🛑ሕማቅ ስማዕ ! ካብ ቀታሊ ማህሌት እቲ ሓደ ብዋሕስ ተፈቲሑ | ጌታቸዉ ረዳ እቲ ሓቂ ዶርጊሕዎ

  Рет қаралды 66,624

Maggy Show

Maggy Show

Күн бұрын

Пікірлер: 288
@Hiyab_143
@Hiyab_143 7 ай бұрын
ማጊ ሓወይ ን መላኣ ትግራይ ሰላም ይውረደልኩም❤
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 7 ай бұрын
አምላኽ ሰላም የዉርደልና ንህዝብና ዓድናን ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ 😢😢😢
@YordanosYordanos-ew9mw
@YordanosYordanos-ew9mw 7 ай бұрын
አነ ኤርትራዊ እየ ነዛ ዝሞተት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንስድራን ንብምሉኡ ህዝቢ ትግራይ ድማ ፅንዓት ይሃብ ስለዚ ፆሎትና ነዕርግ ካብ ኣስመራ ዓወት ንዉፁዓት
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 7 ай бұрын
ኤርትራ ኩኒ ካልእ ሰብ ሰብ
@soliyoki9175
@soliyoki9175 7 ай бұрын
Ewe do eza axhafka gen nayna eya
@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@HdhdhdEbeheh-qr5vr 7 ай бұрын
ሓሳዊት ትግርኛ ናይ ኤርትራ ፀ ኣይጥቀሙን
@ክርስቲያንየኣርሴማልጅ
@ክርስቲያንየኣርሴማልጅ 7 ай бұрын
ኣነ ትግራወይቲ እየ ፀ ኣይጥቀሞን እየ 😅​@@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@SenaitKidane-u7l
@SenaitKidane-u7l 7 ай бұрын
ቦግ የብልካ ሓሳዊ መጀመርታ እቲ ትግሪዓጋምኛ ኣዛርባኻ ኣጽሪዮ😮😂
@YdtHr
@YdtHr 7 ай бұрын
ኣምላክ ስላም የወርደልና ንህዝብና ዓድናን ፍትሒ ንደቂእንስትዮ❤
@ggggggfg9183
@ggggggfg9183 7 ай бұрын
ጌታቸው ውን ከም ኣብይ ብመልሓስካ ጥዑም ምዝራብ ጀሚሩ የሕዝን😢 ኣይ ኣሕዋተይ ክብርን ሞገስን በጃና ዝኾኑ ጀጋኑ ስዉኣትና😢😢
@Weditgrniya
@Weditgrniya 7 ай бұрын
Nagy shkor selam yewrdelkum ❤❤❤❤❤❤ from Eritrea 🇪🇷
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 7 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላም ይዉረደልና ትግራይ ዓደይ😢
@Desnet5
@Desnet5 7 ай бұрын
ማጊ ሓወይ አነስ ክፈትየካ ኩሉ ስራሕካ ብጣዕሚ እዩ ዝምችየኒ እና ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ብፀላኢ ዝበፀሐና ግፍዕታት ከይአክል ብናይ ባዕልትና ዝባአሰ መፂኡና ብቻ ፈጣሪ ምሕረት ይልአኸልና እምበር ካብ መንግስቲ ኮነ ካብ ማንም ፍትሒ ስኢና😥😥😥😥😥
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 7 ай бұрын
NEZI HADE SDI WEDISEBEYTI TFETWESS HAMIMKI DO? ZEKREBO KULU NAY SDETAT DES YBLEKI? AYTGAGEYE. KEBER YEBLUN NAY HZBI TIGRAY.
