ማሰን መልቀስን ትግርኛ 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 29,131

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

Күн бұрын

Пікірлер: 48
@hagosmkem5468
@hagosmkem5468 3 жыл бұрын
ይቀነልና መምህረይ! አዚ ማሰስ አንተ ተረኽቡ ወላ መዓልታዊ አንተ ተቅርበልና ደስ ምስ በለኒ"❤❤
@MesfinTsehaye-g8g
@MesfinTsehaye-g8g 8 ай бұрын
Wonderful! You are an intelligent person.& thank you.
@mehreteabtesfalidet8129
@mehreteabtesfalidet8129 3 жыл бұрын
ሰላም ወሰናይ መኮነን! ጽቡቅ! እግዚኣብሔር ይባርካ።ኣባ ምሕረተኣብ
@hawshaiteritrea4995
@hawshaiteritrea4995 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ መ/ም መኮነን ተስፋይ ። እንተ ተካኢሉ ናይ ማሰኛ ገርየሱስ ሸፉ(ዓዲለጂ) እባ ኣስማዓና
@ghideysamuel4325
@ghideysamuel4325 2 жыл бұрын
ባህልና ግሩም ባህልናስ ንዘለኣለም ይንበር።
@dendandendan2091
@dendandendan2091 3 жыл бұрын
you are working relentlessly to reviving the culture and transferring the intelligence of our great great grand father to the new generation, you deserve respect and recognition. keep up the good job.
@jhonetekle5836
@jhonetekle5836 3 жыл бұрын
Edmentrnan iihabka fetRi
@abdatsaeed1747
@abdatsaeed1747 3 жыл бұрын
መርሓባ ሞኬ ሓውና እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ንብለካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ቀጽሎ ሞኬ ሓወይ
@tesfaldetkidane8167
@tesfaldetkidane8167 3 жыл бұрын
ግርም ወግዒ ዐዶቦና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ንከታተለካ ኣለና ኣብጎንኻ ኣሎና ካባና እትደልዮ ሕተት ርኸብ ኣትስኣን ቀጽሎ
@Josi-y7g
@Josi-y7g Жыл бұрын
Betami eiu aglalxaka dmxka kaf zhbni klot gen yxykuwo eyomu kexelo memhrey please admen tanan yhbka 🙏🏻❤️
@eseyteteste8808
@eseyteteste8808 3 жыл бұрын
ጽብቅ ቐጽሎ
@merathetewahdo2539
@merathetewahdo2539 3 жыл бұрын
Welcome my father plzz do more of this video's 🤲🏾
@msgnanguse6069
@msgnanguse6069 3 жыл бұрын
Thanks memhr
@estifnail1705
@estifnail1705 3 жыл бұрын
wawwwwwww bahlna tiuem
@samimisghina
@samimisghina 3 жыл бұрын
Good job moka
@hintsazerai6226
@hintsazerai6226 3 жыл бұрын
Kem wetru belux memhir mekonnen.
@tesfukibreab1852
@tesfukibreab1852 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@ተስፋ-ኀ7የ
@ተስፋ-ኀ7የ 3 жыл бұрын
Thanks 🙏
@tekleberhane2841
@tekleberhane2841 Жыл бұрын
Ajoka bertieka srah anbesa eka nska
@ablelmisgun8437
@ablelmisgun8437 2 жыл бұрын
Aboy agafari kitchen rest in peace.
@merytes514
@merytes514 3 жыл бұрын
Kemakas abey kon yfter ykewn yhsbeni tm ele
@VipVip-mo9qp
@VipVip-mo9qp 3 жыл бұрын
merhaba memhr mekonen btaemi xbuq medeb ay tdenguyena dea
@ዓለምገዛክራይ-ዘ1ቐ
@ዓለምገዛክራይ-ዘ1ቐ 3 жыл бұрын
yekeniyelna memhr
@tekleberhane2841
@tekleberhane2841 Жыл бұрын
Anabbaka des kbleka
@tesfalemtesfu9391
@tesfalemtesfu9391 3 жыл бұрын
ካብ እሰራኤል።
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 3 жыл бұрын
Sey Ata Ezom Abotatnas Mezena Albo Abana bxhu senu Alazbo Ite Mase iski naqobo Irakiblu Alazbo Btami Mokonn tesfay nbahlnan kibrtatnan mzntawka azaka tdnki imo Qexlo so idmen tinan yhabka
@abebaessak845
@abebaessak845 3 жыл бұрын
🇪🇷♥️🇪🇷💕🇪🇷♥️
@yahaysberhe7476
@yahaysberhe7476 3 жыл бұрын
Bahki tefekna bdhan mxaxa kndagmo ena nwal nerna
@tesfalemtesfu9391
@tesfalemtesfu9391 3 жыл бұрын
ሰላም መምህር ዝተረሳዓ መልቀሰ 4 ኣዋርሕ ጌረን፣፣ ናይ ባሻይ ኣብራሃ መድህን ዘኾሎ፣ ናይ ባሻይ ገበረማርያም ሳህሉ መደረ፣ ማሰኞ ኪዳነ ቐሺ ተሰፋላሰ(ብእዱ ጨፋ ብተሰፋኣለም ወዲ ባሻይ፣፣፣ ብመምህር ነጋሲ ወዲ ቀሺ ፣፣፣፣ ሽመጆነቶት ብሰነይ ይቕረታ።
@MosaicBahli
@MosaicBahli 3 жыл бұрын
ሰላም ተስፋኣለም ከመይ ትኸውን? ዝበልካየን መልቀስ ኣይተረሳዓን። ብድሕሪት ስለዝተቐድሓየን። ኣብታ 2ይቲ ክፋል ሰፊረን። ጽባሕ ረቡዕ ክትሰምዐን ኢኻ ኣብታ 2ይቲ ክፋል።
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 жыл бұрын
Mai weynin hadidan abey awraja ab Eritrea pls?
