መሰል ዓርሰ ወሳነና አሕሊፍና ኣይንህብን #TigraiPress #Ethiopia #Eritrea #TigrayWar #RedSea #Mekelle #TPLF

  Рет қаралды 2,147

Tigrai Press

9 күн бұрын

We Will Not Surrender: The Right to Self-Determination!
Please join this channel to get access to perks: kzbin.info/door/mhUaIwZpnz4QYTzv-verjA
Please support TP via Zelle: 1 945-444-0102
Please consider supporting Tigrai Press through Super Chat & Super Stickers!
Email: TigraiPress@gmail.com
Twitter Page: / tigrai_press
Facebook page: / presstigrai
Facebook Profile: / bisrat11
#Ethiopianews #Eritreanews #SeifuOnEBS #Tigraitv #BBC #VOA #EAL #JawarMohammed #KushMedia #OMN #CNN #Somalinews #Somaliland #AsmaraEritrea #IsiasAfewerki #TheHeritageFoundation #GetachewReda #DebretsiyonGebremichael #Biden #GeneralWorede #GeneralTsadkan #AwrambaTimes #DawitKebede #DrShinn #LidetuAyalew #StalinZaraMedia #EthiopianAthleticsFederation #EphraimIsaac #RedSea #Asmara #Mekelle #DiasporaAgainstChildHunger #Canada #InternationalCommissionofHumanRightsExperts #TigrayanChurch #EOTC #OromiaChurch #TPLF #TigrayGovernment #IntremAdminstrationofTigray #TDF #DawitWeldegiorgis #OLF #ENDF #TDF #SudanWar #StateDept #WaElaTigray #TigrayGlobalProtest #AmharaProtest #FestivalTigray2023 #Ashenda2023 #Amhara #EthiopianParliament #Weyane #ZeresenayAlemseged #EmperorHaileselassie #MengistuHaileMariam #MelesZenawi #HaileMariamDesalegn #TigraiPress #UAE #SaudiArabia #KingCharles
If you're interested in enhancing your social media experience with StreamYard software, please click the link below. Want to create live streams like this? Check out StreamYard: streamyard.com/pal/d/4826586632421376

