ምስትውዓል ዝደሊ ተሪር ግዜ ብያቆብ ዳዊት | EWANAWI TSUHUF - New Eritrean Short Story 2018 by Yacob Dawit

  Рет қаралды 91,737

Jayo Truth

Jayo Truth

Күн бұрын

Пікірлер: 414
@merigaljunta5002
@merigaljunta5002 4 жыл бұрын
ያቆበይ ደስ በሃሉ እዩ ብጣዕሚ .ቀፅለሉ ኩሉ ግዝየ ዝካተለካ መዓረይ። ካብ ትግራይ እየ ደቂ ኤርየ ሽኮራት ብታዕሚ እየ ዝፈትወኩም ይመጭኩም...
@thomasarazal7699
@thomasarazal7699 6 жыл бұрын
ዓሕሕ ናይ ብሓቂ ያቆብ ዳዊት ኣብ ስደት ሓወይ ሓበትይ ዘይ ባሃል ሂወት መንባር ምንባር ኣይግበሮ ሰለ ከምዚ ኢልካ ምሕሳብካ ናይ ብሓኪ እዚ ዘበልና ዝሎ ካኣ ኣብ ልብና ይሕድሮ ።
@ኤልሻዳይኢካኩሉትክእል
@ኤልሻዳይኢካኩሉትክእል 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ያቆበይ ዘስተውዕል ኣኢንተ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ ።
@samuelgotium341
@samuelgotium341 6 жыл бұрын
Wawa bteami Dess zebal
@welditlove4758
@welditlove4758 6 жыл бұрын
ያቆበይ እዚ ምኽሪ ጥራይ ዘይኮነ ትምርትን ናይ እታ ክብርትን ን ደቃ ዘይትፈላሊ ለዋህ ወላዲትን ን ደቃ ምስ ምስናይ ምርቓ ልባዊ ምክራን ኢዩ ካብ ብልቢ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ደጊመ Thanks ነቲ ለዋህን ርህሩር ወላድን ኣቦና ኣቦይ ተኽሎም መሓሪ ከኣ እዚ ቅዱስ ሓሳብ ምስ እዚ ኣብዚ ሕጂ ወለዶ ዘለና መንእሰያት ኣካይዳናን ኣተሓሳስባናይ ተገንዚቦም እቲ ንሕናን ሃገርናን ጽባሕ እንኾናን በዚ ናይ ሎሚ ኣካያይዳና ብርሃን ዘይኮነ ጸላም ከም ዝጸንሓና ተገንዚቦም ዘተላበዉና ደጊመ እዚ ቃል ቅዱስ ቃል ስለ ዝኾነ ቃለ ሂወት የስመዓልና ነዓና ከኣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ካብዚ መንገዲ ጸጋም ናብ መንገዲ የማን ክንምለስ ዓይነ ልቦናና የብርሃልናን ጽላሉ የንብረልናን ን ሃገርና ድማ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን የውርደላ። ኣሕዋተይ ነዛ ቪድዮ ዝሰማዕናያ ሰባት 1123 ኢና ካብዚኦም ከኣ 229 like ክልተ ድማ dislike ሂብናያ ብፍላጥ ዲዩ ወላስ ብዘይፍላጥ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ነዚ ሰሚዑ like ከይሃበ ዝሓልፍ ሰብ ሲ ደጊሙ ይሕሰበሉ ነዞም dislike ንህብ ሰባት ከኣ ነስተውዕል፡ ብሩኽ ቅንያት
@MulugetaMebrahtu-cz1wh
@MulugetaMebrahtu-cz1wh 9 ай бұрын
