መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, July 1st, 2023

  Рет қаралды 20,307

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 30
@tsehaineshberhane6279
@tsehaineshberhane6279 Жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ♥🇪🇷🇪🇷♥🙏♥🇪🇷🇪🇷♥
@senait4255
@senait4255 Жыл бұрын
Wow wow wow ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ ‼️‼️
@HAREGU1
@HAREGU1 Жыл бұрын
Deki Eri shikornatat 💯👍👍👍❤️🇪🇷❤️
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 Жыл бұрын
❤❤❤መርሓባ መርሓባ መርሓባ❤❤❤ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@Adulistube89
@Adulistube89 Жыл бұрын
Welcome back selman abe
@bereketamharaybereketamhar3135
@bereketamharaybereketamhar3135 Жыл бұрын
Denden smart boy I like you
@TESFITMHTSUNLOVEERI
@TESFITMHTSUNLOVEERI Жыл бұрын
Welcome medeb melsi ab mesmer ❤
@adhanomabrha3860
@adhanomabrha3860 Жыл бұрын
ሰላም ደቂ ኤረ
@kibreabrussom2564
@kibreabrussom2564 Жыл бұрын
ሰላም ደቂ ሪመይ እዛ መደብ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ሓንቲ ግን ኣብዚ ናይ ሎሚ ሕቶታት ዘይተዋሓጠትለይ ሕቶ ኣላ ብናሕሲ ዝፈለጥ ጎቦ ኔፓል ከይትከዉን ይብል እሞ ተመሊስኩም ድሕስስ ኣቢልኩም ንጹርን ጹጽይ ሓባሬታ ይጽበ ካብ ጀርመን
@jossykennedy7406
@jossykennedy7406 Жыл бұрын
sle aman dyu esayas dyu akribwo ezi htotat?
@ghergshmebrhatu3066
@ghergshmebrhatu3066 Жыл бұрын
Selam adalewti medeb abza nay Holland axewa nederland eya wey dima hollandska eya tibhal. Pollaska nay porlande eu enta zeytegagye
@ابراهيمآدم-ر5و
@ابراهيمآدم-ر5و Жыл бұрын
❤❤❤❤🥰
@tesfamichaelmebrahtom9489
@tesfamichaelmebrahtom9489 Жыл бұрын
Medeb Ab Mesmer kab Asemera
@yemanemogos9463
@yemanemogos9463 Жыл бұрын
Candle
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Жыл бұрын
❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉 Sabia Sabia Ikalo Nikemete
@Seysey770
@Seysey770 Жыл бұрын
nwedikeren hasikayo sma felitwa endu.
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Жыл бұрын
Haicaica tarekena icab woerky alemiena yebelies nwoeldo nhiezb eritreAN🇪🇷✍🏼📜 nenbeb meniseyna nwoericaw tarikena🇪🇷✍🏼📜degagmna nbubo
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
መልሲ ኣብ መስመር! @Eri-TV ❤️👍👌
@kibreabrussom2564
@kibreabrussom2564 Жыл бұрын
ምሳሕን ድራርን ክክክክክክ
@thesprinter7644
@thesprinter7644 Жыл бұрын
Nay daniel 2016 aykonen deu deki abeyti
@yemanemogos9463
@yemanemogos9463 Жыл бұрын
16/2/1990
@yemanemogos9463
@yemanemogos9463 Жыл бұрын
