መንእሰያት ኣብ እምነቶም፡ከመይ ኣለዉ ከመይ ከ ክኮኑ ኣለዎም ቀዳማይ ክፋል

  Рет қаралды 9,270

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

Күн бұрын

Пікірлер: 72
@tsegagerensea6904
@tsegagerensea6904 3 жыл бұрын
ኣሜን (((3)))ቃለ ሂወት የስምዓና ኣቦና ባሓቂ ዓብን ማሃርን ዝኮነ ቃል ኣምልክ ፡ ኣቦና ፈጣሪ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ ፡ አግዛኣቢሄር ኣምልክና ናዓና ንዱኩምት ባረቱ ኣአሙሮናን ዓይነሉቦናን ይክፈተልና ናዓና ንመንአሰያት ፡መዝመር መራ ሓውናን ፡ መዘምር ፍረሰላም ሓፍትና ካኣ ባሓቂ ቡሱላት መንአሰያት አግዛኣቢሄር ኣምልክና ባይ ኣገልጉሎት ዘመንኩምይባርክ ቡሩካተይ
@mebrahtomtesfai9522
@mebrahtomtesfai9522 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልን ንኩሉኹም እግዚኣብሄር ናይ ሂወት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ፍረሰላም ድማ ንፍዕቲ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መደብ ጽቡቕ ኣርእስቲ ዩ ብፍላይ ነዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ኣገዳሲ ትምህርቲ ዩ ሞ ኣጆኺ በርትዒ ኣምላኽ ይሓግዝኪ ተባረኺ ካብዚ ንላዕሊ ከምትሰርሒ እምነት ኣለኒ ። ኣምላኽ ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና GOD Bless you all
@dawitanday9023
@dawitanday9023 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላክቲ የስማዓልና ሓውና መርሃዊ ሓወይ & አቦናን መምህርና ቀሲስ አንገሶም እግዚአብኅር አምላክ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይሓድልኩም ካብዚ ንላዕዕሊ ክትብርትዑ እመ አምላክ ምሳኩም ይሃሉ ፡ሃፍትና ከአ አጂኪ በርትዒ አርአያ ደቂ አንስትዮ ክትኮኒ በዓል ሙሉ ተስፋ እየ ብድጋሜ ቃል ሂወት የስማዓልና አሜን ፡
@ermyasnebyi7812
@ermyasnebyi7812 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ። ኣሜን።✝✝✝🙏🙏🙏⛪⛪⛪
@mired1019
@mired1019 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራት ኣሕዋተይ
@Saron3
@Saron3 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ንኹልኹም የቀንየልና እግዚአብሔር አምላኽ ዘመነ አገልግሎትኩም ይጽሓፈልኩም
@swswits3292
@swswits3292 3 жыл бұрын
ባሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ሓቂ ኣሎኩም እግዝኣብሔር መስተመስተዋዓሊ ልቢ ያዓድለና
@እመብርኃንአግዢኝ
@እመብርኃንአግዢኝ 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና መርሃዊ ፀጋይ ንኩለኹም ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሕ ከምኡውን ንኣቦና ቀሺ ኣንጎሶም ምክርኩም ማዕዳኹም ተግሳጽኩም ኣይፈለየና ንዓናውን መስተውዓሊ ልቢ ይዓድለና እግዚአብሔር ኣምላክ
@trhas
@trhas 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢኩም፡ሰሪዑኩም መራ ሓወይ ከሙኡ ኣቦና ቀሺ ኣንጎሶም ቃል ሕይወት የስምዓልና ብፍላይ ከኣ ዘማሪት ፍርቱና ሓፍተይ እድግ እድግ ብልልን እህቴ በርቲዒ ናይ እምብርሃን ፍቅርን ትሕትናን፡ኣይፍለኺ ጎብዚ ብሓፍሻ ጽቡቅ መድብ ብዙሕ ኢና ንጽባ ካብዚ መድብኩምሞ ከይሰልከኹም በርትዑልና
@albadr2531
@albadr2531 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልል ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ናይ ኣገልገልቱኩም ይባረሰከልኩም እልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤
@muluealemalem2430
@muluealemalem2430 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ድቂ ድንግል ማርያም ተዋህዶ ንዘለኣለም ትንበር ዕድመን ጥዕናን ይሃበክም እግዚኣብሂር ኣምልክ
@ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
@ድንግልማርያምእያልዕልቲካ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ዕልልል ዕልልል ዕልልል ዕልልል ዕልልል ዝማሬ መልኣክ የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም
@ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም 2 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@BB-hl4qk
@BB-hl4qk 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እቲ ካብ ማዓር ዝጥዕም ቃል እግዚኣቤሃር ዘስማዕኩምና ቃል ሂወት የስማዓልና መዘምር ፍረሰላም በርትዒ ካልእ መደብ ካኣ ከምዚ ታሃራፊ ዝኮነ ኣምጽልና
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ይስመዕለና
@tsegayhabteab2061
@tsegayhabteab2061 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጅግና መምህርናን ይሕወትናን ቃለ-ሂወት የስመዓልና
@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ኣምላኽ ብጥበቡ ይምለሰና እበር ኩሉ መንእሰይ ዝተባላሸወ እዩ ብፍላይ ኣብ ምዑቡላት ሃገራት ኣዝዩ ከቢድ እዩ ምኽንያቱ በይንኻ ስለ ትነብር ንሓጥያት ኣዝዩ ምቾት እዩ ኩሉ መንእሰይና ካኣ ብዝሙት ዝተታሓዘ እዩ ዋላ ክንገድፎ ተበልና ልምዲ ይኾነና ምስ ጓል ምድቃስ ኣይኮነን ብትሚንትካ ምንዳድ ድሕሪኡ ናብ ሕማቅ ቪዶታት ትኣቱ ማለት እዩ ድሕሪኡ ባዓልኻ ንባዓልኻ ዕግበት ንኽስምዓካ ዝግበር ሕማቅ ልምዲ ኣለና ኣብ ጸልማት ሓጥያት ስለ ዝገበርና ኣብ ደገ ኻኣ ሕማቃት ቃላት ነውጽእ ማለት እዩ ሓደ ሰብ'ሲ ከመይ ገሩ ንሓጥያት ክጸልኦ ኣለዎ ሕማቅ ምዃኑ እንዳ ፈለጥና በዚ ወልፊ ተታሒዝና እንታይ ክንገብር ትመኹሩና ግብሪ ዘየብልና ነቲ ናኣምኖ ክንገብር እንታይ ንግበር ይቅረታ ዘረባ ኣቢዚሐልኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ምእንቲ ኩሉ መንእሰይ ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩና።
@zyohannes6837
@zyohannes6837 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ብምሕረጡ ይጠምተና፡ ይምሓረና👐🏽👐🏽👐🏽
@hamerehiwet
@hamerehiwet 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኩቡር ሓወይ፡እዚ ዝገለጽካዮ፡ኣብ ማንም፡መንእሰይ ዝርከብ ድክመታት እዩ ብዝኮነ፡ኣምላክ ይቅረ ይግበረልና፡ብዝተረፈ ብዛዕባ እዚ ተላዒሉ ዘሎ ሓሳብት ከንስፍሖ ክንፍትን ኢና ኣምላክ ይሓግዘና
@ተዋህዶናትእምነቴየዘላለም
@ተዋህዶናትእምነቴየዘላለም 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@rutatesfay9989
@rutatesfay9989 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓኩም ንኩሉም ደቂ ኣመ ብርሃን ።
@tesfuoqubay6385
@tesfuoqubay6385 3 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና መርሃዊ & ቃል ሂወትና ኣቦና ናይ ባሓቂ
@bereket4918
@bereket4918 Жыл бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የሰመዓልና እግዚኣቢሄር ዝምህሩ ኣቦታትናን የሕዋትናን ኣይፈለዩና ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ንክንፍጽሞ ኣምላኽ ይሓግዘና ኣሜን ጸጋ ኣምላኽ ኣይፈለኹም
@መዝሙርኪእየስቀይማርያመይ
@መዝሙርኪእየስቀይማርያመይ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዓልና
@alemyrgalem9070
@alemyrgalem9070 3 жыл бұрын
መጀመርታ ንኹልኩም ቃል ሂወት የስመዓልና ፍረ ሓፍተይ ውን ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባር መፈጸምታኪ የጸብቐልኪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@alemyirgalem52
@alemyirgalem52 3 жыл бұрын
ፍረሰላም ሓፍተይ እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ መፈጸምታኪ ይጸብቅ ኣጆኪ በርቲዒ::
@zufanynardiyoutube519
@zufanynardiyoutube519 2 жыл бұрын
በሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀግኡ የብዘሐልኩም
@konstantinosasgodom5515
@konstantinosasgodom5515 3 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏 🙏 🙏
@ብሪጓልተዋህዶ-ፐ9ለ
@ብሪጓልተዋህዶ-ፐ9ለ 3 жыл бұрын
ዝማሬ መልኣክቲ የሰመዕልና መርሃዊ ሓወይ $ ኣብና ቃል ሂወት የሰመዕልና $ ሓፍትና
@ምሌንታ
@ምሌንታ 3 жыл бұрын