@Desnet5
@Desnet5 7 ай бұрын
@@Yacob-bn1jw እዚ እሞ እንታይ ገይሩ ድዩ ሓፍተይ ወይም ሓወይ
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 7 ай бұрын
ቤተሰብ የብልክን ዲኺ ኣነ ሓደ ሓደ ኣጓላ ክፀልአክን😮😮😮
@Desnet5
@Desnet5 7 ай бұрын
ማለት🤔​@@AftomAftom-yi8oo
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 7 ай бұрын
ትግራይ ዓደይ ብሰብኪ ደም ነቢዕኪ 😭💔
@የስላሴልጅነኝ-በ9ሸ
@የስላሴልጅነኝ-በ9ሸ 6 ай бұрын
ኣይ ጥዕና እዩ ልዕሊ ኩሉ ማጊዬ❤🙏
@ክርስቲያንየኣርሴማልጅ
@ክርስቲያንየኣርሴማልጅ 7 ай бұрын
ዞም ሰብ ስልጣን ግን ባዕልና ዘይንቃለሶም ደቂ ርግምቲ 😢 ማጊተይ ጎይታ ጫሓማት❤
@aduadu9133
@aduadu9133 7 ай бұрын
Maggy anes kfetweka kulu negerka qedamay ❤ from🇪🇷
@Milil-n6j
@Milil-n6j 6 ай бұрын
ኣሕሕሕ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የርእየና🙏🙏🙏✝️✝️❤️❤️❤️💊💊
@HaniHani-bp7ki
@HaniHani-bp7ki 7 ай бұрын
ጅግና ብዚኣ ኣይድንግፅን
@AlemqDesu
@AlemqDesu 6 ай бұрын
ፍትሒ ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ghh9632
@ghh9632 7 ай бұрын
ማጊ ሓወይ እግዚኣብሔር አምላክ ሙሉእ ሰላም የውርደልና 🙏🙏🙏
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish 7 ай бұрын
ሰላምና ይመልሰልና ትግራይ ዓደይ🙏🙏እፍፍፍ ናበይ እና ንከዶ ለምስ ብእሱ😢😢😢😢😢😢😢
@ተመስገንፈጣሪ-ጸ3ለ
@ተመስገንፈጣሪ-ጸ3ለ 7 ай бұрын
ፍትሒ ፍትሒ ደ ህዝቡ ትግራይ 😢😢😢❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@EthuJ-zs1hb
@EthuJ-zs1hb 6 ай бұрын
አምላኽ ሰላም የዉርደልና ንህዝብና ዓድናን ፍትሒ ፍትሒ😢😢😢😢😢
@melesaregawi-zf5xi
@melesaregawi-zf5xi 6 ай бұрын
ነለቅሕ ኢናሞ ንልቃሕ ኢናሞ ክሳብ ሕጂ ኣይተሳዓምናን 😅😅 ማጊ ሓወይ ኻኣ ፅቡቅ ስራሕ ይግበርልኻ
@soliyoki9175
@soliyoki9175 7 ай бұрын
❤❤❤ from Eritera 🇪🇷🙏🙏🇪🇷
@Hሜሪ
@Hሜሪ 6 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ሰላም የዉረጀልና ትግራይ ዓደይ😢😢
@Mebratselemun
@Mebratselemun 6 ай бұрын
ማጊ ሓወይ ጅግና💘💘👍👍👍👍👍👍
@nahoomnahoom5294
@nahoomnahoom5294 6 ай бұрын
Maggy long live brother.
@salamahsalamah1236
@salamahsalamah1236 7 ай бұрын
ማጊ ሓወይ ይከታተለካ እዮ ግን ኣድበር ታይካ ስ ንእሸተይ ርግዕ ዘበለ ተትገብር ናተይ ሪኢቶ ምስ ይቅርታ ማግየ❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 7 ай бұрын
ዋላ ናተይ ሕቶ እያ ብዙሕ ተካታተሊ እዩ ደሞ ዘለዎ
@Tigeraweyti
@Tigeraweyti 7 ай бұрын
ዋይይይ ሕጊ ዘይብላ ዓዲ😭😭😭
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ 6 ай бұрын
ፍትሒ ፍትሒ ንህዝብና 😢😢😢😢😢😢😢😢
@Lili-se1rc
@Lili-se1rc 7 ай бұрын
ማጊ ሓወይ ሰላም ❤ከብ ሰድት ዓዳይ ከምለሰ ይበለ ንይረ ግን? ዋላ ንክፍኣኒ ኣብ ሰድት የሓሸኒ😢💔
@Oneforall-ux3iw
@Oneforall-ux3iw 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ማጊተይ❤❤❤
@asliErda62
@asliErda62 7 ай бұрын
How I ❤ Wede boy Reda …all His words golden words … if not Expensive Diamond, words…I still admire z correct Brain wedeboy Reda..❤ Edmen TiEnan Nwedeboy Reda❤❤❤❤
@ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
@ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ 7 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃኻ ማጊተይ ምቁር ወዲ❤❤❤
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 7 ай бұрын
ተሕዝኑ ተጋሩ የሕዋትና
@MengsteababrhaSbhatu
@MengsteababrhaSbhatu 7 ай бұрын
ትግራይ ስለሽኮነ ክወጹ iyom
@TitTit-m6v
@TitTit-m6v 7 ай бұрын
እዋይ ፍቅረይ ደቅነይን በቃ ድዩ ምሰ ሰዉኣት ተቆፅርኩም ደቅነይ ሕረር ኢለ ስቅ እምበር እንታይ ክገብር ኣለኩ እየ እና በልኩም ጠለምክምኒ ኣሕዋተይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@asliErda62
@asliErda62 7 ай бұрын
Maggy ur inputs R Vvv great…Tigrigna ppl ❤❤❤❤
@genet1261
@genet1261 7 ай бұрын
ብኣፍ ጥራሕ ኣብ ተግባር ዘየርእዩና ጠላማት😢😢
@tdf9446
@tdf9446 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ መገዛ ገንዘብና ፅልኢ ፈጥሩልና ኣሎ
@Gfghy-x9l
@Gfghy-x9l 7 ай бұрын
እሕሕሕ ዋይ ህዝበይ😭😭😭😭😭😭
@ابللال-ط9ذ
@ابللال-ط9ذ 6 ай бұрын
ማደብ ካ ፅቡቅ ❤❤❤
@abrehatgebrhansgebrhans9400
@abrehatgebrhansgebrhans9400 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ህዝበይ እዙይ አይግባአካን
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ 6 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ሰላሙ ይላአከልና🤲🤲😢😢😢💔💔
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 7 ай бұрын
ኣይ ጌታቸው ም😢ዓስ ዮም ክምለሱ ክረምቲ ምስ ተወድአ ሽዑ ከ ኣብ ሬዲኤት ዲካ ከተንብሮም ህውሓት ከይተቀየሩ ህዝቢ ትግራይ ቀሲኑ ማለት ሕልሚ ዩ ። ኩሉ ዝዘርአቶ ዩ ዝዕጸድ ዘሎ ።
@kdsankds2141
@kdsankds2141 7 ай бұрын
ኣምላክ ሰላም የወርደልና ንህዝብና ዓድናን ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ
@AnnoyedCobra-tr3vz
@AnnoyedCobra-tr3vz 6 ай бұрын
Ketali bwahs wetsyu😢😢😢mengsti tgray mstom belaeti seb tesharikom alewu malet eyu 😢😢😢😢😢
@HiyabAbeyl
@HiyabAbeyl 7 ай бұрын
ዳጊ እቱ ሐደ ዝተለቀቀ ተኸታቲሎም መረጃ ንምርካብ እዩ አብ ዘይሞያና አንእቶ ምኽንያቱ እቱ ብዋሕሥ ዝወፀ ሥርሑ ሥለ ዝፈልጥ ምጠፍአነሩ ሥለዚ ናተኸታተልዎ እዮም ነረም ዳጊ ሐወይ
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 7 ай бұрын
ኣይኮነን ምስኡ ዝነበረ እቲ ዝቀተለ ብወሓስ ክስደድ ዩ ማጊ ሕጊ እንተዝህሉ እዚ ኩሉ ምተገብረ ኢልካ ትኣምን 😢😢😢
@nomoret.2017
@nomoret.2017 7 ай бұрын
ህወሓት፡ ንኤርትራን ኣምሓራን ዝበደሉ መሲልዎም ንህዝቦም፡ ተንኮል፡ ሓሶት፡ ጭካኔ፡ ስርቂ፡ ክሕደትን ጥልመትን ምሂሮሞ። ሕጂ ፍሬ ጻዕሪ ካድራት ኣብ ህዝቢ ሰሪጹ፡ ህዝቢ ነንሔድሕዱ ክቀትሉን ክሰርቁን ይውዕሉ ኣሎው።
@Madina-q1p
@Madina-q1p 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢ዋ እንታይ ማልት እዮ ዶሮ😢ድም ድዮም ቅትለምሎና አሻብም😢😢😢
@ሰሉ-ጀ7ዸ
@ሰሉ-ጀ7ዸ 7 ай бұрын
ማጊተይ ሓላል ሰብ😘
@user-zd3pw9dv8lmara
@user-zd3pw9dv8lmara 7 ай бұрын
ስእሊ ኣድህኖ ዘርጊሐንስ ክዝምራ እየን እለ ነረ ኣጋ እርጋን ዝረጋን ወኝኝኝኝኝ😎🙏🙏🙏🙏🙏❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 7 ай бұрын
አብ ትግራይ ሕጊ ተቐቢራ እያ አሕዋትና አብ በረኻ ተሪፎም ምእንቲ እንታይ እዩ 😢😢😢😢
