መኖም እዩ ተጋግዩ። ሄኖክዶ ሸዊት

  Рет қаралды 53,318

Meley Media

Meley Media

Күн бұрын

Пікірлер: 106
@Amorawedigash
@Amorawedigash Ай бұрын
ብጣዓሚ ጥዕምቲ ዛንታ ኢያ ግን ኣብ ሓዳርካ ሸለልትነት በዓልካ ንፋስ ምእታው ኢዩ
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py Ай бұрын
እቲ ሓቀኛ ሓዳር ኣምላካዊ ፍቅሪ ዝዓሰሎ ከምዙይ እዩ ይቅረ ዝሓድግ👏👏👏
@Wedihagereseb-q3h
@Wedihagereseb-q3h Ай бұрын
ናይባሓቂ ኢንካዕ ይቅረ በልካላ ኩብር ሓው ንከይትፋላልዩ ተስክፈ ጸንሕሐ። ኢቲ ምንታይ ኢቲ ናዓይ ዘጋጠምኒ ስለዘጋጠመኩም
@rbfhftcj1649
@rbfhftcj1649 Ай бұрын
እፍፍፍ ተመስገን ፈሪሐ ነይረ ከይፈላለዩ ገጋ መናብርትና እዩ ካብ ገጋካ ዘይምእራም እዩ እቲ ዛዓበየ ገጋ ከም ናይ ሓብራሃምን ሳራን ፁኑዕ ሓዳር ይኩነልኩም ፍትዋተይ😘🥰
@ኤርትራ-የ9ሸ
@ኤርትራ-የ9ሸ Ай бұрын
የቀኒየልና ቢኒ 💕🌷🙏🏽💕🌷🙏🏽💕🌷🙏🏽
@meronabay9919
@meronabay9919 Ай бұрын
😮
@ejehshehu843
@ejehshehu843 Ай бұрын
ቢኒ ብጣዕሚ ጹቡቅ ዛንታ እካ ኣምጽኻልና thank you so much ❤❤❤❤❤❤❤❤
@yohanayemane3531
@yohanayemane3531 Ай бұрын
ኣዝዩ ጽቡቕ ዝኾነን መሃርን ዛንታዩ ነዚ መደብ ዘቕረብካ ብሩኽ ሓወይ ከየድነቕኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ፡ ግን ናፍታ ሕቶኻ ክምልስ ክፍትን ኣብ ጉዳይ ሓዳር ይኹን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጉዕዞ ናይ ህይወትና ነፍሲ ወከፍ ሰብ ሓላፍነቱ'ዩ ክዋጻእ ዘለዎ ። ብርግጽ ሸዊት ናብ ከምዚ ዝበለ ጌጋ ንኽትኣቱ ምኽንያታ ሄኖክ እካ እንተኾነ ንሳ ግን ካብ ተሓታትነት ነጻ'ያ ማለት ኣይኮነን ትኽክል ኣይኮነትን ዝገበረቶ ፡ እቲ ዝዓበየ ዝተረድኣኒ ነገር ግን ኣብ ሓዳርካ ባዶ ቦታ ምግዳፍ ከምጽኦ ዝኽእል ሳዕቤን ኣዝዩ ከቢድ ምኻኑ'ዩ ። ሄኖክ ክሳዕ ክንድኡ ምሕረት ምግባር ከመይ ተረዲእዎ ኣዝዩ ዘገርም'ዩ ፡ ግን ስለምንታይ ሄኖክ ብሓንሳብ ኩሉ ነገር ኣቃሪጽዎ ተዘይ ተጋጌ ኣይተገልጸን
@riseNOWshine
@riseNOWshine Ай бұрын
Amazing forgiveness and reconciliation, great narration, Bini. God bless you.