መጀመሪያ ጥበብ : ፍርሃት እግዚኣብሄር እዩ :: ኣሜን 🙏 ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና✝️✝️✝️ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@ichkommeauseritraeichkomme7331
@ichkommeauseritraeichkomme7331 6 жыл бұрын
ኣታ ያቆብ ሓወይ ኣነስ ማራ አዩ ጽገርመኒ ናትካ ቃላት ዋላ ሓንቲ ኪብለካ ኣይክአልን አየ ብሪዕካ ኣምላክ ይሰስነልካ ዛሓወይ
@samyrahrahem1220
@samyrahrahem1220 6 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስላምታካ ይብዛሕ ያቆቦ ሓውና አነ መደባትካ ፀብቅ ገይረ እዩ ዝካተትላ ንሕና እውን ዝሰምዕ ልብና ይዓድልና እግዚአብሔር አምላክ ንስካ ፀጋ እግዚአብሔር አይፈለካ ዝሓውይ በቲ ምክርታትካ ብጣዕሚ እየ ዝድንቀካ አትሙ ስራሕ ዘይብልክም ስቅ ኢልኩ እትፃረፉ እንተሓደግክምዎ ዝተመረፀ ይመስለኒ
@fkrawizfaney8401
@fkrawizfaney8401 6 жыл бұрын
Thanks yakob hawey ንዓና ዓቢ ነገርይ፡ዩ ብቡዙሕ ንኩነታትካ ፈትሽካ ናብ ዓውት ክትብገስ ዘተባብዕ ምክሪ ማዕዳ፡ዩ ሞ ኣይትፈለዩና
@ምባርሓንትኢያንሳካኣብፍቅ
@ምባርሓንትኢያንሳካኣብፍቅ 6 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ልቢ ዝትንክፍ ኣነ ክገርመኩም ቅድሚ ምስመዐይ commente ኢየ ዝጽሕፍ ነይረ ሎማዓንቲ ግን ብጉቡእ ሰሚዐ ኢየ ሓሳበይ ዘካፍል ዘለኩ ኣታ ሓወይ ደጋጊምካ ሞ ስምዓያ ክሳብ ጹቡቅ ገራ ትርደአካ ናይ ባሓኪ ዓባይን ማሃሪትን ብልክዕ ካብ ዓቢ ሰብ ከምዝወጸት ካብ ኣዛራርባ ኢየ ተረዲኣትኒ ጸባ ይሕቆን ካቡ ልጋይ የዉጽእ እቲ ልኻይ ካኣ ጠስሚ ይኸዉን በሉ እስከ እቲ ጸባ መን ኢዩ እቲ ጠስሚ ኸ መን ኢዩ እዙይ ሩዱእ ነገር ኢዩ ማለት እቲ ጸባ ወላሓደ ኣፍሉጦ ዘይብሉ ኣነ ኢየ ዝፈልጥ አንዳ በለ ኣብ live ይዉዕል እቲ ጠስሚ ግን ልክዕ ኮምዞም ኣቦና ንስበ ብኸመይ ሓሳብካ ኣፍሲካ ከምዝሰምዕካ ትገብሮ ይገብሩ ግን ባዓል ጸባ ኣበይ የሕልፊ ኣንሕና ኢና ፈላጣት እንዳብሉ በቃ ኣቦ ስለ እቲ ዓብይ መኽርኹም ብቀሊል ዘይርከብ ዝለገስክሙልና ብጣዕሚ ኢና ነመስገን ዕድመን ጥዕናን ካኣ ያሃብኩም ኩቡር ኣቦና ?
@yaredomarefanjakobdawit2013
@yaredomarefanjakobdawit2013 6 жыл бұрын
fetani hiwet ertrawyan dea wela 100 gze semiomo ayrdomn eyu
@alemthsaitsegai9209
@alemthsaitsegai9209 6 жыл бұрын
Behke lebi zetnkefe zereba eyu yeknylna !!!!!!!
