" መንግስቲ ይሃልወና! !" ቃለ መሕትት ምስ ደጀን መዝገበ (PHD) ኣቦ ወንበር ውድብ ናፅነት

  Рет қаралды 22,824

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Abrha_Teklu
#Proffesor_Fiseha_Asgedom
#ብፁእ_ኣቡነ_ሰላማ
#ሊቀ_ጳጳስ
#mulugeta_Tuemzgi
#Eritran_Activist_Mulgeta_Tuemzgi
#ሙሉጌታ_ጥዑምዝጊ
#Dejen_mezgebe
#ደጀን_መዝገበ
#ውናት
#ናፅነት_ትግራይ

Пікірлер: 277
@user-bs2oi2db1g
@user-bs2oi2db1g Ай бұрын
አብ ዓለም ዝሓሰረ ሰብ ምሁር ትግራዋይ እዩ አብ ሕልሚ ደርሆ ዝነብሩ ብርእሰ ምትሓት ዝሳቀዩ መልሓሶም ትግራዋይ እየ ይብል ስነሓሳባም ኤርትራዊ ዝሓስብ ከም ነፋሒቶ እንዳተቃያየሩ ተበለጽቲ እዮም።
@user-xh4dp6ij4r
@user-xh4dp6ij4r Ай бұрын
ወይለኹም ደኣ ፋሕ ኢሉኩም ሃገር ናይ ምፍጣር ዕላማኹም ዝፈሸለ'ምበር ፡ ኤርትራስ ብሕጊ ዓለም ለኸ ተፈላጥነት እተጎናጸፈት ነጻ ሃገር ኢያ 😂
@crezycuples
@crezycuples Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ኩላቶም ሓደ እዮ ድንቁርና ባህሎም ዩ
@user-xm8wn9mr6v
@user-xm8wn9mr6v Ай бұрын
ክተብራህሮሆዶ ናህወሐት ከድረ??
@estifanostekle8867
@estifanostekle8867 Ай бұрын
I think Docteret is available in the market tigray university , How he called as a Doctor
@jonathansemere7697
@jonathansemere7697 Ай бұрын
ኤርጥሊን መአኸቢ ደናቑርን ትምክህትንምበር ኸም ሰብ ዝሃስብ ሰብ የለንሞ ኣቱም ደናቑር አስካሪስ ጥልያን ህጅኳ ልብ ግዝኡ ርዕስኹም አስርህዎ ኣብ ስደት ኾፍ ኢልኻ ጠራዕራዕ ።
@tgeb6431
@tgeb6431 Ай бұрын
Eritrea fought for independence from Ethiopia, not against a regime. What is this man talking about? Who says one language =one country? These people are so narrow minded
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 Ай бұрын
አቱም ደፋራት መን ኣፋቂድልኩም ነቶም ኤርትራውያን ተጋሩ ኢልኩም ክትጽውዕዎ። እዚ ሓሳብ እዚ የዎጽኣኩሞ 'ዶ?
@dawita2865
@dawita2865 Ай бұрын
አቱም ሐዳት ሕብረተሰብ ናይ ዓድኹም ግበሩ።
@tomasyohannes6160
@tomasyohannes6160 Ай бұрын
Betami zegerm iu, ab 1998 Eritrewyan be hebri aynom felikum nab hagerom segukumom. Lomi dea, hezbi Eritrea kemey geru iu hager zeyblu?, nabey keyda etiya hager?. Hager yeblomn ilkum shiu zeydengeskum, abey keatu iyom ilkum zeyhasebkum?. Temali Ethiopiawyan koynkum hebri ayni nay eritrawi des aybelekumen. lomi dima korbotkum keyirkum " halayi" temesilkum Eritrawi hager Yeblum. Aydeferkan do ezi hawey?
@Hawi-tesfit
@Hawi-tesfit Ай бұрын
ክክክ ንሕና ሃገር ኢና ሃገር ስለ ዝኮና ኤርትራ ዝብል ስም ኣሊዕልኻ ትዛረብ ከማን ኣለኻ ምሁር ደንቆሮ 😮
@jonathansemere7697
@jonathansemere7697 Ай бұрын
ኤርጥሊን ኣድ ተዝህልወኻ ፎቆዶ ባሕርን ሳህራን ስደትንዶ ምበለኻ ሎቕማጽ ኣድ ዘለዎ ስግረዶብ ሰጊሩ ኣይስደድን ለኽባጥ ርዕሲ ባኾ ።
@searetesfahiwet8620
@searetesfahiwet8620 Ай бұрын
Hager alatna zbl eritrawyan zmote seb wn eko sm alewo ente moytu gn nefsher eu zbehal nebsi znebero gn hji zeyblu::
@user-tv4bd7vb5c
@user-tv4bd7vb5c Ай бұрын
@Hawi tesfit ብናይ ኣዲካ ቃንቅስ ኣገው+ ብሌን) እሰከ ተዛረብ። ኣንታ ዝተረገምካ ሩጉም ብሌን። ብሌን ሓሰውቲ
@EfremHans
@EfremHans Ай бұрын
​@@jonathansemere7697tgrawayke ab ethio mennetka keyrka tehabieka tkeyd hasawi
@meharizemikail3361
@meharizemikail3361 Ай бұрын
ናትኩም ግበሩ በጃኩም በጃኩም ግደፉና
@jonathansemere7697
@jonathansemere7697 Ай бұрын
ሳላና ኢኻ ሃገር ሂዝኻ ኣታ ሃሳድ በለጸኛ ህጂሞ አድላትኒ ዘይሪኣን ዘይረግጻን እንዳበልኻ ኣብ ትህቲ መርየት ክትበሊ ኢኻ ርእሲ ባኮ ።
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc Ай бұрын
ምስ ኤርትራውነት ዘለኩም ፍቕሪ ጉድ እዩ። እንታይ እሞ ይገበር ከምታ ደብረጽየ ኒሳያስ ዝበሎ" ኣይትኸውን እያ" ንሕና ከኣ ኣይትኸውንን እያ ኢልናኩም ኢና። ኢርትራውነት ብኳሊቲ እዩ። ትግራዎት ኳሊትኹምን(ADN) ንደቡብ እዩ። ስለዚ ናብ ደቡብ ገጽኩም እንዳ ጠመትኩም ተማህለሉ። ንሴሜን እሞ ምጥፋእኩም እዩ።
@amtejone8520
@amtejone8520 Ай бұрын
ንህና ኤርትራዊያን ኢና ተጋሩ አይኮናን .አይርድአኩምን ዲዩ ተጋሩ እንታይ አይነት ህዝቢ ኢዩም አምላኽ ምህረት የውርደልኩም እዋይ ንስኹምሲ .
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 Ай бұрын
Nhna tigrigna tegaru ina pride.
@kudusgebremarim
@kudusgebremarim Ай бұрын
Denbya nab denbyakum Tegaru nab tegaru akele
@solomonzerat7043
@solomonzerat7043 Ай бұрын
ተመሊስካ እቲ ሐቂ ታሪኽ አምብብ : ካብ ምጽራፍ :: ከምኡ ከአ ቤት"ትምህርቲ ኪድ ተመሃር::
@HagereyMedia-q4o
@HagereyMedia-q4o Ай бұрын
@@tigrignaculture1555 sekt nay Tigrayka gber.