@user-qi2up4xo1As
@user-qi2up4xo1As 7 ай бұрын
ማጊየ ነፀላ ጪሑሙ 😂😂 ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ😂😂
@SelamSeluye-v4i
@SelamSeluye-v4i 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@RedaeGebre-ww6uj
@RedaeGebre-ww6uj 7 ай бұрын
ዋ😢 ኣታ ወዲ እኸኽ ጉድ ማርያምን ቻው። ትግራይ ዓደይ no fitihi😢😢😢😢😢😢😢😢 sidet yihesheni😢
@TitiGlaMekele
@TitiGlaMekele 7 ай бұрын
ማጊተይ❤🎉
@HhdHd-sp9px
@HhdHd-sp9px 7 ай бұрын
ማጊተይ ፈዉሲ ጭንቀተይ ንጕሰይ ገለ በለን በጃካ ፍቅረይ ወይ ተረደአለይ❤
@ሜሪጓልትግራይ-ኘ3የ
@ሜሪጓልትግራይ-ኘ3የ 7 ай бұрын
ማጊ ❤❤❤❤❤
@AbdoAbdo-t4x6t
@AbdoAbdo-t4x6t 6 ай бұрын
ኣብዪያ ንምንታይ ኢና ንሕሺ ወያነ ኢልና እንዶ ንዛረብ ኩሉስ ንኣብዪ መረሕትና ህወሓት (ከሽዐታት) እዮም በደልትናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናኔናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናናና
@jeannettealemayo9307
@jeannettealemayo9307 7 ай бұрын
ፖለቲክያታትት ምንም ስሚኢት ፍቅሪ የብሎምን ዘሎዎም ናይ ምልፍላፍ ወልፊ😂 ስለዚ ድቂ ዋርድያ ዘብዙሁ ❤🎉😢
@AdonayKedus
@AdonayKedus 7 ай бұрын
አብ ትግራይ ሕጊ የለን ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ነዚ ድዩ የሕዋትናን አቦታትናን መስዋእቲ ዝኸፈሉ አይ ትግራይ ዓደይ መንእዩ ረጊምኪ ሓሪርና እኮ
@MuezGher
@MuezGher 7 ай бұрын
ማጊተይ❤❤❤❤❤
@FgyDfy-zi6fc
@FgyDfy-zi6fc 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢
@okok-rg9xm
@okok-rg9xm 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@YeyaredEnat
@YeyaredEnat 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@TsadiFikrrr
@TsadiFikrrr 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉😢😢
@chhcjcfu9769
@chhcjcfu9769 6 ай бұрын
😢😢😢😢❤😢❤😢❤😢❤😢❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Tti-k6w
@Tti-k6w 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ቅደምት ሚገ ጊ
@gotewmShaabel
@gotewmShaabel 7 ай бұрын
😢😢😢
@YSaratigray
@YSaratigray 7 ай бұрын
ዋይ ታይ ዩ ብዋሕስኽ 😢
@ገሬሓበሻዊ
@ገሬሓበሻዊ 7 ай бұрын
ጊን ኣጣሊልክዮ ድኪ ወፂኡ 😢
@salamasalama5888
@salamasalama5888 6 ай бұрын
💔💔💔💔
@ራሄል-ጐ5ለ
@ራሄል-ጐ5ለ 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 7 ай бұрын
ጌች ደአ ብደም ደቂ ድካ ሐሸማ አውስትራሊያ መሲልካ ቮድቸው ከዳሚ አቢ
@HchdBxjcj
@HchdBxjcj 6 ай бұрын
አሕሕሕሕ 😭😭😭💪💪
@ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ
@ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@almazgiday9935
@almazgiday9935 6 ай бұрын
ጥዕና ሀፍቲ እዩ እመኑኒ ጥዕና እተሀልዩ ዝኮነ ትበልዕ ሽሮድዩ ንምታይ ቆሎ በሊዒካ ትሐድር ኢካ ጥዕና ጥራይ ።
@hdttgsd5965
@hdttgsd5965 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@سلامهمحمد-ص8و
@سلامهمحمد-ص8و 6 ай бұрын
❤❤ማጊ❤❤❤❤❤❤❤
@FfFgg-gx3wr
@FfFgg-gx3wr 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@heidshop4103