@ilovemomabouteverything6734
@ilovemomabouteverything6734 6 жыл бұрын
Yaredo mare Fan Jakob dawit kbretey ertrawya aytbel entay rekibuka kulu hade aykonen
@yaredomarefanjakobdawit2013
@yaredomarefanjakobdawit2013 6 жыл бұрын
i love mom about everything bhaki eske bel
@ilovemomabouteverything6734
@ilovemomabouteverything6734 6 жыл бұрын
Yaredo mare Fan Jakob dawit entay hto delkalu sebey 👍
@atchanel6181
@atchanel6181 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣምላኽ ይሓግዝካ ያቆብ ሓወይ "
@ድርብባህጊ
@ድርብባህጊ 6 жыл бұрын
ብሓቂ ያቆብ ሓውና ከማካ ካብልቦንኡ ንሕዋቱ ዝምህርን ናይተስፋ ፈትሊ ዘትሕዘካ ክሳብ እዛ ግዜ'ኣ ገጢምኒ ይፈልጥን ስለዚ ክቡር ሓውና እዝግኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ፡ንዓና ድማ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ።
@isakbrhane9718
@isakbrhane9718 6 жыл бұрын
Yakob dawit nfue seb ika ezi neana kab kufue atahasasbana knmles keytehalelka tekrbo deleka snexhuf senay gbri you Mo amlak xgu yebzhalka 🙏
@filemonhayle3288
@filemonhayle3288 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen Amlak sadten Yehaxirelne heway natey kalue gazeu ka tmalsen ek ok 100/100
@ዑንቂባሕሪ
@ዑንቂባሕሪ 6 жыл бұрын
አንቋዕ ብሰላም መጸካና ያቆብ በዓል ዉሑሉል ልቦና ስለቲ ትልግሰልና ምክርካ ካብ ብልቢ ከምሰግነካ ኡፈቱ
@TES-sg6tt
@TES-sg6tt 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዳዊት ሓውና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይወስካ
@binihabte2087
@binihabte2087 5 жыл бұрын
ናይ ባሃቂ ያቆባ ሃወይ ልቢ ዝትንኪፍ ምክሪን ትምህርቲን
@dawitfkariy222
@dawitfkariy222 6 жыл бұрын
ያቆባ ሓወይ ብቀዳምነት ሰላምን ጢዕና ኣብ ደለካዮ ይምነየልካ ሰለቲ ተቅርቦ ሓሳባትካ ማራ ኢየ ዘመስግነካ ከቲ ኣብረሃም ኣፈርቂ ዝበሎ ኣተሓሳስባና ኢንተ ሃብቲሙ ወዩ ሽግርና ሽዑ ኣብቂዕዑ ግን ንመን ንጸርፍ ንመን ንኢድ ከ ይርዳኣንና ይከዉን በይናይ ቂንቃ ከ ንጻረፍ ኣለና መንከይስምዑ በዓልና ንበዓልና ኢና ኣብ ኩሉ ኩርናዕ ዓለም ዘለካ ብዛዕባ መጻኢካ ዘለካዮን ሕሰብ #
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 6 жыл бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ጹቡቕ ሓሳብ ሰብ ፋሕፋሕ ኢሉ ናይ ብሓቂ ካብ ኩሉ ጎሮሮኻ ከም ናይ በዓል የማነ ባርያ ኣብረሃም ኣፈወርቂ ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይሙኖ፡ኣጆኻ ኣኣብ ዘለናዮ ሰላምና ይብዛሕ ጡዕም ጌዜ ይምጸኣና ጸገምና ካብ ፈጣሪ ኢንበር ካብ ሰብ ኣይኮነን ስደትና ይሕጽሮ ኣብታ ጥዕምቲ ንፋስ ዓድና ክንምለስ ኣምላኽ ይሓግዘና።
@eriloveever9692
@eriloveever9692 6 жыл бұрын
ኣሜን (3) ናይ ብሓቂ ናብ መንገዲ ኣምላኽ እትመርሕ ምህርቲ አያ ኣጆኻ
@yhonalbegizew3865
@yhonalbegizew3865 6 жыл бұрын
Kbret yhabelna ahwatey bhaki meharit zanta eya kabzi nelaeli mekrkum ktlgsuna fetari yhagzkumu Amen
@yohanneshagos8470
@yohanneshagos8470 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉእ ሰብ ኢኻ ፡ ፈጣሪ ሓይሊ ይሃብካ ዝሓወይ ፡ እቲ ዝጋገስ ምዓስ ፈትዩ ከይኑ ፡ ሱርና ከይብተክስ ኣምላክ ብምሕረቱ ይትዓረቀና ።
@ዕጫድዩምንባር
@ዕጫድዩምንባር 4 жыл бұрын
ያቆበይ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ኣነስ ክገልጸካ ዓቕሚ ዝብሃል የብለይን ሰጉመለይ ኣይትታዓንቀፍ💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@yacobtesfalem5117
@yacobtesfalem5117 6 жыл бұрын