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 Ай бұрын
@@HagereyMedia-q4o sekt nay eseyaska gber
@suleimansafi2547
@suleimansafi2547 Ай бұрын
መድህን" ,ፍቕሪ ኤርትራ መዓስ እዩ ዝወጸልኪ ወላስ ዘይወጽእ ፍቕሪ እዩ ሒዙኩ
@jonathansemere7697
@jonathansemere7697 Ай бұрын
መርየታን ባህራን እንዲዩ ተፍቕሮን ፈረቓን ኣያታታ ዋጋ ዝኸፈሉሉ ርስታዩ ኢህም ዝበለ ይታሃጎም መርየት ትግራይ ካብ ቃሮራ ስጋብ ራስ ዱሜራ ልማልሞ ኣሉሃምላሽ መርየት ትግራይ ይባላል ።ደናቑር ጥልያን።
@panial6147
@panial6147 Ай бұрын
ዶ/ሮ ደጀን ሃገርን ሕዉነትን ፍለዮም ኤርትራ ሃገር ያ። ህዝቢ ኤርትራ ሃገር ኣለዎ። ሕዉነትናን ሰላምናን ግን ክስረሓሉ ይግባእ፧ ❤❤❤
@Setandforget-iu4ry
@Setandforget-iu4ry Ай бұрын
በጃኩም ጠንኪርኩም ሰርሑ ። ኣብ ትግራይ ካብ ህወሓት ወፃኢ ሓዱሸ መማረፂ ንደሊ ኢና ። We are desperately in need of change; we are exhausted by the TPLF.
@YikaTube
@YikaTube Ай бұрын
Ya xubuq aloka huwahat atfika tuey merihinet nselam zideli selam zgusgus delay fthi kikowun alewo
@HagerawiSnit-eb7fz
@HagerawiSnit-eb7fz Ай бұрын
ስግንጢር ብጀካ ብሄረ ትግራይ ኣብዚ ትግራይ ትብልዎ ክልል ካልኦት ብሄራት የለዋን ድየን
@user-nq8ev7bz6k
@user-nq8ev7bz6k Ай бұрын
Kunama = kab Eritrea Zkhedu refugee , Erob = Nay Europe Catholic Zteqebelu Eritreawian BHere Saho , Iti Erob kab Europe Ztewesde Sagua iyu . tegaru z'akhakhebuwom Bherat alewuna mebeli iyu ! Ts'baH TseAdu akibom BHere " Lemash " kblu ykheilu iyom . Lemash = Tseguri Ferenji . 😂 🤕
@fidleytube
@fidleytube Ай бұрын
ተጋሩ እኮ ከም አኩም ብአውራጃ አይናሓስብን
@dawita2865
@dawita2865 Ай бұрын
ተጋሩ ሐሳዳት ሕብረተሰብ።
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 Ай бұрын
Medhin bitaemi nednikeki ena bertie 👌👍💖
@worldcomm9842
@worldcomm9842 Ай бұрын
ጅግና ብሓቂ ትግራይ ሰብ ኣለዋ፣
@mamanatey1731
@mamanatey1731 Ай бұрын
Ewae anta gud rekibna zehzneni nkulu gize eyom kea gorobetna zeyskhu kea 😂😂😂anta gdefuna selam habuna
@user-nq8ev7bz6k
@user-nq8ev7bz6k Ай бұрын
Selamna baelina ina neregagits ! Dobana NHawaru kLuket iyu Zewatsiena !
@bk-sf8ew
@bk-sf8ew Ай бұрын
Ata bejakum deytegedfuna esi eritrea debel endo gedefuwo Eritrea debahal tekoynu ne feqri sebeku entay ikum kulgize egerger tehasbu
@fidleytube
@fidleytube Ай бұрын
ተቃዎምቲ ፓርቲ በርትዕ ለውጢ ንደሊ ኢና❤❤🎉🎉
@user-fy9ym2cw4u
@user-fy9ym2cw4u Ай бұрын
ቃሕማም ኣብ ኤርትራ ትግራዋይ ዝባሃል የለን. ናበይ ጽግዕ ጽግዕ, 10 መልሓስ ሒዝካ ክትዛረብ መሬት ዓሪብካ.ደጀን? መዝገበ? ዝባሃል ኣብ ኤርትራ የለን ካብ ናብ ኤርትራ ናብ ጎንደር ወሎ ጠምቱ. ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን, ኤርትራውያን ናይ ኤርትራ እያ. ረሳሓት ( በተሓሳስባ ) ኢኹም.
@First-Eri
@First-Eri Ай бұрын
ቁሩብ ኣመዛዚንኩም ትሓስቡ ዶ? ሎጂግ ንስኻ ሃገር ክትከውን መሬት ናማትካ ክትወስድ ንሕና ኤርትራውያን ከ ስቅ ኢልና ዶ ንቅበሎ? ናብ ኤርትራ ክንሕወስ ተትብሉ እኳ ቁሩብ ምሓሸ። ደምና ሃብትና ጸጋታትና ከፊልና 40 ዓመታት ተቃሊስና ዘምጻናያ ሃገር ናብ ዝኮነ ክንሕውሳ ይኩን ክህባ ዘይሕሰብ እዩ። ድሓር ክኣ ታይ ንኤርትራ ዘርብሕ ነገር ኣሎ እዩ ኣብ ትግራይ ክትሕዉሱና? ምስ ኢትዮጵያ ምሕዋስ እንዶ ድኣ የርብሕ እንተንደልዮ። ስለዚ ሰላም ክመጽእ ኣብዚ ጎረባብቲ ህዝቢ ካብ ዕሙት ሕልሚ ተበራበሩ። ሃህ ኢልኩም ምዝራብኩም ክኣ ህዝቢ ኤርትራ ይመዝነኩም ኣሎ። ከምዚ ኢልኩም ግን ዝኣምነኩም ህዝቢ የለን። ህዝቢ ኤርትራ ክኣ ሃገሩ ዝትንክፈሉ ታይ ከም ዝገብር ትፈልጥዎ ኢኩም ብውሑዳት ኣብ ደገ ኮይኖም ሓደ ኢና ስለ ዝበሉ ስቅ ኢልኩም ኣይትሃውቱቱ። ንህዝቢ ትግራይ ሕሰብሉ ዕርቂ ኤርትራን ትግራይን ካብ ንኤርትራ ንትግራይ የርብሕ
@First-Eri
@First-Eri Ай бұрын
@@Yohanasenafe ህዝቦም ከለክሙ ጥራይ እዮም ካልእ ዘምጽዎ ለውጢ የለን። ዕርቂ ተኮይኑ ምስ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ምስ ዝኮረዩ ሓሳብካ ዝሳማሙዑ ዕርቂ ግን ዝቅበሎ የለን
@Berhun-zw9uw
@Berhun-zw9uw Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ናይ መፃእት ትግራይ ተስፋና ንስኹም የኹም እሞ በርትዑ ብፍላይ ዉድብ ናፅነት
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ❤❤❤
@SesinaGedle
@SesinaGedle Ай бұрын
@@Berhun-zw9uw መጻኢኹም ኮይንዎ ተፋጢጥካ ደም ዳተፋሰስካ ዩ በሉና
@user-pc3lw9bm3e
@user-pc3lw9bm3e Ай бұрын
እዋይ ወርደት ትግራይ ትሰዕር እዳበልኩም ከንደይ ምንአሰይ አጥፊኩም።
@user-nq8ev7bz6k
@user-nq8ev7bz6k Ай бұрын
Albert Einstein Ebdet intay iyu ? ilom msHatetuwo , kmilis kolo " Hade aynet tegbar Hiska , kalei wuts'it mtsbay iyu " iLu . SraH tegaru ! 😂 🤕
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi Ай бұрын
ብዝኾነ የቐንየልና መድን ዓይነይ ግን ከይብለኒ ኢልኪ አይትሰከፍዮም ልክዕ ልከዖም ሃብዮም ዓለም ዝመስከሮ ብመስዋእቲ አሕዋትና ዝመፀ ድርድር ሙሉእ አይኮነንዶ ገለዶ ናበለ ሃለውለው ይብል ድሑር😡
@yared7831
@yared7831 Ай бұрын
Ab Eritra zelo Eritrea tbehal hager alato natka trah gber abana zelo xegem kndzi zkone ykun hager alatna. Niaka kea ethiopia etbahal hager alatka muhato.
