Рет қаралды 4,560
ብምክንያት መበል 25 ዓመት ብሩራዊ ኢዮብየል ቁምስና ክዳነምህረት ፍራንክፉርት ዝተዳለወት ናይ ምስጋና ቪድዮ ክሊፕ።
[ መዝሙር ዳዊት 100 ]
4 ኣብ ደጌታት ቤት መቕደሱ ብምስጋና፥ ኣብ ኣጸዱውን ብውዳሴ እተዉ፥ ኣመስግንዎ፥ ንስሙ ኸኣ ባርኹ።
5 እግዚኣብሔር ሠናይ እዩ፥ ምሕረቱ ኸኣ ዘለዓለማዊ እዩ። እሙን ምዃኑ ድማ ንዉሉድ ወለዶ ይነብር።
25 ዓመት ብሩራዊ እዮብየል ኣብ ትሕቲ እቲ ጽላል እቲ ልዑል።