🛑” መስመርኹም ትስሕቱ ኣለኹም እንዳ ገሬ እሙን ስርዓት ሓዙ ቀስ ብቀስ ትኸደኩም ኣላ ” ሓቂ ድዩ Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

  Рет қаралды 56,895

Maggy Show

Maggy Show

Күн бұрын

#tigray #ethiopia #eritrea
🛑” መስመርኹም ትስሕቱ ኣለኹም እንዳ ገሬ እሙን ስርዓት ሓዙ ቀስ ብቀስ ትኸደኩም ኣላ ” ሓቂ ድዩ Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Follow Me on Instagram 👇
➪ / maggy_showw
is fair use under U.S. copyright law because it is non-commercial, transformative in nature, uses no more of the original work than necessary for the video's purpose, and does not compete with the original work and could have no negative affect on its market. Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for 'Fair Use' for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research, Fair use is a permitted by copyright statute that might otherwise be infringing, Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔ Enjoy and Subscribe now
እንኳዕ ብሰላም ናብ maggy show ብደሓን መፁ ።እዚ ቻናልና ዓላምኡ ንምዝንጋዕን ንምምሃርን እዩ ። ኩሉ ግዜ በቢ 3 መዓልቲ ሃዱሽ video ናባኩናባኩ ክነብፅሕ ኢና subsribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
🔥ዓገብ ! ንብዙሓት ሰባት ዘቆጥዐ ናይ ፓስተር ዮናታን ጉድ ኣብ መድረኽ
👉👉 • Video
🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ ዝግባእ ኣፀያፊ ምስልታትI
• 🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ...
🛑ንአርቲስት ዊንታ መኮነን ደዊለ call prank ሸዊደይ
• Video
Social media 👇👇👇👇👇
Facebook ..
/ maggy.hntsa
Telegram t.me/maggyshow
THANK FOR WATCHING 🙏🙏🙏 DON'T
FORGET SUBSCRIBE AND CLICK ON BEEL 🔔🔔
yonas maynas comedy , dawit eyob comedy gangster , dawit eyob comedy 2023 ,maggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media አውሎ ሚዲያ, ebstv worldwide,Eritrean Movie, Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2023, New Eritrean Movie 2020, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New, Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus,LTV World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment, Wushatena Media, ገሬ እሙን Gere Emun, Star Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding, eritrea, eritrean music, eritrean music 2023, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2023, ethiopian music 2023, new ethiopian music 2023, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, ሳልስቲ መርዓ