@micho1384
@micho1384 Ай бұрын
ካብ ምብዳል ክትብደል ምሕረት ዝፈቱ ደሓን ይረክብ አድኒቀካ ሄኖክ ኣምላኽ ዝሰምሮ ስራሕ ሰሪሕካ🎉
@haileabisaq4975
@haileabisaq4975 Ай бұрын
መንዩ ዝተሓማዞቐ ናብራን ሰበይትን ሓቚፉ ዝነብር እዚ እቕሬታ ፈጣሪ ጥራይ እዩ ክፍጽሞ ዝኽእል ስለምንታይ ብድሕሪት ክኸውን ዝግበኦ ብቕድሚት ፈጺማቶ ሄኖግ ናይ ኣጽንሑለይ ሰብኣይ ድዩ ነይሩ። እዚ ልብወለድ ዛንታ እንታይ ንምምሃር እዩ ቀሪቡ ሰብ ድሕሪ ዝርጋንን ዕብዳንን ንቡር ሂወት ክነብር ይከኣል እዩ ንምባል ድዩ ቁሩብ ኽውንነት ኣብ ግምት ዘእተወ ገርኩም ድረስዎ ኣይኮነን ባዕሊጋ ደፋር ቃላት ኣውጺኣ ናይ ሓዳር ቀጻልነታ ኣብ ናይ ሕቶ ምልክት እዩ ዝኣቱ ኣብ ወውሽጥና ዘሎ ባህርያት ንፈትሽ።
@GebremikaelGebrekidan
@GebremikaelGebrekidan Ай бұрын
ኣድኒቐካ አለኹአለኹ 👍👍👍👍
@mhretmhuru5537
@mhretmhuru5537 17 күн бұрын
ኣሰይ ደስ ክብል ዛታ 🙏🥰🥰🥰🥰
@FkreSmret
@FkreSmret Ай бұрын
ልቢ ወለድ ድዩ ዋላስ ሓቀኛ ዛንታ
@lewihani8188
@lewihani8188 Ай бұрын
እዚኣ ልቢ ወለድ እዩ ዘይከውን
@hiwetfetanaeyu918
@hiwetfetanaeyu918 Ай бұрын
No libe waled yea
@devorajossi4909
@devorajossi4909 Ай бұрын
No haqi eyu eway
@King-eri
@King-eri Ай бұрын
Lomi seb Rekiku edyu lebi weled eyu 95%
@Eritrean543
@Eritrean543 Ай бұрын
Wow amazing story Thank you so much brother Keep it up ❤❤❤❤
@astertesfamariam89
@astertesfamariam89 Ай бұрын
Wow this is exceptional story. Thanks for sharing Bini hawena!!!
@MrBini
@MrBini Ай бұрын
My pleasure 😊
@michaelyehdego6691
@michaelyehdego6691 Ай бұрын
Ane gega nay Shewit bihalay eye coz nimnaty kemkedemu zeykone baynu kihadir mis gemere kithato gize kithbo nerwa yibil bizterefe Binni hawy kexillo kulu tekirbo mihari eyu ❤🙏
@Btaddese
@Btaddese Ай бұрын
wawww Nay bihaki Des ziblu seb Hadar befly Bgeltsi bemingara ke des eu zble🙏❤
@amaweld8055
@amaweld8055 Ай бұрын
ብጣፅሚ ልቢ ዝትንክፍ ዛንተ
@samielkubrom5921
@samielkubrom5921 Ай бұрын
ዘገርም ዩ ሓቒ አንተ ኾይኑ ታጛል ከይሓበአት ምንጋራ ብፍላይ ግን ናይ ሰብኣያ ዘርኣዮ ምሕረት 🎉
@YoniYonii-kl7lz
@YoniYonii-kl7lz Ай бұрын
ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኢልካ ኣንብቦ bro ማራ መሰልቸዊ ጌርካዮ ነዚ ጥዑም ዛንታ
@GenetTesfaldet
@GenetTesfaldet Ай бұрын
btami mehari zanta goyta yesus ybarka
@GabralAli-d1i
@GabralAli-d1i Ай бұрын
ብጣዕሚ
@trotseeritrean3065
@trotseeritrean3065 Ай бұрын
Wawww btaemie des zebel❤❤
@devorajossi4909
@devorajossi4909 Ай бұрын
Betami des zebel fexame 👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️
@judiaman6306
@judiaman6306 Ай бұрын
Amazing forgiveness God bless their marrage.