20023
@yemanemogos9463
@yemanemogos9463 Жыл бұрын
Pollish
@yemanemogos9463
@yemanemogos9463 Жыл бұрын
Hiroshima
@adhanomabrha3860
@adhanomabrha3860 Жыл бұрын
እዋይ ቀዲሞምኒ
@mensuradem2031
@mensuradem2031 Жыл бұрын
Polsh eyom zblwa polska aykonen 😮
@AfricanPolitics1
@AfricanPolitics1 Жыл бұрын
ንምንታይ ጎስጓስ "ለውጢ ስርዓት ኣብ ኤርትራ" ብሲ.ኣይ.ኤ? ስለምንታይከ ሕጂ? ንወያነ ከም መሳርሒ ተጠቒምካ ብቐጻሊ ናይ ኲናት ስግኣት ብምፍጣር ንቁጠባ ኤርትራ ጅሆ ንምሓዝ ኣብ ዝግበር ጻዕሪ ስራሕ ኣመሪካ/ምዕራብ እንታይ ከምዝነበረ ብሩህ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ 2020 ወያነ ብኣሜሪካ ተደፋፊኡ ኣንጻር ኤርትራን ኢትዮጵያን ኲናት ምስ ጀመረ፣ ኤርትራ ድሕሪ 30 ዓመት ንወያነ ብምጥፋእ ነቲ ዝነበረ ናይ ልእላውነት ስጋኣት መዛዘሚ ጌራትሉ።ኤርትራ ብኡ ንብኡ ትኹረታ ካብ ምሕላው ልኡላውነታን ስግኣት ኩናት ወያነን ናብ ቁጠባዊ ምዕባለ ኣሰጋጊራቶ። እዚ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምብጻሕ ኤርትራ ናብ ቻይናን ሩስያን ክርአ ይከኣል። እዚ ምብጻሕ እዚ ንኣሜሪካ ከም ኣብ ራእሱ ዝተሃርመ ተመን ከንፈርፍራ ይርአ ኣሎ። ኣብዚ ቅንያት እዚ ንኤርትራ ናብ ናይ ነብሰ ምክልኻልን ምሕላው ልኡላውነትን ኩነት ንምምላስ ብሲኣይኤ ንሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ስግኣት ንምፍጣር ዝግበር ፈተነ ንርኢ ኣለና። እዚ ስጉምቲ'ዚ ዉዱቕን ተስፋ ዝቖረጸን ጎስጓስ "ለውጢ ስርዓት ኣብ ኤርትራ" ብዝብል ስም ዝካየድ ዘሎ ኮይኑ ኣብዚ ግዜ'ዚ ድማ መሊሶም ነታ ኣብ ኣፈፌት ሞት ዘላ ወያነ ንውግእ ክጥቀሙላ መሪጾም ኣለዉ። ከምኡ'ውን ብፍሉይ ኣብ ዲያስፖራ ዝርከቡ ደገፍቲ ወያነ፣ ገለ ቅልውላው መንነት ዘለዎም ኤርትራውያን፣ ብጸቢብ ትሕተ-ሃገራዊ ኣውራጃዊ መንነት ዝሳቐዩ ኤርትራውያን፣ ነቶም መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ግዜ ኲናት ንሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣብ ሓደጋ ኣውዲቆም ኢሉ ስጉምቲ ዝወሰደሎም ዉልቀ ሰባት፡ ካብ ኣውራጃኦምን ወይ ሃይማኖቶምን ስለዝኾኑ በቲ ዝተወስደ ስጉምቲ ዘሓመሙ ሰብ ጸቢብ ኣእምሮ፣ ብውልቅን ብጉጅለን ዝተጠርነፉ ኤርትራውያን መሲሎም ሰብ ዘጋግዩ ተጋሩ ከም ብርጌድ ንሓመዱ(ኣድጊ ንሓመዱ) ኣብቲ ኣንጻር ኤርትራን መንግስታን ብ ሲኣይኤ ተጠጅኡ ዘሎ እዉጅ ኩናት ከም ዝሳተፉ ይግበር ኣሎ። እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ጉጅለታት ብኣሜሪካ ዝምርሑን ዝምወሉን ኮይኖም ብውልቂ ብሲኣይኤ ኣብ ትሕቲ ዶክተር ማይክል ሩቢን(ሲኣይኤ)፣ ዳን ኮነል(ሲኣይኤ)፣ ፕሮፌሰር ጆን ያንግ(ሲኣይኤ)፣ ማርቲን ፕላውት(MI16፣ ዘይወግዓዊ ልኡኽ ሲኣይኤ)፣ዱክ በርብሪጅ(ሲኣይኤ)፣ ፕሮፌሰር ሚርያም ቫን ራይዘን(ዘይወግዓዊት ልእኽቲ ሲኣይኤ) ዝምራሕ እዩ። ወፍሪ "ስርዓት ለውጢ ኣብ ኤርትራ" ክካየድ ተመሪጽሉ ዘሎ ግዜ ኮነ ኢልካ ምኻኑን፣ ኤርትራ ናብ ናይ ምክልኻል ኩነት ክትምለስን ቁጠባዊ ንጥፈታታ ደው ከተብልን ንምግዳድ ኮነ ተባሂሉ ዝተመርጸ እዩ። እዚ ንኣሜሪካ ዓቢ ኣገዳስነት ኣለዎ ምኽንያቱ ኤርትራ ደው እንተዘይኣቢሎማ ኣብ ቁጠባዊ ዕብየት ንብዙሓት ብሰንኪ ምትእትታውን ኣሰንካሊ ረዲኤትን ግዳይ ምዝመዛ ኣመሪካን ምዕራባውያንን ኮይነን ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብነት ናጽነትን ልኡላዊ ውሽጣውን ናይ ወጻእን ፖሊሲታት ክትከውን እያ። እዚ ድማ እቲ ኣሜሪካን ሃገራት ምዕራብን ኣብ ኣፍሪቃ ፈጺመን ክርእየኦ ዘይደልያ ንረብሐኣን ዘየገልግል መንገዲ ሙኻኑ ክስመረሉ የድሊ። ስለዚ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ዲያስፖራ ኣንጻር ኤርትራን