heny emu,henyemu,ሄኒ እሙ,ONE LOVE channel,couples challenge,jofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,ሊግ ፍቑራት,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2023,new ethiopian music,ethiopian news today,ephrem amare,admas music,new eritrean music 2022,ethiopian music 2022,new ethiopian music 2023,amharic movie,ethiopian comedy,eritrean movie,eritrean comedy,eritrean film,ፕራንክ,ውድድር,መዘንግዕ ካሜራ,Eri-TV,ኮሜዲ.New Eritrean movie 202 new eritrean movie 2022,new eritrean movie 2023 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2023 today,eritrean movie,eritrean movie 2023,eritrean movie 2023 new,eritrean movie 2023 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2023,comedy eritrean 2023 new,eritrean music 2023 new today,dawit eyob comedy,yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2023,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon woldu

Пікірлер: 493
@mabratiasafe7932
@mabratiasafe7932 Жыл бұрын
ልክዕ እዮም ዘሎው አያ ዘብረአብሩክ ብሃይማኖት ይኩን ብባህሊ አፃሪካ እዩ ዝዋሰብ ሓወይ ማዓረይ ❤
@rishansolomon9726
@rishansolomon9726 Жыл бұрын
ትኽክል
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv Жыл бұрын
ብሓቂ❤❤❤
@sy2g299
@sy2g299 Жыл бұрын
ድሕርት ኣይኮነን ግድን እዩ ወዲመን እዩ ክሕተት ኣሕዋት ተኮኑከማ
@beastdroider
@beastdroider Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/gqLFenWFn9hooZo
@letslats9259
@letslats9259 Жыл бұрын
ግድን እዩ ክሕተት መንነቱ ሓቲ ገን ክትባሃል ዘይብላ ሃፍታም ድዩ ድካ እያ ኣፀያፍት እበር ስለ መንነቱ ግድን እዩ ክሕተት ፁብቅ ኣለካ ማግተይ ሽኮር😘❤
@user-qv2zr8jh4z
@user-qv2zr8jh4z Жыл бұрын
ሃፍታም ድዩ እማ ወዮ ዝብራአብርኩ እኮ ቅርሺ ስለ ዝፈቱ እዩ 😂
@beastdroider
@beastdroider Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/gqLFenWFn9hooZo
@RShaN-kiki
@RShaN-kiki Жыл бұрын
መንነቱ ከይፈለጡ ድአ ከመይ ገይሮም ክዋሰቡ ማጊዬ አነ ምሳኻ አለኹ መንነቱ ክፍለጥ አለዎ ግድን ❤
@Meqelle
@Meqelle Жыл бұрын
እረ እዚ ሱቅ ኢሉ ልባዕሉ ሽግር አለዎ
@rahielmehari
@rahielmehari Жыл бұрын
teikkl❤❤
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv Жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ማጊየይ እንዳ ገሬ እመን ወዲ መን እዩ ኣበይ ተወሊዱ ክፅረ ኣለም ልክዕ ገደን እዩ❤❤❤❤
@beastdroider
@beastdroider Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/gqLFenWFn9hooZo
@tedggfdmm5516
@tedggfdmm5516 Жыл бұрын
ድሕረት ኣይኮነን ግድን እዩ መንነት ምፍላጥ
@goytamhaylslasil5103
@goytamhaylslasil5103 Жыл бұрын
መን እዩ ወዲ መን እዩ ክብል ግድን እዩ በግዕ ኣይኮነት ገዚኣ ኣመፂኣትሎም ኣታ ወዲ ኣነ ከምዝመሰለኒ ንኮመቲ ክብል እዩ ኣውጊዑ መሲሉኒ እበር ሞይታቶ እዛ ዘረባ ሓፍትካ ንጋላ ሃባ በልዎ በጃኩም ጋላ እውን እተወሲድሉ እዩ።
@gjhj5555
@gjhj5555 Жыл бұрын
ወዲ ፅዮን ዝብሃል ንባዕሉ ስርዓት ክሕዝ አለዎ ዋላ ሐንቲ ጊጋ አይራአናለምን
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t Жыл бұрын
አንቃዕ ብሰላም መጻካ ማጊየ አና አዛ ንዳ ገሬ ዝተነቀፈታስ ደስ ኣይበለትንን ንዓይ ምክንያቱ አታ መንዩ ኣበዩ ትብልሲ ወላዲ ዝብሎ አዮም ገይሮም ንሳ ከዓ ብናቶም ትአዛዝ ዘይኮነ ልቲ ዱሑር ኣታሓሳስባ ክትነጽጎያ ኣብ ሓቂ ሂወት ዘሎ ዮም ኣመሓላልፎም ንሕና መናአሰያት ንቱ ድሕሩ ኣታሓሳስባ ኽንበሎ ኣይብልናን
@user-gi1ly3uv1l
@user-gi1ly3uv1l Жыл бұрын
ኣረ ሓቂ እዮም ዘለው ዘብረኣብሩኽ ♥️
@zafuSami
@zafuSami Жыл бұрын
ማጊየ ትክክል ኢካ ማንነት ግዴታ ክፃረ ኣለዎ❤
@aaahhsh3704
@aaahhsh3704 Жыл бұрын