@heidshop4103 7 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍
@DdycupuDusjt
@DdycupuDusjt 7 ай бұрын
እፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@MEARIFSHA
@MEARIFSHA 7 ай бұрын
❤❤❤️❤️
@Ksanetgmikael-c9x
@Ksanetgmikael-c9x 7 ай бұрын
ናይዝኩሉ ላይክ ግን ታይ ኢካ ትጋብዘኒ
@squals6222
@squals6222 6 ай бұрын
❤❤❤😢😢
@00-2du3zu6d
@00-2du3zu6d 7 ай бұрын
ማጊተይይ ፍቅሪ❤🎉❤ ማጊ ፋራ ብጅክ ትክውል😑🙈😂
@mabRihit
@mabRihit 6 ай бұрын
😢😢😢😢❤❤❤❤❤
@RoziLove-go5xq
@RoziLove-go5xq 7 ай бұрын
Tehzn eka getachew 😢etom swat zekrwomba hiwetkum kedhnu zhalefu😢😢😢😢
@gallwejerat147
@gallwejerat147 7 ай бұрын
Maggy ክፈትወካ❤
@robelasmara3971
@robelasmara3971 7 ай бұрын
Mejemery Getachew Reda atfewo
@haylayey
@haylayey 7 ай бұрын
ስድራ ስውኣት ክንፀንዕ እንኽእል ኣብ ዓድና ከም ድላይና ወፂእና እንተኣቲና እዩ እምበር ዕሕሕ ዝብሉ ኣቦታትና ኣብ በረኻ ተሪፎም ኣብ ድሕሪ መጥሓን ተሓቢኦም ዝፀንሑ ሸፋቱ ናይ ዓዲ ከዓ ከም ደስ ዝበሎም ክዕንድሩ ክልተ ግዜ ሓዘን እዩ ዝስመዐና😢ከም ኣነ ኣብ ስደት ኮይነ ዝፈትዎ ኣቦይ ተሰዊኡ እዩ ንሱስ ከም ዓለመይ ተቀቢለዮ ምእንቲ ህዝብን ዓዱን እዩ ኢለ ነይረ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ግን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብጣዕሚ እዩ ዘሐምም😢😢😢😢😢😢
@GjNn-fe2mw
@GjNn-fe2mw 7 ай бұрын
ኣረ ሚገ አፍቅርክ እየየየየ😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ገሬሓበሻዊ
@ገሬሓበሻዊ 7 ай бұрын
😂😂😂
@GjNn-fe2mw
@GjNn-fe2mw 7 ай бұрын
@@ገሬሓበሻዊ ሃ🤨🤣🤣🤣🤣
@GjNn-fe2mw
@GjNn-fe2mw 7 ай бұрын
ሚገ ዋይ
@MeazaMeaza-q5x
@MeazaMeaza-q5x 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@EdenAtobrhan
@EdenAtobrhan 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉😢
@BizenAbrha
@BizenAbrha 6 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@بهميةاندونسية
@بهميةاندونسية 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢💔💔💔
@BealaNaif
@BealaNaif 7 ай бұрын
💔💔💔💔🌷🌷🌹
@tadesetfesaheye5893
@tadesetfesaheye5893 7 ай бұрын
🙏👍🏼✌️👌☝🏼🙏
@kirostadela2539
@kirostadela2539 7 ай бұрын
It's takes time to do that. You have to understand.
@سلامالشهري-س3ث
@سلامالشهري-س3ث 7 ай бұрын
❤❤❤❤😊😊😊😊
@Monliaz
@Monliaz 6 ай бұрын
❤❤❤❤😮😢
@nomoret.2017
@nomoret.2017 7 ай бұрын
ጌታቸው ዓርከይ፡ ሰላም ትግራይ ኩርኩር ኣብይን ምዕራባውያንን ብምዃን ኣይረጋገጽን ኢዩ። እዚ ኣካይዳኻ ንትግራይ ናብ ዝኸፍኤ ገሃነም እሳት ክወስዳ ኢዩ። ህዝቢ ትግራይ፡ ሰላምን ቅሳነትን ክረክብ እንተ ኮይኑ፡ ስትራተጂካውያን መትከላውያንን መራሕቲ ክረክብ ኣሎዎ። እዞም ሕጂ ዘሎው መራሕቲ፡ ንኸብዶም ዝሓስቡ፡ ደናቁር ኢዮም። ጌታቸው ሬዳ ከኣ ፍጹም ኩርኲር ኣብይ ኢዩ ተቀዪሩ። ኤፐ!!
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
Texebeyuni ተጸበዩኒ - Best Eritrean Comedy By Wegihu Fshaxion -  full movie
59:02
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН