KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ሓይሊ አምላኽ ዘይብሉ ሪቫይቫል ፡ ሪቫይቫል አይኮነን!! ነቲ ናይ በሓቂ ሪቫይቫል ንለምን!!
1:00:23
ተስፋይ ብዓይኒ መርፍእ ዝድለ ዘሎ ሰብዩ josias denden
38:37
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
家庭版踩气球挑战,妈妈竟然什么也没得到#funny #宝宝 #萌娃 #comedy
01:04
Қайрат Нұртас - Не істедің (Cover) Roza Zergerli - İstedim
02:53
መልሲ ንሓው ፍናን ገ/ትንሳኤ !! Fnan App info Tech አምላኽ ብኸመይን መዓስንዩ ዝዛረብ?
Рет қаралды 2,728
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 2,5 М.
ሶሎ ሜድያ ንሓቂ !! Solo Media For Truth !!
Күн бұрын
Пікірлер: 36
@የሱስጎይታኢዩ
2 күн бұрын
ተባረኽ ብሩኽ ሰብ
@ghideymedhanie1706
3 күн бұрын
Tebarek
@MaranataTv
2 күн бұрын
ጽቡቕ መልሲ ሰሌ ሓወይ ዘመንካ ይባረኽ
@solomondebesay5542
2 күн бұрын
@@MaranataTv አሜን ሞጌ ሓወይ ብሩኽ🙏🙏
@nebietomichael556
4 күн бұрын
ሰላም ወሰናይ ሐው ሶሎሙን ጎይታ ይባርካ ብጣዕሚ ሃናጺ መልሲ ንኹልና አብሪህካልና ጎይታ ይባርካ we love you and happy New Year to you and your wonderful family 🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@solomondebesay5542
4 күн бұрын
@@nebietomichael556 ነብያት ሓፍተይ አምላኽ ዘመንኪ ይባርኽ🙏🙏
@FHaile-yf4ub
4 күн бұрын
Thank you for your service Solo hawna! GBU!🙏🏽
@solomondebesay5542
4 күн бұрын
@@FHaile-yf4ub ፌቡ ሓፍተይ ፡ አምላኽ ዘመንኪ ይባርኽ ክብርቲ ሓፍተይ!!
@TebirhTewelde
4 күн бұрын
Yizaerb yu ewe yuzaereb ewe❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BirhaneTesfamarym
5 күн бұрын
ቃል አምላክ ሓቂ እያ። ሓቂ ድማ ትልበስ እያ። ሰሌ ድማ ካብ ሓቂ ርሒቅካ ቃል አምላክ ዘይብሎ ፖለቲካዊ አጀንዳ እዩ ፡እቲ ሓቂ ትብሎ። ተመሊስካ ንቃል አምላክ መርምሮ አብ ጽልኢ ሓቂ የላን። ንስኻ ከአ ጸላኢ መንግስታት ምድሪ ኢኻ ዘሎኻ። እታ ሓቅን ፍትሕን ትብል ጭርሮሖኻ ቅንዕቲ አይኮነትን።
@solomondebesay5542
4 күн бұрын
ዘመንካ ይባረኽ ብርሂን ሓወይ። ንዓማፂ መንግስቲ ዓማፂ ምባል ጌጋ ድዩ? መንግስቲ ኤርትራ ዓማፂዶ አይኮነን?
@solomondebesay5542
4 күн бұрын
ብርሂን ሓወይ ፡ ክርስትያን ዲኻ? መፅሓፍ ቅዱስ ተንብብ ዲኻ? አብ መፅሓፍ ቅዱስ ነቶም ዓመፀኛታት መራሕቲ ፡ ዓመፀኛታት አይበሎምን ድዩ? ንምሳሌ ንእስራኤል እኳ ጠላም ከዳዕ ዓመፀኛ ኢሉ አይፀውዕን ድዩ? ፀዊዕዋ እባ። እሞ መፅሓፍ ቅዱስ ናይ ፍቕሪ መፅሓፍ ቅዱስ አይኮነንዶ ትብል? መንግስቲ ኤርትራ ፈቖዶ ስደት ከርተት ዘበለካ ዓመፀኛ መንግስቲዶ አይኮነን? ነዚ ፅቡቕ መንግስቲ ኢለ ክሕሱ ዲኻ ደሊኻኒ?
@edenkidane1625
Күн бұрын
@@solomondebesay5542ዓማጺ እንተኾይኑ ትጽልየሉ እንበር አይትራገምን ወይ ክመዉት እዩ አይበሃልን
@solomondebesay5542
Күн бұрын
@@edenkidane1625 ክመውትዩ ኢለ ድየ?
@solomondebesay5542
Күн бұрын
@@edenkidane1625 አብ ሃገርና ኮይንኪ ዘይትፅልይሉ? ንምንታይ ሃዲምኪ?