Amen amen amen Kal hiwet yesmalna and Zmare melaekti yesmalna amlak xegau yebzhalkum
@ተመስገንኣምላክ-አ5ቐ
@ተመስገንኣምላክ-አ5ቐ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ጸጉኡን በርክቱን የብዘሃልኩም
@መዝሙርኪእየስቀይማርያመይ
@መዝሙርኪእየስቀይማርያመይ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@edenhazad6299
@edenhazad6299 3 жыл бұрын
ኣሜን (((3))) ቃል ሂወት የስመአልና ካብኡ ቀጺለ መዛምራን ፍረሰላም ሓብተይ ሓንቲ ገይጋ ኣላትኪ ንሳ ድማ መዝሙር ኣጋብዘና እትብል እያ ንmusic ኢካ ኣጋብዘና ትብል ንመዝሙር ኣስመእና እዩ ድብሃል ።
@hamerehiwet
@hamerehiwet 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ክንእረመላ፡ኢና
@fereweynhadisfreweynihadis2265
@fereweynhadisfreweynihadis2265 3 жыл бұрын
Amen amen amen amen
@danaittadese8485
@danaittadese8485 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም
@genetgebrekidan9124
@genetgebrekidan9124 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኪብራተይ ጸጋኡ የብዘሐልኽም👏👏👏
@kisanetabraham7527
@kisanetabraham7527 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna egziabher amlak xegu ybzhalkum
@natsukidane9265
@natsukidane9265 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰምዓልና🤲🤲🤲
@abielkesete8437
@abielkesete8437 3 жыл бұрын
ኣሜንንንን ቃለ ሂወት የስማዓልና ቀሲስ ኣንጎሶም ዘማሪ መርሃዊ ምስ ፍረሰላም የቀንየልና
@fyoriftawzghi2419
@fyoriftawzghi2419 3 жыл бұрын
Amen amen amen kalihiwet yesmalna
@temesgenamiak1409
@temesgenamiak1409 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalina
@nugusemebrahtu4914
@nugusemebrahtu4914 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna
@tirhaskeshi2502
@tirhaskeshi2502 3 жыл бұрын
Agelglotkum ybarkelkum. Kale hewet yesmalna 🙏🙏🙏
@ውለተዮዋሃንስ
@ውለተዮዋሃንስ 3 жыл бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን።ቃልህወትያስማልን
@segenasfaha3660
@segenasfaha3660 3 жыл бұрын
Asey Egziabher Amlak zeben edmekum ybarekelkum 👏👏👏✝️🙏💒❤
@feventesfalidet9203
@feventesfalidet9203 3 жыл бұрын
Amen qale hiwet yesmalna nklokun nay aglot zemkum amlak ybrklkum
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 Жыл бұрын
Bhaki kale hiwet yesmalna zeben agelglotkum egzabiher ybark rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen mstwalu yhabena egzabiher amen amen amen
@tesfutsegay3824
@tesfutsegay3824 3 жыл бұрын
kalehiwet yesmealna amennn
@mihretkidane8294
@mihretkidane8294 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qalhiwet yeoman
@ዕባይሃገረሰብዴስኣ
@ዕባይሃገረሰብዴስኣ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መለአክት የሥመዐና✝️✝️
@meharighirmay3314
@meharighirmay3314 2 жыл бұрын
Zmare melakti yesmana yehwatey
@habteberaki3555
@habteberaki3555 3 жыл бұрын
egziabhier xega yebzhalkum nana dma ztemharnayo tmhrti bhiwet knnebrelu egziabhier yhagzena
@freweyniteklemariam1247
@freweyniteklemariam1247 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen🙏🙏🙏🙏 ❤❤❤💒💒💒
@jsshshjrjdd7860
@jsshshjrjdd7860 3 жыл бұрын