ትክክል እዮም ዳገሬ እሙን ምክንያቱ መንነቱ ክፍለጥ ኣለወ ካልኣይ ነገር ካኣ ሕዋሓት ኣይኮኑን ኣምፀኦምዎ ናይ ጥንቲ ወለድና እውን ነይሩ እዩ🙏❤
@1jdhjjxnc449
@1jdhjjxnc449 Жыл бұрын
ግድን እዩ ክሕተት መንነቱ
@beastdroider
@beastdroider Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/gqLFenWFn9hooZo
@helenmeles5650
@helenmeles5650 Жыл бұрын
ምስ ማንነት ሕውሐት ታይ አጋኒዎ
@mili6964
@mili6964 Жыл бұрын
ናይዚ ወዲ ዘርባባዕን ግን ኣነ ኣይተቃበልኩዎን ህዋሓትን ምፅራይ ዓለትን ታይ ለራክብ ኣሎዎ ግድን ካኣ እዩ ዓሌቱን መንነቱን ክተፃሪ ኣብ መውስቦ
@Mreflected742
@Mreflected742 Жыл бұрын
እዚ ወዲ ኣበይ ኢካ ካበይ ኢካ ወድ መን ኢካ ተባሂሉ መውስቦ ዝሰኣነ ክከውን ኣለዎ እምበር እዚ ናይ ዳ ገሬ እሙን ዝብልዏ ዘለዉ ካብ ቀደም ካብ ወለድና ዝፀንሐ እዩ ሓዱሽ ነገር ኣይኮነን
@YordiLove-fz5lx
@YordiLove-fz5lx Жыл бұрын
ሓቅካ/ኪ ኣለካ 👍👍
@user-xt8tj3cj8f
@user-xt8tj3cj8f Жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእካ ማጊየይ❤❤4:45 😂😂😂እንዳ ገሬ እሙን ወዲ መን እዩ ኣበይ ተወሊዱ ክፅረ ኣለዎ ልክዕ እዮምእህህህህ ብኢደይ ሒዘ ናብ ወለዲ ምስ በፃሕና ዝረከብክዎ ፈተና ክነግረኩም ኣይክእልን ስለዚ መን ወዲ መን ናይ ወለድና እዩ❤❤❤ወዲ ፅዮን ደጊምካ ሕሰበላ ዝኮነ ሕዋስ ኣለዎ እዩ ተናዲዱ😮
@salamsalam6988
@salamsalam6988 Жыл бұрын
ያ ።😂ከምኡ እዩ ዝኮን ዘሎ እምበር ዳገሬ ሓቂ እዮም ተዛሪቦም ።
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 Жыл бұрын
😂😂😂
@milimili2419
@milimili2419 Жыл бұрын
ግድን እዩ ክፃረ ኣለዎ 🥰🥰🥰
@beastdroider
@beastdroider Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/gqLFenWFn9hooZo
@user-ts2no1ff8r
@user-ts2no1ff8r Жыл бұрын
ንህወሓት ንምዉቃስ እዩበር ወድመን እዩ ምባል ነዉሪ የብሉን።
@yatanbahlnantv3928
@yatanbahlnantv3928 Жыл бұрын
ኖ እዚ ወዲ ስለ ዝጸሎም ኣጻሉኒ ኢዩ ዝብል ዘሎ ኮይኑ ይስማዓኒ ብወገንይ ፡ምክንያቱ እቲ ባህልናን ወግን ክተርፍ የብሉን ንሱ ኢዩ መነንትን ክብርታትና ፡ ናይ መሳፍንቲ ዘይኮነስ ናይቲ ሕብረ ሰብ ናህና ኢዩ መበልኩ ፡❤❤❤❤❤
@user-ee1li2cn1r
@user-ee1li2cn1r Жыл бұрын
ንባዕሉ እቲ ወዲ ብዝመስሎ ተርጊምዎ በር ንሳቶም ዝሓሰብዎ ከም ዝመስለኒ ኣነ ቤተሰብ ዘይፈለጦ ሓዳር ናብራ ምምስራት ሕጂ እውን ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ 'ዩ ዝበዝሕ 'ሰለዚ ሓዳር እመነትናን ባህልናን ዝፃረር ክኮን የቡሉን ምክንያቱ ኣብዚ ግዜ ምዕባለ እናተባሃለ እቲ ወልዶ ናብ ዕንወት 'ዩ ዝኸድ ዘሎ... ግን እቲ ሓወና ዝበሎ ቀደማይ ነገር ሓደ ወዲ ፍጡር ኩሉ በኣምሳለ ስላሴ ዝተፈጠረ 'ዩ :: ቡዳ ዝብሃል መንፈስ በር ቡዳ ዝብሃል ፈጥረት ኣይተፈጠረን ኩሉ ፍጡር ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ሓደ 'ዩ ::ከምዚ ዓይነት ኣብ ሕብረተ ሰብና ፅልዎ ኣሎ ዶ?ኣሎ ብርግፅ ግን ነዚ ነገር እዚ ብዝበለፀ ነቲ ሕብረተ ሰብና ከረድእዎ ክምህርወን ዝኹሉ መራሕቲ ሃይማኖት እዮም ምኽንያቱ መጀመርታ እዚ ነገር እዚ ብመንፈሳዊ ርዲኢት 'ዩ ክጠፍእ ዝኽአል ግን እቲ ዘሕዝን ብዛዕባ ከምዚታት ክምህሩ ኣይረአዮን. .. ሰለዚ ህዝብና ካብዚታት ኣተሓሳስባ ክወፅእ ቃል ኣምላክ መንፈሳዊ ትምህርቲ እዩ ዘድልዮ ....
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 Жыл бұрын
፦ብሓቂ ወዲመን ጓልመን ይበሃል እዩ ብትክክል አሕዋት ቀረባም ከይኸዉን እቲ ሰብ ንሰብ ምፍልላይ ግና አብ ኩሉ አከባቢ አብዩ ፀገምን ምሽምቃቅን አሎ ብአቦትት መራሕቲ ሃይማኖት ዘይተነገሮ ሕብረተ ሰብ ልሙድ ገይሩ ስለ ዝወሰዶ በገዛ ዓዱ መቅመጢ ዝሰአነ ሰብ ብዙሕ እዩ
@gjcg6332
@gjcg6332 Жыл бұрын
ማግዋይ እንካዕ ብዳሓን መፃካ ♥️ ግን ዝሓዉና ዝቦሎ ግጋ እዩ ምክንያቱ ግድን እዩ ክፃረ ዘለዎ ኣሕዋት ኮኖም ተፀንሑ ከ እታይ ክባሃል ባዘወይ ሓደ ሓደ ግዜ ኔገቲፍ ምሕሳ ግደፍዎ🙏
