርያ ጊዝያዊ ሕገ መንግስትና እዩ ሙሁራት ትግራይ አፅኒዕኩም ሐዙልና ትግራይ እትርከብ ብዛ ውዕል እያ ብቂመኛታትን ብገንዘብ ዝዕሸውን ሰልጣን ሃረፍቲን ትግራይ አብ ሰለሰተ ዘይጡዑያት ጉጅለታት ትሕመሰ አላ እቲ ስም ባዕሎም ዝተሸላለሙዎ ዩ አነ አየውፃእኩዎን እሞ ምሁራት ተጋሩ ንበዓል ሙኡዝ ገዲፈ አድሕንዋ ዓድና አለኩምዩ ግዘ በሉለይ
@negaaraya6811
@negaaraya6811 25 күн бұрын
መሪሕነት ወያነ ኩሉ ሓቢኣቶ ዝጸንሐት ውሻጣዊ ግዕዘ ስራሓ ሕጂ እንዳተጋህደ እዩ ዝኸይድ ዘሎ። ስለዚ ንጸበ ጥራሕ እምበር ኩሉ ውሽጣዊ ክፍኣቶምስ ኣዝዩ ክግለጽን ናብ ፋሕ-ብትንን ክትኣቱን ካኣ እያን። ንጽናሕን ንጸበን ጥራሕ።
@danimatomatomato5172
@danimatomatomato5172 25 күн бұрын
Hero
@moaz6007
@moaz6007 25 күн бұрын
Asking for money without holding responsible TPLF and PP criminals for the crimes committed is a joke! Accountability first!!!
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 25 күн бұрын
What is gsts doing?are they supporting reform?are they representing diaspora?we don't have government at this time.we should have election.
@Delina-r1z
@Delina-r1z 25 күн бұрын
ኢሂን ሚሂን ተባሃሉ አብ ሞንጎኩም ተጋሩ ብጸላእቲ ኢኩም ተከቢብኩም ዘሎኩም። ዝኮነ ኮይኑ ሰላም ይፍጠረሉ ንህዝቢ ትግራይ።
@abemike2377
@abemike2377 25 күн бұрын
እንዳ ስየ ተንበን ፈገራግር
@coystemam4171
@coystemam4171 25 күн бұрын
Tsadkan sheytwa
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 25 күн бұрын
፦ ህልውና ህዝቢይ ትግራይ ዘየረጋገፁ መራሕቲ ግምት አብ ህውሓት ክዘሩ ይውዕሉ አለው። እስቲ መጀመርያ ትግራይ አድሕንዋ። ፀጉሪ ዘይሓዝካ መእሰሪ ፀጉሪ ትደሊይ ይብሉ
@Berekettesfaye05
@Berekettesfaye05 25 күн бұрын
ግደፉና እንዶ ሰብ ኽልተ ዜግነት! ኣብታ ፀባብን ግዘ ገድሊን ኣበይ ነይርካባ? ሎሚ ድማ ተደራዳሪን መንግስትን ኮዊንካ ዘይገበርካዮስ ፣ ኣምሊጡና እንዳልካ ሃንቆው ክተብለና?
@JonNati
@JonNati 25 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝገርምካስ ሓደ ሰብ ንህህዝቢ ዝጠቅም እዚዩ ኢሉ ክዛረብ እንከሎስ ንፈልጠካ ኢና ንሕወሓት ክተፍርስ ዝመጻእካ ኢኻ እንታይዶስ እንታይዶስ በጃኹም ሕፈሩ ሕውሓት ባዕሉ ብለማሳትን ጠለምቲ ህዝብን ሰረቅትን ሓሰውትን እናፈረሰ እናረእኹሞስ ስለህዝቦም ዓዶምን ዝዝትዩ ሰባት ኣብየምድየኡ ከም ሃመማ ጠውሎቅ እናበልኩም ከፍርሱናየ ከፍስዉናየ እናበልኩም ኣይተጸሙና ርኢናዮን ሰሚዕናዮን ኢና ሕወሓት ማለት ናይ ሓደ ዓሌት እኽብኻብ እንትወሓደ ብመውስቦ ዝተኣሳሰረ ሰብ ተዘይኮይኑ መራሒ ክኸውን ከምዘይክእል ንርእዮ ዘለና ሓቂ ኢዩ ብዝኾነ ምክንያት ናብ መሪሕነት ተደኣወጺኡ ከኣ ወይ ናይዚ ጉጀለ ባርያ ክኸዉን ኣለዎ ብዘለዎ ፍልጠን ዓቅምን ክሰርሕ ተደኣ ተንቀሳቂሱ ግን ዝተፈላለየ ሽማሽም ብምሃብ ክስቁረርን ክስከፍን ምግባር በርቲዑ ተደኣ ወጺኡ ከኣ ባንዳ ናይ እገለ ተለኣኣኺ እልካ ብምጽላም ብሕብረተ ሰብ ክጽላእ ምግባር ኢዚኣ ኢያ ናይሕወሓት ሕገ ደምቢ ጉጅለ፡፡ ስለዚይ ዝፈርሱ ዘለዉ ብናይ ባዕሎም እከይን ክፍ ኣትን ሕስድናን እመበር ንሕወሓት ከፍርስ ዝተል ዓለ ኣካል ወይከዓ ጉጅለ ከምዘየለ ግልጺ ኢዩ ፡፡ ኩሉ ክፈልጦ ዝግባእ ከዓ ኣሎ ትግራይ ናይኩሎም ተጋሩ ዓዲ ምዃና ኩሎም ተጋሩ ከዓ ንዓዶምን ንህዝቦምን ዝጠቅም ነገር ንከምጽኡ ክዛተዩን ክመኽሩን መብት ኣለዎም እዛ እንባይ መን ይወርሳ ኣብዚይ ከብቅዕ ኣለዎ
@aklilusereke4000
@aklilusereke4000 25 күн бұрын
😂😂😂😂
@gebregziabher3211
@gebregziabher3211 25 күн бұрын
ለያቡ ዘይተፈልጥኩም ከይመስለኩም ናይ ፃድቃን ዕላማ መኪኩ እዩ
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 25 күн бұрын
