"ምሳኺ እንታይ ኣሎኒ" መናፍቃን ዝሰሓትዎ ሓቂ።

  Рет қаралды 591

FrieTewahdoፍሬ-ተዋሕዶ

FrieTewahdoፍሬ-ተዋሕዶ

Күн бұрын

Пікірлер: 11
@yafetyaf-I
@yafetyaf-I 11 күн бұрын
ኣሰይ የኔታ ንዓኩም ኣይክልኣና ቃለሂወት የስመዓልና ❤❤❤❤❤❤
@gonichemhretaeb1452
@gonichemhretaeb1452 11 күн бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesiemealna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@filiposhaile7738
@filiposhaile7738 10 күн бұрын
✝️✝️✝️💚💛❤️✝️✝️✝️
@DejenHagos-y6w
@DejenHagos-y6w 11 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዐልና ሊቀ ሊቃውንቲ የኔታ ፍሊጶስ
@adhanomfrezghi8659
@adhanomfrezghi8659 9 күн бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ኩቡር መምህርና።
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 11 күн бұрын
❤❤❤
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ 11 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ቃልህይወት የስመዕልናክብር ኣቦና ናይ ኣደዋና ቅድስት ቅዱሳን ፅሎታን ኣማላዲነታን ኣይፍልየና ኣንቲ፡ስበይቲ,ማለት ክብር ማሃብ ላኣና እዩ ጎይታና ንድንግል ማርያም,ኣደና እንድሕር ዝፍቱዋ ኮይኑስ ስለ መንታይ ተወለደ እልና ንመናፍቃን ታሓተትናዮምስ እንታይ እሎም ይምሉሱ ነይሮም መናፍቅ ተጻርርት ክርስቶስ ኦም ወላዲት ጎይታ ይብሉዋ ጽንሕ እሎም ደማ ኣትማልዲይ ሞይታ እያማርያም ይብሉዋ ዝሕዚን ዝርባ😢 ጎይታና ኣምላኽናስ ካብዙይ ንላዕል ታኣምር ከግብር እየ ገዛ ኣሎኒ እዮ እንታይ ኣሎኪ ዝብሎስ እንተይ ኣሎኪ,ምሳይ ዝበላ ካልእ ልሞኑ ኣልኪዶ ኩሉ ከግብርልኪ እየ እሉዋስ ንሳደማ ዝግንእ ማይምልእዎ ብሎቶም እበ ስቁ ኣይብለይ ኣየ መናፍቅ ዝምጽእወ ዘለው ሕቶስ ክም,ናይውዕሎ ዶሮሆስ ኣብ ግዜ ውዕላስ ማይ ትህርም መናፍቅ ደማ ሓንቲ ምዕራፍ ሕዞም እዮም፡ዝጋዓዙ ፍር ዝይብሉ ቆጽሊ ናሓስ ኦም፡ ኣምላኽ ምስትዋዓል ይሃቦም ክብር መምህርና ኣቦና ቃል ህይወት የስመዕልና ንደቂኩም፡ደማ ምስትዋዓል ዓይኒ ልቦና ጥበብ ኣቦና ሰሌምን ንጉስ,፡እስራኤል ይሃበና ኣምላኽ ቅዱሳን ናይ ሓላዊ እስራኤል ኣቦና እያቄም ካብ ሓው ኤሳው ዝናገፍ ቅዱስ ሚካኤል,፡ባዓል እዩሞ ብርክቱ ርዲኦቱ ናይቅዱስ ሚካኤል ይሕደርና ቅዱስ ሚካኤል ካብ ቁጦዖ ኣምላኽ ይሓልወና ንሃገርና, ምድር,ኣጋእዚ ምድር ኣክሱም ትግራይ ብበትሮ መስቀሉ ብክንፈ ገሩ ይሓልወና ብመብርቂ ኣልባሱ ቅዱስ ሚካኤል,ኅያለ መላኣክ ውስላም መኑ ወክማካ ወለዋ መላኣክ ስላም
@tekianguse5133
@tekianguse5133 9 күн бұрын
Amien (3) kale hiwet yesmealna memherna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FreM1024
@FreM1024 11 күн бұрын
አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና የነታ ። ሕቶ ኣላትኒ ፦ "ጻድቃናት" ይበሃልዶ ኣይበሃልን ፧ ምስናይ ይቕሬታኡ ምስ መረዳእትኡ መልሲ እንተ ትህቡኒ ዝበለጸ ኢዩ ። የቐንየለይ
@FrieTewahdo21
@FrieTewahdo21 11 күн бұрын
ሰላም ክቡር ሓው ኣይበሃልን እዩ እንተተባህለ ድማ ዳህጸ ልሳን ልማደ ቋንቋ ትግርኛ እዩ። ጻድቅ ንሓደ ጻድቃን ንብዙሓት። ቤት ንሓደ አብያት ንብዙሕ። መሶብ ንሓደ መሳውብ ንብዙሕ..... ብልማድ ግና ጻድቀናት ንብል ብትግርኛ ልምዲ ዘምጽኦ እዩ።
@ytgr3379
@ytgr3379 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
The Lost World: Living Room Edition
0:46
Daniel LaBelle
Рет қаралды 27 МЛН
«Жат бауыр» телехикаясы І 30 - бөлім | Соңғы бөлім
52:59
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 340 М.
요즘유행 찍는법
0:34
오마이비키 OMV
Рет қаралды 12 МЛН
#ናይ_ሕቶታትኩም_መልሲ_ስርዓቱከ_ተገቢ_ድዩ_ኣብ_ኣፅዋማት_ጊዜከ
29:18
ሥርጉት ሚድያ srgut media ስርጉት ሚድያ
Рет қаралды 6 М.
ኣደ ሩፍታይ|| ምሉእ ኣልበም. ADE RUFTAY WHOLE ALBUM.
1:19:22
KABATRANOS TV
Рет қаралды 1,4 МЛН