@teweldebrhanabreha1293
4 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና
@solomondebesay5542
4 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ ተወሊዲኖ ሓወይ!! ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንዓኻን ንቤተሰብካን?
@nkulusenay157
3 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@sabatesfamariam6022
4 күн бұрын
God bless you 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@solomondebesay5542
4 күн бұрын
@@sabatesfamariam6022 አምላኽ ዘመንኪ ይባርኽ ሳባ ሓፍተይ🙏🙏
@elimos9910
4 күн бұрын
Haw Solomon nay behaki qunue seb ike GBU
@solomondebesay5542
4 күн бұрын
@@elimos9910 ክቡር ሓው/ ሓፍቲ ፡ አምላኸወ ዘመንኩም ይባርኽ🙏🙏
@atekurobebmedayu4999
4 күн бұрын
Nice sele
@daveabraha3274
4 күн бұрын
ወንጌል ዮሐንስ 10 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ¹⁴ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ። ነባጊዔይ እፈልጠን እተን ኣባጊዔይውን ይፈልጣኒ እየን። ¹⁵ ከምቲ ኣቦ ንኣይ ዚፈልጠኒ፡ ኣነውን ነቦ እፈልጦ እየ። ንነፍሰይ ከኣ በጃ እተን ኣባጊዕ ኤሕልፋ። ¹⁶ ካብዚ መጓሰ እዚ ዘይኰና ኻልኦት ኣባጊዕውን ኣለዋኒ። ንኣታተን ድማ ከምጽኤን እየ፡ ቃለይውን ኪሰምዓ እየን። ሓደ መጓሰ ኪዀና እየን ጓሳኤንውን ሓደ።
@solomondebesay5542
4 күн бұрын
@@daveabraha3274 አሜን ዴቭ ሓወይ🙏🙏
@nahomtekeste5060
3 күн бұрын
Hasewit
@edenkidane1625
Күн бұрын
ንጴጥሮስ እኮ ቃል ብቃል እዩ ነጊርዎ እሞ እቲ ዘይኮነ ዝትንብዩ እሞ ዘይኮነ ንምንታይ ይቅሬታ ዘይሐትሉ ይገርመና አሎ
@solomondebesay5542
Күн бұрын
@@edenkidane1625 ተጋግዮም!! ብሓቂ ይገርመናሎ። ድፍረትዩ
@efyabrha9839
4 күн бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ሕጻን ቆልዓ ናይ 10ይ ክፍሊ ነጊርካዮ ክርድኦ ኣይኽእል እቲ ሕቶ እዞም ነብያት ኢና ዝብሉ ሲ ናይ ድኻታት ከንዘብ ዝእክቡ እበር ተነበይይቲ ኣይኮኑን ተነቢና እተኢሎም ከኣ ናይ ሓደ ሰብ ስም ክሳብ ኣቡሓጉኣ ጸዊዖም፡ኣነ ነቢ ኢየ ኢዮም ዝብሉ ስለዚ ንስካ እቲ ሓቀኛ ነቢ ረኺብካዮ ዶ ወይስ ብሕጂ ኢኻ ክትረኽቦ እቲ ሓቀኛ ነቢ ናኣብነት ብዙሓት ኣመነቲ ቤንጠ ነቢ ኢዩ እዳበሉ ዝስዕብዎም ሓሰውቲ ነብያት ኣለዉ ነዞም ሓሰውቲ ነብይታ ብምኽታሎም ዋጋ ዶ ኣየኸፍሎምን ሓጥያት ዶ ኣይኾኖምን ብኸመይ ክፈልጡ ይኽእሉ ሓሳውን ሓቅኛን ነቢ ከምዘሎ
@solomondebesay5542
3 күн бұрын
@@efyabrha9839 ኤፊ ሓወይ እታ ሕቶ ፍናን ዝሓተታ ፡ እግዚ አብሄር ከምዚ ኢሉ ተዛሪቡኒ አነ ድማ ከምዚ ኢለ መሊሰሉ ይብሉ። እግዚአብሄር ብዙሕ እንተ ፀሊና ድዩ ዝዛረብ? መዓስን ብኸመይን ይዛረብ? ትብል ሕቶ እየ መሊሰ። ናብታ ናትካ ሕቶ ክምለስ ኤፉ ሃወይ!! አምላኽ ንቤተ ክርስትያን ነብያት ሃዋርያት ጓሶት መመሃራንን ዎንጌላውያንን ሃበ ስለ ዝብል ፡ አብ ዘመንና አለዊ። መብዛሕትኦም መደናገርቲ እዮም ይብል። እዚ ግን አብ ጴንጠ ጥራይ ዘይኮነስ አብ ኦርቶዶክስ ካቶሊክ ኮታ ኩሉ እምነት ፅቡቕ አለዎ ሕማቕ አለዎ
@teklehailu6924
4 күн бұрын
ሰሎሞን ሓወይ እዚአሲኢኢኢ???????