@ባህግና
@ባህግና Ай бұрын
@@yared7831ሕሙም 2/7 የድልየካ ሎ ኪድ ተሓጸብ
@Music77910
@Music77910 Ай бұрын
ኣበይ ኣላ ወደይ እንታይ ዳኣ ደሊና ስእናያ ኣብ ስደት ንነብር ኣለና
@user-pc3lw9bm3e
@user-pc3lw9bm3e Ай бұрын
ለምን ጨከናችሁ አትገነጠሉም አማራ የራሱን ቤት እየሰራ ነው።
@yared7831
@yared7831 Ай бұрын
@@Music77910 no matter what hade maalti gzie alo. Bzaeba gorebietna gn n gzie ngdefo
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay Ай бұрын
@@Music77910sik bel hasawi agame
@birhanuwoldemichael8829
@birhanuwoldemichael8829 Ай бұрын
ጀግና እክ እዛ ሓፍትና አነ ሕዝ ኾይነ ኻሓስቦ ኸለኹ አብርሃ ደስታ ዝበሀል መምህርን ፓለትከኛ ይቅርታ ክሕተት ዘለዎ ጀግና ወዲ ህዝብ እዩ ንዝኹሉ ፈልጡ ዝጋፈጥ ዝነበረ መንዕሰይ እዩ አርቲስት ሓጎስ ገብረህወት ጎበዛት እዮም
@bent.7396
@bent.7396 Ай бұрын
Dynamic guest. I enjoy his political analysis and love his vision.
@gechnegasi4635
@gechnegasi4635 Ай бұрын
ብቁዕ ሰብ ምስ ሓሳቡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 Ай бұрын
D r ደጀን ጽብቅ ትንታነ ተጋሩ ንዓኻ፡ዝመስሉ ሓሰብቲ ምህላዎም ዕድሊኜታት እዮም። ምኽንያቱ ጽብቅ ለውጢ ከምጹ ዝእለ ዝኽሉ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe Ай бұрын
ብሓቂ ልዑል ተስፋ ዘለዎ ሙሉእ ብቅዓት ዘለዎ ሙሂር እዩ ዶ/ር ደጀን ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ክከታተሎ ክድግፎ ይግባእ ከምዚ ዓይኘት ዓበይቲ ሙሁራት ኣተባቢዕና ንናፅነት ንቃለስ።
@humhum3511
@humhum3511 Ай бұрын
ቆንዳፍ ዓጋመ ሽም ኤርትራ ኣይተልእሉ ። እግርኻ ክንቆርጸካ ኢና
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዶክተር ደጁ ናይ ጽባሕ ዋሕስ ህዝቢ ትግርኛ ሓደ ኢኻ ሞ ቀጽል ንቕድሚት ኣጆኻ፡ መድህነይ ካኣ ተውጾኦም ዝኾንኪ ጋዤጠኛና ኢኺ ሞ በርትዒ❤❤❤
@user-nq8ev7bz6k
@user-nq8ev7bz6k Ай бұрын
Hzbi tigrgna zbahal yelen ! Ab Eritrea " Bhere tigrgna Alo , Bhere tigre Alo " Ab ethiopia dma" tegaru " alewu . zerakhib yeblnan ! 😂🤕
@ER30624
@ER30624 Ай бұрын
Nakuom kamtuom abuotatka genbarkuom elna kaytfankuom salm yalan meskuom fonfnat hezbey Eritrea nay Eritreawe teray eyuo komal lamney
@amtejone8520
@amtejone8520 Ай бұрын
ዶ ንህናስ ሀገር አላትና ኤርትራ ትበሀል .ከምዚ ዝብል ዘረባ ካኣ አምጺእኩም .ሐደ ኢና ንምባል ዲዩ .መቸም ተጋሩ ተንኮልኩም አይውዳእን ኢዩ በሉ ቀጽልዎ መሊሱ ሽግር ከምጽአልኩም እምበር አይጠቅመኩምን ክፉአት ጎረቤት .አይንርስኦን ንብረትና ገፊፍኩም ዝሰሰግኩምና እንታይ ዳኣ ሽኡ ህብሪ አይንና ከመይ ኔሩ ማለት ኢዩ . እዋይ ናትኩም ክፋእ ሲ እንታይ እሞ ቁልቁል ደፊእኩም አሎ ግን አይተሰቆረኩም አሎ ።
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 Ай бұрын
Hegere tigrigna yeblnan eritrea nay talyan ya zela pride.
@user-gj5cs5mt9z
@user-gj5cs5mt9z Ай бұрын
Namentedieka ahger wedi dekal baleka keyetef wedi ensesa fwnfwn rehakwln endo aynedelikwmn entetebhilkwm ketekedwteray eu zelekwm kondafat​@@tigrignaculture1555
@humhum3511
@humhum3511 Ай бұрын
ቆንዳፍ ዓጋነ ​@@tigrignaculture1555
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 Ай бұрын
ክክክክ እንዳ ሰሓቕካ ጸኒትካ ኢኻ ዘለኻ ፡ ኤርትራዊ ሃገር ኣላትኒ ትብል ትግሪና እንተ ኣሊኻ።
@tesfutewoldberhan8756
@tesfutewoldberhan8756 Ай бұрын
True.1998..2000.werar weaned hbri eyenekum bah aybelneaal..(don't like colour's of your eyes) (for Eritrean residents of ethiopia))( nefes yeheir miles zenawi.1998...