Пікірлер: 25
@user-re4hs8mw4r
@user-re4hs8mw4r 10 күн бұрын
አይኮን ካለኦት ትናትና መንእሰይ ንክርድኦስ ፀገም ኢዩ ዘሎሞ እትሓቂ ብውሕልል አገላልፃ ኢዩ ዝገለጾ እድመ ይሓብካ ንገረልና በጃኻ ነዞም....ሕወሓት =ትግራይ ።❤ viva TPLF ❤
@tsigekebede
@tsigekebede 10 күн бұрын
Welcome welcome tigrai press..... ❤❤❤
@almazadamu9175
@almazadamu9175 10 күн бұрын
የቄንየልና ኹቡር ሐውና ትግራይ ፕረስ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@almazadamu9175
@almazadamu9175 10 күн бұрын
የቀንየልና ኹቡር ሐውና ኸዜኣም ዝበሉ ፍላጣት ንህዝብ ዘምህሩ ስባት ህዝብ ትግራይ ያደሌና ኽብረት ያሃበልና ፁቡቅ እጋልልፃ እዩ
@user-ms6kq4xi3i
@user-ms6kq4xi3i 10 күн бұрын
ጀግና ብስራት ከምቀደምካ ኣለኻ።እንኳዕ ሃለኻ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 9 күн бұрын
ነቶም መናእሰይ ንአዶም ዝቃለሱ ነበሩ ናይ ፀላእቲ አጀንዳ ዝጉስጉሱ ሰባት ብምፍላጥ ብዘይምፍላጥ ብዘይኮነ ሽርሒታት ጎስጊሶም እይ ቃልሲ ናይደገ ንግዚኡውን እንተኾነ ደስ አቢሎምዎ እትም ወለዲ ግን ንደቆም እቲ ትክክለኛ ከምህርዎ ይግባእ ነአዶም ንህዝቦም ምቅላስ ጠጠው ክብል የብሉን።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 9 күн бұрын
ትግራይ ብረስ ህግን ሓውና ከምዚኦም ዝበሉ ተባአት አቅርብ ኸዚ እውን ናብ ሓድነት እንተመፂና ክንወፅእ ኢና ወፂና ኢና ።
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 10 күн бұрын
ህወሓት ዝገበረቶን ዝፈፀመቶ ታሪክን ጅግንነት በዓለም መስተንክር አርእያ አምዝጊባ እያ።ትኽክል መጭበርበሩ ሓይሊ እዩ ታሪክና ዝድምስሶ ዘሎ ስለዚ ትግራዋይ ንማንነትካ ጠጠው በል
@almazadamu9175
@almazadamu9175 10 күн бұрын
ትክክል እዛም ዕሳባት ክንቃለሳም እለና
@aaronmuruts7044
@aaronmuruts7044 9 күн бұрын
ህወሓት ብባህሪኡ ክሓቁፍ ኣይክእልን
@abebakebede1270
@abebakebede1270 9 күн бұрын
ለባምን ተባእን ወዲ ህዝቢ እድመን ጢእናን የሃብካ ሓሳብ ልብሃ የስምረልካ በዓወት ተመለሰልና !!!
@HibretKahsay
@HibretKahsay 10 күн бұрын
Kemzi zebelu lekulakuat kadiretat, nihizbi tigray endadmeyiwo yinebru
@kinfesahilu3585
@kinfesahilu3585 9 күн бұрын
ውድቀት ፖለቲካዊ መሪሕነት እዩ። ንምንታይ ኦዩ ክግምት ዘይኽእል። መረዳእታ ኣኪቡን ተንቲኑን ኣንፈት ቃልሱ ኣቐዲሙ ዘይንፅር ነይሩ? ዘልኣለም ኣይገመትናዮን ኣይሓሰብናዮን ዝብል ሓሳብ ጣቋ ዘየብሉ ምክልኻል እዩ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 9 күн бұрын
ዘይምፍላጥ እኮ ኃጥያት አይኮነን እትም ተቃወምቲ አብ ትችት ህወሃት ኮይኖም ክማሃሩ አለዎም ምንም ከይሓዝካ ህወሃት ይድረስ ማለት ባእልሃ ከምትፈርስ አይርደአካን ዘለካ ሒዚካ ካልእ ዝኸሸ ትፈጥር እቲ ጥበብ ንሱ እዩ ተጋሩዋኒ ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 9 күн бұрын