@maggyshow
@maggyshow Жыл бұрын
ንገርለይ ማ 😘😘🙏🙏
@skwenyalameda7974
@skwenyalameda7974 Жыл бұрын
ኣያ ዘብራኣብሩኸ ዝበል ትክክል እዩ 😍💛💛💝💝💝
@salamsalam6988
@salamsalam6988 Жыл бұрын
ወይለይ ብቅልፅሙ ዝኮነ ወዲ😂 እሞ ወዲ መን ምካኑ ከይፈለጡ ዳኣ እንታይ ኢሎም ጋሎም ክህቡ ግድን ክፃረ ኣለዎ ትውልዱ።
@elhamalisafy8032
@elhamalisafy8032 Жыл бұрын
ትክክል እዩም አያ ዘብረአብሩክ🙏❤
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x Жыл бұрын
ኣረ ድሕርት ዝተረፈ ኣይኮነን ግደይታ እዩ መን እዩ ወዲ መን እዩ ክፃረ ኣሎዎ ግድን ዓፅሚ ዘይኮነስ ኣሕዋት ንከይኮኑ እውን ይባሃል እዩ ማጊየይ ሓወይ ወይ ድማ ብናይ ባዕሉ ሓሳብ ዝሓሰቦ ዘይምፍላጥ እዩ ዝኮውን እንበር ይጥየቅ እዩ ፡፡ሓቢቢ❤
@lulululu2675
@lulululu2675 Жыл бұрын
ወዲ መን ኢልካ ዳኣ ጓልካ ክትህብ ፧
@kbromminase5477
@kbromminase5477 Жыл бұрын
አምሐራይ ከይኸውን ማለቶምዩ
@user-zx9ks7bs6m
@user-zx9ks7bs6m Жыл бұрын
ማግየ ሓላል እንኳዕ ብሰላም መፃካ አያዘብር አቡርክ ትክክል እዮም ምፅራይ ንቡዝሕ እዩ ዝጠቅም
@tasteTigers1427
@tasteTigers1427 Жыл бұрын
ሰላም ኩቡር ሓወይ መደባትካ ፅቡቅ መዛነግዒን መሃርን እዩ ቀፅለሉ ብምቅፃል እዛ አብ እንዳገርየ እሙን ዘቅረብካያ ፅገም አሎ ዝብለና ዘሎ ሓዉና ንእሽተን ሓሳበይ ክህብ ንሕና ተጋሩ ንድሕሪት መሊሱና ዘሎ ፕሎትካዊ አካይዳና እምበር ባህልና አይኮነን ፖለትካዊ አካይዳና ሓበራዊ ዘይኮነስ ውልቃዊ ንርእስካ ጥራሕ እምበር ነቲ ፅጉም አይንርእን ፖለትካ ረብሓ እዩ ስለዚ ንስካ ስለ ዝፅገብካ እቲ ካልእ ፅጉብ ገይርካ ምግላፅ አነ እየ ፈላጥ እቲ ካልእ ዘምፀኦ ሓሳብ ጌጋ ከምዚ ዝበለ አካይዳና እዩ ንድሕሪይ መሊሱና ዘሎ እምበር ብባህልና አይኮነን ስለዚ ፀገም አብቲ ወዲ እዩ ዘሎ እምበር ብባህልና ንድሕሪት አይተመለስናን ከምኡ እንተዝከዉን ነይሩ እኒ በዓል ስዑዲ ዓረብ ድሕሬና መሃለዋ ነይረን ካብ ናይ ሱዕዲ ዓረብ ዝከፍእ ባህሊ የለን ስለዚ አይነዓሹ ንዉድብ ንምርካብ ወይ ንምንቃፍ ባህሊ ጉልባብ አይንግበር ይብሎ ነዚ ሓዉና
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x Жыл бұрын
ብሓቂ 😊😊
@user-cb6hy6fz2v
@user-cb6hy6fz2v Ай бұрын
አረ ወዲ ፅዮን ዝብሃል ንባዕሉ ሰነ ስርዓት ክሕዝ አለዎ ዋላ ሓንቲ ጌጋ የለን እንዳግሪየ እሙን ❤ብሓቂ እንታይ እነቱ ክፈለጥ አለዎ ብሃይማነቱ ይኩን ብትውልዱ ክሕተት እማ አለዎ❤❤❤❤❤
@tfetawitashebir711
@tfetawitashebir711 Жыл бұрын
ምሰ ሰሕተት የብሎምን ግደታ ይኡ ክጥይቁ ኣቦታትና ሃምኡ ውሎም የኦም ትዋሰቦም ወልዶምና ምክንያቱ ሓውነት ክህል ሰለ ዝኽእል❤❤❤❤
@tewoldedirar8559
@tewoldedirar8559 Жыл бұрын
እንገሬ እሙን ብጣዕሚ ስድታት አያ ተከስተ ምስ ጥዕምቱ ዝገብርዎ ካብ ባሀሊ ተጋሩ ዝወጸ
@senaytesfaldet9404
@senaytesfaldet9404 Жыл бұрын
Ayee eritreawii 😔😔 bokubak lebiiii 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 thank you magedd ajoka kexelo
@micalzeru9002
@micalzeru9002 Жыл бұрын
Ayiy aliil abilu iyu Eritrawi ni tigrawat seldi zisedid yele polotica iyu ni ighiremenighedu kilekakim kewaqii.
@senaytesfaldet9404
@senaytesfaldet9404 Жыл бұрын
@@micalzeru9002 felemayom ka aykonn zearkwy bezuhh nfelt ena men eyuu zehgeze eritreanwi dea zewxeo yetekealu enber 🇪🇷🇪🇷
@T915ty
@T915ty Жыл бұрын
I disagree with the guy commenting on Gere Emun drama. You need to know who you marry and bring to your family
@user-pn8iz1jb4d
@user-pn8iz1jb4d 11 ай бұрын