@abebegide720
@abebegide720 Ай бұрын
You are great men dr dejen
@alexsandersidrak2163
@alexsandersidrak2163 Ай бұрын
ጽግዕተኛ ኣብ ኤርትራ ትግራዋይ ከ እዚኣ እባ ግለጸልና በጃኻ
@user-le3om6dx8m
@user-le3om6dx8m Ай бұрын
ኣብ ትግራይ ዘሎ ናይ ምዝራብ ነጻነት እኳ ዝገርም ዝገርም ኢዩ ኣብ ኣሜሪካ እውን ክንድቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ናይ ምዝራብ ነጻነት የሎን ።ኣብ ኤርትራ እሞ ባኒ ኸቢሩ ኢልካ ተተዛሪብካ ሽዑ ኢኻ ትእሰርን ትጭወይን ።ትግራይ ንቕድሚት ❤❤❤❤
@abebegide720
@abebegide720 Ай бұрын
Well come dr dejen
@efremtesfai1743
@efremtesfai1743 Ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ሃገር ኣላቶ ዲሞክራሲኣዊት ሃገር ግን ኣይኮነትን።ህዝቢ ትግራይ ሃገር የብሉ፡ዲሞክራሲ የብሉ።ሪፈረንደም ጌርና ትግራይ ናብ ኤርትራ ክንሕዉሳ ኢና ካልእ ይትረፍ ሃገር ኣላትኒ ኢሉ ይቐስን።
@amanuelmengsteab5384
@amanuelmengsteab5384 Ай бұрын
Dehri melion amet keman kekewun eyu eleka aytehsebo meszom komalat
@abebegide720
@abebegide720 Ай бұрын
The great men
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 Ай бұрын
ምሁራት ትግራይ ፣ ኧለም ለኻውያን ፈላጣት ተጋሩ መድረክ ሒብኻ ሓሳቦም ክገልፁ፣ ፍልጠቶም ከምህሩ ብምግባር ተወዳዳሪ ለይብሉ መድረክ ብራኸ ሸው እዩ ። እዙይውን ዲሞክራሲ አብ ትግራይ እላኧምበበ ክኸድ ፃእሪ ናብራኸ ሸው ጋዜጠኛ ፣ ተጋዳሊት ፃእራም መድህን ❤❤❤ እላኾን መጺኧ እላ ። ተጋዳላይ ዶር /ደጀን ምቕራብኺ የቐንየልና ፀርፊ ምጽሀፍ ማኃይምነት እዩ ካብ አሜሪካ
@arusson6022
@arusson6022 Ай бұрын
መዲ ሓፍተይ ነዚ ቀባጽ ኣቦ ሓቂ ዶ/ር ካፍቲ ጮግሪኺ ዘይትግብሉሉ ግን ማራ ኢየ ዘድንቆ❤❤❤❤
@senaymehretab6143
@senaymehretab6143 Ай бұрын
ትምኽሕቲ ነዝኹሉ ጸገም አብጺሕኩም ንሕና ንሕና ትግራዎት ክትብሉ ፈጠቕ ኢልኩም ወዲቕኩም
@mebrahtuhadgu7215
@mebrahtuhadgu7215 Ай бұрын
WE eritrean's we have Eritrea, don't Worry About os se want nothing to do with u tegaru.
@tesfakibrom2447
@tesfakibrom2447 Ай бұрын
እቲ ን30 ዓመት ኩናት አይኩናት አይሰላም ምስ አሪትራ ዝገበርኩሞ ትዝክሮ ዶ ታሪክ አሪትራ አንብብ 1998 ክሳብ 2000 ዓ, ምህረት አቡቦ
@user-tv4bd7vb5c
@user-tv4bd7vb5c Ай бұрын
መጀመርታ ማሃይምነት ኣጥፍእ፥ ናይ ኣጻሓሕፋ ቃላት ተማሃሪ፥ ቁሩብ ሕፈሪ ምስ መን ትዛረብ ኣለካ ፍለጥ። ጡሉቁይ ከም፡ሃማማ ጥብሎቅ ትብል ኣለካ ከም ዝተማሃሪካ ። ኣንራ እዛ ኤርትራ ብሓቂ ከይሓልፈላ ንባዓል ንስክስ ሰከም ሃገር ሕዛ እእያ። Please clean your stupidity.
@misghinatiluq2054
@misghinatiluq2054 Ай бұрын
Halemti zikhonu gorobet,Tigray kem hager zeykonets kem kilil ewin aykitgixilin eya bezi resah hangolkum,deqi malelit
@HenokHiyabu
@HenokHiyabu Ай бұрын
Suddenly you wake up and find your dream world somewhere and it is not wrong to dream at all but The error states when you wanted it in reality and share with others.This is insane.
@Documentary590
@Documentary590 Ай бұрын
I have seen the Eritreans get nervous every time when the truth is spoken. It’s the individuals personal and political point of view. The good thing is he is in a region where freedom of speech is honored all the Eritreans commenting here are the immigrants who flee from their homeland and seek asylum and refugee desperately.
@user-en6wt4hb3t
@user-en6wt4hb3t Ай бұрын
ግዝያዊ ምምሕዳር ናብ መረፃ ከሰጋግር ዳኣ እምበር ከምድልየቱ ክመርፅን ከውርድን ስልጣን የብሉን
@gideonasress7484
@gideonasress7484 Ай бұрын
wei ferihka sq bel wei hawi weli-eka andidom. they will never give up their power. talk is cheap rise up!
@MahirIsmailMahirIsmail
@MahirIsmailMahirIsmail Ай бұрын
ፗርን ተትሰርሒ ምሓሸ 😊😊😊
@michaelsenay1857
@michaelsenay1857 Ай бұрын
ንቅድም ከም ሰብ ሕሰብ እሞ ድሕሪኡ ንእትዛረቦ ረሳሕ ቃላት ክርደኣካ'ዩ ዶ/ር ከኣ'ዩ ይበሃለለይ !!! እቲ ንዓኩም ዘሳቅየኩም ዘሎ ረሳሕ ናይ ዓሌት ኣተሓሳስባ ናባና ከተሳጋግሩ ከይ ደቀስኩም ትሓልምዎ ኣበደን ኣክሰርሕን ኣዩ !
@Auroradivision
@Auroradivision Ай бұрын
ዘለናሉ ብርኪ መሕዘኒ እንድዩ ግን ካብ ቃላት እናመረፅና ንፃረፍ ንምንታይ እዩ ነቲ ዘለናሉ ፖለቲካዊ ውድቅት ክልውጥ ዝኽእል ሓሳብ ክነበርክት ዘይንኽእል? ዶ/ር ዝብሎ ዘሎ መብዛሕቲኡ ልክዕ እዩ። ናይቲ እናኣምኖ ውድብ ውድቀት ስትራተጂካዊ መሪሕነትን ዝስዓበልና ዕንወትን ሞትን ሕጂ እውን ዝቕፅሎ ዘሎ ዘይምርድዳእን ዓብዪ ስሕተት ምትንታኑ ብዝኾነ ይኹን መዕቀኒ ዘፅርፍ ኣይኮነን። ስለዚ ንስኻ ነቲ ውድብ ዘይኮንካ ክትጣበቐሉ ዝግበኣካ ንህዝቢኻ ጥራሕ እዩ ቅኑዕ እንተኾይንካ ማለት እዩ። ስለዚ ዓገብ ንግበር!