ያ ሰላም እንቃዕ ብሰላም መጸኻና ያቆባ ሓወይ ስለ'ቲ መሃርን መኻርን ሓሳባትካ ተካፍለና ምስጋናይ ወሰን የብሉን።
@yafeitteklehaymanot6905
@yafeitteklehaymanot6905 6 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ፍቁር ሓውና ያዕቆብ ቃልው ሂወት የስማዓልና እግዝኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልጎሎት ዘበንካ ይባርኻ
@ኣስወዲዓንሰባ
@ኣስወዲዓንሰባ 6 жыл бұрын
Xbuk mkri baba Teklom kbret yhabelna & Thanks yacob hawey
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 6 жыл бұрын
Welcome ያቆበይ በዓል ሰሑል ጎረሮ ክፉ ኣይንካህ ያቆበይ ውስጤ ነህ♥ የምር እግዚአብሔር መስተውኣል ይስጠን
@ሃግሬይዝበለተዘኪሩይነብር
@ሃግሬይዝበለተዘኪሩይነብር 6 жыл бұрын
ዋውውውውው ናይ ባሓቂ በሊሕ ኣቦ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ዓብይ ምክሪ ዩ የሕዋት ኩላትና ነንባዕልና ንፋቀር ንሕዋትና ከም ነብስና ነፍቅሮም በጃኩም ቡዙሕ ነገር ዩ ድባላሾ ዞሎ ኩላትኩም ዓበይቲን ሙሁራትን የሕዋት ገለ በልና ነበራያ ነበረ ክይንከውን ምክሩኩም ለግስልና so የቀንየልና ያቆብ ድማ
@genet3442
@genet3442 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ያቆበይ ከማካ ዝበለ ኩሉ ትዝከን ኪንደይ ምጠዓመ ዝግዜ❤❤❤
@samihailu2115
@samihailu2115 6 жыл бұрын
ያቆብ ሓወይ ናይ ባሓቂ ኣቦና ካኣ ኣጆካ ኩሉ ክሓልፍ አዪ ማዓስ ጥራይ አዩ አተ ሕቶ !!
@unitasefaw7858
@unitasefaw7858 6 жыл бұрын
Amlak yhagzka ab sirahka yakoba. Kemzi gerka rdeatna keyro pls Amen.
@siraksiku8186
@siraksiku8186 6 жыл бұрын
"Kab tehawickum tzareb hasibkumn mermirkumn terazebu" Kab hasikum tebaesu Haki tezaribkum atearku" lbi ztnkf kal eyu!!! Selamn ksanetn aab zelenayo yehwatey akakbo yfterelna. Amen
@gottsiehilfemir5919
@gottsiehilfemir5919 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ያቖበይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@kibromgebrekidan4570
@kibromgebrekidan4570 6 жыл бұрын
ሱር ኩሉ ኽፋኣትን ድኽነትን ድንቁርና እዩ ስለዚ ብዝካኣለካ ጥበብን ፍልጠትን ኣክብ ብሓቂ ጽብቅቲ ማሃሪትን ስነጽሑፍ ፍቅርን ሰላምን ንኹልና
@beriered2402
@beriered2402 6 жыл бұрын
ናይባሓቂ ምስትዉዓል ዘድልዮ ግዜ እዩ ያቆብ ዓቢ ሰብ
@robelfitsum9851
@robelfitsum9851 11 ай бұрын
Nay bhaki zeywedk zereba Ayrdeanan eyu ember knfato meat ena ❤❤
@yacobtesfamikael9112
@yacobtesfamikael9112 6 жыл бұрын
ምስዛ ወዲ ዘሎ ልቦና እግዛብሀር ይመልኣልካ ናይ ብሓቂ ለባም ሰብ ነዚ ተከሓሒዱ ዘሎ ልቢ ድቂ ሰባት ከምዚ ገርካ ናብ ልቡ ክምለስ ትገብሮ ዘለካ ኣስተምህሮ ብስም ኩሉ አርትራዊ የመስግነካ ቀጽሎ
@ሓሲብክሉዶፌሩዘይ
@ሓሲብክሉዶፌሩዘይ 6 жыл бұрын
ንፍቅሪ ንቃለስ ንፍቅሪ ንምበር ብልቢ ዓቢ ሰብ ኢዩ ጃኮበይ ዕድመን ጥዕናን ጥራሕ ይሃቦ
@yacobtesfamikael9112
@yacobtesfamikael9112 6 жыл бұрын
ታርዛን ምኩሕ ብድንግል ማርያም amen ናይ ብሓቂ ለባም ሰብ ልቢ ሰብ ዝትንክፍ ቃላት
@ይሩብበዓል
@ይሩብበዓል 5 жыл бұрын
Amen yekenelna yakoba
@ኣደጎይታይድንግልመኣርያም
@ኣደጎይታይድንግልመኣርያም 6 жыл бұрын
Yacoba jigna ajoka zhawey amlak yhagzka ❤❤
@eyobgebreluel3115
@eyobgebreluel3115 6 жыл бұрын
wellkocme yakobey abi sebe Amen amen amen
@Tsgenay
@Tsgenay 6 жыл бұрын
ያቆበይ እንቃዕ ሰላም መጻእካ፡ናይ ብሓቂ ምስትውዓል ዩ ዘድልዮ ዝጊዜ እግዚኣቢሄር ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይዓድለና
@michaelaraya8060
@michaelaraya8060 6 жыл бұрын
Tsgena ተስፋ ጽባሕ 'ዩ መቐረት ዓለም .des elni kalatki or kaltka .yehwat yacob dawit ena.emo eske yehwat nikun michale from canda and u?