@kefalihabte5398
@kefalihabte5398 3 жыл бұрын
Ab awraja akolo gzay yrkeba hadada mereta sebene, may weyni ka dwkidgna eyen
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 жыл бұрын
@@kefalihabte5398 thx u🙏🏽❤️
@muluehadish9146
@muluehadish9146 3 жыл бұрын
Abey Krkeb ykeal nay masse mexhafti?
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 2 жыл бұрын
ማህረጃን ኢዩ
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 Жыл бұрын
ከም ናይ ኣቦታትና ክእለትን ጥበብን ደጊምካ ዝርከብ ኣይኮነን።
@hintsazerai6226
@hintsazerai6226 3 жыл бұрын
Telbna akbierka nezi masse memxaeka yemsgenka. Entkone ab Israel abey kenrekiba nkeil eza mexhafka.
@beyenearaya5617
@beyenearaya5617 3 жыл бұрын
Tell them the truth ,there is not more than Aghame Tgray Deiveful thank less identify.
@dendandendan2091
@dendandendan2091 3 жыл бұрын
just learn how to write and transferring your message, if you have a story to tell , you can do, unless other wise go back to school and learn how to express your understanding , then come back here.
@hanibalhadgu2069
@hanibalhadgu2069 3 жыл бұрын
እዚ ታሪክ ኩሉ ናይ እርትራ ኩሉ ናይ ኣከለጉዛይ ጥራይ ገርካዮ ኩሉ ጊዘ ናይ ኣኮለጉዛይ ማሰ መልቀስ ታሪክ ጥራይ ተምጽእ ባዓል ሓማሰን ሰራየ ዓንሰባ ጋሽ ባርካ ከ በዚ ኣዛራርባካን ኣጋላልጻካን ሓሳብካን እቲ ታሪክ ተቅርቦን ኣብ ሓደ ኣውራጃ ኣየትግበሮ ወላ ኣኮለጉዛይ ተኮንካ እንበር ርእስካ ኣስራሓዮ ቁሩብ
@MosaicBahli
@MosaicBahli 3 жыл бұрын
ዝኸበርካ ሃኒባል ርእይቶኻ ቅቡልዩ፡ እንተኾነ ቅድሚ ፍርዲ ምሃብካ ስለምንታይ ናይ ኣከለጉዛይ በዚሑ ዝብል ሕቶ ከተልዕል ይግባኣካ። ማሰ ብብዝሒ ልዕሊ 90% እንተበልኩውን ዘጋነንኩ ኣይመስለንን ኣብ ኣከለጉዛይ ጥራሕዩ ቀጺሉ። እቲ ምኽንያት ከኣ ማሰን መልቀስ ኣብ ሕብረተሰብና ኣፈላላይ የምጽእ ኣሎ ኣብ ሃብታማት ጥራሕዩ ዘተኩር ወዘተ ብዝብል ምኽንያት መራሕቲ ሃይማኖትን ሹማምንትን ንኽተርፍ ብዙሕ ተቓሊሶም በዚ ኸኣ ኣብ ሓማሰን ብዝበለጸ ኣብ ሰራየውን ብኸፊል ተዓዊቶሙሉ ዳርጋ ማሰኛታትን መላቐስትን ብዙሕ ኣይፈረዩን። በዚ። ከኣ ኣብ ኣከለጉዛይ ብብዝሒ ቀጺሉ። ኣብ ኣከለጉዛይውን ከባቢ ደቀምሓረ ከም ሰንዓፈን ዓዲ ቐይሕን ኣይኮነን ብዝሖም። ይትረፍ ኣነ ብውልቀይ ብተገዳስነት ጥራሕ ኣብ ዝምህረሉ ዝነበርኩ ሰገነይትን ከባቢኡን ተዘዋዊረ ዝ ኣከብኩዎ ሰለሞን ጸሃየ ኣብ ዘዳለዎ መጽሓፍ 600 ገጽ ዘለዎ እንትርፎ ይፍጠር ገብረሚካኤል ካብ ትግራይ፡ ተወልደ መዓሾን ብርሃነ ዓዲ ኩቡሎን ካብ ሰራየ ካልኦት ኩሎም ካብ ሓደ ኣውራጃዮም ኣብ መእተዊውን ብርዱእ ምኽንያት ማሰ ኣብ ኣከለጉዛይ ኣዚዩ ጽዑቕ ኣብ ካልእ ግን ስሕው ዝበለ ኮይኑየ ረኺበዮ ኢሉሎ። ስለዚ በዚ ተረዳኣዮ። ኣብዚ ቻነል ናይ ኣቶ ተወልደ መዓሾ 4 ክፋል ኣሎ ሃሰስ በሎ። ናይ ይፍጠር ገብረሚካኤውን ኣለካ ፈትሾ፡ ደጉዓ ትግራይን ሓማሰንንውን ኣለካ ፈትሾ። ካልእ ብወገንካ ትፈልጦ ማሰን መልቀስን እንተሎ ናይ ዝረኸብካዮ ከባቢ ክትሰደለይ ትኽእል ኢኻ ከንብቦውን ድሉውየ። የቐንየለይ።