mennetu keyfeleteka ema ayeton mknyatu ykr nmewuswo zaakles ab mot nbaalus bezhi seb etemetsyu ewn ezy teweladay eyu tbl ena tsubk aleka hawey❤❤
@sgzc8679
@sgzc8679 Ай бұрын
ልክዕ እዮም ተውልዲካ አጽሪካ እዩ ዝእተ መስ መዋስትብካ ክትዋሰብ አለካ❤❤
@selamwelgeberial7490
@selamwelgeberial7490 Жыл бұрын
አወ ማጊ ሐወይ አነ ሒጂ ጠባብ ኢኪ ኢዮም ዝብሊኒ አዕርክተይ ሰበአይ አብ ዛሐዙኩሉ ጊዚ ናብ ሰብአየይ አናደወሉ ጣባብ ኢያ አሎም የባኡሱኒ አነታይ ክገብር 😢😢😢😢😢 አነ ተካታተሊትካ ኢየ❤😅
@HaHa-bu4wy
@HaHa-bu4wy Жыл бұрын
ኣነለ. ናመጀመርታ. ዓርከይይ. ጠቢብ. እዩ. ተባሂለ. ቀስ. እለ. ሓዲገዮ. ከምለይ. ፈትዮ. ሸው እለ. ልስዕዲ. መጺአ. ግን. ተመስገን. ፈጣሪ. የፀገመንይ ግን. ኣነ ግን ተስፋ የቆርፅኩይ. ዋላ. ንሱለ::
@kesatebrhanhaile3730
@kesatebrhanhaile3730 Жыл бұрын
ንሰብኣይኪ ብተግባር ነዓይ ሪኢካ ፍረድ በልዮ። ወረ ሰብ ኣይትስማዕ፣ንሰብ ወይ ድማ እንስሳ ዝቀትሎ ጥይት፣መርዚ/ኬሚካል፣ሕማም ወዘተ እምበር ናይ ሰብ ዓይኒ ኣይኮነን ዝቀትል ኢልኪ የእምንዮ። ወዲ ሰብ ጠቢብ/ቡዳ ዝበሃል ካብ ቅንኢ ዝተለዓለ ጥራይ እዩ። መብዛሕቲኡም ዝሕመዩ ሰባት ጽቡቃትን ጠንካራ ሰራሕተኛን ዝኮኑ እዮም። እዚ ዱሑር ባህሊ ኣብ ዝነበረ ክባን ዕጽዋን ብዕጽፊ እዩ ወሲኩ። ጥንክር ዝበለ ስድራ ቤት ዘየብሎም ልክዕ ኣራዊት ሰራዊት ኤርትራን ናይ ኣምሓራ ፋኖን ከምዝገበርዎ ተጭፍጪፎም እዮም ገዝኦም ሸጊሮም/ዓጽዮም ብምቅጻል ከም እውን ብሩሱን ማሕረሻ ብምቅጻል። ብሰኪ እዚ ድሑር ባህልን/ጸለመን መውስቦ ዘይረከቡ ማ/ሰብ ብዙሓት እዮም። Together let's be voice for the voiceless people!!
@nebiatamaha4606
@nebiatamaha4606 Жыл бұрын
Ane ab germen eye znebir Germenawian enkela tiwlidi yhatu eyom dihurat malet diyu kihtet alewo enda aya zereabruk xubuk alewu❤
@yalemgedion926
@yalemgedion926 Жыл бұрын
ጎበዝ ሓውና ፁቡቕ ትምሀወርቲ እዩ ብዝበለፀ ንኦኦም መጀመርያ ተትእርሞም ፁቡቕ ነይሩ
@user-kj7hv9ze1e
@user-kj7hv9ze1e Жыл бұрын
እወ ክፃረ ዋላ እስካዉን ትፃረ ወድመን ዲኻ እስኻ ዘይትፃረ 😂😂😂😂😂😂
@user-gx7lh6qq5e
@user-gx7lh6qq5e Жыл бұрын
Msaka aleku maggiye❤❤❤
@YordiLove-fz5lx
@YordiLove-fz5lx Жыл бұрын
እዳ ገርየ እሙን ትክክል እዮም። ምክንያቱ መናብርትካ እስካብ ዝከነ ማንነቱ ክጥየቅ ግደታ እዩ ማግየ
@hshagwheh4355
@hshagwheh4355 Жыл бұрын
ኣተጋገዩን ኣያ ዝብራኣብርኩ ወዲ መን እዩ ግዴታ እዩ ክሕትት😢
@andemariamlibsu3004
@andemariamlibsu3004 Жыл бұрын
ድራማኦም ጽቡቅ ፥ ይፈትዮ እየ ። ወይ ጽቡቅ በል ወይ ጎደሎ ኣሎ ኢልካ ንቀፍ።
@titifkrr
@titifkrr Жыл бұрын
አረ ይጋገሎ እዙ ሓውና ንሳቶም ትክክለኛ መልእክቲ እዮም ዘሕለፉ ዘለዉ ግን ንባዔዕሉ ጥዑይ ድዩ😮
@user-vb4kc6il1s
@user-vb4kc6il1s Жыл бұрын
ዋይ ንዓባ ናይ ምንታይ ድሕረት እዩ ኖ ተሰሐሒትካ ። ካብ ሕጊባ ወፂና እግዚአብሔር ይቀፅዐናሎዋ ሐስብካ ቅቡል አይኮነን ዋይ ስቅ በል
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 11 ай бұрын
እፍፍፍፍ ኣነስ ክፈትወካ ማጊተይ የኔ መቅሰን❤❤❤❤❤
@temesgenamlake7819
@temesgenamlake7819 Жыл бұрын
ጌጋ ሓሳብ
@yohannesmokennen5281
@yohannesmokennen5281 Жыл бұрын
ጥዕና የብሉን
@Miskulufikir-tk6hf
@Miskulufikir-tk6hf Жыл бұрын
ኣየ ዘረኣብሩኽ =100% ☑️👍 ኽፃረ አለዎ
@setinoteklay6897
@setinoteklay6897 Жыл бұрын
Goyta embeytey mbal kabti kbrtat bhali tigirgina eiu mesleni eti kale alyet mefalaley gn xbuk aleka ❤🙏
@elenigebreyowhans7471
@elenigebreyowhans7471 Жыл бұрын
Magiway keep going…,ymocheka.