ኤርትራውነትን ዝካየድ ዘሎ ምንቅስቓሳት ብጥንቃቐ ክዕዘቦን ከጽንዕን ይግባእ። ገለ ጉጅለታት ብስም ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ብግልጺ ኣንጻር ኤርትራን ልኡላውነታን፡ ምስ ወያነ ወጊኖም ይሰርሑ ከምዘለዉ ምጥቃስ ኣገዳሲ እዩ። እቶም ዝተረፉ ድማ ንሰብኣዊ መሰላት ኤርትራውያን ዝሰርሑ ተመሲሎም ሓቀኛ መንነቶም ብምሕባእ ብሽም ኤርትራውያን ዝሽቅጡ ናይ ሓሶት ተሓለቅቲ እዮም። ኣብዚ ሕጂ እዋን ደገፍቲ ኣንጻር ተቓወምቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝብል ሕቶ የለን። እቲ ጉዳይ ብዛዕባ ልኡላውነት ኤርትራን ሃገራዊ ድሕነትን ኤርትራን ኤርትራውነትን ኢዩ። ኩሎም ኤርትራውያን ርእይቶኦም ብዘየገድስ ተጠርኒፎም፡ ነቶም ልኡላውነት ኤርትራ ኣብ ሕቶ ምልክት ንምእታው ዝተዋፈሩ ባዕዳውያንን ካሕዳማት ኤርትራውያን ንምቅላዕ ክሰርሕ ኣለዎ። እዞም ኣንጻር ኤርትራን ልእላውነታን ደው ኢሎም ዘለዉ " ኤርትራውያን" ኢና በሃልቲ ድማ እቶም ቀንዲ ጸላእትና ንሳቶም ምኻኖም ምግንዛብ የድሊ። ኣብ ዲያስፖራ ዝርከቡ ኤርትራውያን ተኣኪቦም ነዚ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዝግበር ዘሎ ወፍሪ ኣንጻር ኤርትራዊ መንነት ንምግጣም ስትራተጂ ከውጽኡ ይግባእ። እዚ ህሞት’ዚ ትግሃትን ዕላማ ዝሓትት’ኳ እንተኾነ፡ ኣብ መወዳእታ ግን እዚ ወፍሪ’ዚ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ናይ መጀመርታ ይኹን ናይ መወዳእታ ኣይኮነን። ኤርትራውያን ሓቢርና ክንገጥሞን ክንስዕሮን ኢና። ምኽንያቱ ንኤርትራ ንምምብርካኽ ዝእከቡ ጉጅለታት፣ ብዙሓት ካብኣቶም ነንሕድሕዶም ዘይቃደዉ ዕላማታት ዝሓዙን ንሓድሕዶም ክፈላለዩን ክበኣሱን ነዊሕ ዘይወስደሎም ስለ ዝኮኑ። መንግስቲ ኤርትራ’ውን ነዚ እኩይ ዕላማታት ናይቲ ሓድሽ ዝተወደበ ጉጅለ ብምቅላዕ ህዝቢ ከም ዝነቅሓሉን ኹሉ ኤርትራዊ ብኸመይ ክገጥሞ ከምዘለዎ ንምሕባርን ዝከኣሎ ጻዕሪ ክገብር ኣለዎ።
@SamsomSemere
@SamsomSemere Жыл бұрын
10 11ለካቲት ኢያ ማሳዋ አብ ትሕቲ ቁፅጽር አትያ
@SamsomSemere
@SamsomSemere Жыл бұрын
ሺማን ሺም አባአንዶ ይብል አሎ ኢዩ ኢቲ ሕቶ ቅሳነት ኢንተሊካ ምሉእ መልሲ ኢዩ መሊስልካ ኢስኻ ግን ሽማን ሽም አባአን ኢልካዮ ደርቢሽካዮ
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, July 8, 2023
42:13
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 22 М.
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, June 24, 2023
41:23
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 26 М.
When mom gets home, but you're in rollerblades.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 137 МЛН
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
00:56
A4
Рет қаралды 25 МЛН
ዕላል ምስ ቴድሮስ ምስ መናእስሰይ
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 90
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, May 28, 2022
43:17
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 46 М.
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, August 19, 2023
43:27
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, July 15, 2023
37:55
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 18 М.
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, August 6, 2022
44:28