@ኤርትራ-የ9ሸ
@ኤርትራ-የ9ሸ Ай бұрын
ዎው ብጣሚ ጺብቅ ዛንታ ጺብቅ አናብባ 💕🙏🏽🌷🙏🏽
@rahelkiroskebede2655
@rahelkiroskebede2655 Ай бұрын
ብሓቂ ደስ በሃሊ ዛንታ
@tesfit2518
@tesfit2518 Ай бұрын
የቀነልና ብን ሓዳር ልክዕ ከምጀርጂን እዩ ማይ ምስታይ ኣኻል ኣይኮነን ምኹስኾስ ምጽሃይ ምኽንካን ዘድልዮ ሓዳር ከሙኡ እዩ ግልጽነት ምህላው ምክብባር ምትሕልላይ ክህሉው ኣለዎ ወፋሓንካ ተባረኽ
@MrBini
@MrBini Ай бұрын
You are right Tesfitey
@የሱስፍቕሪዩ
@የሱስፍቕሪዩ Ай бұрын
ኣብ ሓዳር ግሉጽነትን ምብህሃልን ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ። እቲ ጌጋ ብሄኖክ ኢዩ ጀሚሩ ስለምንታይ ርሒቕዋ? ምኽንያታት ክህልዎ ይኽእል ኢዩ፡ ግን ክነግራ ከዕልላ ኔርዎ። ኣብ መወዳእታ'ውን ሸዊት ጌጋታት ብግልጺ ነጊራ ይቕሬታ ክትሓቶ ከላ ንሱ ግን ንምንታይ ከምዝረሓቓን ጠባያቱ ከምዝቐየረን ኣይነገራን። ስለዚ እቲ ጌጋ ኣብ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ሄኖክ ኢዩ ዘሎ። ከምቲ ቃል ኣምላኽ ዝብሎ ነታ ቤት ርእሲ ኮይኑ ከመሓድራን ክኣልያን ዘለዎ ሄኖክ ኢዩ። እግዝኣብሄር ንኣዳም ኣብ ገነት ኤደን ከቐምጦ ከሎ ክሕልዋን ክከናኸናን ድማ ሓላፍነት ሂብዎ ኢዪ። ከምቲ ዝተባህሎ ስለዘይገበረ ድማ ሰይጣን ብሄዋን ኣቢሉ ኣትይዎ። ሄኖክ ድም ብዝገበሮ ክፍተት ተጠቂሙ ሰይጣን ኣትይዎ። "ንድያብሎስ ስፍራ ኣይትሃብዎ" ኤፌሶን 4፡27 ሸዊት ትሓልፎ ዝነበረት ከቢድ እኳ እንተኾነ ካብ ምስ ካልእ ሰብ ምዕላል ምስ ኣምላኽ ግዜ እንተተሕልፍ ኣዝዩ ምጠዓመ ነይሩ። "ብምሕዳስ ሓሳብኩም ተለወጡ" ሮሜ 12፡1-2 ጎይታ ይባርኽካ ኣዝዩ ዝምህር ዛንታ ኢዩ። ሓቀኛ ምስክርነት ነፍሳት ይሃንጽ ይብል ቃል ኣምላኽ።
@MrBini
@MrBini Ай бұрын
ተገዲስካ እዚ ኹሉ ሐሳባት ስለዝሃብካና የቐንየልና።​@@የሱስፍቕሪዩ
@mnbaraydgemnu4994
@mnbaraydgemnu4994 Ай бұрын
Hade hade gzie deki anstyo kdmi hadarn dhri hadarn ayfelyon eyen mknyatu sebay nay sdra mulu halafnet eyu zskem nay mexaei raei deku hadaru yhasb yehwatna gn abti kdmi hadar znebere fkri eyen knebra zdelya bzkone taba wedi eyu ykre zbelela.❤❤❤
@elsaogbamikael6857
@elsaogbamikael6857 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@nazrethmana7154
@nazrethmana7154 17 күн бұрын
Thanks Beni ❤
@HelenHebte
@HelenHebte Ай бұрын
❤❤❤❤❤bini hawey
@wintamebrahtu2505
@wintamebrahtu2505 Ай бұрын
😢😢😢❤
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ft7366