@vodahallo9499
@vodahallo9499 Жыл бұрын
Maggy show ብሓቂ ብሱል መንእሰይ ነዞም ከዚኣቶም ዝመሰሉ ብዋጋ ናትካ መደብ መርዚ ክዘርኡ ዝደልዩ ተኮለኛታት ኣይተናሕስየሎም። ምደብካ ብሉጽይ"ሞ፡'ዓቅቦ።👍👍👍
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
ንስካ ንባዕልካ መኒካ ኣብዚ መጺእካ ንዳ ገሬ እሙን ትነቅፍ ትክክለኛ ንፈልጦ ብወለድና ይባሃል እዩ መዋስብትና ድዮም ይባሃል እዩ ስቅልካ ኣብዚ መጺእካ ኣይትጉርዕ
@abrahamhadgu6236
@abrahamhadgu6236 Жыл бұрын
መውስቦ ዝኣክል መን ምኳኑን ካበይ ከምዝመጸን ከይሓተትካ ምሃብ ድሕረት ኣይኮነን እኳ ድኣ ባህልናን መለለይናን ዩ ።ከመኡ እንዳበልኩም ካብ ባህልናን መለለይናን ከይተውጸኡና ምስ ዘበን ክትጉዓዙ ግብረሶዶማውያን ወን ከይተታኣታትውልና
@dsd9413
@dsd9413 Жыл бұрын
ግድን እዩ ክሕተት
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
ባዕልካ ድሑር እምበር እንዳገርየ እሙን ብጣዕሚ እዮም ብሉፃት ክንዲ ነተባብዖም ክነቃልሎም ኣይብልናን መውስቦ ምጥያቅ ግዴታ እዩ ዘሊልና ዘሊልና ንኣትዮ ዳሓረ ኣደደ ፍትሕን ንከውን
@ahmedinadem9380
@ahmedinadem9380 Жыл бұрын
Correct advice
@Brhaney-Tigray
@Brhaney-Tigray Жыл бұрын
ወላዲ ጓለይ መን እያ ትምርዖ ዘላ ንመን እየ ዝህባ ዘለኹ ኢሉ ከፃሪ ቁቡል እዩ ንውላዶም ብምሕሳቦም ዝተልዓለ እዩ ኢለ እየ ዝኣምን ።ካብቲ ዝበልካዮ ዝድግፎ ኣሎ ንኣብነት ሸውዓተ ዓፅሙ ፅሩይ ገለ ዝብሃል 'ሓደ ሰብ ብጌጋ ይኹን ብዝኾነ ኣጋጣሚ ህይወት ሰእንተሕሊፉ እንተቀቲሉ ደምነት ኣለዎም ናተብሃለ ይግለሉን ውላድና ነዚኦም ኣይንህብን ዝብለ ውን ኣሎ እዚይ ባህሊ ጌጋ እዩ ሓደ ሰብ ብዝፈፀሞ ጌጋ ንኹሉ ቤተሰብ ዘመድ ክልከም የብሉን ባሃሊት እየ። ካብ እንዳ ገሬ እሙን ዝፀልኦ ካልእ እንተሎ ናይ ኣያ ዘርኣቡሩኽ እዚይ ቀርመትመት ዝብልዌ ነገር ክሳብ ግባቦ ምቁላፍ ጋሻ መፂኡ ሕግብግብ ናበሉ ክሳብ ከይበልዕ ከይሰትይ ዝሰርሕዎ ስራሕ ኣይድግፎን እየ ። ምኽንያቱ ነቲ ለዋህ ርህሩህ ኣቦ ትግራዋይ ሕብረተሰብ ውን ዝገልፅ ኣይኮነን ።ናይ ውልቀይ ሪኢቶ እዚይ ይመስል ❤
@user-wh2vu5lo1z
@user-wh2vu5lo1z Жыл бұрын
ተጋጊዩ እዩ ጡዑይ ኣይመስለንን ዝወዲ መን ወዲ መን ከይፈለጡ ማ ከዋስቡባ 🙄🙄
@user-zd5js5qc9k
@user-zd5js5qc9k Жыл бұрын
Magiwaymeirey
@Tsegyewedi
@Tsegyewedi Жыл бұрын
ግድን እዩ ክትሓተሉ፡ ብእምነት ዘይመስሉካ ክኮኑ ይክእሉ፡ በተሰብ ክትከዉን ትኽእል ምሕታት ጽቡቅ እዩ ኩሉ ብሕግንን ስሪኣትን ክከዉን ስለ ዘለዎ። ወዲጽዮን ሕማቅ ኣተሓሳስባ ሒዙ ኣሎ ኣካቢድዎ ኣሎ ።❤❤❤❤❤። ( ሕጊ እንዳባ ይከበር ) fnote❤ selam❤ from eritra
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 Жыл бұрын
ኣካቢድዎ ጥራሕ ብሕማቅ ጥራሕ ሓሲቡ
@user-pg7fu7lu6y
@user-pg7fu7lu6y Жыл бұрын
ዋይ ታይ እዩ ሃለውለው ዝበሎ ዝወዲ እወ ሓደ ወዲስብ ንወሰቤቲ ክሕታት ክሎ መን እዩ ወዲ መን እዩ መን እያ ጓል መን እያ ገደንት እዩ ክምዘይ ዓይነት ሕታት ክሕተት።❤
@brkti_tube
@brkti_tube Жыл бұрын
😂😂😂😂
@menkemtg6761
@menkemtg6761 Жыл бұрын
Actually you are right kites alewo zmdna keyhlu nsu gn n TPLF nmwkas ztetekemelu eyu
@_yarushow
@_yarushow 9 ай бұрын
Maggy way ❤❤❤ love gen ne wineta mekonen tefekera dika
@user-xr5bj8sf8k
@user-xr5bj8sf8k 25 күн бұрын
ማጊየይ❤❤❤❤❤❤
@STAMA123
@STAMA123 Жыл бұрын
ዋይ ዱሑርያበለ እሞ ዘርኡ ለይፍለጥ አይንዋሰብይ ድሕረት ድሕረት ዋይ ዝሓውና አብዚሕዋ ለይተፃረየ ግዲ ባዕሉ
