Рет қаралды 2,390
Teddy Press
ህዝብና እቲ መራሕቱ ናይ ምምራጽ ዘለዎ መሰል ተጠቂሙ፡ ጽባሕ ሰሉስ ወጺኡ ንኽመርጽ ንምዝኽኻርን ምትብባዕን ከምእዉን ሓሳብካ ብነጻነት ንምግልጽን ምጽዉዋርን ንምኹስኳስ ዝድርኽ መደብ። ደዊልኩም ርእይቶኹም ክትህቡ አተባብዓኩም።