@ከምሻሙ-ኸ9በ
@ከምሻሙ-ኸ9በ 6 жыл бұрын
Thanks you for ever my brother
@tekiabahta8509
@tekiabahta8509 6 жыл бұрын
Thank you Dawit Hawey
@arkobkobayent6797
@arkobkobayent6797 6 жыл бұрын
Thanks Jakob ablbna albi kulu semae yehdro
@shabbyxgaba7473
@shabbyxgaba7473 6 жыл бұрын
Thanks hawey natey nay behaki memhr
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 6 жыл бұрын
Thank you jakoba, libonan Hilnana Yhabena, Niwed Seb Hig Eyu Zihzo Emo Haqaf Hig Yifterelina Egzabhar, Love you Deki Erey Mis Klom 9 Biharat
@heyebdesta6133
@heyebdesta6133 6 жыл бұрын
ያቆብየ ዕድመን ጥዕናን ናዓካ
@medhaniealem5238
@medhaniealem5238 6 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ባባ ተኩሉም ኣበይ ዳ ጸንሕክም አዝ ኩሉ ገዜ አንዳከደ በፈላይ ንዙም ስነ ጥበብዊያን ነህዘቢ ከኑ
@arongebrezgi5059
@arongebrezgi5059 6 жыл бұрын
yakob hway ana hadi 1 takatataley natka eya kay admkuka khalf ay dalen ajka
@azmarinoazmarino7851
@azmarinoazmarino7851 6 жыл бұрын
Thanks habibi kemaka yebzehulna amen belu
@staycool.3476
@staycool.3476 6 жыл бұрын
What agreat Voice. I haven't Seen like you. I couldn't find any Word to thank you .I have to say only God bless you and your Service.
@ፍናንለዋህ
@ፍናንለዋህ 6 жыл бұрын
ያቆባ፡ ናይ በሓቂ ልብካ ዝትንክፍ ዛንታ ኢዩ !!!
@khaldkhald6979
@khaldkhald6979 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ሃናጽን መሓርን ስነ ሓሳብ ኢዩ ያቆብ ሓውና ቀጽሎ ኣይትሕመቅ ኣብ ልቢ ክሉ ሰማዒ ዝኣቱ ስነ ሓሳብ ኢዩ ኣምላክ ክኣ ኣብ ፍጻሜ የውዕለና የሕዋት
@abrhamisaac1783
@abrhamisaac1783 6 жыл бұрын
ያቆብ ሓወይ ናይ ብሓቂ በሊሕ ሰብ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ሓቢቢ
@amanilbey2577
@amanilbey2577 6 жыл бұрын
Wawww nay bhaki mharit zkonet mada mstwal eyu zdeli ezi terir gzie continue yackoba bro god blessed you
@filimonmenghs3060
@filimonmenghs3060 6 жыл бұрын
Thanks yaqob hawuna b taiemi xibuq tmhrti
@Seare200
@Seare200 Жыл бұрын
❤❤❤❤ ደጋጊመ ይሰምዖ ኣለኪ ዛንታ ናይ ያቆብ ብፍላይ እዛ ዛንታ
@beynlov5222
@beynlov5222 6 жыл бұрын
ኣታ ሓላል ያቆብ ስሚዒትካ ተንኪፉ ከተስተውዕል ትገብረካ ሓሳባት ኢካ ኣልዒልካ ናይ ባሓቂ ማሃሪት መልእኽቲ ኢያ እሞ ቀጽለሉ ንሕና ኻኣ ኮመት ላይክ ድልዋት ኢና
@ሕልናናይውሽጢሕጊእዩ-ጸ2ጰ
@ሕልናናይውሽጢሕጊእዩ-ጸ2ጰ 6 жыл бұрын
ያቆባ ተከታታሊ መደብካ አየ ናይ በሓቂ ኣዝዩ መሃርን ኣዘናጋዕን ዝኪነ መደብ እዪ ዘለካ ኣጆካ ቀጽሎ። በዓል ሓዳር አንተዘይ ኮንካ ስ ሓፍተይ መሃብኩካ ነረ ክክክክክክክክክ
@sebentayzeybel5793
@sebentayzeybel5793 6 жыл бұрын
ያቆብ ዳዊት ብሓቂ ዝድነቅ ስራሕ እዩ ትሰርሖ ኩሉ ቀጽሎ ቡዙሕ ቁምነገር እዩ ሰብ ካባኻ continue that
@eristar6409
@eristar6409 6 жыл бұрын
lbka ztnkf ewanawi xuhuf Thank u Yacoba.
