Рет қаралды 4,938
ኣገዳሲ ሓበሬታ
ኣብ ቀረባ ግዜ ዝጅምር ኣገዳሲ ትምህርቲ ብኬብሮን ዓለም ለኻዊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ (Thebestbook100@gmail.com) ኢልኩም ብምእታዉ ናይ ምምሃር ድሌትኩም ክትሕብሩ ከም እትኽእሉ ንሕብር።
ንዝያዳ ሓበሬታ ቴሌ-
0046739231775
0046739316803
0046739317683
ብተወሳኺ ንዒስራን ኣርባዕተን ሰዓት (24) ባዕልኹም ንባዕልኹም ትመሃሩሉ ትምህርቲ ኬብሮን መጽሓፍ ቅዱስ ንምርካብ ከኣ www.kebronminis... ኢልኩም ክትመሃሩ ከም እትኽእሉ ንሕብር።
���ስኻትኩም ብሩኻት ኢኹም፡ ናብ ካልኦት ክበጽሕ ድማ ሸር ግበርዎ።