@mebyezerom1924
@mebyezerom1924 Ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ሊሂቃን ሒዛ ትግራይ ገናዪ ሽግራ። ነታ ዘላ ትግራይ ከምይ ነማሕድራ ገዲፍካስ፡ ኤርትራ ዓፉር ህውተታ ። ካብ ታሪኽ ክትማሃሩ ኣይከኣልኩምን፡ ምስ ኤርትራ መዓስ ሓደ ኰይና ትፈልጥ፡ ኤርትራ ከ ናይ ትግርኛ ጥራይ ድያ፡፡ ካብቶም ኣቦታትኩም ትኸፍኡ፡ ከይቦቖልኩም ክትማሓው ዘለኩም ጋዕጋዓት ፍጥረት። ዘይትምሕሩና ኣይኮነንዶ ምሳኹም ሓደ ክንከውን፡ ጎረቤትኩም ምኳና ክማን የጉሄናን ዋጋ ኣኽፊልናን። ጠበይ ገርኩም ጉርብትና ኣኽቢርኩም ሰላም ንንበር እንተበልኩም መርሓባ፡ እንተዘየለ ክምቲ ንናጽነት ኣቦታትና 30ዓምት ዝተዋግእዎ፡ ምሳኹም 100 ዓመት ውን ይኹን።
@naherdawit1701
@naherdawit1701 Ай бұрын
እመነኒ ሻዕብያ ትንፋስ ህብኩም እዩ እዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ግን በምንም ተኣምር ኣይ ኮነንዶ የሕዋተይ ክብለኩም ሲ ሓንሳብን ንሓዋሩን ከይ ጽንተኩም ጸልዩ::እዚ ግን ከምዚ ትኸድዎ ዘለኹም ኣካይዳ እንተዘይ ኣቋሪጽኩሞ እዩ ::
@GeryeTesfamaryam-xi2me
@GeryeTesfamaryam-xi2me Ай бұрын
ኣታ ጠቅሊሌና ክነርከበኩም ኢና በጃኩም ነዛ ረሳሕ ሰታይት ደም ዝኮነት ሰራዓት ፈሕ ኣቢልኩም መሩሑና
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i Ай бұрын
ዶ/ር ደጀን ተባዕ ኣንደበተ ሩቱኡ እካ ኣጀኻ ናፃ ሃገረ ትግራይ ኣብ መንእሰይ ወለዶ ትርግታ ልቢ ዘላ እያ በሩቱዑ ኣብ ጎዲኑኩም እና❤
@user-nq8ev7bz6k
@user-nq8ev7bz6k Ай бұрын
Bzey Budget nay Ethiopia tigray ktnebir aytkhielin iya ! Aykonen hager kitkewun . 1.5 Million Atsnitkum intay amtsikhum ? !
@angesomghebrengus6995
@angesomghebrengus6995 Ай бұрын
ሕጂ ምኒን ትርጉም የብሉን፡ ምኒን ገዲፍኩም ናይ እንዳ ኣማትኩም ከይደለኹም ምስ ኩሎም ጎረባብትኹም ብሰላም ክትነብሩ ፈትኑ። ጠንቂ እዚ ኹሉ ሽግርኩም ባሕሪዶ ባድመ ኢልኩም ዘይናትኩም ክትምነዩ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዘይደለዮ ምስ ኤርትራ ኣብ ኲናት ምእታውኩም ኢዩ፡ ሕጂ ድማ፡ ዝኸፍአ ሽግር ከይወረደኩም እንከሎ እቲ ሽግርኩም እዚ ዝብለኩም ዘለኹ ምዃኑ ኣሚንኩም ናይ እንዳ ኣማትኩም ምምናይ ገዲፍኩም ሰላም ግበሩ፡ ትግራይ ትበሃል ክልል ነይራ፡ ትግራዋይ ዝበሃል ህዝቢ ነይሩ ከይከውን ውጺት ናይ ሕማቕ ትምኒትኩም። ኣብ ልዕሊ ካልኦት ህዝብታት ብፍላይ ድማ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘለኩም ሕማቕ ትምኒት ኩልሳዕ ለካሚኹም ስለዝኾነ።
@Sibhat-pj2ih
@Sibhat-pj2ih Ай бұрын
ኣብ ኢትዮጵያ ልዕልና ኣብዝነበረኩም ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ሕሉፋት ኢትዮጵያውያን ነርኩም፣ ካብ ኣራት ኪሎ ምስተባረርኩም ሕሉፋት ተጣበቅትን ሓለይትን ናይ ን20 ዓመታት ብዕጸዋን ክባን ሰንሰን ዘበልኩምዎ ህዝቢ ኣይትተንክፍዎ፣፣ ናተይ ዝብላ ዝሕበነላ ሀገር ኣላቶ ኣከለ፣ እንተዞይኮነ ጽንብላልዕስ ኣካላ ዘይከደነትስ መሬት ከደነት ዝዓይነቱ ኢዩ
@eritreansiniper1672
@eritreansiniper1672 Ай бұрын
Komalat Agame
@Asmera-1
@Asmera-1 Ай бұрын
እቲ ዓቢ ሽግር ተጋሩ ገና ኣብ ድሑር መስፍናዊ ኣብ 12ኛ ክፍለ ዘመን ስለ ዘለኹም ምስ ኤርትራዊ ስነ ልቦና ዝማጣጠን ኣተሓሳስባ ኾነ ልቦና የብልኩምን። እዚ ዘበለኒ ምኽንያት ተንጸባርቕዎ ባህርያትን ልቦናን፣ ከም እምነት ቡዳ ጥንቆላ፣ ኣብ ውልቀ ሰብ ኣምልኾ ወዘተ ዝኣመሰሉ ባህሪ መስፍንነት እዩም። ስለ ዝኾነ ድማ ድንቁርና ሰፊኑ ንእዝንኻ ዝኹርኩሕ ገበንን ጭካነን ንርኢ ኣሎና ኣብ ትግራይ። እቲ ኤርትራ ኤርትራ ትብልዎ ወግሐ ጸብሐ ገዲፍዱኩም ብዛዕባ እታ ትፈርስ ዘላ ኽልል ትግራይኩም እንተ ትሓስቡ ይምረጽ። ብተወሳኺ ሕዝቢ ኤርትራ የሕዋት ኢና ትብልዎ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ እዩ። ኤርትራ ብመሰረቱ ብ9 ብሄራት ዝቖመት ሃገር እያ። ሕጂ ንኤርትራ ብሓደ ትግርኛ ዝዛረብ ብሄር ኣብ ኣከለጉዛይ ዶብ ዝርከብ ሕዝቢ ትግርኛ ተመሳሲልኩም ብስግረ ዶባዊ መርዓን ደርዓን ተዋሊድኩም ማለት ሕዝቢ ኤርትራ ሓውና እዩ ኽትብሉ ጉጉይ እዩ። ዋላ ይኹን እንተ ተባህለ ተመሳሰልቲ ኣሕዛብ ኣብ ተፈላለያ ሃገራት ፋሕ ኢሎም ይነብሩ እዩም። እንተኾነ ግን ናይ ሓባር መንነት ዜግነትን የብሎምን። ንኣምነት ንምጥቃስ፦ 1. Switzerland 🇨🇭 ብ ጥልያን፣ ፈረንሳ፣ ጀርመን ሕዝቢ ዝቆሞት ሃገር እያ። ግን እዞም ሕዝቢ እዚኦም መንነቶም ኾነ ዘግነቶም Swiss እምበር፣ ንሕና ጀርመን፣ ጥልያን ወይ ፈረንሳ ኢና ኣይብሉን። 