መታን ክትህብትም ኣረኣእያኻ ኣስተኻኽል

  Рет қаралды 4,615

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

Күн бұрын

ወዲ ሰብ ካብ ፈጣሪ ዝተዋህቦ ዝተፈላለየ ትዕድልቲ ኣለዎ። ብዓይነት ክፈላለ ድኣ ይኽእል እምበር ኩሉ ሰብ ግን ዓቢ ጸጋን ትዕድልቲን ኣለዎ። ንኣብነት መብዛሕትኡ ሰብ ናይ ምርእይ ትዕድልቲ ኣለዎ። ነቲ ዝረኣዮ ናይ ምትርጓም ግን ትዕድልቲ ዘይኮነ ብልሓት'ዩ።
ኣብ ህይወት ኩሉ ሰብ መዓልታዊ ምስ ብዙሓት ነገራት ይራኸብ፣ ነቲ ዘጋጠሞ ከኣ ብዝተፈላለየ መገዲ ይትርጉሞ። ሓንቲ ኣጋጣሚት ንክልተ ሰባት እንተኣጋጢማ፣ ክልቲኦም ብዝተፈላለየ ኣገባብ ይትርጉምዋ። እዚ ትርጉም ከኣ ዝተፈላለየ ውጽኢት ይህብ።
ኣብ ናይ ሎሚ ቪድዮ "መታን ክትህብትም ኣረኣእያኻ ኣስተኻኽል" ብዝብል ኣርእስቲ ትሕዝቶ ሒዘ መጺአ ኣለኹ፣ ሰናይ ምክትታል።