@T.Michael-e1k
@T.Michael-e1k 3 жыл бұрын
ዝተጻሕፈ ታሪክ ኣብቶም ካልኦት ወይ ትፈልጦ እንተ ኣለካ ስደደሉ ከንብበልካ።ስለምንታይ ናይ ኣከሉጉዛይ ጥራይ ትብል ምባልካ ግን ናይ ኣከለጉዛይ ክብርታት ታሪክ ስለ ዝኮነ ጥራይ እዩ።
@hanibalhadgu2069
@hanibalhadgu2069 3 жыл бұрын
@@MosaicBahli ኣነ እኮ ናይ ነዊሕ ዓመት ተከታተሊ ናይ እዛ መደብ ተቅርባ እየ ደስ እሊኒ እየ ካኣ ዝማሃር ግና ካባካ ፈሊጠ ዘይ ኮንኩ ሲ ከም ዝርዳኣኒ እርትራ ሲ ብባህሊን ታሪክን ሃፍታም ሃገር እያ ኣማቃሪሕካ ምምጻእ ነቲ ተዓዛቢ ደስ እብሎ እዩ በቲ ሓደ ወገን ካኣ ታሪክ ኣቦታቱን ኣቦሓጎታቱን እማሃርን እፈልጥን ካኣ ብዝኮነ ግና ጹቡቅ መደብ ኢካ ተቅርበልና ቆጽሎ ኩላትና መንእሰያት ባህልናን መንነትናን ኣጽኒዕና ክንሕዝን ከንፈልጥን መታን የቀነለይ ስለ ተገዲስካ ምምላስካን
@alwayshopeful2614
@alwayshopeful2614 3 жыл бұрын
@@hanibalhadgu2069 ጽቡቅ ኣለኻ ኣነ ዉን ከም ናትካ ርኢቶ'ዩ ዘለኒ ግን ሎምን ቀደምን በበይኑ'ዩ ቀደም ኣዉራጃ ከምዚ ናይሎሚ ዓይነት ኣጠማምታ ኣይነበሮን ንኣብነት ኣብ ሓደ እዋን ኩላ ኤርትራ ሓማሴን ትብሃል ኔራ ኣብቲ ህዝቢ ዝመጸ ተጻብኦታት ኣይነበረን ኩሉ ታሪኽ ትግርኛ ስለዝኾነ ብምፍልላይ ኣይትርኣዮ ሓፈሻዊ ግን ኣብ ባህሊ ትግርኛ ብፍላይ ክኣ ናይቲ ዝፈልጦ ከባቢ ማለት ሓማሴን ኣብ ዓንሰባ፡ ሰሓርትን፡ሎጎጭዋን ዋጣ ማሰኛን ኣይፍቶን'ዩ ሓሜን'ዩ ዝብሃል ኔሩ።
@beyenearaya5617
@beyenearaya5617 3 жыл бұрын
It is a perfect slogans of Weyane Tigrayanism,.Death,Deceive ,Lie & unworthiness.a Shame of Weyane Greatest Tigray,Tell them the truth , Tigray lost the Juice of Life.
@dendandendan2091
@dendandendan2091 3 жыл бұрын
you mud what are you talking about, this is about oral story nothing to do with what you talking .
@MesfinTsehaye-g8g
@MesfinTsehaye-g8g 8 ай бұрын
I CAN BUY ONE OF YOUR BOOKS OF THIS KIND.
@MosaicBahli
@MosaicBahli 8 ай бұрын
Check www.semayat.com
ማሰን መልቀስን ትግርኛ ቀዳማይ ክፋል
11:41
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН
ኣዘናጋዕቲ ሕቶታት ኣብ ጎደናታት ኣስመራ
26:08
Fnan App Infotech
Рет қаралды 52 М.
ሰለሙን ጸሃየ part 2
34:39
Hordata Media
Рет қаралды 130 М.
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН