No video

መቀጸልታ ናይቲ ዝሓለፈ ሎሚ ውን ኣብ ከተማ ኦደንሰ ደንማርክ ዝወዓለ ናይ ይኣክል መልእክቲ ስዒቡ ይቀርብ።

  Рет қаралды 3,758

ᒪIᒪO EᑎTEᖇTᗩIᑎᗰEᑎT

ᒪIᒪO EᑎTEᖇTᗩIᑎᗰEᑎT

5 жыл бұрын

መቀጸልታ ናይቲ ዝሓለፈ ሎሚ ውን ኣብ ከተማ ኦደንሰ ደንማርክ ዝወዓለ ናይ ይኣክል መልእክቲ ስዒቡ ይቀርብ።

Пікірлер: 25
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣጆኩም ደቂ ኤረይ
@nasraweliknowlovewhatlove9937
@nasraweliknowlovewhatlove9937 5 жыл бұрын
abshrkum Ahbabna
@MohammedSaid-er6lk
@MohammedSaid-er6lk 5 жыл бұрын
ሰስኑ ሰስኑ ኢንቃዓ ጣፍ ኩኑ ኣታ ዛዓድና ዘሚትዋ ጋና
@ebaytinsue6587
@ebaytinsue6587 5 жыл бұрын
እዞብ ኣብ መድርኽ ዝሪኦም ዘለኹ የሕዋትና ንሳቶምን ከምኦም ዝኣመሰሉን ኢዮም ዘድልዩዋ
@kibrommichael2815
@kibrommichael2815 5 жыл бұрын
Ezom hmaq zereba tizarebu zelekum lebamat sebat ajokum tirah
@kahsayzeray9185
@kahsayzeray9185 5 жыл бұрын
Gxkume tekawel foooo
@natanselomon478
@natanselomon478 5 жыл бұрын
Oh
@naodeyfqrr8815
@naodeyfqrr8815 5 жыл бұрын
ኢምርኩም ኣብዚ ዘለኩሞ ኢድመ ዪኢክላ፡መኢልኩም ይህጸር ኢስከ በሉ ግርም ባ በበሊዕኩም ኮፍ ኮይኑ ስራህኩም፡ብድህሪኡ ካኣ ኣብዘይትፈልትዎ ፖሎቲካ ጆብሮቅሮቕ ትብሉ።ዱሁላት ጸየቕቲ ታሪክ።ንስካ ካኣ ኪድም ጸጉሪካ መስሂቶ፡ዘጋፍ ወካርያ።
@ebaytinsue6587
@ebaytinsue6587 5 жыл бұрын
Naodey fqrr ቅድሚ ንሰባት ምጽራፍካ ትግርኛኻ ኣስተኻኺልካ ጽሓፍ !! ከምኡ'ውን ዓቕምኻ ፍለጥ !!!!!!!
@natanselomon478
@natanselomon478 5 жыл бұрын
Haha
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 5 жыл бұрын
@@naodeyfqrr8815 Game over አኽላባት ኢሳያስ!!!!!!!!
@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617
@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617 5 жыл бұрын
ዝነዋሕኩምን ዝሓጸርኩምን, ዝቀያሕኩምን ዝጸለምኩምን ኢልካ 'ሎ ሰላምታ ክክክክ ክክክክክ ኣነ ከም ሎሚ ሲሒቀ ኣይፈልጥን, ሓደ ዝፈልጦ ሰብ ኣብ ኮፐን ሃገን ዝሽቅጥ ትግራዋይ ከኣ ኣብዚ ቪዶ ክሪኦ ጸኒሐ, ብዝኾነ ኣሲሕኩሙና እኩባት እምኒ !
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣታ ሓወይ ንምንታይ ሕማቅ ትዛረብ 'ድሓር ሓጸርትኩም ነዋሕትኩም ቀያሕቲ ጸለምቲ ዝዓበኩም ዝናኣስኩም ክብሃል ሕጂ ዲካ ትሰምዕ ዘለካ ? ትግራዋይ ትብል ኣታ ክንደይ ትትንኩል ኢካ በስማኣብ ብዝኮነ እቲ ሕሰብ ኣብ ህዝብና ወሪዱ ዘሎ ኣብ ስድራካን ስድራካ ምውታት ተኮይኖም ኣብ ደቅካ ሓሊፋ ይጽናሕካ ኣብ ደቅካ ተፈደዮ ኩሉ ሕማቅ ዘበለ ኣሜን '
@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617
@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617 5 жыл бұрын
@@samsomsamsom5731ኣብ ኤርትራ 2010 ኣመተ ምህረት ዝነበረን ኣብ 2019 ዘሎን ፍልልይ 'ዶ ክትነግረኒ ምኸኣልካ እንታይ 'ዩ ትጸገም ሕጂ ኛም ኛም ዘብለኩም ዘሎ እቲ መልሲ ሩዱእ 'ዩ ንሱ ድማ ጭፍራ ወያነ ኣብ ኣፍደገ ሞት ስለ ዝበጽሐት ኣማውቱኒ እላ ስለ ዝኣወጀት እዩ !
