ምስጢር ሃብቲ ኣይሁዳውያን ካበይ!ዩ : ዕዳጋ ኣልማዝ ቴል ኣቪቭ።

  Рет қаралды 23,603

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

Пікірлер: 44
@hiwethayal8193
@hiwethayal8193 3 жыл бұрын
ኣታ ኣነ በዛ ሃገር ተጸሊለ እየ ሓደ ማዓልቲ የርእኒ ይከውን ፈጣሪ
@Asliselomun
@Asliselomun 2 жыл бұрын
ዋላ ኣነ ማራ
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 2 жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ
@meazakrstos3209
@meazakrstos3209 2 жыл бұрын
Genesis 12 (ትግ) - ዘፍጥረት 1: እግዚኣብሄር ድማ ንኣብራም በሎ፤ ካብ ምድርኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ እንዳ ኣቦኻን ኣነ ናብ ዘርእየካ ምድሪ ኣቢልካ ውጻእ። 2: ንዓብዪ ህዝቢ ኽገብረካን ክባርኸካን ከኣ እየ፡ ንስምካውን ከዕብዮ እየ፡ ንበረኸት ድማ ክትከውን ኢኻ። 3: ንዚባርኹኻ ክባርኾም፡ ንዚረግመካ ድማ ክረግሞ እየ። ዓሌታት ኵላ ምድሪ ድማ ብኣኻ ኪባረኹ እዮም። 4: ኣብራም ከኣ ከምቲ እግዚኣብሄር ዝበሎ ኸደ፡ ሎጥ ድማ ምስኡ ኸደ። ኣብራም ካብ ካራን ኪወጽእ ከሎ ኸኣ ወዲ ሰብዓን ሓሙሽተን ዓመት ነበረ። 5: ኣብራም ድማ ንሳራይ ሰበይቱን ንሎጥ ወዲ ሓዉን፡ ነቲ ዘጥረይዎ ዅሉ ጥሪቶምን ነቶም ኣብ ካራን ዘጥረይዎም ነፍሳትን ወሲዱ፡ ንምድሪ ኸነኣን ኪኸዱ ወጹ፡ ናብ ምድሪ ኸነኣን ከኣ መጹ። abzi yjmir eti Tarich
@teweldetesfalem2184
@teweldetesfalem2184 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ጽቡቅ ክስማዕን ክፍለጥን ዝነበሮ ጽቡቅ ስነዳ እዩ የቀንየልና። ብዝኾነ እስራኤል ሚሊታሪ ኣቃውማኣን ኣብዚ ግዜዚ ከመይ ኣሎን ተተቅርበልና ወይ ተትቅጽለልና ኣይምጸላእኩዎን
@hadasalem6497
@hadasalem6497 3 жыл бұрын
Halay gudayka gber
@MrM2-g2z
@MrM2-g2z 3 жыл бұрын
ለክራም በዚሁ ጽቡቅ መደብ ግን!
@mesunasium5433
@mesunasium5433 3 жыл бұрын
eza eritrana tesfa mlue alewa❤
@alaiai3236
@alaiai3236 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብ እስራኤል ዝነበር እየ 11 ዓመት ውን ገረ ሕጂ ናብ ኻናዳ ክብገስ እየ እስራኤል ብጣሚ መሪር ናፍቆት ይስምዓኒ ኤርትራዋን ሓቲ ኻብ እስራኤል ክንማሃሮ ዘለና እስራኤላዋን ብዴኦምን ብሓገረሙን ዝመጾም ኣፈትውን እዮም ፍቅር ሃገሮም ድማ 100% ኣለዎም ወዲ 18 ተኾንካ ግድን አካ ኣብ ወድታተር ተዓሊም ትወስድ ወለድኻ ውን ግዴታካ ምኻኑ ይነግሩካ 2 ዓመት ተገልግል ድሕሬኡ ንዓጻ ኮንካ ትነበር ምስቲ ዘለዋ ጽልዋ ኣብ መንጎ ኣዕራብ ብምኽባባ ድማ ዝኾነ ነገር ተልዩ ናብ ኪናት ዝኣቱ ያቱ በቃ ጽባሕ ከመይ ኤርትራ ክትፈጥር ትደል ተትብሉን ከም እስራኤል ጥራይ ዝኾነ ተተቃስ ከም ምሳይላት ተተደርብዋ ውን ኣብ ህዋ እንከሎ እያ ትፍንጅሮ ሂወት እስራኤላዊ ክቡር እዩ ሓደ ሂወት እንተ ሓሊፉ ውን ብሃገር ደረጃ ብኸመይ ኣበይ ንምታይ ዝበል ሕቶታት እዮም ዘልዕሉ ኣነ ወን ከመኡ ሂወት ኤርትራዊ ኣዝዩ ክቡር እዩ ኣብዝኸዶ ዝመውትን ዝጠፍእን ዝመውትን ዘይኮነስ ብግቡእ ብሃገር ደረጃ ሓላፍነት ትወስደሉ ህገር ምህናጽ እዩ
@Asliselomun
@Asliselomun 2 жыл бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ እትብል ሃገር እያ
@helenteame4054
@helenteame4054 3 жыл бұрын
Waww btaemi des zbl medebn agelalxan ab qexali yerakbena xexbuqu