2. ከምኡ ውን Austria 🇦🇹 ብመበቆል ዓልየት ጀርመን እዩም፣ ግን ዘግነቶም ጀርመን ኣይኮነን 3. ከምኡ እውን የዕራብ ሃገራት ሓደ ቛንቛን ባህልን መቦቆላዊ ናይ ሓባር ኣመጻጽኣ ኣለወን፣ እንተኾነ ግን ነናተን መንነትን ዜግነትን ኣለዎም። 4. ስለዚ ተጋሩ ድማ ሓደ ውሱን ሕብረተ ሰብ ኤርትራ ብቑኖ ዶ ብሃይማኖት ብእንጀራ ብቛንቛ ተመሳሲሉና ኢልኩም ኣሕዋት ኢና'ዶ ዓባይ ትግራይ ዘይጭበጥ ሕልሚ ካብ ተሳስዩ፣ ሕዝቡኹም ኣብ ሕማቕ ኹነታት ይርከብ ብዓጸቦ ጸጥታ ሽግር ስርቂ ቕትለት እሳቐ ዘሎ ፍታሕ ድለይሉ ወይ ርኸብሉ። ፍረ ዘይምጽእ ዋዕላ ኣብ ርእሲ ዋዕላ ተካየድኩም እሞ ኣብ ተግባር ዘይውዕል ኣቛርጹ። 5. ኩልኹም ተጋሩ ኽትፈልጥዋ ዝግብኣኩም ካብ መስፍናዊ ኣተሓሳስባ ውጹ። ብዛዕባ ሕሉፍ ናይ ኣኹሱም 1000 ዓመት ነጊስና ምባል ንግዜ ንድሕሪት ኽትመልሶ ምፍታን እዩ። ንታሪኽ ዝግደስ ኣብ ቤተ መዘክር ንውከሳ ትግንጽሎ እምበር ፓሎቲካ ትሰርሓሉ ኣብ 21 ዘመን ኣይኾውንን። ግዜ ምብኻን ጥራሕ እዩ 6. ኣም መጨረሻ ንተጋሩ ኸዘኻኽሮ ዝደሊ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝቆማ ብመግዛእቲ ቅኝ ግዝኣት ኤሮጳውያን ብናይ ዋዕላ Berlin 1884 ምምቕቓል ኣፍሪቃ እዩ። በዚ መሰረት ድማ ኤርትራ ከምተን ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ብ1890 ዶባታ ብንጹር ሕንጻጽ ከም ሃገር ቆይማ። ስለዚ እስኹም ኢትዮጵያውያን ኢኹም። ሕልፊ ጅቡቲ ሱዳን ሶማል ኣፍጋኒስታን ኣይንብጽሓኩምን ኣይትብ ጽሑና። ከም ጎረበት ሃገር ድማ ብዓለም ልኻዊ ሕጊ ተማእዚዝና ብሰላም ንምበር። ኣርብዓን ኣርባዕተን ነጥቢ። ሰላም እንተኾይኑ እውን እሱኹም ከም ኢትዮጵያውያን Entry visa ሓቲትኩም ኽትመጹ ጽቡቕ፣ ንሕና እውን ኸምኡ። ኣነ ግን ኣብ እቲ ዶብ ትግራይ ኤርትራ መንደቕ ኽንደቕ እየ ዝደሊ። እዚ ኻብ ጽልኢ ዝተበገሰ ኣይኮነን፣ ባህላዊ ወራር ስክፍታ ስለ ዞለኒ፣ ከምኡ ድማ ብ2018 ዶብ ምስ ተኸፍተ ተጋሩ ኣብ ኤርትራ በጻሕቲ ኾይኖም ኣብ ሓጺር እዋን 642 ገበን ፈጺሞም ተኣሲሮም። ባይቶ ዞባ ማእከል ዕቕ ምስ በሎ ንመንግስት ዶብ ክዓጹ ጽዕንቶ ጌሩ የዕጺዎ። ስለዚ ተጋሩ ውሽጥኹም ገምግሙ። 7. ዶክተር ደጀን መዝገበ ሓደ ቛንቛ ኣለና እሞ ንኤርትራ ኣፍሪስና ሓንቲ ዓባይ፣ትግራይ ሃገር ንመስርት ዘስዕቦ ሰበብ ጽንተት ተጋሩን እስኻን ከም እዚ ከማኻ ዝኣመሰሉ ስግኣት ሃገራውነትና ምኻን እንተ ቐጺልኩም ግን ብሃገራዊ ድሕንነት ኤርትራ ኣብ ዘለኹሞ ፈሊኻ ምእላይ ከም ዝህሉ ፍለጥ። 8. ኩርድስታውያን ከም ሕዝቢ ኣብ Iraq 🇮🇶, Syria 🇸🇾, Iran 🇮🇷, Turkey 🇹🇷 ብውሑዱ ተዘርጊሖም ይነብሩ። እንተኾነ ግን ኣብ 80 ታት ከም እዚ ናይ ደረጀ ጽሉል ኣተሓሳስባ ሒዞም ዓባይ ኩርዲስታን ሃገር ንምምስራት ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ምስ ጀመሩ ብሰለስቲኤን ሃገራት ተወቒዖም ጸነቱ። እቲ ዘስካሕክሕ ግን ሰዳም ሑሰን ብዝተኸልከለ ቐመም መሳርያ ተጠቒሙ ኣማኢት ኣሽሓት ኩርድሳውያን ኣጽኒቱ። እቲ ነዚ ዝፈጸመ ጀነራል ዓሊ ይብሃል፣ ከም ሳጉኡ ድማ " chemical Ali "ተባሂሉ ይጽዋዕ ነበረ ስጋዕ እታ George Bush Senior ሒዙ ኣብ ቤት ፍርዲ ዘሕንቖ። ስለዚ ተጋሩ ዘይዓቕምኹም ኣይትሕለሙ። ብሓደ ተወላዶ ኣከለጉዛይ በጻብዕቲ ዝቑጸሩ ንሓሳባትኩም ዘሳስዩ ኣይትታለሉ። እስኹም ሎሚ ኢትዮጵያውያን ንዘንተ እለት ኢትዮጵያውያን። ኣብ ዘዘሎናዮ ፍቅርን ሰላምን የውርደልና።
@HenokHiyabu
@HenokHiyabu Ай бұрын
Why one needs the enemy in this world?performance of friendship is not complex at all.
@abebegide720
@abebegide720 Ай бұрын
It is a great knowledge for güya you follow you
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi Ай бұрын
ትግራይ ብተቖዋሚ ፓርትታት አይትዓደለትን ቱ
@abulehemajir7706
@abulehemajir7706 Ай бұрын
ኤርትራውነት ጽሩይ ዓሌት እዩ ዝኾነ ርስሓት ክሕወሶ ኣይደልን እዩ። ። ። ትግራዋይ ካብ ቀሰሙ ሃገር የብሉ ዓውዲ የብሉ።
@dawit1325
@dawit1325 Ай бұрын
ኣዚ ድማ ሓንጎሉ ዝበርሐ ቁርሱስ ዊዒጊን ። ብርእስኹም ተኣማመኑ ፥ ዝደልየኩም ኤርትራዊ የለን ።
@davidharcot220
@davidharcot220 Ай бұрын
አየ ጸጉሪ አየ ኽዳንን አከዳድናን አየ ቑመና 👌
@WeySeb-rt3by
@WeySeb-rt3by Ай бұрын
ኤርትራዊ ሰራሒ ታርኽ ፡ መልሓስ መኤውየይት ጥራይ ገዲፍለን ፡ መዘናግዒ ክኾናና። ሻዕብያ ኣምላክ ኤርትራ የቐንየልና!!!
@habtezghiatobrhan726
@habtezghiatobrhan726 Ай бұрын
Ata Wigin nay Kuntka Gber.We Eriteans have Indpendent Land We Have precious Sea!!!But u know ur situation Komal Wigin!!!