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617 ስማዕ ን 20 ዓመት ዶ ኢትዮፕያ ኣብ መሬትና ኣላ እዚ ንኩሉ ናይ ውሽጢ ጉዳይና ዓንቂጽና ዶ ይብል ኔሩ ህግደፍ ' ሕጂ ዶር ኣቢይ ውዕል ኣልጀርስ ተቀቢለዮ ኢሉ ከብቅዕ ብወገን ህግደፍ ግን ዶብ ክሕንጸጽ ዘይደልዪዎ ምክንያት እንታይ እዪ ?! ስለምንታይ ከ ብዘይ ቅዋም ክንምራሕ ሕጂ ከ ስለምንታይ ናይ ፓለቲክ እሱራት ዘይፍትሑ ስለ ምንታይ መወዳእታ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት ደው ዘይብል ስለምንታይ ንቡር ሂወት ዘይነብር ኤርትራውያን ንጭኮና ማእሰርቲ ስደት ከርተት ዲና ተቃሊስና ? ይስቆረካ ድዪ ዶስ ሕጂ ውን ተረገጹ መሰል ኣየድልዮን እዪ ህዝቢ ኤርትራ ኢካ ትብለና ዘለካ ?
@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617
@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617 5 жыл бұрын
@@samsomsamsom5731 ፖለቲካ ናይ ኤርትራ ካብ ኤርትራ ሓሊፉ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ዝሓቁፍ ስለ ዝኾነ ቅድሚ ኩሉ ንሰርዖ ከባቢና ከነጽርዮ ኢና ንደሊ ,ከባቢና ከየጽረና ብዛዕባ ሃገርና ጥራይ ምዝታይ ግን ንነዊሕ ከኺደና ኣይክእልን እዩ ,ስለዝኾነ ኸኣዩ ዶብ ዘይሃወኸና ,ደብና ሕንጹጽ 'ዩ ጥራይ ቦታና ክሓድጉልና ኢና ንጽበ ዘለና እቲ ቅዋም ዝበልካዮ ድማ ቅዋም ዘለወን ኣፍሪቃ እንታይ ለውጢ ኣምጺኢለን ቅድም ተዓዘበን እሱራት ውን ኢልካ ጸኒሕካ, እሱር ከከም ገበኑ' ዩ ዝፍረድ ሃገር ዝሸይጥ ክሳብ ሞት ፍርዲ ክቅበል ይግበኦ መኽንያቱ ሃገር ናይ ህዝቢ 'ያ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617 ኮነ ኢልካ ዳፈለጥካ ተኮንካ ኣምላክ ከም ልብካ ይሃብካ ክብለካ ይፈቱ ' እንተ ከይፈለጥካ ናይ ኣፍልጦ ዋሕዲ ሃሊካ ተታሊልካ ተሊካ ግን ቀስ ኢሉ ክርዳኣካ እዪ ።
@Dankur19
@Dankur19 5 жыл бұрын
Kkkkkkk Grm eba natkumsi kea Ice krem enda lehaska yakl mbal gexkum tkewel👎👎👎
@user-tr3te8bk7o
@user-tr3te8bk7o 5 жыл бұрын
ክክክክክክክክክ ኢንዳ ኮንቶ
@ebaytinsue6587
@ebaytinsue6587 5 жыл бұрын
ምስውዓል ዝደልዮ ግዝየ እዛ ተጠቒምካላ ዘለኻ ናይ ብርዒ ስም ምሳኻ ኣይትኸይድን ኢያ የማን ጸጋምካ ተዓዘብ ዓይንኻን ልብኻን ክፈቶ ንእሽቶ ተኾይንካ ውን ተማሃር !!!
@user-tr3te8bk7o
@user-tr3te8bk7o 5 жыл бұрын
@@ebaytinsue6587 ክክክክክክ ኣነ ዝገርመን በብ 25 ተጎጅልካ ፍትሕ ከንምጽኢ ኢና ዝብል ሓሳው ጥራይ ዩ ካብ በብ ደስ ዝበልካ ተዛረብ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@user-tr3te8bk7o ኣታ ሓወይ ንምንታይ ሕማቅ ትዛረብ ' ድሓር ኩሉ ሰብ ዶ ሓደ ኣትሓሳስባ ኣለዎ እዪ ' በብከባቢካ ኣብ ዘለካዮ ዓዲ ኢካ ክታኣካከብ ምበር ከመይ ዳኣ ደሊካ "! ግን ሓደ ነገር ኣሎ ክበርሃልካ ከምዚ ኢሉ ዝነብር ህዝቢ የለን ገንዘብ በለጽ ግዝያዊ እዪ ' ሕልናዊ ቅሳነት እዪ እቲ ዝዓበየ ጸጋ የቀኔለይ '
Challenge matching picture with Alfredo Larin family! 😁
00:21
BigSchool
Рет қаралды 36 МЛН
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 13 МЛН
More than Sheikh could stick at: Bangladesh’s PM resigns
24:18
The Economist
Рет қаралды 6 М.
ኩሉ ሰብ ክሰምዖ ዘለዎ ኣገዳሲ ኣስተምህሮ ብሓውና ኪዳነ
26:15
ᒪIᒪO EᑎTEᖇTᗩIᑎᗰEᑎT
Рет қаралды 1,1 М.