@amanger4018
@amanger4018 Жыл бұрын
nay behakiu ab lbena yehedro yacobey 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tesfitzewengel2241
@tesfitzewengel2241 6 жыл бұрын
Yacob hawey selamn tinan neaka ykun bemjmera ! Qexile kibleka zdeli sileti zetefelaleye lbona zelewo tmrtka bteami eye zemesgneka :: ajoka qexlo deleytak bzuhat eya !!!
@mixedworld869
@mixedworld869 6 жыл бұрын
yokoba thank you z hawey, Amen aboy Marey
@godislove34
@godislove34 6 жыл бұрын
Well come yaqoba temue demxi btani lebam sebe Amlak yebarka hawey qexlo ika .behqi mestwal zedlyo gezie .Amlak mestwalun tebebun yeadlna nezi kegber qedus Feqad nai Amlak yekun so kemzi zelkyo nelali berte brother god bless you
@arsenalmangester5642
@arsenalmangester5642 6 жыл бұрын
Thanks thanks thanks 100.
@searemichael1790
@searemichael1790 6 жыл бұрын
ቀዳምነት ጥበብ ፍርሃት እግዛቢሄር እዩ፡ ናይ ምንባር ሜላ ካ ኣብኡ ኢዩ ዝጥርነፍ ፡ እታ ዝያዳ ዝመሰጠትኒ ሓረግ ። እቲ ዝብሃል ኩሉ ኢልካዮ ኢካ ከማካ ይብዝሑ ያቆብ ሓወይ ፡ ነቦና ተኹሎም ካኣ ዕድመ ጥዕናን ይሃበልና ኣምላኽ ።
@salihom
@salihom 6 жыл бұрын
Amen amen amen xbuk mkri aboy toklom
@הצגלבצחגןבבצ
@הצגלבצחגןבבצ 6 жыл бұрын
Wawwwwww ab lebna yhdreo xubuk zerba u edmn teanan yhabka yacob hawy
@godislove8828
@godislove8828 6 жыл бұрын
Ata eza channel mara enber enda meqeret tkeyd ala ymesleni💘 ነስተውዕለላ ዶ፡ንስማዓያ።👏💯%
@manuelmedia5251
@manuelmedia5251 6 жыл бұрын
Endi ne seb yedneqe eya emo gen kemaka yakob hawena ayreakun betami tenkafi xehuf eyu naye bahaki abexegam ina zelena ente nefaker da ertrawi sedetna endo mehaxere neru gen kabe hemak nabe hemak neguaze zelena!!!!! Endi yakobe hawena megelexi tebleyen betami eya zemsgeneka tanks
@samuelafewerki5650
@samuelafewerki5650 6 жыл бұрын
Nay bhaqi ata bal hlna ata mefqeri seb nay bhaqi ata lewha qodes qeni yhadirka nbna keti qerb mera ina hogsat🙏🙏
@asmietesfay2945
@asmietesfay2945 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen meharite tarike
@milligere4058
@milligere4058 6 жыл бұрын
woooo anes btaemi eye zednkeka yakob hawey hubun eye hawey bmkanka fetari da baelu mhret yewrdelna enber mennetka zexle gziye bexihne bzkone kexlo akaelo yhabka fetari
@ዮሩስሕብንቲጋልሰንዓፈፍቕ
@ዮሩስሕብንቲጋልሰንዓፈፍቕ 6 жыл бұрын
Welcom yacobey shikor bahaki mstwal. Zdeli gize wedey 🙌
@berhanefitsum8227
@berhanefitsum8227 6 жыл бұрын