@michaelweldayghebremariam2560
@michaelweldayghebremariam2560 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዓት
@merhawihabte5563
@merhawihabte5563 3 жыл бұрын
❤🙏🙏🙏🙏🙏
@alexanderniguse6075
@alexanderniguse6075 3 жыл бұрын
Xbqe serha hawey
@wegahtagebre1020
@wegahtagebre1020 3 жыл бұрын
ብዛዕባ ጸጉሪ ምትካል እባ ሓበሬታ ሃበና ሰበይ
@lulishmie5823
@lulishmie5823 2 жыл бұрын
Ata melati kkk
@naevsuperstar6013
@naevsuperstar6013 3 жыл бұрын
Albab❤️❤️❤️😂😂
@africanpiece5838
@africanpiece5838 3 жыл бұрын
Tegagiga alewu negado abe africa madenat ziwesdu beflay kabe South sudankaloten kabe eritrea wen ide metettaw gera nera ne Asmara leti eda dewelu telalu hezbey etay tigber alka yebelu nerome kabe zidewelnalu Internet awexiome yedewelu nerome keme bale agaziane beflay serahe tesrihka 2 shefti malet 2500 dollar eka tekefele selezi nana welkawi hiwet eda habu kexiwetulna kemu 2007 zatewu bezia nerwome abe eritrea hemake kegeberu kelaku sele ziy kalu ka werketu tahdegu sebey South sudan gen heray sele zinelu yeriwo alekume fahfahe ela America ka deleta tegber ala maden hezbi yewsede alo abe welkiwian kona eritrewi gen awala yeqweme hageru ahlifu aheben eyu eritrea kulu nebesa maden eya ani ayti ve Israel 7 shenime ezi be Hebrew koynu ane abe Israel shewate amet gere haji ketifuni mes belu hadime abe africa alku deki eri hagerna haftame eya keme Israel hayalen haftamen hara ketkewn be technology resa kila ketkeyede nay kulatna temnit eyu gen antasho eday edka nebele yehwatna ne hagezie
@user-sh4rr2un4r
@user-sh4rr2un4r 3 жыл бұрын
bizaeba england gele beluna zarawyan
@lulishmie5823
@lulishmie5823 2 жыл бұрын
Nay hagern ke eseka nay mexayi tekno gelxelen tesfa tekenena
@geregebre353
@geregebre353 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌
@desbelehabte25
@desbelehabte25 3 жыл бұрын
aytgage Israel nedadi kab dege eya temxie ember nedadi nay baela tefryo yeblan
@eritreaasmera8876
@eritreaasmera8876 3 жыл бұрын
Eti Abona Yakob Do Aykone Kab Lomi Nska Esrael Ktbhal Eka Ztebahle. Resi Enber Chira Ayktkewunen Eka Zbel Kal Amlak u Nezi Kulu Zbelkayo Kekewun Zgebero. Nezi Zeytekeskayo Semaeti Ketebzh Mukanu Rduie u. Nsu u Ka Eti Haki. Esrael Malet Ka Hzbi Amlak Malet u.