@ft7366 Ай бұрын
ፈተነ እዩ ኣምላኽ ከምዚ ጌሩ‘ዩ ዝምህረካ መወዳእትኡ እንቃዕ ኣጸበቆ።
@SmeraAlsslme
@SmeraAlsslme Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ኤርትራ-የ9ሸ
@ኤርትራ-የ9ሸ Ай бұрын
❤️❤️🙏🏽❤️❤️
@kudusantesfamikael3670
@kudusantesfamikael3670 Ай бұрын
Wawww betami xebuk ❤❤❤🙏
@michaelnatty43
@michaelnatty43 Ай бұрын
Beautiful story Benjaminey! 😂
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 Ай бұрын
ደስ ዘብል story, ቲ ሰብኣይ ቡሩኽ ለባምን ስለ ዝኾነ እዩ እምበር, ኣይምተቀበላን ነሩ
@tetemkemebrahetu2489
@tetemkemebrahetu2489 Ай бұрын
ኡፍፍፍ ኣነስ ሃመንይ ክኾን ካብ ስባኣየ ዝፍልይ 8ዓመት ወሊድ አየ ኣብ ስደት አየ ዘልኹ ኣብ ስደት 8ዓመት ገይር ግን ብዓልል ስልኪ ምስ ወዲ ጭንቅት ሒዙኒ አቲ ዓዲ ካዓ ይፅበ ኣሎ ብውለድይ አየ ተመሪዓ ግን ብግዲ አየ ንሱ ግን ምሳይ ክንብር አዩ ዝደሊ አስካብ ሕጂ ይፅብይ ኣሎ ኣቲ አውን ምሳይ ዘልዎ ፍቕሪ ገለ ዓይንት አዩ ኡፍፍ ኣይይ ጭንቅት ክሞት ኢል
@wediteklay8828
@wediteklay8828 Ай бұрын
Btami des tbleka zanta gin ke Resi yhatit eu❤
@وناحزم
@وناحزم Ай бұрын
ዋው መሃሪት ዛንታ❤
@FeruzTesfagabr
@FeruzTesfagabr 26 күн бұрын
Wawwww ❤❤❤❤❤❤❤
@BerhaneTsegay-m6s
@BerhaneTsegay-m6s Ай бұрын
ጽቡቅ አዩ ግን ትሩጉም ፍቅሪ አንታይ ድዩ መስዋአቲ አዩ ካልአ ዉን ግሉጽነት ክህሉ ኣለዎ ንሱ ዘጉደለላ ተኣልዩ ትነግሮ ንሱ ወን ጌግኡ ኣሚኑ ይአረም ደገ ደገ ምካድ ግን ፍታሕ ዘይኮነስ ፍትሕ አዩ ዘምጽአ የሕዋት
@smnu3721
@smnu3721 Ай бұрын
Wawwwww des zeble eyu, hadarom yesesenelom
@LidyaTekleab
@LidyaTekleab Ай бұрын
Waawwwww btami bltsti zanta bluts aqerarba bini
@RSBDCEFGH
@RSBDCEFGH Ай бұрын
😢😢😢
@MilliYemane-mz8ib
@MilliYemane-mz8ib Ай бұрын
Amlak msakum ykun
@tigistineguse5935
@tigistineguse5935 Ай бұрын
Gega yeblan eza gal😢
@user-ps1lo3gp8u
@user-ps1lo3gp8u Ай бұрын
ወይ ድምጽኻ ወስኽ ወይ ድማ እቲ ሙዚቃ ቀንሶ
@josephjoseph9440
@josephjoseph9440 Ай бұрын
Love? That is natural. I believe love is chemistry. You should divorce the first one and be true to yourself. If not, your life will be tormented. Life goes on!