ያቆብ ሓውና ናይ ብሓቂይ ብጽቅ ትረካ ዩ ማዕዳካ ምክርካን ኣይጸላእክዎን መሳጢይ ማሃርን ዩ ቀጽሎ፡ እንተ እታ ናይ ተቃወምቲይ ትብል ግን ነቶም ደገፍቲይ ናይ ህግደፍ እንተትምህረላ ምሓሽ ነይሩ ንስቶም ዮም ዝሓስሙና ዘለዉ እንበር ከስ ኣብ ዓድና ምንባር ተሓሪሙና ዝተስደድና ስባት ክንስና ሃገርና ህዝብና ጽብቅ ኣሎ ኣብ ዓድና ስላም ኣሎ እንዳበሉ ዝሽቅጡ ዝርለው ዓገብ ክትብሎ ኣሎካ፡ ኣብ ስራሕካ ኣስልጦ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ስላም ኣብ ናብራካ ድማ ፍቅሪይ ይምለየልካ
@okubiehabte4173
@okubiehabte4173 6 жыл бұрын
Thanks bro sleti mkrkan agelalxakan sdetna yehxro amlak yhagzena
@berekethabte940
@berekethabte940 6 жыл бұрын
ወል ዳን ዳዊት ያቆብ ሓውና ናይ ብሓቂ ልቢ ይሃበና √√√!!!
@yaredomarefanjakobdawit2013
@yaredomarefanjakobdawit2013 6 жыл бұрын
Yes yacobey kulu haki eyu gn amlak bmhretu lbna kefitu zhasb aemro yhabena ember entay knbl
@samitube5539
@samitube5539 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ያቆባ ሓወይ ኢዚ ትብሎ ዘለካ
@ahf7helen185
@ahf7helen185 6 жыл бұрын
Wedi Eri I only can say is just keep it going N ignore the negative ppl
@danivt-nr8rm
@danivt-nr8rm 6 жыл бұрын
በሓቂ በሓቂ ያቆብ ሃወይ ሉቡካ ዝትንኩፉ ማዑዳ አዩ ።
@ሃግሬይዝበለተዘኪሩይነብር
@ሃግሬይዝበለተዘኪሩይነብር 6 жыл бұрын
ዋውውው ጃዪ ከፍ ኣለኩም ሰላምን ጥዕናን ናኩም ሓባይብ I love you ያቖበይ ብጣዕሚ ደስ ትብል ጽሕፍቲ
@russommebrahtu9995
@russommebrahtu9995 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ichbinsoerina7362
@ichbinsoerina7362 6 жыл бұрын
Yacob 💯 yacob yacob 💯💯💯💯 Yacob ♥️♥️♥️♥️👑👑👑👑👑👑👑 Amen Amen Amen
@ruesomtombosa37
@ruesomtombosa37 6 жыл бұрын
Thanks zhaweyyy blbi enda amesgena ab srahka asalto nmne.
@tedroshabtu5170
@tedroshabtu5170 6 жыл бұрын
ብሓቂ "ምስትውዓል ዝድሊዮ ጊዜ" ረዚን መልእኽቲ
@meteratv8866
@meteratv8866 6 жыл бұрын
ያቆብ ሓውና ብታእሚ ጽቡቅ ኣጆካ ቀጽሎ።
@RobiHaile
@RobiHaile 6 жыл бұрын
Wow tesfa zhb thank you yakob hawna bless you🙏🙏🙏
@nguseberihu2744
@nguseberihu2744 6 жыл бұрын
Btami xbuk zereba eu nzestewkelu . Yakob hawna ka ajoka kexelo. Kulu melktika eziu eu tekami, mehari. Please go on
@bsratfsiha6765
@bsratfsiha6765 6 жыл бұрын
Nabhaki ablbka zshkai maida aboy yakob hawey kexlo thanks
@barierirasta6461
@barierirasta6461 6 жыл бұрын
Nay bhaki lebam zereba eiu Amlak yhagzeni anber zelekwos so thanks kbur seb
@habesha781
@habesha781 6 жыл бұрын
የቀነየልና ያቆባ ሓወይ ዘመናካ ይባረክ
@stmr489
@stmr489 6 жыл бұрын
xbuk tmhrti gen ezom natna si yesemu do tblom eka mejemerys mes semewa baae haqi eko eyu zeyelena abzi enehale xereba kbluka eyom esa gen 20 min aytgebren eya mesom mesana nebsey keywxsku anyway ayne lbonana yekfetelna tnx abi seb qexlo im proud of you.