@user-qd9iw5ee3s
@user-qd9iw5ee3s Ай бұрын
Medhin sweet.
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 Ай бұрын
ቤት ሙኽሪ ካብ ህዝቢ ህዝቢ ዝመረጾ ,not you. You are under minding the power of people
@awetfisehaye1408
@awetfisehaye1408 Ай бұрын
ቅድሚ ሞቶም ብሄር ትግርኛ ኣሕዋት ንኤርትራ ትግራወይቲ ሃገር ክንገብራ ጋንታ ወልዋሎ ትኣኽላ ይብሉ ኔሮም ድሕሪ እዚ ኩሉ ብርሰት ኣብኣ ኣለዉ ፡ካብዚ ሓደ ነገር ይገሃደልካ ትግራዋይ ሰብ ከምዘይኮነ ካብ ንሰብ ንህበይ ከምዝቐርብ ክብዚ ንላዕሊ ኣብነት ኣየድልን ፡ትግራዋይ ማለት ህበይ ኢዩ ኣኸለ።
@Eri--wl3ik
@Eri--wl3ik Ай бұрын
ጥፉሽ !!! በቃ ኣኺሉኩም ሓለውለው ክትብሉ ? ትግርኛ ዝዛረብ ሰብ / ኤርትራዊ ወይ ኢትዮጵያዊ እንበር ትግርኛ ዝባህል ሰብ የለን። ደናቑር ድሑራት !!! ክጥእመኹም ኢትዮጵያዊ ክሓስመኹም ትግራዋይ ዝባሃል መንነት የለን። Game over !!!
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 Ай бұрын
Waiting
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe Ай бұрын
ዝኾነ ትግሮዋይ ክጠልባ ዘለዎ መንግስቲ ይሃልወና ዝብልዩ ። ዶክተር ደጀን 👍👍👍👍👍👍
@user-en6wt4hb3t
@user-en6wt4hb3t Ай бұрын
እህህህህህህህ ፅቡቅ መፂኻ ኣለኻ ኣብታ ግዜ ውዕል ፕሪቶርያ ዘካየድኩሙዋ ሱር ቦቆስ እትብል ናዕቢ ኣብ ምቀለን ኣብ ካልእ ቦታታትን ዋና ኢድ ነይሩኩም እዩ ብጣዕሚ ኢና ንዝክሮ እና ሐዚ ድማ ጥቅስ ኣቢልካያ ኣሚንካላ ኣለኻ ፅቡቅ እዩ ። ደጀን ዓጀውጀው ኣይትበል ድልየታትካን ብቅዓትካን ብደንቢ ጌሩ ህዝቢ ይፈልጦ እዩ ስለዚ ቦታ ሒዝኩም ኣለኹም ግዝያዊ ጥቅምኹም ኣሳልጡ ኣፍኩም ዓፅዩ ስቅ ኣቢሉኩም ኣሎ ኣብይ ዋዛ ኣይኮነን ዳሓን ህዝቢ ተረዲኡኩም እዩ ዓርከይ ።
@MrTaddis
@MrTaddis Ай бұрын
ንፉዕ ወቓሳይ ተፃራፋይ እንተኾይንካ ፓለቲከኛ
@Massawa2002
@Massawa2002 Ай бұрын
ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ዝገበርክምዎ ግፍዕን መከራን ተረሲዑ ማለት ዲዩ ? ሕጂ እውን እቲ ትዕቢትን ትምክሕትን ይቅጽል ኣሎ ሻዕቢያ ንጉስ ናይ ምስራቅ ኣፍሪቃ !!
@solodamedia1029
@solodamedia1029 Ай бұрын
ብሔርተኝነት ናይ ስልጣን መደየቢ ሽጣራ እያ😂
@gemeleyemedia1325
@gemeleyemedia1325 Ай бұрын
ብርእሰ-ምትሓት ትሳቐ ክልል ። ኤርትራ ኤርትራ ክብሉ ልቦም ቶግ ክትብል'ያ !
@user-tv4bd7vb5c
@user-tv4bd7vb5c Ай бұрын
ዓቅምካ ፍለጥ please ማሃይም
@gemeleyemedia1325
@gemeleyemedia1325 Ай бұрын
@@user-tv4bd7vb5c ሓቂ እንድዩ
@user-tv4bd7vb5c
@user-tv4bd7vb5c Ай бұрын
​@@gemeleyemedia1325​@gemeleyemedia1325 ገመል እንታይ ኮንካ ዓዕ ትብል ኣመል ይብሉ ኣቦታት። ርእሰ ምትሓት እንታይ ማለት እዩ ትርጉሙ ትፍልጦ ዶ ንምካኑ? እዚ ሓውና ዝብሎ ዘሎ ኣርእስቲ ብዛዕባ geopolitical analyst እዩ ዝዘረብ ዘሎ ባዓል ንስኻ ግን civics ዘይተማሃሩኩም ብድንቁሩናኩም ናብ ስደት ኣምሪሑኩም ኣበይ ክሪዳኣኩም ኣንትሪፊ ጽላን ትዕቢትን ኣንነትን(ego) እንታይ ፍልጠት ኣለኩም። ሓሳብ ክተፈልፉሉ ይኩን ክትንትኑ ዓቅሚ የብሉኩምን።ሓንጎልኩም ባዕጢ ጽልኢን ትዕቢትን እንድዩ መሊኡ።እቲ ዘገሪም ከኣ ስ ኣንጫዋ ንሓሪመዝ ቀልዳትሉ ይብሉ ኣቦታት።ሕጂ ባዓል ንሳኻስ ማሃይምነት እኮ ዘይጥፍኣኩምስ ምስዚ ሙሁር ክትዛረቡን ክትናኣእሱን፡ምፍታንስ መርገም እዩ። ብተወሳኺ ድማ፡ካብካ ብሌን (ኣገው) ንላዕሊ ኣብዚ ምድሪ ብነብሰ ምትሓትት ዝሳቀ ዓልየት የለን።ርጉም ብሌን(ኣገው) ኢካ። ርእስ ምትሓት ማለት ሓደ ሰብ ኣኑ
@beletse1236
@beletse1236 Ай бұрын
መድህን ኣዛርብዮ ዝወዲ ብጣዕሚ ንፉዕ እዩ
@tesfalem78
@tesfalem78 Ай бұрын
ስልጣን ከይሓዘ ከምዚ ዝዘኽረጠስ ስልጣን ምስሓዘስ ታይ ክኾን እዩ እዚ ዶር• ቦግታ?