@solomondebesay5542
4 күн бұрын
@@teklehailu6924 ሓሳብካ ሃብ ተኽሊኖ ሓወይ ክቡር ሰብ🙏🙏
@sunrise3179
4 күн бұрын
ንስኻ ኸኣ ሓድሽ ጦንቋላይ ኢኻ.... ካብ ጦንቋላይ ናብ ጦንቋላይ ዝማሓላለፍ ደንቆሮ ሕብረተሰብ'ዩ ናህና..መሕዘኒ
@daveabraha3274
4 күн бұрын
Dmxi amlak ksemei zdeli naygdn begie amlak kewn dma alewo
@solomondebesay5542
4 күн бұрын
@@daveabraha3274 ሓቂ ክቡር ሓወይ🙏🙏
@solomondebesay5542
4 күн бұрын
@@daveabraha3274 ዴቭ ሓወይ ክቡር ሰብ፡ አምላኽ ነባጊዑ ይዛረብ ፡ ድምፁ ከአ ይሰምዓ። ንዘይተለወጡ ቀተልቲ ሰብ ከም በዓል ሳውል ፡ ቅድሚ ጳውሎስ ሙኻኑ ድማ ይዛረብ። ግብ 9፡4 ናብ ምድሪውን ወደቐ፡ ሳውል፡ ሳውል፡ ንምንታይ እትሰጐኒ፧ ዚብል ድምጺ ኸኣ ሰምዔ።
1:00:23
ሓይሊ አምላኽ ዘይብሉ ሪቫይቫል ፡ ሪቫይቫል አይኮነን!! ነቲ ናይ በሓቂ ሪቫይቫል ንለምን!!
ሶሎ ሜድያ ንሓቂ !! Solo Media For Truth !!
Рет қаралды 1,6 М.
38:37
ተስፋይ ብዓይኒ መርፍእ ዝድለ ዘሎ ሰብዩ josias denden
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 63 М.
00:19
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 6 МЛН
36:55
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН
01:04
家庭版踩气球挑战,妈妈竟然什么也没得到#funny #宝宝 #萌娃 #comedy
搞笑爸爸带俩娃
Рет қаралды 10 МЛН
02:53
Қайрат Нұртас - Не істедің (Cover) Roza Zergerli - İstedim
Kairat Nurtas
Рет қаралды 3 МЛН
12:26
🔴Dadi & Mami ተቃሊዑ | ሞኒካ ንሄለን ተስፋይ | eritrean movie
KALEB TV
Рет қаралды 119
2:18:38
AWH Eritrea Live #25010 መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ :ወዲ ትካቦ : በየነ ገረዝጊሀር 07.01.2025
Alena Walta Hager
Рет қаралды 49 М.
22:30
ስለምንታይ ብዙሕ ሰብ ዝስዕቦም?
Aklilu H.michael
Рет қаралды 40 М.
2:35:33
ደገፍቲ ህግደፍ ሰብ ክኾኑ ደልዮም ፥ ከምዚ ኩኑ ኢና ዝበልና
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 37 М.
2:08:07
ቃ/መ ምስ ኣብ ኤርትራ መርማሪ ኣብ ዓላ 17 ዝነበረ| ብዛዕባ 26 ኣብ ሓደ ጋህሲ ዝተቀብሩ
ERIPM
Рет қаралды 32 М.
9:17
ንሓው አቤል ክንዲ ዝእርምዎስ ፡ ይጣበቑሉ አለው!! ንሱ ድማ የሽካዕልል!!
ሶሎ ሜድያ ንሓቂ !! Solo Media For Truth !!
Рет қаралды 3 М.
23:22
''ግብረ መልሲ ን መልሲ ኣወል ስዒድ ፣ ቅንዕና ዝጎዶሎ መአረምታ ብዛዕባ ፍትሃ ነገስት '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 23 М.
21:14
ነቲ አብ ኤርትራ አንፀላልዩ ዝነበረ ውግእ 365 መዓልታት ፀሊና ኢና ደው አቢልናዪ ዝብል ሃዋርያሲ ነዚ አብ እስራኤል ፡ ፍልስጤም ዩክረይን ራሻ ዘሎኸ?
ሶሎ ሜድያ ንሓቂ !! Solo Media For Truth !!
Рет қаралды 1,4 М.
51:07
ድንቅ ልጆች በድጋሚ ተጀምሯል! #ድንቅልጆች #eshetumelese #donkeytube #dinklejoch #ገና #christmas
Donkey Tube
Рет қаралды 360 М.
11:08
ዋላ ክንሽለመካ ውረድ ፤ ካብ ሰራዊት ሻዕቢያ ፈሊና ኣይንሪኦን ፤ ሪኢቶ ህዝቢ Kramat gallery | like & share 6 January 2025
Kramat ክራማት Gallery
Рет қаралды 21 М.
00:19
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 6 МЛН