@Saba-xc6nb
@Saba-xc6nb Жыл бұрын
ስማዕ ብሕውሐት ግዜ ቡዳ ወይከአ ካብይ ዝብል አይነበረን ንስኻግን ፅለአት ናይ ሕውሐት ፅልአት ስለዘለካበሪ ብግዜኦም ብጣዕሚ ዝተውገዘ እዩ ዘየለ እይትዛረብ ስቕልካ።
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Жыл бұрын
ዋላ ሃይማኖት ምስ ናይ ካልእ ሃይማኖት ተመርዐው ድዩ ዝብልና ዘሎ😬😬 ኣነ ዘይፈልልጦ ንዓይ ዝጠቅም ድዩ ኣብ ሃይማኖቱ ማዕረ ክደይናይ እዩ ብቅዓት ኣለዎ ኢለ እየ ዝምርዖ ሓዳር ማለትኮ ሓዳር ደስ ኢልካ ትምርዖ ዘይኮነስ ናይ መንግስተ ሰማይ ጉዳይ ስለ ዝኮነ መጻምድካ መሪጽካ ኢካ ክትምርዖ ዘለካ
@beltuamare6421
@beltuamare6421 Жыл бұрын
Beizahuwaht. Tifae. Hashawi
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 Жыл бұрын
ዋይ ሐወይ ምሕረት የውርደሉ ከይገደዶ ኸሎ ክልተ ሸውዓተ ውሰድዎ በል በል ብዞም ምቁራት ተዋሳእቲ ሐደ እኻ ዝድርበ ዘይብሎም ብሩኻት ንኩሉ ዝሐቋቅፎም ካብ ፖለቲካ ነጻ የእዳዎም ሕጹብ ከም ፕላጦስ ብ እንዳ ገሬዋ ከይትመፀና በጃኻ ንገሬዋ ንቤቲ ሀይላይ ተመርዓዋ እንተትብል ምደገፍናካ ኔርና 🤣🤣 እንበር ንቡር ባህልና ጽቡቅዩ ግድን ዩ ክትሐትት ኸአ ።
@BriBrii-ku9my
@BriBrii-ku9my Жыл бұрын
ዉድ ምን ማልት አኮ ሐዋ ከይኹን ማልት ኡዩ።
@user-qp7ku2yc7l
@user-qp7ku2yc7l Жыл бұрын
ሓቅካ ማክየ ምክንያቱ ዓፅሙ እታይ እዩ ክባሃል ኣለዎ ወለድና ይብሉ እየም ንሕና ተሎ ክንብል ኣለና❤
@kiflomshumbahri3194
@kiflomshumbahri3194 Жыл бұрын
ማጊ ኤርትራውያ ርኢካየን ዶ ንህዝቢ ትገራይ ከም ስድርአን ገይረን ንጽጉማት ይሕግዛ ተጋሩ ክኣኒ ክጸርፉና ይውዕሉ ስድርኦም ንውላዶምን ዘይኩኑ
@putin5933
@putin5933 Жыл бұрын
Akmika tezareb. I agree with Gere Emun. Forget your politics. Ballina eyu. Bi genzeb zey kones adoa men eya. Resan Dia. Tsaeda himam alewo. Diu. Zimdina alo diu etc etc
@maggyshow
@maggyshow Жыл бұрын
ብሓቂ 🙏🙏
@user-ph7tz8hm3f
@user-ph7tz8hm3f Жыл бұрын
ማጊ ዝበልካዮ ሓቂ ኢዩ።ክሳብ ዓጽሙን ዓሌቱን ዘይሓተቱ ጌጋ ኣሕሊፎም ክበሃሉ ኣይግባእን።
@beltuamare6421
@beltuamare6421 Жыл бұрын
Brawo. Eziwedey
@bert134
@bert134 Жыл бұрын
ስማዓ ሓውና ዘይተባህለን ዘይነበረን ትዛረብ ንባዕልኻ ድሑር ኢኻ ንስኻ ኢኻ ምእራም ዘድልየካ ንምኻኑ አበይ ኢኻ ነይርካ ነይርካ ናይ ሕዋሕት ፀላኢ እየሞ ከፀልም ምባል ይሕሽካ እንተትፈልጦ 20 ዓመታት ዘይኮነስ ገና ወይን ክትጅምር ከላ ፈላማይ መትከል ደቂ ስባት ማዕረ ምኻኖም ማንም ስብ ቡዳ , ባርያ , ዋጣ ኢሉ ንዝተዛረበ ን ከምኡውን ቡዳ ሒዙኒ ኢሉ ንዝተዛረበ እንታይ ቅፅዓት ይበፅሖ ነይሩ ትግረዋይ እንተኾይንካ ምፈለጥካዮ ንስኻ ግን መን ኢኻ እንዳ ገሬ እሙን ትኽክለኛ እዮም ንባዕልኻ ታአረም ጎይታየ እምቤተየ ምብህሃል ናይ ምክብባር ስርዓት ዳአምበር ናይድሕረት አይኮነን ሞውስዎ ድማ ግድን እዩ መን ምኻኑ ምፍላጥ ንስኻ ድአ ናብ ዓፅሚየ ደምየ አቲኻ ተማኻኒ አለኻ ደቂ ስባት ንዝፀልእዎ ውድብ ይኹን ስብ ከፀልሙ ክደልዩ ከለው አብ ብብዝሒ 8:32 ስብ ዝሪኦ ሚድያ መፂኦም ከም ዘቕርቡ ልሙድ ስለዝኾነ አይገርምን እዩ ንስኻ ናይ ሕዋሕት ፅሊኢትካ ብቐጥታ አቕርብምበር ብድሕረት ክግለፁ ዝግቦኦም ካሊእ አምፅእ ዱሑረይ ወዲ ፅዮን አይትኮንካን
@zeynebmd1065
@zeynebmd1065 Жыл бұрын
ትክክል ወዲ መንዩ
@user-te9kv8ce1s
@user-te9kv8ce1s Жыл бұрын
ምንም ሽግር የብሉን እዩ ንባዕሉ እዩ ዝተጋገየ ዝሰብአይ ወለዲ ብደምቢ ክከታተሉ ንደቆም ግድን እዩ