@kefatlaa3873
@kefatlaa3873 6 жыл бұрын
Thanks for this advice
@mogosaregay
@mogosaregay Жыл бұрын
Nay be haqi yaqoba haweyy❤❤❤❤❤
@wedieri1957
@wedieri1957 6 жыл бұрын
አንቃዕ ድሓን መጻእካ ሓውና ያቆብ ኣጆካ ቀጽሎ
@niatg8813
@niatg8813 6 жыл бұрын
Yacob hawey mejemerta btami ye demesgneka kexile Ane si nayzi kulu ERITREAWI hawey/haftey khsab keleku beka kab Lbey ye dhazn ybeki ka Ne Amlakey ka ylmno sle Hzbka Mhretka habena ybil beka Anes deywda Fkri Hzbeyn Hagereyn aleni Bdeyafelalay ye defkrekum nekulikum Gn Ahwatey Wegenatey Bejakum kulina eske Hade nekun 🇪🇷✝️☪️🇪🇷👆👈 kulina ka Nabti Hade Amlak/Rebi Nelemn🙏❤️🙏 Love you deki Erena ❤️🙏 Thanks
@selamewerahwa5394
@selamewerahwa5394 6 жыл бұрын
nay bhaki
@rutahailemichael7738
@rutahailemichael7738 6 жыл бұрын
Thanks yacob hawey ደስ ዝብል ዩ ተቅርቦ መደብ አዝዩ መሃሪ ስለዝኾነ ከጽሎ ኣጆኻ በርትዖ 👍
@arsemasemere2744
@arsemasemere2744 6 жыл бұрын
Amen amen amen yekeniyelna
@majusolomon2615
@majusolomon2615 6 жыл бұрын
wwwwwww yacob hawey wela hanti rieto zeynla blxti zanta eya kbzi kulu srhatka ezia fetiyay
@Biniam456
@Biniam456 6 жыл бұрын
ንቀዳምነት ስለ ኩሉ አትገብኦ ምውቅ ሰላምታካ ሰላምታይ ይብጻህካ። ንስካ ኩሉ መዳብካን ልሳንካ ሃሳብካ ኮታ ኩሉ አትሰዶ መደባትካ ትርጉም ምንባር ዝቅይር ወይ ከኣ ፍቅሪ ዝምህር ኡዩ፥ ስለዚ ናቦና ተክሉ ስለ ምክሪ ዝለገስሉን ክብረት ይሃበልና ።ንኣካ ካኣ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሃልካ። የከንየልና ከጽሎ ኣጆካ ንፋአ። ካብ ቢኒ ሃውካ😍🇪🇷⛪🛫
@haderazefqerekeybdel3980
@haderazefqerekeybdel3980 6 жыл бұрын
Well come yackob jigna wedi tom jeganu nay bhaki mekarn mehsritn qexlo ajoka
Counter-Strike 2 - Новый кс. Cтарый я
13:10
Marmok
Рет қаралды 2,8 МЛН
БОЙКАЛАР| bayGUYS | 27 шығарылым
28:49
bayGUYS
Рет қаралды 1,1 МЛН
GIANT Gummy Worm #shorts
0:42
Mr DegrEE
Рет қаралды 152 МЛН
JayoTruth- ንስኪ ኩኒ(DIARY STORY) BY YACOB DAWIT.
15:02
Jayo Truth
Рет қаралды 24 М.
Counter-Strike 2 - Новый кс. Cтарый я
13:10
Marmok
Рет қаралды 2,8 МЛН