@ashemelash
@ashemelash Ай бұрын
ኣየ ሄኖክ ኮራያይ ሲ ተኮርማያይ ሰብይትካ ዓዊላ ምስ ወደአት ዶ ነቂሕካ 😅
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh Ай бұрын
❤❤❤❤❤welcome
@NatnaelTadese-z3g
@NatnaelTadese-z3g Ай бұрын
💔💔💔💔💔💔🎉🎉🎉🎉
@Hermon-co1wy
@Hermon-co1wy Ай бұрын
100%
@WintaYohannes-iq8en
@WintaYohannes-iq8en 10 күн бұрын
Temsgan fateri❤❤❤
@Balla291
@Balla291 Ай бұрын
Kelbi thanki 😢
@Shalom-lp8vy
@Shalom-lp8vy Ай бұрын
ሓጥያት ኢዮ
@Wedimamaa
@Wedimamaa Ай бұрын
አረ መድሂንኣለም መወዳእትኦም ከምዚ ክኸውን ኣይገመትኩን ኔረ ❤ ሄኖክ ግን ኣብ ልዕሊኣ ዝነበሮ ፍቅሪ ዘይተቀየረ ተኔሩ ንምንታይ ብኣኣ ምግዳስን ኣቃልቦን ምሃብን ኣብዩዋ ? እንታይ ስከ ግን ኣብ ልዕሊኡ ምስ ካልእ ትወጽእ ከም ዘላ ብሰብ ተዝሰምዖ ኔሩ ሕድገት ንኽገብረላ ዘሎ ተኽእሎ ጸቢብ ዩ ኔሩ ይብል
@FthsumAfewerki
@FthsumAfewerki Ай бұрын
ዋይ ሓቆም አባዩ ሓዳር ምፅናዕ ካአቢ ዱንቁርና ክዐብን ሕጂ ፈሊጠ ጉዳም ዐለም ካብፂ ይኽደነናንሱ ምሐት ይሃቦ መርገም ሲ። ክፍያ አይ
@AsmirRufta19
@AsmirRufta19 Ай бұрын
Anes medebka kfetwo kbret yhabelna Kab kulu baba okbaslase haile wela mealtawi temxakalna zeymnno eyu bejaka kulu gize qmxalna
@Hiwket
@Hiwket Ай бұрын
Eza zanta hasot tmesel ane ayqbelone mguhafkuwa😂
@samiboytube2975
@samiboytube2975 Ай бұрын
Ayewrid eyu
@jafferaffondasistmeineli8179
@jafferaffondasistmeineli8179 Ай бұрын
Waww eza haftna n geyga bhaki debisata mera ye zednka Hawna kea nfua
@Sgahe-c2z
@Sgahe-c2z Ай бұрын
ሰብአይ ከለኪስ ንኻልእ አፍቂርኪ??? እዚ ጽላለ እዩ😮 ብባህሪኺ ስስዕቲ ከይትኾኒ ነብስኺ ፈትሺ። ፍቅሪ ምልምማድ ስለ ዝኾነ ዘይዓይንኺ ምጥማትን ዘይናትኪ ምምናይን ግደፍዮ ከይትወድቂ😅
@embayeabebe6978
@embayeabebe6978 Ай бұрын
እቲ ቀንዲ ነገር ካብ ጌጋኺ ንምእራም ካብ ውሽጢ ልብኺ ሰበብ ከይገበርኪ ብግልፂ ይቕረ በለለይ ብምባኪየመስግነኪ :: ሓዳርኪ ኣድሒንክዮ ::
@merhawibelay4992
@merhawibelay4992 Ай бұрын
Nay bhaki lebam seb eyu amlak hadarkum yemamko
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 Ай бұрын
Good story but don’t tell me Henok is habesha.