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Жыл бұрын
Esay zegodele yimelala fetari magy wedy tebarek❤🙏🙏
@user-wh2vu5lo1z
@user-wh2vu5lo1z Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ማጊ ሓወይ ❤❤❤😘
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ማግተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dfghgfvfaydh3201
@dfghgfvfaydh3201 Жыл бұрын
ንረ ንሱ እዩ ዝጋገ ዘሎ ንሳቶም ፅብቅ ኣለዉ
@user-ri3vv1ec3m
@user-ri3vv1ec3m Жыл бұрын
ኣነስ እዳ ገሬ እሙን ጌጋ ኣለዋ ኣብልይ ፅብቅ እዮም ዘለዉ ስለዚ ከፍረደካ ኣትፍረድ ዝብል ቃል ኣሎ ኣሕዋተይ ናስተውዕል እባኣ🤔
@SertseTafere
@SertseTafere Жыл бұрын
ትክክል እዩ ወዲመን እዩ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv Жыл бұрын
መንነትካ ክትፍለጥ ኣለካ ድሕረት ኣይኮነን
@fhhh5498
@fhhh5498 Жыл бұрын
ምጥያቅ ኣዲላይ እዩ ማግየ ሓወይ❤❤❤
@beastdroider
@beastdroider Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/gqLFenWFn9hooZo
@Asiy-yc5mk
@Asiy-yc5mk 21 күн бұрын
ዋይ A ዝረከብናዮ😊
@Muzey-nd7ho
@Muzey-nd7ho 2 ай бұрын
ግድን አዩ ክሕተት 🌹🥰🌹🥰
@Alukahsu
@Alukahsu Жыл бұрын
wellcome ማግዋይ🥰❤ ዳኣ ግሬ እሙን ከዓ ትኽክል እዬም ከም ኣብነት የሕዋት ኮይኖም ተፀንሑ ወዲ መን መን እዩ ለሎ እዩ100%❤
@user-sq9ve2eh3d
@user-sq9ve2eh3d Жыл бұрын
እቃዕ ድሓን መፃካ ፁቡቅ ወዲይ ግደታዮ ክሕተት ድሑሮ ኣይኮነን
@senaytesfaldet9404
@senaytesfaldet9404 Жыл бұрын
Ewayyy atum sebat Tigringna zesekefen awaled rekibna gumare tmesel si gumare tefiwa belait belia belia kendi gumare koynas gumare tefiwa
@hshagwheh4355
@hshagwheh4355 Жыл бұрын
ወዲ ፅዮን ብጣዓ ብጣዓሚ ዓብይ ጌጋ ኣባካ እዩ ዘሎ ነዛም ንሰካ እካ ዘይኮን ትዛረብ ዘለካ ንሳቶም ሕጊ ሕብረተሰብና እዮም ዝዛረቡ ዘለዎ ንሶም ዘይኮኑ ዝእሮሙ ንሰካ እካ ክትእረም ዘለካ 🙄🙄🙄🙄😥 ወዲ ፅዮን ቀኒእካሎም ከይኮንካይ ኣቴረፍን😢 ኣጆኩም ቀፅልሉ እንዳ ገሬ እሙን ንዳሓር ኣትበሉ 💪💪💪💪
@rakgaltagery3471
@rakgaltagery3471 Жыл бұрын
ማጊ ሽከር❤
@hiwotborena2974
@hiwotborena2974 Жыл бұрын
አነ ምሳካአለኩ
@kidanebahta509
@kidanebahta509 Жыл бұрын
ድሕረት ኣይኮነን መን ሙኻንካ ክትፍለጥ ግድን ዩ ሕዉነት ዉን ስለ ዘጋጥም
@sabatesfay1801
@sabatesfay1801 Жыл бұрын
As long as you are positive mindset,to ask is good
@abduedris680
@abduedris680 Жыл бұрын
Ertirwey ciwa hizbi eiu niztexegem zihgiz Eden tinan yebki nezi hagez zihbki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nurhusien6268
@nurhusien6268 Жыл бұрын
I agreed with your suggetion
When you discover a family secret
00:59
im_siowei
Рет қаралды 34 МЛН
Touching Act of Kindness Brings Hope to the Homeless #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 18 МЛН
When you discover a family secret
00:59
im_siowei
Рет қаралды 34 МЛН