@robi7719
@robi7719 3 жыл бұрын
ኢስራኤል ሲ ከቡርኪ ዲኣ ንበሪ
@meazakrstos3209
@meazakrstos3209 2 жыл бұрын
Israel eko Egzabhar Amlak zbareka n Abona Abraham zihaba Tsion eya Metshaf Qdus minbab zbeletse eu
@hermelabrhane7471
@hermelabrhane7471 3 жыл бұрын
Eritrea ke Meas iya kem 🇮🇱 ktkewun
@biniamestifanos7768
@biniamestifanos7768 3 жыл бұрын
Nska doctor ms konka
@sababrhane
@sababrhane 3 жыл бұрын
@@biniamestifanos7768 😅😅😅
@amurygamie4604
@amurygamie4604 3 жыл бұрын
Nesom indeyoum mesl senom zalewu da kem nefaheto ay tekounu
@amurygamie4604
@amurygamie4604 3 жыл бұрын
Atom hasewty eto yehwatekom ab Israel zalewu da kewaxu zey texeru kumneger inta alkum koynu da
@wedim.d7674
@wedim.d7674 3 жыл бұрын
Israel tibahal hager yelan 1948 British zehabuwo meret Palestine eyu kab Hitler hademom zemetsu sedetina eyom
@neverlosehope688
@neverlosehope688 3 жыл бұрын
ወዲ ምሓመድ ቀቢላ ኪድ ጥራይ አቶም ጎይቶትካ የዕራብ ዝበልዎ ድገም፡ አንተስ አስራኤላውን ግን ብስሪኦም መሬት ኣቦታቶም ኣቦሓጎታቶም መሊሶሞ አዮም። ያ ዓብድ ዋሒድ ክክክክክክክ
@erey550
@erey550 3 жыл бұрын
Sekit tray Palestine da men mishaseba u. Dahar kas eta xihifkala zelka app bimen kemtimahader filet. bizaba Israel kitzareb Bikat yebilkan tahabe tray.
@yosiefhabtom5216
@yosiefhabtom5216 3 жыл бұрын
እዚ ሕጂ ፍሊስጤምን እስራኤልን ዝብሃል ዘሎ ቦታ ከንኣን እዩ ዝብሃል ነይሩ ኣቦና ኣብርሃም ከም ስደተና እዩ ኣብ መንጎ ፍሊስጤማዉያን ዝነብር ነይሩ ብድሕሪኡ ድማ ያቆብን ስድሩኡን ንከንኣን ገዲፎም ንግብጺ ወረዱ ንደገና እያሱ ተመሊሱ ተዋጊኡ ነቲ ቦታ ሒዙዎ ደቂ እስራኤል ድማ ኣብቲ ቦታ ክነብሩ ጀሚሮም እምበር ቀዳሞት ነበርቱ ደቂ ወዲ ኖህ ደቂ ካም ፍሊስጤማዉያን እዮም ነይሮም ዋናታቱ
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
ኣየን ኢዩ ምድረ ከንኣን ከ
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 3 жыл бұрын
በቃ ስቅ ኢልካ ሃተፍተፍ ኣንብብ ክትፈልጥ
@edenyohannes5222
@edenyohannes5222 3 жыл бұрын
ክክክክ ጹቡቕ ገበርዋ እንታይ ዩ ጎዲልካ
@yosiefhabtom5216
@yosiefhabtom5216 3 жыл бұрын
@Angosom Habtemaryam ዮሴፍ እስራኤላዊ ወዲ ያቆብ እየ ፍልስጤማዉያን ደቂ ካም እዮም ከም ድማ ወዲ ኖህ እዩ ፍልስጤማዉያን ቅድሚ ያቆብ ዝነበሩ እዮም ብዓል ዮሴፍ ግን ድሓር ካብ ያቆብ ዝተወልዱ እስራኤላዉያን እዩም
@yosiefhabtom5216
@yosiefhabtom5216 3 жыл бұрын
@@edenyohannes5222 ኩሉ ገግዚኡ ኣለዎ ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ምስ ገፍዕዎም ሕኒኦም ዘምለሱ ሓደ ምዓልቲ ዉን ሓይሊ ምስ ረከቡ ሕኒኦም ከምልሱ እዮም ሕጂ ዉን
76 መዓልታት ኣብ ባሕሪ ምስ ሞት ዝተፋጠጠ ሰብ ሓቀና ዛንታ
15:36
Хаги Ваги говорит разными голосами
0:22
Фани Хани
Рет қаралды 2,2 МЛН
🎈🎈🎈😲 #tiktok #shorts
0:28
Byungari 병아리언니
Рет қаралды 4,5 МЛН
መራሕት ሰራዊት ትግራይ ፡ ጌታቸው ዕልዋ መንግስቲ ፡
13:19
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 3,6 М.
ስዉር ቅትለት ኤሲዳልን ምስጢራዊ ናይ ስለያ ፋይላን!
14:45
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 73 М.
'' ንመሲሕ Yanuka ረኺብናዮ ይብሉ ኣይሁድ'' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
24:59
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 72 М.
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን.ደም ዘደቀስ ብልሓት
14:52
Хаги Ваги говорит разными голосами
0:22
Фани Хани
Рет қаралды 2,2 МЛН