@bereket6245
@bereket6245 Ай бұрын
ዘዋር ደኣ ኮይና እምበር
@HaileKebede-z2l
@HaileKebede-z2l Ай бұрын
ሰብኣይ እንተሊዮኪ ፍቅሪ ከይኮነስ ዝሙት እዮ ሒዙኪ።
@YoditNegassi-b5b
@YoditNegassi-b5b Ай бұрын
can he really forgive and live with her?
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
ምስ ድኻ መደኽደኽ ደኣ ከመይ ጌሩ ፍቕሪ ክሕዘኪ ፡ ምስ ሃብታም ግን ዋላ ኣብ ርእሲ ሰበይቱ ደሪብኪ ፡ ተፍቅርዮ እምበር።
@haileabisaq4975
@haileabisaq4975 Ай бұрын
Yoditnegasi ayttehameli mqur zanta Amber zdefra yelon ms gedifatka zzeret mqxal😂😂😂😂😂
@EagerBlackKitten-zy7tt
@EagerBlackKitten-zy7tt Ай бұрын
Btaemi des tbl zanta mewedaeteom wn des tbl enkua seytan ayfelaleyom
@fsheymrara6746
@fsheymrara6746 29 күн бұрын
Sebay keleni kali wedi afqire ntbl zkhenet seb entay emo ezi nskhi amenzra endalki so just nbur srahki eyu eti melsna nayza thlfwa zelekhum zanta gn keysemakhu neta abta goni gal zela post trah eye comment xihife
@sweetyheart85
@sweetyheart85 Ай бұрын
Tsbuk zanta eu, gn eko eti gega nayti wedi eu mejemerta, mknyatu eza gaul fkri sle zgodela eya imber ktzmu ela aykonetn ms ti wedi rkb jemira bzkone tsbk mefexemta
@shishayguesh7
@shishayguesh7 Ай бұрын
Ab hdar mlu bmlu bzuh straight yeln up and dawn ezi mkanu amina men tegagyu bzeyegedis ab nhadhdna mhret gngebr ygbeana.
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 Ай бұрын
Hdget tsbuq yu
@AwetHaftemaryam
@AwetHaftemaryam 26 күн бұрын
1st tetegagya ktdegagmo eya kkbela ayneberon
@Fache.
@Fache. Ай бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ምሃሪት ዛንታ
@tsigefilipos6509
@tsigefilipos6509 Ай бұрын
❤❤❤❤
@AaAa-lm1ui
@AaAa-lm1ui Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FhftCvvc
@FhftCvvc Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ساميحبشان
@ساميحبشان 25 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉
@abigael7333
@abigael7333 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@ScSe-p2j
@ScSe-p2j Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Luwam-vw6tn
@Luwam-vw6tn Ай бұрын
❤❤❤❤
@خديجة-ت1ف
@خديجة-ت1ف 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@awetkahsay9800
@awetkahsay9800 Ай бұрын
❤❤❤❤
УДИВИЛ ВСЕХ СВОИМ УХОДОМ!😳 #shorts
00:49
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 7 МЛН
А я думаю что за звук такой знакомый? 😂😂😂
00:15
Денис Кукояка
Рет қаралды 5 МЛН
እቲ ቀቢጸዮ ነበርኩ ፍቅሪ
22:31
Mahustar
Рет қаралды 65 М.
ዘይተጸበኽዎ ሕቶ ሐቲቱኒ
13:05
Meley Media
Рет қаралды 19 М.
ምስ ዓመፃ ዓርሳ ኣጥፊኣ\/😭😭\/😭😭\/
13:27
ሐቀኛ ዛንታ ናይ ሐንቲ ስድራቤት
15:50
Meley Media
Рет қаралды 19 М.
ያለኑሪ መኖር አልችልም አፍቅሬዋለሁ
13:29
ስብርባር ናይ ዝፈረሰ መብጽዓ  “ሓቀኛ ዛንታ’’
31:29
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 41 М.