@@gebregziabher3211 ኣታ ሓወይ ፃድቃን እኮ ልህዝቡ እዩ ልሰርሕሎ አረ በይዛኹም ኣያም በሉ።
@negagetachew974
@negagetachew974 25 күн бұрын
ናይ ጊዚያዊ ትግራይ መንግስቲ መራሕቲ ዋና ዓላማኦም ብሕዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ትግራይ ጠጠው ንምግባር እዩ። ካልዕ ዕላማ የብሉን እዚ ከይገበሩ ከአ ስልጣን አይለቁን እዬም፣ መንግስቲ ምስተመረፀ ኩሉ ነገር ዝአዞ መንግስቲ ትግራይ እዩ። ፖርትታት ብሕዝቢ ተመሪጾም ንምራሕ ጥራሕ ይምረጹ።
@negagetachew974
@negagetachew974 25 күн бұрын
ካልአይ ሕጂ እቲ ስልጣን ሒዞምዎ ዘለዉ አሰብቱን ፈላጣትን እዬም።
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 25 күн бұрын
Ata hawy bezeyka shim enalealka mixelam sebat deo weyke kalie hasab yeblkan please nizkone seb aytixarefu
@sabagebru6850
@sabagebru6850 25 күн бұрын
ሕ. ገ. ሕ.. ደ. ፍ 🪰🤑
@fkreayele3056
@fkreayele3056 25 күн бұрын
እዚ አኬባ ዝመርሖ አብይ ድዩ?
@hailemariamgirmayabrha9849
@hailemariamgirmayabrha9849 25 күн бұрын
ህዝቢ ትግሪይ ብሕወሓት ክድሕን አይክእልን።
@fkreayele3056
@fkreayele3056 25 күн бұрын
ብብልፅግናከ😅
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 25 күн бұрын
❤ወያኔ ናይ ህዝቢ ትግራይ ክቢድ ጥያቄን ፅገም አብ ክንዲ ምፍታሕ ነንባዖሎም ካብ ተጠያቅነት ንምምላጥን ናይ ስልጣኖም ፃምእ ከርውዩ ንህዝቢ ትግራይ ረሲዕሞ ድሕሪ ፕሩተርያ ውዕልል ። ኪሒዶሞ ህዝቦም ኩጋሓፉ አሎዎም❤
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g 25 күн бұрын
The GSTS sponsor of fascism in Tigray.
@Delina-r1z
@Delina-r1z 25 күн бұрын
ህግደፍ መንደፍ
@HappyBeetle-oy1jy
@HappyBeetle-oy1jy 25 күн бұрын
Werenga gecho
@tsegahunkahsay4903
@tsegahunkahsay4903 25 күн бұрын
አሰፋ አብራሀ መን ከመዝላአካ ፃድቃን ከምዝተቀበለካ ይፈለጥ እዩ አይትድካም ናይ ንግዲ ወረቀት ዝጥይቅ ፖሎቲካዊ ውደብ የለን እቱ ድሮ አብ ክራዮ ቤቶች አናሀለካ ትጥቀመሉ ዝነበርካ ቅጥፈት ገደፎ።🎉
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 25 күн бұрын
አሰፋ አብራሃ አብናይ አሕመድ ሸዴ ኦፊስ እንታይባ ይገብር አሎ?
@kiduteklebrhane62
@kiduteklebrhane62 25 күн бұрын
እዚ ውን ካብቶም ህወሓት ከፍርሱ ህራስ ዝሰኣኑ ሓደ እዩ።ሓው ሰየ ኣብርሃ ።ኪድ ከም ሓውካ ናብ ቅንጅት
@JonNati
@JonNati 25 күн бұрын
ሓቅኻ ዲኻ እንታይሞ ኣለዎ ተፈረሰት ኣቀዲማ ለማሳት እናአከበት ብሉጻትን ፈላጣትን እናባረረት ክትመጽእ እንተላ ኢንዳያ እንድያ ግዲ ዝፈረሰት
@danielabera4249
@danielabera4249 25 күн бұрын
@@kiduteklebrhane62 wdi abay gahba gedel etwo wdi amnzera degem klu nehkehlkum eyu gojle sebhat nega
@girmayabadihailu930
@girmayabadihailu930 25 күн бұрын
GSTS
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 13 МЛН
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 7 МЛН
Самое неинтересное видео
00:32
Miracle
Рет қаралды 1,7 МЛН
ተረርቲ ሕቶታትን ሪኢቶታትን ተስፋተፍቲ GSTS
48:24
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 9 М.
ተረርቲን ነቐፍትን ሕቶታትን ሓሳባትን ዋዕላ GSTS
34:51
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 22 М.
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 13 МЛН