Ай бұрын
#TDF 👈 against #TigrayGenocide but failed to secure unapologetic freedom
@efremtesfai1743
@efremtesfai1743 Ай бұрын
ናይ ዘረባ ኢኹም እምበር ናይ ተግባር ኣይኮንኩምን።ከምቶም መራሕቲ ኤርትራ ዘይትኾኑ።ኣብ ስራሕ እምበር ኣብ በለካ ለኽዓካ ዘይዊሉ።ክትእረመሉ ዘለካ፥ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዝበሃል የለን ሞይታትካ ኣላ ኤርትራዊ ሃገር ኣላቶ እቲ ቃልሲ ንዲሞክራሲ ኢዩ ኣብ ኤርትራ ትግራዋይ ዝብሃል ሕብረተሰብ የለን።እዚ ጸርፍን ንዕቀትን ንህዝቢ ኢዩ። ዶብ ብናይ ሃገራትን መንግስታትን ሕጋዊ መንገዱ ኢዩ ዝኽፈት።ከም ድላይካን ኣብ ድላይካን ናብ ካልእ ሃገር ክትኣቱ ክትወጽእን ኣይፍቀድን ኢዩ።
@michaelhabte4789
@michaelhabte4789 Ай бұрын
Kikkkkk i Eritrea 🇪🇷 nay 9 biherat Hager ya Natka gber
@kesatebrhanselama1231
@kesatebrhanselama1231 Ай бұрын
ብሄራውያን ውድባት 😢 ኣንታ በይዛኹም ዶ ባይታ ወሪድኩም ሓሳብኩም ንህዝቢ ሽጡ :: ሎሚ እቲ ዕድል እንተዘይተጠቂምኩሙሉ መዓዝ ኢኹም ክትጥቀምሉ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ኹሉ ሓፋሽ ህዝቢ ናብ ባይታ ወሪድኩም ምስ ህዝቢ ተራኸቡ ኢሉ ነጊርኩም ፍፁም ኽትሰምዑ ኣይትኽእሉን :: ንስኻትኩም ድማ ዘይትሰምዑ ገለ ሰባት ኢኹም :: ልብናን ግዜናን ሙሉእ ተስፋንን ንዓኹም ሂብናኩም ነይርና ግን ክትሰምዑ ዘይትኽእሉ ካብ ህወሓት ዝገደድኩም ነቃፃት ኢኹም :: ኣኸለ 😂😂😂
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc Ай бұрын
ኣበይ ኔርኩም ሕጂ ሃተፈፍ ትብሉ። 27 ዓመት ስልጣን ኣብ ኢድ ካድረታት ትግራይ ኣትዩ ብሃብቲ ካልኦት ህዝብታት ፋዕ ክትብሉ ከኹም ሕውሓት እዚ ትገብር ኣላ ኣይበልኩምን። ሕጂ ንስልጣን ጉያ ጉያ። ድሓር ክኣ ኣብ ኤርትራ ትግራዋይ ዝብሃል ህዝቢ የለን። ቀደም ሶጒግናዮም ኢና። ኣብ ኤርትራ እሞ መንግስቲ ጥራሓ ዘይኮነስ ኣብ ንከባቢኡ ዘሎ ህዝቢ ከይተረፈ መንግስቲ ዝተኽለሉን እንተደልዩ ዝኣልየሉን ሻዕብያ ዝብሃል መንግስቲ ኣለዎ። ኣብ በርኻታት ተንቤን ኣኣብ ዝተሓባእኩሞ ብዓትን ሽንጭሮን እንባሕ እንዳበለ የባህረርኩም ስለዝነበረ እኮ ኢኹም ርእስኹም ሲሕትኩም ሃተውተው ከምትብሉ ጌርኩም ዘሎ። ሃተውተው ትብል ደርፊ ነይራ ብልክዕ ንዓኻትኩም እያ ትምልከት። ደሊኹም ስምዕዋ።
@user-vv9kq5rs7l
@user-vv9kq5rs7l Ай бұрын
አለም ገ/ዋህድ ደብረፀንተት(ደብረፅዬን) መንጀሪኖ ዝባሃሉ ጓሓሉ እዩም ትግራይ ቀይደማ ዘለው ክገረመኩም ከዓ ቤተሰብ እዩም ነኒባዕሎም
@user-rk5yd8sz2l
@user-rk5yd8sz2l Ай бұрын
ብጣእሚ ጹቡቅ እዮ ገልጽዎ ደ. 2:08:48 ር ደጀን መድህን ዉን ነመሰግነክ ንፎቲ ሐደደ ኮመን ሰለ ኤሬትራ ሰለ አዉ ዘሎ ትግርኛ ተዛረብ ሐዉና አይትበሉ ተጋሩ አይኮናን ኤሬትራዉያን እና ይብሉ ትግራኛ እናጻሐፉ ትግርኛ እናትዛረቡ ደናቁር እተን 9 ብሔራት ምንነት አየሐፏራን ታይ እዮ ወረድኩም ንሰኹም
@amanuelmengsteab5384
@amanuelmengsteab5384 Ай бұрын
Heji keman eritrawiyan ena b eritrawunetna kea nkorue
@birhanuwoldemichael8829
@birhanuwoldemichael8829 Ай бұрын
❤❤❤
@yokbd9631
@yokbd9631 Ай бұрын
Excellent conversation. Hard and bold truth upfront. It is hard to swallow but it is what you get.
@senaymehretab6143
@senaymehretab6143 Ай бұрын
እሞ ምዕራብ ትግራይ መቐለ ንህወሓት አይደሊዩዎን ማለት ዓድዋ አኽሱም ሽረ ህወሓት ይደልዩ ማለት ድዩ ደጀን ወገናዊ ኢኻ
@jubilee_john4862
@jubilee_john4862 Ай бұрын
Elitism is grossly abused in Tigray!! Just because you have a college diploma doesn’t make you an elite. Also, Eritrea is for Eritreans!! Eritrea has 9 ethnic groups and Tigrigna is one of them. The people of Tigray are Ethiopians…
@fitsumsolomonwebsite3196
@fitsumsolomonwebsite3196 Ай бұрын
In Tigray elite something is very very wrong Please help them
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 Ай бұрын
ሕዋሓት ዕድለኛ ኢያ ትግራይ ተቓወምቲ ዘይብላ
@Setandforget-iu4ry
@Setandforget-iu4ry Ай бұрын
ብህዝቢን ደሞ ተፀሊኣን ። ህዝቢ ንህወሓት ብህዝቢ ብጣዕሚ እዩ ዝፀልኣ ካድረ ጥራሕ እዩ ዝድግፋ ።
@abrahamfiqadu-ee3qt
@abrahamfiqadu-ee3qt Ай бұрын
እትረፍ ሃገር ከም ክንልል ንኽትቅጹሉ ክእለት ይኹን ሓሳብ የብልኩምን ምኽንያቱ ነብሱኹም ኪእልኩም ክትሰርሑ እይትኽእሉን ኢኹም ፣ሓሳባትኩም ምኽዳም እበር ነብስኻ ምክኣል ዓቅሚ የብልኩምን ንዘዕኑኹሞ ህዝቡኹም ክትጽግንዎ ዓቅሚ የብልኩምን ።
@abebegide720
@abebegide720 Ай бұрын
You are politician
@arusson6022
@arusson6022 Ай бұрын
መዲሽን ካልኩለሽ ዘቢሄረ ዘይተዘመረላ ❤❤❤
@user-pf8mi8ke4q
@user-pf8mi8ke4q Ай бұрын
ህወሓት ተደራድሩ ዶ ብድሕረኡ ሓቃፍ ምምሕዳር ምስቆመ ህወሓትን ህወሓት ዘቆመ ቤትምኽር ኣብቅዖም ማለትዩ ፣መድህን አይልባምንድኺ
@GeneralJackie101
@GeneralJackie101 Ай бұрын
Tanka agame
So Cute 🥰
00:17
dednahype
Рет қаралды 45 МЛН
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 26 МЛН
"ሬሳታት እናሰገረ - ደቁ እናቐበረ ዝመፀ ጅግና!"
1:05:01
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 38 М.