Пікірлер: 44
@user-jp3up5ym7x
@user-jp3up5ym7x 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ልቦና ንዘለዎ ሂወት ዝቅይር ትምህርቲ እዩ ቀፅለሎ ::
@MikiTeame
@MikiTeame 11 ай бұрын
Thanks more teacher akile
@Tesfatkebos
@Tesfatkebos 11 ай бұрын
ጽቡቕ ትምህርቲ ኣኽሊሉ ሓውና፡ የቕንየልና ቀጽሎ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉
@mussiegebreyouhans8288
@mussiegebreyouhans8288 11 ай бұрын
ኣኪለ ብኣብነት ጌርካ ስለ ትምህር መደብካ ኣዝዩ መሳጢ ኢዩ
@SolinaZeray
@SolinaZeray 6 ай бұрын
Good Thanks
@warsaytekeste3149
@warsaytekeste3149 11 ай бұрын
ብሱል ሓሳብ እዩ ሓውና ብዙሕ ከነስተኻኽሎ ዘለና ኣተሓሳስባ ኢኻ ነጊርካና ይቀንየልና 🎉
@user-uz1ei6vj5u
@user-uz1ei6vj5u 4 ай бұрын
Good work.....
@zenawimehari4857
@zenawimehari4857 11 ай бұрын
Akile hawey bthbena hanaxi zkone mekriy btami Eya zednqeka bzaba Sydafrika 🇿🇦 Eba gele belna bisonens kjmir hji yhasib aleku .
@wediasmara8462
@wediasmara8462 11 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@siemkudus355
@siemkudus355 11 ай бұрын
Thank you. Akile
@jordina7769
@jordina7769 11 ай бұрын
Magical adviser, am not businesses person, but i like it the way u explained. ኢንድያስ ከተማታታ ከይተረፈ ኢካ ትፈልጦ, አከባቢ ደቀምሐረ ዘለዋ ነናአሽቱ ገጠራት መነመን ይባሃላ እንተ ዝብለካ ግን አይምፈለጥካዬን. ግን እንተ ድአ guru, ትከታተል ኮይንካ ናይ ግድን እዩ. ተጠንቀቅ fake guru ከምዘለው. ጠንቆልቲ መናፍስቲ ዘዛራርቡ ወዘተ.... ብወገነይ አይፈትዎምን እየ. አጆካ አዚካ ንፋዕ, መስተውዓሊ, ብጉቡእ ድማ ኢካ መልእክትካ ተማሐላልፍ. Keep it up, God bless
@zetamful
@zetamful 11 ай бұрын
Helpful information thanks
@godispowergodispower6970
@godispowergodispower6970 11 ай бұрын
ኣኪለ Bro ቡዙሕ ክንጽበ ኢና ካባኻ NB ሓደራኻ ከምዛ ዘለካያ ቀጽል ምኽንያቱ ኩሉ ሰብ ብጽቡቅ እዩ ዝመጽእ ድሕሪ ግዜ ግን ኣይግድን
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 11 ай бұрын
ንዝሃብካኒ ርእይቶ ብልቢ የመስግን። ኣምላክ ይሓግዝ። ንሞራል ናይ ተዓዘብቲ ውን የቐንየለይ
@negashghebremariam7258
@negashghebremariam7258 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍❤️❤️❤️
@CheerfulSheathDress-cl9ky
@CheerfulSheathDress-cl9ky 4 ай бұрын
Haki bhaki
@betelihembetaboyeya.9366
@betelihembetaboyeya.9366 11 ай бұрын
ጽቡቅ ምክሪ እዩ የቀንየልና ።
@binyamkiflay837
@binyamkiflay837 11 ай бұрын
Thankyou teacher
@teklemarimbekit116
@teklemarimbekit116 11 ай бұрын
እታ መሰረታዊት ትመህርቲ ናይ,ዛ ዛንታ ክትዓቢ እንተ ኴንካ ሽግር ምስ መጸ ብኸመይ ትፈትሖ ስለ ዚ ካብዛ ዛንታ ከይወጻእና ንረኽቦ ትምህርቲ መወዳእታ የብሉን።
@user_291_eritrean
@user_291_eritrean 11 ай бұрын
ኣኪለ ሓውና ጽቡቅ መደብ
@user-cf1hl6nl9b
@user-cf1hl6nl9b 11 ай бұрын
ብሓቂ በቲ እትገብሮ ሕበረተሰብ ንምንቃሕ ዓበይቲ ጻዕርታ ናቤል ናይ ሕብረተሰብን ይግብኣካ ኢዩ። የቐኔለይ ካባኻ ብዙሕ ከሲበን ብዙሕ ይኸስብን ኣለኹ መምህር ኣኽሊሉ ክቡር ሓወይ።
@Noh07
@Noh07 11 ай бұрын
Keeping up bro💪👌
@mekseb456
@mekseb456 11 ай бұрын
Akile bhaqi memhr habesha eika,gn mhdera nay genzeb btaemi haxar ya degimka tetserhalna des mbeleni yednqeka ye❤❤❤❤❤
@FinanMehari-wv2pi
@FinanMehari-wv2pi 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ እዚኣ ታሪክ 2 ቆልዑ ቅድምሕጂ ኣብ ናይ ማርታ እርምያስ ሰምዕያ ነር ግን ሕጂ ዝያዳ ተርዳኣትኒ ግን ኣብ ሊብያ ኮይንካ እንታይ ክትገብር ትክእል
@Maryamey
@Maryamey 11 ай бұрын
Thank you !!!
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 11 ай бұрын
You're welcome!
@fruit5920
@fruit5920 11 ай бұрын
@tesfazgihagos143
@tesfazgihagos143 11 ай бұрын
Good evening, the story was good but If the two friends were completed their school and one employed and another was stared business. It was great .but according to the story undermine the value of education in business.
@tedroskibrom6494
@tedroskibrom6494 11 ай бұрын
You raised excellent points Akile, thank you so much. ብዛዕባ ናይ ባንክ ለቃሕን ከመይ ገይርካ ርብሕ ዝበለ ገንዘብ ትልቃሕ እሞ ኣብ መዓላ ኣውዒልካ ክምለሰሉ ዝክእል መንገድታት ወይ ከኣ ገለ ፍልይ ዝበለ ሓሳብ ነቲ business ideas ትሓስቦ ናይ ኣብ ግብሪ ከተውዕለሉ ትክእል መንገዲ ገለ እንተትብለና።
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 11 ай бұрын
ሓደ መዓልቲ ብዛዕባዚ ኣርእስቲ ሒዘ ክመጽእ እየ። ንርእይቶኻ ብልቢ የመስግን
@tedroskibrom6494
@tedroskibrom6494 11 ай бұрын
Thank you, I will be waiting @@aklilu.Hmichael
@empower764
@empower764 11 ай бұрын
The background light is very high
@wedieray
@wedieray 11 ай бұрын
😂😂❤❤❤ይገርም እዩ 🎉🎉ኣኪለ ሓውና ብለስዩ
@RobelFilao
@RobelFilao 11 ай бұрын
@ShewitRaei
@ShewitRaei 11 ай бұрын
Thank you so much akile
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 11 ай бұрын
You are very welcome
@tekasegen
@tekasegen 11 ай бұрын
Nay Mhdera eba degimka bzsefha adalwelna bmejemerta gn kulu tekrbo zeleka medebat btami xubuk
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 11 ай бұрын
Okay, kemu kgebr eye
@user_291_eritrean
@user_291_eritrean 11 ай бұрын
Akile brother can you teach us how to take Notes.....
@user-pu6bo3es2u
@user-pu6bo3es2u 11 ай бұрын
እዞም ናይ ደገ ብሓባር ወይ ብክልተ ብሰለስተ ኮይኖም ዘይ ሰርሑ ወይ ብሓባር ምስራሕ ዘይደልዩ ምኽንያት ክነግረካ እምነት ኣብ ነንሕድሕዶም ኣጥፊኦሞ እዮም።ነንሕድሕዳ ክትባላዕ እያ ትውዕል ኣብዚ ደገ።እዚ እዩ እቲ ጠንቂ ከምቲ ኣብ ሃገርና ዝነብርናዮ ኣይኮናን ዘለና ናይዚ ጠንቂ ድማ ቡዙሕ እዩ ሓደ እቲ ፖለቲካ ዝብልዎ እዩ።ኩሉ እንዳ ኣተዎ ዝፈልጥን ዘይፈልጥን።ዓሊትነት ኣማዕቢሉ።ማስ ሜድያ ርእሱ ኣባላሽዎ እዩ።
@becomei
@becomei 11 ай бұрын
ክላ ግደፈና
@lemlemtareke1700
@lemlemtareke1700 11 ай бұрын
Akile kem wetru bulex hasab
@brhanetesfom3461
@brhanetesfom3461 11 ай бұрын
Xbuq meglexi yu yeqenielna
ንሰብ ኣብ ግርጭት ብኸመይ ትስዕሮ?
18:34
Aklilu H.michael
Рет қаралды 1 М.
ጠንቂ ናይ ውድቀትካ መን'ዩ?
10:12
Aklilu H.michael
Рет қаралды 4,8 М.
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 16 МЛН
Electric Flying Bird with Hanging Wire Automatic for Ceiling Parrot
00:15
Violet Beauregarde Doll🫐
00:58
PIRANKA
Рет қаралды 53 МЛН
رازت فاش شد میخکوب میشی وقتی رازتو میگم😱🔥
37:14
dehkadehfall فال سونیا
Рет қаралды 6 М.
ሰባት ከይጸልኡኻ! 10 ዓበይቲ ምስጢራት
18:45
Aklilu H.michael
Рет қаралды 23 М.