ሓቂ የሃብካ ሓወይ ከምህውሃት ዝበለ ጠንካራ ውድብ አብ ዓለም የለን አይተፈጠረን ህወሃት ግን በዓይን ዝረአ ብርኢድ ዝዳሰስ እዩ ህውሃትስ ለህዝብ ክሕቆፍን ክድገፍን እናተገበአ ብግሊ ቂምን በቀልን መገዛ ናይባእልኻ ጠንካራ ህወሃት ባእሉ ህዝብ ትግራይ ወዲቡ ተቃሊሱን አቃሊሱን እዩ እይ ሓቂ ንሱ እዩ ፀላፍትና ህወሃት ክጠፍእ ሒኽ ይብሉ እትም ተቃወምትን ሓድሓደ ቂምን በቀልን ናይግሎም ዘለወምን ንታሕቲ ወሪድካ በአሌትን ቁሸትን እውን ክከፋፍሉ ናይፀላእቶ አጀንዳ ዝጉስጉሱ ሚድያታትን ግለሰባትን አገብ ይባሃሉ ህወሃት ውድብና የድልየና እዩ።
@HibretKahsay
@HibretKahsay 10 күн бұрын
Hasawi kadre, himak tigraway
@abebakebede1270
@abebakebede1270 9 күн бұрын
አይ ህውሃት ካድሬ ጀጋኑን ጀጋኑን እዮም ንስሃ ፀግኢ ሒዝካ ኢካ ናፀላእቲ ሓሳብ ትጉስጉስ ዘለኻ ምናልባትም ህግደፍም ክትኮን ትኽእል ናይ ባእልኻ ፃሕሊ እንዳሓረረ ናይሰብ አይተሕብር ።
@aaronmuruts7044
@aaronmuruts7044 10 күн бұрын
እዚእም ገና ናብ ኣ.ኣበባ ወሲዶም ትግራዋይ ሞኽ ካብልዎ እዮም ዝሓስቡ ንምንታይ ኢኺም ትግራዋይ ኣብ ትግራይ ከመይ ይዕበ ኢልኩም ዘይትሓስቡ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 9 күн бұрын
ንኹሉ ቅደም ተከተል አለው ጥበብ የድሊ መጀመርያ እስቲ ሓደ ኮይና አብ ደገን ውሽጥን ዘለና ንርበብ ንሱ እዩ ሓይልና ።
@hailegezahagn739
@hailegezahagn739 10 күн бұрын
ነበረ ያ ነበረ የኣክል ክሲ ገዲፍካ እንታይ ንግበር እዩ ዘዋፅእ በሕወሓት ዝምራሕ መንግስቲ ክህሉ የብሉን
@almazadamu9175
@almazadamu9175 10 күн бұрын
መኔኻ ንስኻ ህዋሕት ክትመርህ የብላን ትብል ወሳኔ ህዝብ ትግራይ እምበር ንስኻ እይኻንኻን ዕሱብ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 9 күн бұрын
እሱብ ናክፀላኦ አጀንዳ እዩ ዝጉስጉ ዘሎ ህውሃትማ ገና ታሪክ ክትሰርህ እያ ኸዝስ መንድዩ ምስ ፕሪቶርያ ውእሊ ፈሪሙ? ተነሓናሕቲ ዝባሃሉ እውን ብዘይካ ፀርፊ ምንም እላማ የብሎምን እላማ እንተሎዩዎም ተወዳዲሮም እዮም ዝሕረዩ ብፀርፊ ዝሕረ መሪሕነት የለን አብ ትሕቲ መራሒ ውድብ ኮይኖም ይማሃሩ ክኾን ዝግባእ ንሱ እዩ።
@aaronmuruts7044
@aaronmuruts7044 10 күн бұрын
ብሄርብሄረሰብ doesn’t care about you talking about you need to think how to save tegaru .ነበረያነበረ እንዳተዘረብኩም 50 ዓመት ሰሪሕኻ እንድሕር ዘይተቐበሉኻ ሕዚ ተወሳኺ 100ዓመት ደሊኻ ብሄርብሃረሰባት ክታስልፍ መሕዘኒ እዩ but as they say you can’t teach new tricks to old dog
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 10 күн бұрын
እታ ሓቂ እዚኣ ኮይና ንዝኩሉ መልሚሉን ብሌናት ዶላራት አፍሲሰምን ወዲቦምን አብዚ ዘብፅሑና እቲ ዓምራራይን ጎባጣይን ዓለምና ናይ ኒዮ ሊብራሊዝ ፀረ ሓፋሽ ህዝብታት ዓለምና ብፍላይ ድማ አፍሪቃ ዝኮነ ናይ ምዕራባዊያን መኖፖሎ ካፒታሊዝም እዩ ቀንዲ ናብዙ ፅንተትን ጆኖሳይድን አካይዶም ዳግማይ ልምዓታዊ መንግስቲ አብ ጦጵያ ከይዕምብብ ምስቲ በላዒ ሰብን ሓሳድን ጠላምን ቀናእን እንዳ ሻዓ ቢያ መፍተቱ ረኪቡ ተላኢኩ አብዙይ አብፂሑና እሞ ሊሂቃን ትግራይ እዚኣ ዓይኖም አንቁሖም ክሪኡዋን ክመራመሩላን አይንርእን ? ብኣንፃሩ ሓድነት ብዝሽርሽር መረረን ክስን መርገምን አብ ህዝባዊ ውድቦም ህወሓትን ህዝቦምን ኮሓሎ መሲሎም መንቆሮ ይኮኑ አለዉ ብፍላይ ኮረይትን ተበለፅትን ባንዳታትን ሚዲያታቶም ገይሮም ዘካይድዎ ዘለዉ ዘራጊቶ ጠጠዉ ከብሉ አለዎም !! ሓፂን ዓረ ሓድነትና ኢያ ዋስ ህላዌናን መንነትናን አፅኒዕና ህዝብና አሕዊና ናብ ልምዓት ንእቶ እዚኣ ጥራሕ እያ መፍትሒት !! ተወሳኪት ናብዞም ደቂ ህዝቢ ወየንቲ ዝብልዋ ዘለዉ ።🤝✍️💪✌️👌👏👏👏