zemara melakti yesmalna and kal yesmalna kubrat yhwat
@kbragoytom5057
@kbragoytom5057 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰዐመልና🥰🥰🥰
@teshomemehari
@teshomemehari 3 жыл бұрын
Kalehiwet yesmelna wawawa ybel btklkl haki bunet this is our reflect kexlwo
@rezenedebesay5443
@rezenedebesay5443 3 жыл бұрын
Nebsey azekirkumni kale hiwet yesmalna xegu yebzh egzabihier
@merhawimekonen8677
@merhawimekonen8677 3 жыл бұрын
Kalhiwet yesmalna deki emebrhan
@zyohannes6837
@zyohannes6837 3 жыл бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምስኩልና ይኹን ደቂ እግዝኣብሄር። ኣቐዲመ ስለቲዘቕረብኩምልና ትምህርቲ እንዳመስገንኩ። እዛ ዘልዐልኩማ ኣርእስቲ ኣዝያ ኣገዳስን ሰፊሕን ኢዩ 'ሞ ተስፋ ይገብር ተኸታታልን ሰፊሕን መደብ ክትከውን። ዝያዳ ዝፈተኽዋ ዛ መደብኩም፡ ናብ ውሽጢ እምነትና ብምትኳርኩ ኢዩ። ገዛኻ ከይኮስተርካ ገዛ ጎሬቤትካ ከተጽሪ ኣይክኣልን እሞ ሓደራኹም ብዝሰፍሐ ውሽጥና ( እምነትና) ከምንፈልጥን ከምነጽርን ግበሩና። እንተተኻኢሉ ጽሬት ድምጺ ቁሩብ.... እግዝኣብሄር ኣምላክ ነዊሕን ዝተባረኸን ናይ ኣገልግሎ ዘመን ይሃብኩም። #ዘማሪት ፈረሰላም ጽቡቕ መደም በርትዒ ዝያዳ ዝዓመቘ ሕቶታት እንዳፈተሽኪ ኣቕርብልና።
@hamerehiwet
@hamerehiwet 3 жыл бұрын
ክብሪ ይሃበልና ስለቲ ጡዑም ዝኮነ ሓሳብትካን ሪኢቶካን ኣብ ቀጻሊ እቲ ክዕረ ዝግቦኦ ከነዐሪ ኢና ተወሳኪ እቲ ሓሳብ ከነስፍሖ ክንፍትን ኢና
@harnetaskale4581
@harnetaskale4581 2 жыл бұрын
🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@Slasie
@Slasie 3 жыл бұрын
Amien Amien Amien Qale hiwet yesmalna Egziabhier Amlak Nay agelgulot zebenkum ybarkelkumn yqedselkumn.
@Noah12796
@Noah12796 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም አምላክ ምሳኩም ይኩን ቀጽሉሉ የህዋት
@hdhvsdh8609
@hdhvsdh8609 3 жыл бұрын
Amen ❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏✝️✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏☘️🌱🌱🌱🍀🌷🌷🍀💋💋❤️❤️🌿🌿🌿🌻 🌻🌻🌿🌿💋🌱🌱☘️☘️🌱🌷🍀🍀🍀🍀❤️❤️💋💐💐😘🙏✝️✝️🌼🌼🌺🌺🌺🌺🌺
@ውለተዮዋሃንስ
@ውለተዮዋሃንስ 3 жыл бұрын
ኢልልልልልልልልልልልልልልልልኣሚላክጸጋየብዘሐሉኩሚ
@tsegayhaile3871
@tsegayhaile3871 3 жыл бұрын
Qalehiwet yesmalna abona
@zufanynardiyoutube519
@zufanynardiyoutube519 2 жыл бұрын
ሓንቲ ሕቶ ከሓትት ስለ ዘይተረደአኒ እዩ ተገዲስኩም መልሱለይ ናይ እግዚአብሔር ቤተሰብ ሕራይ እቲ ሕቶ ድማ አብ ቅድሜኩም ኮብ ስእሊ ኣድህኖ ዘለዎ አለኩም አብ ኮብ ስእሊ አድህኖ ይፍቀድ ድየ? ምክንያቱ እታ ኮብ ሻሂ ሰቲና ብማይ ኢና ንሓፅባ ስእሊ አድህኖ ማይ ክንሓፅቦ ይፍቀድ ድየ? ተገዲስኩም መልሱለይ ምስ ይቅርታ
@samsomwelderfiel4273
@samsomwelderfiel4273 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ንኹልኹም የቀንየልና እግዚአብሔር አምላኽ ዘመነ አገልግሎትኩም ይጽሓፈልኩም
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 919 М.
How Strong is Tin Foil? 💪
00:25
Brianna
Рет қаралды 36 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
00:29
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 57 МЛН
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
መንፈሳዊ ዉድድር መደብ ጸጋኻ ምልላይ 3 መድረኽ 4ይ ክፋል
18:41
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Рет қаралды 3 М.
GIZE LEKULU PART 6 | ግዜ ለኩሉ ክፋል 6
32:43
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 17 М.
How Strong is Tin Foil? 💪
00:25
Brianna
Рет қаралды 36 МЛН